ጋዜጠኛ ትዕግስቲ ኣለሙ ንምንታይ ካብ ሚድያ ጠፊኣ? ንክእሰር ዝጠቆሙኒ ደቂ ዓደይ (ተጋሩ) ነይሮም። ኣብ መንጎ ነበር መሳርሕቲ ዝተገበረ ጥዑም ወግዒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 131

  • @HaileG27
    @HaileG27 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ታሪኽ ባዕሉ ዘይርስዐኩም ጀጋኑ ጋዜጠኛታት DW

  • @HananUmiRahel
    @HananUmiRahel ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጆኪ ትግራዋይ ታይሞ ዘይተገበረ እዃዕ ብሰላም መፃኪ❤️❤️❤️

  • @GidenaMedhin
    @GidenaMedhin 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጅግና ትግራወይቲ ኣጆኺ ኣብ ዓድኺ ብኽብሪ ክትሰርሒ ኢኺ።

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ብጣዕሚ ብዙሕ ሰሪሕኹም ኢኹም ታሪኽኩም ተሰኒዱ እዩ ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ኣለኹም የቐንየልና ብሓቂ 🙏🙏

  • @ሕላገት-ነ2ሠ
    @ሕላገት-ነ2ሠ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዉርዝይቲ፣ ብሱል ዝኮነ ፃኒሒት። በጣዕሚ ክልቴኩም ደስ በሃልቲ። loved it!

  • @MuzeyGAnenya-q6e
    @MuzeyGAnenya-q6e 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ቀፅልሉ ጀጋኑ!ትዕግስቲ ኣለሙ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ!ዜና ክተቕርቢ እንተለኺ እናተንፈስኪ ኣንብቢ !ከይትደኽምና

  • @FtWi-oq8oj
    @FtWi-oq8oj 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣረ ኣንጎሶም ሓወይ ንፍረወይኒ ጴጥሮስ እውን እባ ደለሃያ ኣምፀአልና❤❤❤

  • @da8387
    @da8387 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክብርቲ ሓፍቲ ባዓል ቤትኪ ብሞት ብምፍላዩ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣጋጣሚ'ዩ። ብዝኾነ ንዓኽን ንደቕኽን ፈጣሪ ኣይፈለየክን። ኣሜን

  • @alfasharew9470
    @alfasharew9470 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣንገሶም ጀግና ቀፅለሉ። go ahead you are at right truck .

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ትጂየ እንኳዕ ሃለኺ ዛ ዋዕሮ 🙏

  • @Mahlamedia
    @Mahlamedia 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    We love you guys stay for freedom with your people ❤

  • @yemanereda6444
    @yemanereda6444 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    አንገሶም+ ንግስቲ ሃይሉ= አምባገኑና ፋሽሽቱ ገራሚ ግዜ! ጎበዛት።

  • @hggh7539
    @hggh7539 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጅግና አኪ

  • @gebremariamberhane7199
    @gebremariamberhane7199 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሸዊተይ እንኳዕ ደሃይ ሃዋትኪ ሰማዕና ትዕግስቲ እውን ከማኡ አብ ሚድያ ዝጠፍአ ተሰዊኡ እዩ ዝብል ፍርሒ እዩ ዝዓስለካ ብዝኾነ እንኳዕ መዋፅኦ ፈጠረ።

  • @gigijowelde7168
    @gigijowelde7168 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጅግና ሓፍትና!

  • @TesfayLegese-c1b
    @TesfayLegese-c1b 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ነኽብረኩም🙏🙏❤❤

  • @AdaneAlebachew
    @AdaneAlebachew 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትእግስት አለሙ ብልፅቲ ጋዜጠኛ ትግራይ

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሱላት ጋዜጠኛታት።በርትዑ!

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፅቡቕ መደብ 🎉

  • @semaitkahsay9036
    @semaitkahsay9036 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና ትግራወይቲ ኣጃኺ 😢☝️

  • @brhanetamea
    @brhanetamea 25 นาทีที่ผ่านมา +1

    ብፃይ አንጎሶም ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ነኽብርካ ቀፅለሉ
    አብ ዕደጋ ሰሉሰ ውሸጢ ሰራዊት ትግራይ ኽምርቅ ከሎ ዘልዓልካና ፎቶ ነይሩ ላአከልና እባ

  • @MebrahtomBeyene
    @MebrahtomBeyene 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣንበሳ ትግራወይቲ❤❤❤❤❤

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋዕሮና ምልክት ጅግንነት ኢኪ አይዞኪ

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ልባም ትግራይዊቲ❤❤❤❤❤❤

  • @EsayasDesta-kk2xz
    @EsayasDesta-kk2xz 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣንገሶም ኣብራሃ ናይ ኣማርኛካ ዜና ትንታኔ ተናፋቂ : ሸዊት ኣብራሃም ከ ኣንግሽ

  • @habtomdse4584
    @habtomdse4584 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቲጂ ቆጆ ናፊቅናኪ

  • @alebachewabebe4282
    @alebachewabebe4282 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tigst you are super hero ,natural blessing family

  • @YosephGkidan
    @YosephGkidan 16 นาทีที่ผ่านมา

    እስመ አልቦ ነገር ይሰአኖ ለእግዚአብሔር!

  • @GebremedhinGebremikail
    @GebremedhinGebremikail 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብድመፅ አስመዐና

  • @mimi62328
    @mimi62328 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምስ ስድራቤትኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaeylomDesaley
    @HaeylomDesaley 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ባሓቂ ጠንካራ ኢክይ ትዕግስትዋ💙💙💙💙❤❤❤❤

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንፍዕቲ፣ ጽንዕቲ፣ ኣብነታዊት ትግራወይቲ ኢኺ 'ሞ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን!!!

  • @WeldeTefera
    @WeldeTefera 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣረ እንኮዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Nice explanation 👌

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል
    @Hwnetchanelሕውነትቻነል 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዋዕሮ ሓሊፉ ድሮ ብሕጂ ካልኤቲ መድሂን ጌብረስላሴ ኮንኪ ትግራይ ካብቲ ኣትያቶ ዘላ ጸበባ ከተውጽእያ ንጽበ🙏

  • @HaftomKidane-ns2yf
    @HaftomKidane-ns2yf 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጓል ኣለሙ ሽኮር እንኳዕ እሞ ብሰላም መፃኺ🙏ተፈታዊት።

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጌ ብጣአሜ ጀግና ኢኻ

  • @TekluG.tensay
    @TekluG.tensay 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tigi haftay ajoki tenkara eki,Angesom le betami gobez gazitegna eka betami kulokum des ekum teblu

  • @мдор
    @мдор 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዓለም ክፍእ ተጋሩ እዮም።

  • @Fantantsh
    @Fantantsh 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thanks God see you again ❤❤❤❤❤

  • @gigijowelde7168
    @gigijowelde7168 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዝሓፍተይ!

  • @helenfitsum6806
    @helenfitsum6806 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I am proud of you yen konjo ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GB-ly7rt2
    @GB-ly7rt2 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትፈታዊ ሓው ጋዘጠኛ ኣንገሶም👏 በርትዕ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንበሳ ዝሓፍተይ እግዚአብሄር ምስኺ ይዅን

  • @AshenafiHagos-wc7pc
    @AshenafiHagos-wc7pc 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣንጎሰሞ ዓብዩ ሰብ ❤❤

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋዕሮ ኢኪ ብእውነት❤

  • @WeldeTefera
    @WeldeTefera 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣረ እንኮዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤ 19:42

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Enkae bselam metsakum angsh❤ gazetegna kurom mulgeta abey alo

  • @asmelashtesfay6949
    @asmelashtesfay6949 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ዳሕና መፃኺ

  • @hagazinugus8711
    @hagazinugus8711 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትዕግስት ተፈታዊት ፍሽኽታ ዘይፍለያ ግርማ ፀሓይ!

  • @jhi3325
    @jhi3325 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አታ ጀግና

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣብ ዝቅፅል ሸዊት ጋዜጠኛ ኣቅርበልና

  • @AmanGere-pm5hs
    @AmanGere-pm5hs 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንገሶም ደስ ኢሉኒ።ትጂ ናይ አ/አበባ ጎረብየተይ አያ።አነ ተአሲረ ንሳ አምላጢታኒ ፣ከዲዓትኒ ሕተተለይ አጥቢቕካ።ገሬ እየ።

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካአ ዘይተጋደልኪ ዝተጋደሉ መናእስይና መከራ የግንዩ አለው

  • @fiseha11
    @fiseha11 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሸዊት ኣብርሃም+ትዕግስቲ ኣለሙ+ኣንገሶም ኣብርሃ+ንግስቲ ሃይሉ=ሚድያ

  • @NiyatYigzaw
    @NiyatYigzaw 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግስት ማዓረይ እንካ ኻለኽ

  • @timenatv6454
    @timenatv6454 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አንጌ ሓወይ ዝዕድል ስለ ልሃብካኒ የመስግን❤ ልኩምለኩም ፍቅርኩምይ ሓልዮትኩም ለርአኩምኒ አሕዋተይ የመስግነኩም የቀንየለይ❤

    • @hevenarefu3787
      @hevenarefu3787 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ይግበአኪ እዩ መዓረይ ምስ ደቅኺ ይዋ ምስ ቤተሰብኺ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ምስ ስኬት ንምነየልኺ❤😍🥰

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❣️👸

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤ንፉዓት❤

  • @bisrathiluf8909
    @bisrathiluf8909 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Slase Ybarki. Jegna Wal Mekelle.

  • @atakltialemayehu7814
    @atakltialemayehu7814 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣንገሶም ሓወይ ግርም ኣለካ ቀፅለሉ ተኪኢልካውን ግድብ ቆሪር ኣብ ምፍታሕ ፀገማቱን እንተክኢልካ መደብ ስረሓሉ

  • @KbKb-z3i
    @KbKb-z3i 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Mulu Tigray betam mnwodat mrt"anchor"nch.Tg❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kflomgmedhn890
    @kflomgmedhn890 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክለኛ ትግስት ዝተሰሓሐተ አረዳድአ ነይርዎ አነ ዉን አጋጥሙኒ

  • @mayko-media-music
    @mayko-media-music 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንቋዕ ኣራኸበኩም ኣንጌ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 1:33 1:33

  • @gidaytemesgen7574
    @gidaytemesgen7574 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tigsti gowez...gazetegna...Tiraweyti...

  • @HtsabaHtsaba
    @HtsabaHtsaba 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

  • @hrmetmedia
    @hrmetmedia 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤what a storry🎉🎉🎉🎉

  • @HndeyaMenker
    @HndeyaMenker 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abebakebede4586
    @abebakebede4586 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    👍👍👍

  • @ExcitedBeachHammock-ct6bm
    @ExcitedBeachHammock-ct6bm 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ካፍቲ ጨናዊ ውድብ ብላዕሊ ንስኹም ትሕሹ

  • @yeshkzemedera-u6c
    @yeshkzemedera-u6c 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካፍቶም ዝጭነቁ ዝነበሩ ሰባት ሐደ እየ አነ እኳዕ ረአኹኺ ሐፍተይ እኳዕ ሃለኺ

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንፍዕቲ

  • @Birhan-t3p
    @Birhan-t3p 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አንገሶም አብኩናት ግዘ ክሰምዓካ ሃንቀው ይብለካ ኔረ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነኽብረካ ዓለም ንዝሰርሐ አንተይኮነስ ንዘውደልደለ አዩ ነመስግነካ።

  • @aklilabrha6419
    @aklilabrha6419 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ajoki bertei zehaftey

  • @lisanewerkdesta4124
    @lisanewerkdesta4124 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰብ መትከል!!!

  • @dawithabtu4785
    @dawithabtu4785 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሸዊት ኣበይ ኣላ

  • @GebremedhinGebremikail
    @GebremedhinGebremikail 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንገሶም ቀፅለሉ

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አና አና አና አና

  • @TeshomeBisrat-c1w
    @TeshomeBisrat-c1w 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tg 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @Sarahadush
    @Sarahadush 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    𝒆𝒏𝒌𝒖𝒂𝒆 𝒃𝒊𝒔𝒆𝒍𝒂𝒎 𝒎𝒆𝒕𝒂𝒆𝒌𝒊𝒍𝒏𝒂 𝒉𝒂𝒇𝒕𝒆𝒚

  • @AhferomaaGebrekrstos
    @AhferomaaGebrekrstos 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብሰንኪ ትዕግስቲ ሳብስክራይብ ጌረ ኣለኩ❤🥰

  • @samiteklesamitekle4557
    @samiteklesamitekle4557 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዚኣ አብልብ ትግራይ አላ

  • @siltanalema7512
    @siltanalema7512 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    #ፅቡቅ_ኣብነት እኹም እሞ ቀፅልሉ በተለይ መሳርሕትኩም ሃለዋቶምን ምጥያቅን
    #ሞያኩም ኣብ ምክባርን

  • @Plotmedia.
    @Plotmedia. 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤

  • @samiteklesamitekle4557
    @samiteklesamitekle4557 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህዝ ለ ምለስዋ ናብ ቦታኣ

  • @rttr3992
    @rttr3992 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KndhaftiEnkay
    @KndhaftiEnkay 30 นาทีที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🫶🫶🫶🫶🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️🫶🙏🙏🙏💪💪💪💪

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግብሩይ ፕሊስ
    ምንም ኣይትክሉሉን❤

  • @josephb4751
    @josephb4751 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    We want you on screen please, ብዙሕ ትዛረቦ፡ብዝሑ ዝረኣየቶ፡ ብዝሕ ኣብዉጣ ዘሎ ነገር ናብ ሚድያ ክተዉፀኦ ዝይትደሊ ነግውር ኣለዎ። please🎉 go back to your profession.

  • @WeaBabi
    @WeaBabi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    hi❤

  • @gebrekidankidane7453
    @gebrekidankidane7453 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካብ ኩሉ ንላዕሊ እንዃዕ አብ ካሊእ ሚድያ አይንራአናኪ ብዙሕ ትግረዋይ ከርሕቐኪ ኔይሩ እዩ

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iq 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤

  • @zeraytesfu9384
    @zeraytesfu9384 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትዕግስት አለሙ ጅግና ኢኪ አታ ኢንምነያ ትግራይ አብ ቀረባ ኪት ከዉን ኢያ ።

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤😂

  • @TesfayHabtemariam-b8l
    @TesfayHabtemariam-b8l 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን .... ይብሉ ኣቦታት ። ብዙሓት ተጋሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጠቊሞም ኣእሲሮምና እንዳበሉ ከጸልምምዎም ሰሚዕና ፡ ሓቂ ግን ክምዚ ምስክርነት ናይዛ ሓብትና ዉዒሉ ሓዲሩ ምውጽኡ ኣይተርፍን'ዩ ። ወዮ ድኣ ብጽልኢ ተመሊእኩም እምበር ኤርትራዉያን 'ሲ ንጽጉማትኩም ዝሕግዙ ፡ ኣብ እዋን ዉግእ ኣብ ሰልፊ ምሳኹም ዝወጹ እዮም ።

    • @semeremebratu4486
      @semeremebratu4486 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Emo ezyu b Eritreawi tetekumu teasere tigraway yelen malet dyu?

    • @HagereyMedia-q4o
      @HagereyMedia-q4o 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@semeremebratu4486 Thats true

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@semeremebratu4486 ስምዓኒ ተጋሩ እኮ ምስ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣሽሓት ዓመታት እዮም ብሓደ ተቐሚጦም ፡ እሞ ክኣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንክልሉ ዝገልጽ ማስታወቅያ ኣብ ዘለዋ ሃገር እንታይ 2018 ዝመጹ ስደተኛታት ኤርትራዉያን ዝያዳ ንተጋሩ ፈልዮም የዉጽዎም ነይሮም ክትብል ከመይ ኢልካ ይክኣል ? ? ? ?

  • @mike-fo7kt
    @mike-fo7kt 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What did you learn now ?

    • @kiflymerhu832
      @kiflymerhu832 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nothing, facts on the ground.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክክክክክክክክ ሕጂ ኸ ድኣ መን ይዕምጽ ይቀትል ኣሎ ኣብ ትግራይ?

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራዋይን ሐሶትንን መበቆሎም ኢዩ