ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ምስጋና ይገባችሀል በአግዘብሄር ታገኙታላችሁ
ማርያም ጽዮን ተኮሊዓ 🎉🕊✝️⛪️👑☔️🙏🏼😇👏
እንታይ ኢለ ክፅሕፍ ቃል ሲኢነ 😢😢😢 ኣምላኽ ይሓግዝኪ በሉኒ የሕዋት ናኩል ግዘ ሓሳበይ ኣረጋዊያን ምሕጋዝ ዩ 😢😢 ኣምላኸይ ኣግዘኒ🙏 የሕዋተይ መዓረይ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጭን ይግበሮ🙏❤❤❤
ያረቢ አይ የኢቶጲያ ነገር እናቶችን ያለጣሪ አሰቀሩብን ለወበራቸው ሲሉ ያማል😢😢😢
ነቶም ካብ ዘፃኢ ሃገራት ሓገዝ ዝለኣኹ ብሩኻት ተጋሩን ኤርትራውያን፣ ነቶም ብጉልበቶም ዝሓጠዙን ንዓኻ ንመምህር ፀጋይን ልዑል እግዚኣብሄር ዋጋ እቲ ፅቡቅ ሥራሕኩም ይኽፈልኩም።
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃበኩምኣሕዋተይ ኤርትራውያን ና ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም❤️💛💙💙
ጸጋውን ያልበስህ የድንግል ማርያም ልጅ መርዳት ባልችልም መልካም ለሚሰሩት አበረታታለህ❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ከምዚ ዝበለ ብርሃን እውን አሎ ክብርን ምስገናን ንቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሉዑል ጎይታ🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤
ዓስቡኩም እግዚአብሔር ይክፈልኩም እዞም ኣሕዋተይ ❤መዓረይ ❤
እግዚአብሔር ዕድመን ጥኢናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ:: ኣቱም ፍቅሪ ህዝቢ:- ልብኹም ብሓልዮት ህዝቡኹም ዝተመላእኹም: ከመይ ጌርና ክነመስግነኩም:: ናይ መረዳድኢ ድርጅት ከፊትኩም ነቲ ሓገዝ ንዘድልዮ ኩሉ ክተብፅሑ ንላቦ:: መናእሰያትና ቀፅሉሉ:: ኣተሓባብሩና:: ነቲ ቅዱስ ስራሕኩም ክንሕወሶ ኢና:: ከምዙይ እናሰርራኩም ኣርእዩና:: እማማ አብርሀተይ እንቅዋዕ ባህ በለክን::
ሰናይ ሓወየ
Kndey kon teadilkum abzi kemzi bota ktrkeb abzi chekan zemen
መምህረይ መግለፂ የብሉን ስራሕካ ንስካ ስለ ዘቃላሕካዮ እዩ ፀገሞም ተቀሪፉ
ንወሃቢ ይሃቦ ተባረኩ ዞምሓተይ ብርሃን ይኩን ናብራኩም እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ቃል ሲኢነ ንዓኩም ዝገልፅዋ😢😢በስመአብ ኣምላኬ ሆይ😢
ኣሰይ ኤልልልልል ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን 🙏🙏🙏🙏❤️🌹🌹🌹🌹🍒
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ብርሃን ተዓደሉ ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏
እፍፍፍ ካብ ብክያት ናብ ሓጎስ 😢😢 ለከ ሰብ እዩ ሰቡካ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከእልኪም ኩልኪም ገበርቲ ሰናይ መምህር ፀጋይ ሓወይ ክንደይ ክፍኢ ግዲ ኡካ ትውፅኡ አለካ ብስምኣብ እረ ብሓጎስ እውን ትነብዕ ኡካ😢😢
Medhanialem aboy edmen tenan yehabkum ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ🌿🌿🌿🌿💖💖👏👏👏💖💖🌿🌿🥰🥰✅
እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ
ብሓቂ ብሓቂ ገዳም ይቱብ አትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽለሉ አግዛብሄር ኣምላኽ ድማ ዓስብኻ ይኽፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ከማኻ ዝበለ የብዘሐዮ ❤️😍🙏ኩላትኩም ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም አግዛብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏
አሜንንንሰ
ኣሰይ ደስ ክብል ተመሰገን ኣደዋኒ እንኳዕ ደስ በለክን ብዝዎፀኦ ይተከኘልኩም❤❤❤❤❤
ብሓቂ ክንደይ ደስስስስ ይብል ዓስቢ ካብ ኣምላክ እዩሞ ዓስብኩም ኣብቲ ሰመያዊ እዮርሳምም ይፅናሕኩም ብዝወፀ ኣምላክ ይተክእልኩም ምንም እንዛረቦ ቃል የብልናን እቲ ዓስቢ ዝህብ ኣምላክ ስለ ዝኮነ ❤
God bless you guys ❤❤❤❤ from 🇪🇷
Eshelat Tigray medhanialem naysirhkum yihabkum edme mis tiena yihabkum
ጸግሸይ ሰናይ ስራሓኻ መግለጺ ሲኢነሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና❤ብዙሕ ስራሓቲ ድማ ከምትሰርሕ እምነተይ እዩ,ኣብዚ ሰናይ ስራሓ ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ዓስብኩም የሃብኩም❤
አሰይይይ እግዚኣቢሔር አምላክ ሓይሉኩም ሓይሉ ሓጭን የግበረልኩም ናተሓጎስኩም ንበሩ 💗🙏
ገንዘብ ዝሃብኩም ብጉልበትኩም ዝሰራሕኩም ሰብ አብልዕሊ መሬት እንከሎ ኽገብሮ ዝግባእ ስራሕ ሰሪሕኹም እግዝአብሔር ብኹሉ ይባርኽኩም ትግራይና ሰላም ይግበረልና
ፀጋ እግዚአብሔር ከመይ ዓዲልኩም ከምዘሎ ክሐሰቦ ከለኹ ቅዱስ ቅንኢ አለኒ ተባረኹ አምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏
አምላክ ካብ ኩፉኡ ይሓልኩም ተባረኩ ብዝወፀ ይተከእልኩም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ንኩልኩም ገበርቲ ሰናይ 🙏
ኣምላኬ ሆይ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ካብ መከራ ይኣክለካ በሎም ኣሕዋተይ በእግዚአብሔር ርከብዎ❤❤❤❤❤❤❤
ሓይልኩም ሓይሊ ሓጭን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣትም ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብክም ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️🙏
እሰም አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር ተመሰገን ጸጋኡ ያብዘሕልኩም ክቡራተይ ላሃቡኩም ያነብርኩም❤
አግዚአብሔር ኣምላኽ ዓሰብኩም ይሃበኩም ኣሕዋተይ ኤርትራዉያን ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም 🙏🙏🙏
Aseyyy hiwetkum kuli gize brhan ykun 🙏🙏🙏
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ብርካት 🙏🙏🙏🙏
ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኩን እሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤⛪️
እግዚአብሔር ይሐግዝኩም ተባረኩ ንበሩ ጌታ የፅልልኩም አሕዋተይ ።
ደቀይ መዓረይ ኣምላክ ይርዳእኹም፣ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።
Egziabeher amlka yakeberachew bewunat wagachum isu yekafelachew
Amlak edmey tenay yhabku zmo ahwatey ketslulu ❤❤❤❤❤
አቤት መታ ድል አብ ከምዙይ ዓይነት በረከት ለታስተፌ አሕዋት😢😢😢እግዚአብሔር አምላክ ውስኩ ይብኩም❤❤❤
O amlake betetwom teblom 😢😢😢nabhqi egzabher hlkum yxneyo bezwxe ytklkum kebrate🙏🙏🙏
Zom yhwatey eigizabher amlak asbkum ykfelekum❤❤❤
እሰይይይ አልልልልልልልልል ተመሰገን ተበረክ ኣሓወትይ 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
Nwehabti abzihu yhabkum bzwete ytekalkum naka ewen edmen tenan yhabka zhawey
God bless you all for the humanitarian work you are doing
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏😍🥰
ቃል የብለይ ንሓገዝትን ንአገልትን እግዚአብሔር የሀብኩም❤❤❤
ብጣዕሚ ቁድስ ለከነ ስረሠሕ እዩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿
እድሜና ጤና ይስጣችሁ ❤❤❤❤
ዓስብኩም መድኒአለም አቦይ ይክፍልኩም አሕዋተይ አቱም ዝመጸወትኩም ዶሞ ብዝወጸ ዕፂፊይ ገይሩ ይተከአልኩም አሕዋተይ ማዓሪይ
ቃል የብለይ ንሓገዝትን ንአገልትን እግዚአብሔር የሀብኩም❤
ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዓስብኹም እግዝኣብሄር ይኽፈልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንበሩልና ❤️🙏
ብሓቂ ታዓዲልኩም አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብዚ ዝተሳተፍኩም ኩልኹም አሕዋትና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ተባረክ ዝሓወይ❤
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣታዮ መግለፂ ሲኢነል ኩም እንታይ ኢለ ከም ዝገልፀኩም ጠፊእኒ😢😢😢😢😢 እግዛኣብሄር ይባርኸኩም እልልልልል ፀግሸይ ተባረኽ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ንዘሃበ የሃቦ
ዓዉይ እጀራይሃብክ ፈጣሪይ ሓሳብልብክሞ ይስሞረልክሞ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ዓሰብኩም ይክፈልኩም ኣሕዋተይ❤
Tebareku❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓይልኩምን ጉልበትኩምን ቅርሽኩምንን ይባረክ❤❤❤❤
ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዐደሉኩም እሕዋተይ❤❤
Ezgabihr amlak asbkum yhabkum❤❤❤❤❤
ብለውፃእኽምዎ ይተከአልኽም ❤ሰናይ ስራሕ❤ ልነብስኻ እዩ😢❤❤ባሓቂ ኽብረቱ የብዘሐልኽም😢😢❤❤😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ገንዘብኩም እናተባረከ ይሕደር ኣብ ዓመደ ወርቀ ይጸሓፍልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሂወትኩም ብርሃን ይኩን ክብራተይ❤😘 👏
ብሓቂ ካብ መጠን ንላዓል ሓጎስ ንባዓት መፅእኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ስላምን ፍቅረን ይሃብኩም🙏እቶሞ መንፈሳዊን አባታት ዘመረት መምህራን ዘይስረሕዎ ስራሕ እኩም ትስረሑ ዘለኩም☝
ማርያም ጽዮን ተኮሊዓ❤❤👏👏👏👏
ንኩለኩም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማኣረይ❤
እልልልልልልልልልልል😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤
መድኃኒአለም ባዕሉ ዘውጻእክምዎ ይተከአልኩም ምሕረቱ ይልኣኸሉ ንሓውናውን ኣሰይይ ሰናይ ነገር ክትገብ ከላ ዛነብስናስ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ናብዚ የብቃዓኒ ፈጣሪ🥺
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልኩም ብሩካተይ ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል💖💖🙏🙏🙏
Biziwetse yitekaelikum ahiwatey hayilikum hayili Hatsin yigiberelikum 🙏🙏🙏
Oh my gosh you guys are amazing ❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ሰላም የርደልና የውርደልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
መምህ እግዚአብሔር ይባርካ❤ እዞም ሰራህተኛታት ድማ መድሀኒት ግነፅጉ ተለው አፎም ትዝሸፍኑ ፅቡቅ እዩ ኤረ ኩሎም ሰራህተኛታትው ትትሸፉኑ ንጢኢነኦም ፅብቅዩ መሸፈኒ ንጢኢነኦም❤
ተመስገን አምላኬ ክለ ዝትገብርዎ ሰናይ ስራሕ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም አቱም ብጉልበት ብገንዘብን ዝትሕግዙ ክብራት አሕዋተይ በረከተ ስጋ በረከተ ነብሲ ይግበረልኩም /ክን ጉልበትኩም ይባረክ
ብሓቂ❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ዘመንኩም ሂወትኩም ይባርክ ብስም ጎይታናን መድሐኒናን የሱስ ክርስቶስ አሜን አሜን ብሩክካት ኢኹም
ብዙወፀ ዩተከአሉኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤
እግዛብሔር ይባርኩም ዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ👏🙏
Egzabher amlak asbukum yhabkum kuburat yehwatey ❤❤❤
ተዓልኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ዓሰብኩም ይክፈልኩም❤😢ብሓጎሰ እውን ትነብዕ እካ ብሰማኣብ ተዓድልኩምመድህኒኣተም ኣቦይ ሓሳብ ልበኹም የሰምረልኩም መፃኣኩም ብርሃን ይክን ብገንዘብ ዝሓገዝኩም ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተካልኡም❤ ከማድ ድኩም ተሓግሰኩም ብተሕግሰቲ ነብዕብኩም😢
ፈጣሪ ባዓሉ ዕብዪ እጀራ ይፍጠረልክም ይሕዋተይ👏👏😢😢
እግዚአብሔር ይባርኩኩም እዞም አሕዋተይ🙏
እሰይ ተመስገን 🙏🙏🙏🙏ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም አሕዋተይ
Agzabher newih admen tananyhabkum ahwayey marey 1000amet nberulna mantan nana ktamena❤❤
እዋይ ቃልየብለይን ንዓኹም ንምግላፅ አሕዋተይ ተባረኹ ኽፉእ አይብፃሕኹም😢😢😢
እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ 😢❤❤❤
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኹሙ 🙏🙏🙏
Temesghen adey sihiken tehagusen dereayeni fetari I am so happy! Ghirmay hawei teinu nikimelselu keani tselotey ketsali eyu. Thank you deki tigray for making this happen! Elelelelelelele
እግዚአብሔር አምላኽ ዓስብኩም ይክፈልኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰይ ኣነስ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
Egzabher yahabkum etserhwo zelekum srah anbuni ahgusuni .
Egziabher. Amlake. mesakum. yeukuen. Ahwatey. ☝️😢🙏🙏😢🙏
Tebareku ahatey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣስይይይይይይይይይይዛሓወይተባርክ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ቃላት ስእነ ንዓካ ዝከውን❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ዓለም እተም ዘፍሩሑኒ እዚኦም እዮም ጠበቅ ፍልሖን ተመንን😢😢😢😢እዋይ መሳኪን ከመየቢለን ይነብራ ነይረን😢😢😢😢😢ዓክክክ
_ብዝወፀአ ይተከኤልኹም ክቡራተይ ክብረት ያሃብኩም ሰብ ቻይናል ልባማት ክብርቲ ወላድትና ክቡር ሓውና ምሕረት የውርድልኩም_
❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ተመስገን እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
ዕድመኩም ሙሉእ አብ ሐጎስ ንበሩ አሕዋተይ ብሐቂ መንፈስ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ንፅጉም ምሕጋዝ ሞ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ❤
እሰይ እልልልልልል ጉልበትኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተከአልኩም🙏
ዝሃብኩም እግዚአብሔር ኣበሪኪቱ ይሃብኩም መምህር ፀጋይ ውን ምስ መሳርሕቲካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ጉሉበትኩም ይፅንዓዮ ክቡራተይ❤❤❤ ንሓውና ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ❤
Mekerakum shigrkum kemzi tehatsibu nizelalem yikid.Tebareku ezom ahwatey marey.
ምስጋና ይገባችሀል በአግዘብሄር ታገኙታላችሁ
ማርያም ጽዮን ተኮሊዓ 🎉🕊✝️⛪️👑☔️🙏🏼😇👏
እንታይ ኢለ ክፅሕፍ ቃል ሲኢነ 😢😢😢 ኣምላኽ ይሓግዝኪ በሉኒ የሕዋት ናኩል ግዘ ሓሳበይ ኣረጋዊያን ምሕጋዝ ዩ 😢😢 ኣምላኸይ ኣግዘኒ🙏 የሕዋተይ መዓረይ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጭን ይግበሮ🙏❤❤❤
ያረቢ አይ የኢቶጲያ ነገር እናቶችን ያለጣሪ አሰቀሩብን ለወበራቸው ሲሉ ያማል😢😢😢
ነቶም ካብ ዘፃኢ ሃገራት ሓገዝ ዝለኣኹ ብሩኻት ተጋሩን ኤርትራውያን፣ ነቶም ብጉልበቶም ዝሓጠዙን ንዓኻ ንመምህር ፀጋይን ልዑል እግዚኣብሄር ዋጋ እቲ ፅቡቅ ሥራሕኩም ይኽፈልኩም።
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃበኩም
ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ና ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም❤️💛💙💙
ጸጋውን ያልበስህ የድንግል ማርያም ልጅ መርዳት ባልችልም መልካም ለሚሰሩት አበረታታለህ❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ከምዚ ዝበለ ብርሃን እውን አሎ ክብርን ምስገናን ንቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሉዑል ጎይታ🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤
ዓስቡኩም እግዚአብሔር ይክፈልኩም እዞም ኣሕዋተይ ❤መዓረይ ❤
እግዚአብሔር ዕድመን ጥኢናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ:: ኣቱም ፍቅሪ ህዝቢ:- ልብኹም ብሓልዮት ህዝቡኹም ዝተመላእኹም: ከመይ ጌርና ክነመስግነኩም::
ናይ መረዳድኢ ድርጅት ከፊትኩም ነቲ ሓገዝ ንዘድልዮ ኩሉ ክተብፅሑ ንላቦ::
መናእሰያትና ቀፅሉሉ:: ኣተሓባብሩና:: ነቲ ቅዱስ ስራሕኩም ክንሕወሶ ኢና:: ከምዙይ እናሰርራኩም ኣርእዩና::
እማማ አብርሀተይ እንቅዋዕ ባህ በለክን::
ሰናይ ሓወየ
Kndey kon teadilkum abzi kemzi bota ktrkeb abzi chekan zemen
መምህረይ መግለፂ የብሉን ስራሕካ ንስካ ስለ ዘቃላሕካዮ እዩ ፀገሞም ተቀሪፉ
ንወሃቢ ይሃቦ ተባረኩ ዞምሓተይ ብርሃን ይኩን ናብራኩም እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ቃል ሲኢነ ንዓኩም ዝገልፅዋ😢😢
በስመአብ ኣምላኬ ሆይ😢
ኣሰይ ኤልልልልል ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን 🙏🙏🙏🙏❤️🌹🌹🌹🌹🍒
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ብርሃን ተዓደሉ ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏
እፍፍፍ ካብ ብክያት ናብ ሓጎስ 😢😢 ለከ ሰብ እዩ ሰቡካ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከእልኪም ኩልኪም ገበርቲ ሰናይ መምህር ፀጋይ ሓወይ ክንደይ ክፍኢ ግዲ ኡካ ትውፅኡ አለካ ብስምኣብ እረ ብሓጎስ እውን ትነብዕ ኡካ😢😢
Medhanialem aboy edmen tenan yehabkum ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ🌿🌿🌿🌿💖💖👏👏👏💖💖🌿🌿🥰🥰✅
እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ
ብሓቂ ብሓቂ ገዳም ይቱብ አትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽለሉ አግዛብሄር ኣምላኽ ድማ ዓስብኻ ይኽፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ከማኻ ዝበለ የብዘሐዮ ❤️😍🙏ኩላትኩም ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም አግዛብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏
አሜንንንሰ
ኣሰይ ደስ ክብል ተመሰገን ኣደዋኒ እንኳዕ ደስ በለክን ብዝዎፀኦ ይተከኘልኩም❤❤❤❤❤
ብሓቂ ክንደይ ደስስስስ ይብል ዓስቢ ካብ ኣምላክ እዩሞ ዓስብኩም ኣብቲ ሰመያዊ እዮርሳምም ይፅናሕኩም ብዝወፀ ኣምላክ ይተክእልኩም ምንም እንዛረቦ ቃል የብልናን እቲ ዓስቢ ዝህብ ኣምላክ ስለ ዝኮነ ❤
God bless you guys ❤❤❤❤ from 🇪🇷
Eshelat Tigray medhanialem naysirhkum yihabkum edme mis tiena yihabkum
ጸግሸይ ሰናይ ስራሓኻ መግለጺ ሲኢነሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና❤ብዙሕ ስራሓቲ ድማ ከምትሰርሕ እምነተይ እዩ,ኣብዚ ሰናይ ስራሓ ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ዓስብኩም የሃብኩም❤
አሰይይይ እግዚኣቢሔር አምላክ ሓይሉኩም ሓይሉ ሓጭን የግበረልኩም ናተሓጎስኩም ንበሩ 💗🙏
ገንዘብ ዝሃብኩም ብጉልበትኩም ዝሰራሕኩም ሰብ አብልዕሊ መሬት እንከሎ ኽገብሮ ዝግባእ ስራሕ ሰሪሕኹም እግዝአብሔር ብኹሉ ይባርኽኩም ትግራይና ሰላም ይግበረልና
ፀጋ እግዚአብሔር ከመይ ዓዲልኩም ከምዘሎ ክሐሰቦ ከለኹ ቅዱስ ቅንኢ አለኒ ተባረኹ አምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏
አምላክ ካብ ኩፉኡ ይሓልኩም ተባረኩ ብዝወፀ ይተከእልኩም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ንኩልኩም ገበርቲ ሰናይ 🙏
ኣምላኬ ሆይ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ካብ መከራ ይኣክለካ በሎም ኣሕዋተይ በእግዚአብሔር ርከብዎ❤❤❤❤❤❤❤
ሓይልኩም ሓይሊ ሓጭን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣትም ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብክም ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️🙏
እሰም አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር ተመሰገን ጸጋኡ ያብዘሕልኩም ክቡራተይ ላሃቡኩም ያነብርኩም❤
አግዚአብሔር ኣምላኽ ዓሰብኩም ይሃበኩም ኣሕዋተይ ኤርትራዉያን ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም 🙏🙏🙏
Aseyyy hiwetkum kuli gize brhan ykun 🙏🙏🙏
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ብርካት 🙏🙏🙏🙏
ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኩን እሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤⛪️
እግዚአብሔር ይሐግዝኩም ተባረኩ ንበሩ ጌታ የፅልልኩም አሕዋተይ ።
ደቀይ መዓረይ ኣምላክ ይርዳእኹም፣ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።
Egziabeher amlka yakeberachew bewunat wagachum isu yekafelachew
Amlak edmey tenay yhabku zmo ahwatey ketslulu ❤❤❤❤❤
አቤት መታ ድል አብ ከምዙይ ዓይነት በረከት ለታስተፌ አሕዋት😢😢😢እግዚአብሔር አምላክ ውስኩ ይብኩም❤❤❤
O amlake betetwom teblom 😢😢😢nabhqi egzabher hlkum yxneyo bezwxe ytklkum kebrate🙏🙏🙏
Zom yhwatey eigizabher amlak asbkum ykfelekum❤❤❤
እሰይይይ አልልልልልልልልል ተመሰገን ተበረክ ኣሓወትይ 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
Nwehabti abzihu yhabkum bzwete ytekalkum naka ewen edmen tenan yhabka zhawey
God bless you all for the humanitarian work you are doing
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏😍🥰
ቃል የብለይ ንሓገዝትን ንአገልትን እግዚአብሔር የሀብኩም❤❤❤
ብጣዕሚ ቁድስ ለከነ ስረሠሕ እዩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿
እድሜና ጤና ይስጣችሁ ❤❤❤❤
ዓስብኩም መድኒአለም አቦይ ይክፍልኩም አሕዋተይ አቱም ዝመጸወትኩም ዶሞ ብዝወጸ ዕፂፊይ ገይሩ ይተከአልኩም አሕዋተይ ማዓሪይ
ቃል የብለይ ንሓገዝትን ንአገልትን እግዚአብሔር የሀብኩም❤
ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዓስብኹም እግዝኣብሄር ይኽፈልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንበሩልና ❤️🙏
ብሓቂ ታዓዲልኩም አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብዚ ዝተሳተፍኩም ኩልኹም አሕዋትና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ተባረክ ዝሓወይ❤
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣታዮ መግለፂ ሲኢነል ኩም እንታይ ኢለ ከም ዝገልፀኩም ጠፊእኒ😢😢😢😢😢 እግዛኣብሄር ይባርኸኩም እልልልልል ፀግሸይ ተባረኽ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ንዘሃበ የሃቦ
ዓዉይ እጀራይሃብክ ፈጣሪይ ሓሳብልብክሞ ይስሞረልክሞ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ዓሰብኩም ይክፈልኩም ኣሕዋተይ❤
Tebareku❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓይልኩምን ጉልበትኩምን ቅርሽኩምንን ይባረክ❤❤❤❤
ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዐደሉኩም እሕዋተይ❤❤
Ezgabihr amlak asbkum yhabkum❤❤❤❤❤
ብለውፃእኽምዎ ይተከአልኽም ❤ሰናይ ስራሕ❤ ልነብስኻ እዩ😢❤❤ባሓቂ ኽብረቱ የብዘሐልኽም😢😢❤❤😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ገንዘብኩም እናተባረከ ይሕደር ኣብ ዓመደ ወርቀ ይጸሓፍልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሂወትኩም ብርሃን ይኩን ክብራተይ❤😘 👏
ብሓቂ ካብ መጠን ንላዓል ሓጎስ ንባዓት መፅእኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ስላምን ፍቅረን ይሃብኩም🙏
እቶሞ መንፈሳዊን አባታት ዘመረት መምህራን ዘይስረሕዎ ስራሕ እኩም ትስረሑ ዘለኩም☝
ማርያም ጽዮን ተኮሊዓ❤❤👏👏👏👏
ንኩለኩም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማኣረይ❤
እልልልልልልልልልልል😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤
መድኃኒአለም ባዕሉ ዘውጻእክምዎ ይተከአልኩም ምሕረቱ ይልኣኸሉ ንሓውናውን ኣሰይይ ሰናይ ነገር ክትገብ ከላ ዛነብስናስ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ናብዚ የብቃዓኒ ፈጣሪ🥺
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልኩም ብሩካተይ ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል💖💖🙏🙏🙏
Biziwetse yitekaelikum ahiwatey hayilikum hayili Hatsin yigiberelikum 🙏🙏🙏
Oh my gosh you guys are amazing ❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ሰላም የርደልና የውርደልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
መምህ እግዚአብሔር ይባርካ❤ እዞም ሰራህተኛታት ድማ መድሀኒት ግነፅጉ ተለው አፎም ትዝሸፍኑ ፅቡቅ እዩ ኤረ ኩሎም ሰራህተኛታትው ትትሸፉኑ ንጢኢነኦም ፅብቅዩ መሸፈኒ ንጢኢነኦም❤
ተመስገን አምላኬ ክለ ዝትገብርዎ ሰናይ ስራሕ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም አቱም ብጉልበት ብገንዘብን ዝትሕግዙ ክብራት አሕዋተይ በረከተ ስጋ በረከተ ነብሲ ይግበረልኩም /ክን ጉልበትኩም ይባረክ
ብሓቂ❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ዘመንኩም ሂወትኩም ይባርክ ብስም ጎይታናን መድሐኒናን የሱስ ክርስቶስ አሜን አሜን ብሩክካት ኢኹም
ብዙወፀ ዩተከአሉኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤
እግዛብሔር ይባርኩም ዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ👏🙏
Egzabher amlak asbukum yhabkum kuburat yehwatey ❤❤❤
ተዓልኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ዓሰብኩም ይክፈልኩም❤😢ብሓጎሰ እውን ትነብዕ እካ ብሰማኣብ ተዓድልኩም
መድህኒኣተም ኣቦይ ሓሳብ ልበኹም የሰምረልኩም መፃኣኩም ብርሃን ይክን ብገንዘብ ዝሓገዝኩም ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተካልኡም❤ ከማድ ድኩም ተሓግሰኩም ብተሕግሰቲ ነብዕብኩም😢
ፈጣሪ ባዓሉ ዕብዪ እጀራ ይፍጠረልክም ይሕዋተይ👏👏😢😢
እግዚአብሔር ይባርኩኩም እዞም አሕዋተይ🙏
እሰይ ተመስገን 🙏🙏🙏🙏ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም አሕዋተይ
Agzabher newih admen tananyhabkum ahwayey marey 1000amet nberulna mantan nana ktamena❤❤
እዋይ ቃልየብለይን ንዓኹም ንምግላፅ አሕዋተይ ተባረኹ ኽፉእ አይብፃሕኹም😢😢😢
እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ 😢❤❤❤
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኹሙ 🙏🙏🙏
Temesghen adey sihiken tehagusen dereayeni fetari I am so happy! Ghirmay hawei teinu nikimelselu keani tselotey ketsali eyu. Thank you deki tigray for making this happen! Elelelelelelele
እግዚአብሔር አምላኽ ዓስብኩም ይክፈልኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰይ ኣነስ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
Egzabher yahabkum etserhwo zelekum srah anbuni ahgusuni .
Egziabher. Amlake. mesakum. yeukuen. Ahwatey. ☝️😢🙏🙏😢🙏
Tebareku ahatey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣስይይይይይይይይይይዛሓወይተባርክ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ቃላት ስእነ ንዓካ ዝከውን❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ዓለም እተም ዘፍሩሑኒ እዚኦም እዮም ጠበቅ ፍልሖን ተመንን😢😢😢😢እዋይ መሳኪን ከመየቢለን ይነብራ ነይረን😢😢😢😢😢ዓክክክ
_ብዝወፀአ ይተከኤልኹም ክቡራተይ ክብረት ያሃብኩም ሰብ ቻይናል ልባማት ክብርቲ ወላድትና ክቡር ሓውና ምሕረት የውርድልኩም_
❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ተመስገን እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
ዕድመኩም ሙሉእ አብ ሐጎስ ንበሩ አሕዋተይ ብሐቂ መንፈስ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ንፅጉም ምሕጋዝ ሞ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ❤
እሰይ እልልልልልል ጉልበትኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተከአልኩም🙏
ዝሃብኩም እግዚአብሔር ኣበሪኪቱ ይሃብኩም መምህር ፀጋይ ውን ምስ መሳርሕቲካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ጉሉበትኩም ይፅንዓዮ ክቡራተይ❤❤❤ ንሓውና ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ❤
Mekerakum shigrkum kemzi tehatsibu nizelalem yikid.
Tebareku ezom ahwatey marey.