ውድድር ላዛ ኣይዶል 2017 ጀሚሩ - 1ይ ሰሙን ውድድር Laza Idol 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 52

  • @lulbahri
    @lulbahri 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome ስንታዮ ጅግና 🎉🎉🎉❤❤. ሓፍትኹም ካብ Eritrea🎉🎉🎉

  • @ሜሪጓልካናዳ
    @ሜሪጓልካናዳ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ❤❤❤😂

  • @teb-x4w
    @teb-x4w 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩቻኩችታሀ😂😂😂😂😂

  • @MULEY12
    @MULEY12 2 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ጀማሮ❤❤❤❤

  • @filimonmedhanie1720
    @filimonmedhanie1720 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ውውውውው

  • @kibromwelay3360
    @kibromwelay3360 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mesgena ke abey alo

  • @DawitTes-h8b
    @DawitTes-h8b 3 วันที่ผ่านมา +2

    Tegaru jeganu ikum

  • @CchvfhDgjgfh-ym9yh
    @CchvfhDgjgfh-ym9yh 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉❤❤❤

  • @GHtech-bl5xs
    @GHtech-bl5xs วันที่ผ่านมา

    ምስግና ኣብዚ ዙር ዘይምርካብካ ዕድለኛ ኢኻ

  • @appStor-p7z
    @appStor-p7z วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TrhasTiti-
    @TrhasTiti- 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂❤❤

  • @brhangebre-qz3vz
    @brhangebre-qz3vz 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኹቹ ኹቹ ታሄየ 😂😅

  • @عليحمدي-ث2ع7ي
    @عليحمدي-ث2ع7ي วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-co4qv6nj7l
    @user-co4qv6nj7l วันที่ผ่านมา

    ቀቲሉኒ😂😂😂

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 3 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🌿

  • @BelayneshWeldebrhan
    @BelayneshWeldebrhan 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @SakitZikonewedi
    @SakitZikonewedi วันที่ผ่านมา

    ታይዳኣ 3 ወንበር በይኑ መስግናከ ናበይከይዱ😮😮

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyhe 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኼች ኼች 😂😂😂😂

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እዙ ናይ ህንዲ ዝደረፈ ወዲ ንኣና ከስሑቁ ድዮም ዘይ ገደፍዎ😂😂😂

  • @Bereketwediasmara
    @Bereketwediasmara 3 วันที่ผ่านมา +3

    ምስጌ ከ ናበይ ከይዱ

  • @Danishow1
    @Danishow1 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንውድድር መፃረዪ ካብ ካሜራ ወፃኢ ክከውን ኣለዎ ድጄ ናቲ።

  • @hafihd916
    @hafihd916 3 วันที่ผ่านมา

    Ndehan dyu m/r ginbo werk tselim glibab gera ?

    • @okbazgiherhaile8174
      @okbazgiherhaile8174 3 วันที่ผ่านมา

      Ente semiekaya abti meitewi, miqtal yikun miemats deqi anistiyo dew yibel ela neyra. Nayti kunetat simiet nimiglats eya tikewin

    • @ginbworkmuluneh
      @ginbworkmuluneh 2 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ቀረባ ወላዲተይ ሰለ ዝዓረፈት እዩ ወዲ ዓበይቲ

    • @hafihd916
      @hafihd916 2 วันที่ผ่านมา

      @@ginbworkmuluneh Tsniat yihabki memhrey nweladitki mengste semay yewarsa ?

    • @ginbworkmuluneh
      @ginbworkmuluneh 2 วันที่ผ่านมา

      Amen hawy

    • @ዙፋንtube
      @ዙፋንtube 2 วันที่ผ่านมา

      ፅንዓት ይሃብኪ😢​@@ginbworkmuluneh

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 วันที่ผ่านมา +1

    ዝመሕረር መፂኡ ለለ ካብ ዳዊት ተፋቲሕኻ ናብ ህንዲ😂

  • @AmonHumera
    @AmonHumera 3 วันที่ผ่านมา +1

    ምስጌ ኸ ድኣ ናበይ ከይዱ

  • @MULEY12
    @MULEY12 2 วันที่ผ่านมา

    ህልከኛ ኩቹ ኩቹ ዝኮነ ቆልዓ

  • @Mahifkr-r7h
    @Mahifkr-r7h วันที่ผ่านมา

    ታይ ኮይነ ይሓፍር ኣለኩ ግን ኹቹ ኹቹ ታሄይ😂

  • @HehshshshhdhhdHshdhshhshdhsh
    @HehshshshhdhhdHshdhshhshdhsh 2 วันที่ผ่านมา

    are b Instrument gberwo

  • @TewiTewelde
    @TewiTewelde 3 วันที่ผ่านมา

    ኹሉ ዓይነት ቋንቋ tetgber gn harif neru b hanti tray gn lkulom talentom ayewtselomi

  • @ዙፋንtube
    @ዙፋንtube 3 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr วันที่ผ่านมา

    😂😂😂

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 3 วันที่ผ่านมา

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣሜንን
    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

  • @selammerkeb9754
    @selammerkeb9754 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😅😅😅 ኣነ ግን ናይቶም ደያኑ እዩ ዝገርመኒ ዘሎ።እንታይ ሰሚዖም የሕልፍዎም ኣለዉ? ብናይ ኣፍ ድምጺ ጥራይ እዮም,ኮ ዝደርፉ ዘለዉ።
    1ይ ነገር ድምጺ ካብ ውሽጢ ተሳሒቡ ብሓይሊ & ዓውታ ዘለዎ ክወጽእ ኣለዎ።
    2ይ ኣብቲ ሓይልን ዓውታን ብዙሕ ናይ ምውጫጭ ወይ ዘይድልዩ ድምጺ ን እዝኒ ሰማዒ ዝወግኡ ስለዝወጹ፡ እዚኦም ዘይድልዩ ረበሽቲ ድምጺ ድማ ነቲ ጽቡቕ ድምጺ ዓብሊሎም ስለዘባላሽውዎ ብሰነ-ስርዓት ክቋጻጸርዎም ከምዘለዎም ምሕባር።
    3ይ ኣብ ደርፊ ኩሉ ግዜ ምንቅስቃስ ምስቲ ዝደርፍዎ ዘለዉ ዝኸይድ እንዳገበሩ ን ተኻታተልቲ ውን ኣብ ስምዒት ዘእቱ ኮይኑ፡ ግን ኮንፊደንሶም ብምሕላው ካብቲ ህርመት ከይወጹ እንዳ ሓሰቡ ከቅርቡ ከምዘለዎም።
    4ይ ቀንድን ወሳንን ዝኾነ ኣጣቓቕማ ማይክሮፎን, ምርሓቕን ምቅራብን።ላዕሊ ክወጹ ከለዉ ኣርሕቕ እንዳበሉ ክወርዱ ከለዉ ድማ ኣቅርብ እንዳበሉ ንምቁጽጻር ድምጺ ከምኡ ውን ንጣዕሚ ቃና ንኽህልዎ ስለዝሕግዞም ማለት,ዩ።
    5ይ ኣብ ኣማራርጻ ደርፊ ምስ ድምጾም ዝኸይድ ክመርጹ ንውድድር ከዕውተና ይኽእል,ዩ ዝብልዎ ክኸውን & ንዝመረጽዎ ደርፊ ግጥምን ዜማን ብዝግባእ ምጽናዕ..... ወዘተ
    እዚ ነጥብታት እዚ እንተዘይ ሃልይዎ ሓደ ተዋዳዳራይ ክዋዳደር ኢሉ ኣይኮነን ዝመጽእ ዘሎ። ኣብ ደርፊ ድማ ደራፋይ ናይ ምዃን ድሌት ጥራይ ሒዝካ ብዝግባእ ከይጻዓርካ ምቅራብ ኣብ ቀጻሊ ትኸዶ ጉዕዞ ኣብ ክሳራ,ዩ ዘእትወካ።
    ስለዚ ዳያኑ ነዞም መኽርታት እዚኣቶም ብግቡእ ክትነግርዎም ይግባኣኩም።
    ብዝተረፈ ኣጆኹም ቀጽሉ በርትዑ ይብለኩም ኤርትራዊ ሓውኹም,የ ካብ ማኣዲ ስነ ጥበብ ኤርትራ።

  • @Tsgawu-u5c
    @Tsgawu-u5c 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ካብ ህራሶም ድኹም ነቅኒቅኩምዎም

  • @ዮርዲ-Tube
    @ዮርዲ-Tube 2 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣

  • @ከርታታው21
    @ከርታታው21 2 วันที่ผ่านมา

    ቅሬታ ኣለኒ ምኽንያቱ ዝተወዳደርና ተወዳደርቲ ከባቢ ሓምሳ ኢና ኣብዚ ዘቅረብክምዎ ቪድዮ ግን ካብ 10 ዘይበልፁ እዮም።ንምንታይ?

    • @ginbworkmuluneh
      @ginbworkmuluneh 2 วันที่ผ่านมา +2

      እዚ ቀዳማይ መደብ እዩ ገና ቀፃሊ ሰሙን ድማ ኣሎ እዩ

    • @Hfcyf-t1n
      @Hfcyf-t1n 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ginbworkmuluneh ድሓን ዲኺ ግን መምህረይ ፀሊም ጉልባብ ጌርኪ

    • @Hfcyf-t1n
      @Hfcyf-t1n 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መምህረይ ይቅርታ ኮሜንት ተይንበብኩ እየ ፅሒፈልኪ ኔረ እና ፅንዓት ይሃብኪ መምህረይ

    • @ከርታታው21
      @ከርታታው21 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ginbworkmuluneh እሺ 🙏🙏

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @SolomonMehari-rf5vc
    @SolomonMehari-rf5vc 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @theMan-z7q
    @theMan-z7q 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MizanFtwi
    @MizanFtwi 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mareLove-q5r
    @mareLove-q5r วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SakitZikonewedi
    @SakitZikonewedi วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤