ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ኣብራር ዑስማን ደርፊ ዝደፍሮ የብሉን። ዝድፈር ደርፊ ኣይኮነን።ከምዚ ደፊርካ ምድታፍካ ሓያል ኢዩ ዘብለካ። ❤ካብ ኣስመራ
No words to describe him.He represented Abrar Osman .I really Admired him! Keep going my brother. Peace for our tigray & Eritrean people. 🇪🇷❤💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Our legend thanks for you choose best music. Perfect❤❤❤
❤❤❤❤
ዋውውው 100% ምሉእ ብቅዓት ኣለካ ዝናቡ ካብቶም ሕሩያት ኮንኻ ክትወጽእ ተስፋ ኣለኒ መሲጥካኒ ማይክ ኣጣቃቅማ ብራቮ
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ይበለልኩም ዋ ታኣዮባ ሰብ ናፈለጠ ዝጠፍእ ዘሎ ያሬድ ቅዱስ ናይ እግዚኣብሔር ሰብ እዩ ስለዚ ወይ ኣራእስቲ ቀይሩ ወይም ክትዕጸ ኣለዋ
ትግሪና is ትግሪና ዝግርም ጥበብ ሓወኒ ሓወካ ካብ ደቀምሓረ ኣከለገዛይ ❤ዉቅሮ ዉን ዓድና ኢዩ ምድረ ቡር ❤
❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ቫዝሊን 😂😂
From Eritrea u have talent good vocal voice
ግን ዳያኑ እኮ ተሲኦም ኣየንጨብጨብሉን😂......ዓላማኹም ዓቕሚ ዘለዎም ደረፍቲ ካብ ዝተሓብኡሉ ስፍራ ምውፃእ ዝብል success እንዳኾንኩም እኹም🙏 ዝናቡ👌 ። ናይ ዳያኑ ትሕትናን ብቅዓትን ግን ንኹልና ተወዳደርቲ ክገብረና እዩ ዝመስል💙
ናይ ብሓቂ ጠባዮም እዩ ማሪኩኒ ክክክክ
ብጣዕሚ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝናቡ ወደይ ግዛዕ ምዛዕ ኣስሚዕካና ከይብልካ ካብቲ ናቶም ወስከሉ ብናይ ኣብራር ዑስማን ብናይ ተስፋልደት መስፍን ዝንኣድ ብጣዕሚ ጽቡቅ
Am Eritrean no matter what this is golden voice as artist keep going 💯 sure you have power of gift 🎁 thanks
እዚደ ኽደርፍ'በር ኽወዳደር ዘይኾነ መጽዩ ገለዓይነ❤❤❤❤
Wow....ፍሉይብፍላይ ዝመረጾ ደርፊ ምስ ተፈጥሮኣዊ ድምጹ ዝሰማማዕ እዩ። ብሓቂ ንፉዕ!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Absolutely god ❤ selam nekulna amlak habena
ብጣዕሚ ንፉዕ ተወዳዳሪ።ዳያኑ ኣየስተውዓሉላን እምበር ኣብ ግጥሚ ይጋገ ኔሩ ።እዚኣ ዋጋ ከይተኽፍሎ ንቀፃሊ የስተኻኽላ።
ብጣዕሚ ትሑትን ጥዑም ን ድምፅን ስሑል ጎረሮ🥰 👍🏻ተስፋ ፅባሕ በርትዕ 👍🏻
ንፉዑ ናይ ብሓቂ 🇪🇷🥰🥰🥰
ዋውውው ቅላጸን ድምጽን።ዪኑስትርሜንት ግን ጫሕ ጫሕ ኢሉ።ተወዳዳራይ 100% ❤
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ ንቲ መድረክ ድምቀት ሂብዋ ካብ ኣካዳድንኡ ጀሚርካ ብጣዕሚ ዝገርም ከምዚ እዩ ክከዉን ዘለዋ I appreciate you 👍👍👍
ዜማ ያሬድ ክትብሉ ፅቡቅ ኣይኮነን ከይትኩነኑ ቅዱስ ያሬድ ዘማሪ እምበይ ዳራፊ ኣይኮነንስእሉ ስሙ ንምንታይ ቀይርዎ ብቅዱሳን ቀልዲ የለን😢
Deyanu keea btaemi tsbuk atehasasba alekum blke Musical universal mkanku dfeletkum eikum tmetslu . Ybel mdnay nay deyanu bflay Maekelay zelo Dejagna btaemi Harif beka ❤❤❤
Amazing! 👏Kab Eritrea 🇪🇷
ደስ ዝብል ድምጺ ኮንፊደንስ እታ ቴማ ግን ዜማ ያሬድ ብምባልኩም ቅሬታ ኣለኒ
መስምዒ የለን ዓገብ ተባሂሎም
Hgi grm negoda gororo meneseyat tigray kemzi love ❤️ maharwom nezom hadeshti weledo kmta kemana ztebedele hzbi yelon 80 shih hzbi kab Ethiopia weyane children young people abarira steel ab lbna alo Eritrea from Dallas Texas thanks
ዜማ ያሬድ ኣርእስቲ ቀይሩሉ ቁዱስ ያሬድ ዘማርን ቀዳስን ደኣ እምበር ደራፊ ኣይኮነን ስለዚ ምስ ሃይማኖት ዝቃረንን ዝደፍርን ሰለ ዝኮነ ዜማ ያሬድ ስም ቀይርዎ
ዝናቡ ኣባዲ ቀዳማይ ወጺኡ ይግብኦ እዩ።ብሓቂ ተስፋ ዘለዉ ስነጥበባዊ እዩ።
Wow it's just amazing 👏 very incredible honestly for this gentleman 👏 😍 🙌 ❤️
አብራር ዑስማን ክሰምዖ ይግባእ wow ሓሪፍ ድምፂ well done.
ዋውውውው ኣ ብራር ዝትከአ ብሉጽ ድምጺ በርትዕ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሙዚቃ ዶብ የብሉን ብሓቂ
ብጣዓሚ ኢካ ንፉዕ ብሓቂ 20ግዜ ስሚዕዮ ደጋጊመ❤❤🎉
ፅቡቕ እንዱኩም ዘለኩም ግን?? ዓብዩ ጌጋ ትገብሩለኩም ዓገብ ዓገብ ንብለኩም አለና ቅዱሰ ያሬድ ዘማሪ ንእግዚአብሔር አምላክና. ዝውዲሰን ዘመሰገንን ዳአ: እንበር ደራፋይ አይኮነን : መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዚአብሔር እያ:: እም ዳአ.እናፈለጥና ሰለምንታይ እግዚአብሔር ዘይፈትዎ ንሰርሕ ቀይሩዎ:: ሰራሕኩም አይኮነን ጸሊእናዮ እነታይ ዳአ.ክብሪ.ሃይማኖትናን.አቦታትና.ንሓሉ:: በጃኩም ሪኢቶ ናይ ህዘቢ ሸለል አይትበሉ::
አይሰምዑን ዝያዳይ እግዚአብሔር መስተወዓሊ ይዓድለና ❤❤❤
እንታይ ሞ ንገብር
ዳያኑ ዋወ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤እቲ ሽራፍ ስኑ በዓል ሓዳር ዶ ይኸወን እስኪ ጠይቅለይ ተጋሩዋኒ😂😂😂
😂😂😂
መኒኦም እዮም ሸራፍከ 😅
ግደፊ አነ ዝጠመትኩዎ አይትጠምቲ ዋኝ😂😂
Bravo amazing keep carrying 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks brother
በጃኩም ስም ቃይሩዎ ቅዱስ ያሬድ ናይ ቅኔነን ዝማሬን ድኣ እምበር ናይ ደርፍን ዳንኬራን ኣይኮነን ብሃየማኖት ሸለል ኣይትበሉ።።
ትክክል
ዝኔ ሓወይ ብምንታይሞ ኽገልጸካ ብጣዕሚ ኢኻ ትኽእል ድንቅን ብርቅን ዶ ኽብለካ ቀጽለሉ ናትካ ስራሕ ኽርኢ ይጽበለኹ
ትግራዋይ በዚ በዚ ስልጡን ኣተሓሳስባ ዝወነነ ምዃኑ ትግንዘብ ኣይኮነን ትግርኛ'ሞ ኸኣ ሓው ህዝቢ ኣምሓርኛ ተትኾን'ውን ሙዚቃ ቋንቋ ዓለም'ዩ
ዓርሰ እምነት 100% ድምጺ ከምኡ ❤
Kab eritrea ye . Bravo xbuk akerarba❤❤❤❤❤❤
Good job 👏👍🏽 from Eritrea
God bless you brothers always 🕊🇪🇷🍒🕊🍒🇪🇷🍒🍒☘️☘️💕💕🍒🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷🕊🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🕊🍒🍒🍒☘️☘️☘️💕💕💕💕🍒👏
Excellent. No doubt, you will be one of the best artists soon!
ኣድናቂኻ እየ ስ.ቁፅርኻ ለኣኸለይ❤
መን ኣሎ ደጋግሙ ዝሰማዓ ኣቤት ድምፂ ❤❤🎉
Wuqro ente elka doctor kiros alemayo malet eyu guys very power ful music
Good job guys, he is talented
ደያኑ ግን አክብሮት ይበል እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ሽኩራት 💛❤💛❤💛❤🤲🤲🤲
Eritrean music 🎵 🇪🇷 ❤ Abrar Osman love 🇪🇷 ♥ Eritrean music Tesfa leka 👍
Abrar Osman eyu zbehal derafia , bkemiu yeriya eta shim ms nay ykreita
@@Idriss-q1q tnx taping keletefateni A tejemireka Abrham keyda
እሰይ መዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤ ቀፅሰሉ❤❤
Wow so amazing !!!! Good luck
ጀግና 1000 ዓመት ንበር
betami Jegna zgerm dmtsi aleka❤❤❤❤
ተስፋ ካብ ርሑቅ ዝረኣኩሉ ንኡስ ድምጻዊ great Job keep it up 👌😍
keep it bro....best voice ....
ዮዋ ሓወይ ይፈትወካ ሓውኻ ካብ ኤርትራ
ካያኒ ያርየድ ኣምላክ ዓይኒ ልበነና ይክፈት ከመይ ዝበለ ግዘ እናበፅሕና እነየና😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Great job zinabu ,keek going your great job my friend
ጎበዝ
❤❤❤❤❤❤❤ ዋው ተረባረኽ🎉🎉🎉🎉
Is zinabu Abadi a brother of Filimon Abadi from wukro? Filimon Abadi was one of the competitor of Tigray idol.
ሲንጊል ዶ ይኮን ዝወዲ ኣይፀላኣኩዋን ዶሞ ኣጆካ በርትዕ ❤❤
❤ ane aleku single ❤
@@debesaymebrahtu3128 ሃየ ሞ😌
ጅግና ጋል ኢዞም ጀጋኑ 7ተ ሰማታት ዜላሊት ርባ ደያቢት ጎቦታት ቀያሕ ሓለጋይ ቕሞታ ፈነጅል የዕንታ ክንደይ ጎቦዝ ብኣኪ ኣፈታ ሲሕታ ኢዚ ኮይኑ ዕጫኪ ኣብ መጨረሽታ ዘኪረዮ ሕጂ በልዕና ዝዓበና ሃዛ ምስ ኢንጣይታ ኪቲሓዊኪ ኣጆኪ ንመን ኢሊዎ ጎይታ ምስጋና ሓፍተይ 😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Wawwww he has perfect voice
Nay Abrar Adnaki ye Zgerm Bkat teazibe 10q
እዛ ናይ ኣቦና ኩዱስ ዘማ ያሬድ ኒ ክኒየ መዝሙር ማህሊየት ውድድር ተትከውን ግርም ነይሩ ነቶም ናይ ኣለም ዝደርፉ ከ ኣ ናብ ናይ ላዛ ትግሪና ኣይዶል ተዝሕውሱ ግርም ነይሩ ክትምሉስለይ ተስፋ ይገብር ናይ ሕዝቢ ሪቶ ሸለል ከም ዘይትብሉ ተስፋ ይገበ ዞም ይዋተይ ?
ብጣዕሚ ፅቡቅ ብእውነት
ብጣዕሚ ደስበሀሊ ጎበዝ
🎉 ብጣዕሚ ንፉዕ ድምጻዊ
Kemdi elkas zblo zelo entay u trgumu kemzi elkas u eti derfi kale wawww ybel voice ❤
N wedi afiye yelagixelu key hilu😅😅😅
Nay bhaqi gobez tewedadari
ብጣዕሚ፡ጎዝ፡ንፉዕ፡ቐጽሎ❤❤❤❤
Wow mooi Tigray adey u bent uniek.
Proud you dear Znabu........Korelka Znabuway!
Deki wukro aytekalkumn gele aynet ybel dmtsi kulukum aser amnuel Yemane siebkum akelaltsa ❤
ብሉፀይ❤♥️
Ahwatey mearey shakum yebzhayo afltokum yesfhayo ezi gzie ymelso
I have never seen such a fantastic performance in ma life.
ሃሳዊ
ኣታ ስማዕ ቅዱስ ያሬድ ዝምልከቶ ኣይኮነን ኣውርዶ ስም ቀይር መሕፈርቲ ኢኹም ካሊእ ሰም የለን ሙዚቃ ንቅዱስ ያሬድ ዝውክል ኣይኮነን ክብሪ ህዝቢ ትግራይ ኣይተባላሽው
What a voice keep going bro ❤️
ደቂ ውቅሮኒ እኩ ትፍለዩ እኩም ጥዑማት ላዛ ዛም ናተይ♥️💛🤟
❤❤❤ nay bhaqi anbesa edmen teanan yhabka zhawey
ጎበዝ ❤
ጎቦዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ ❤❤
ሰላምታይ ኣቐዲመ ንምድላዋትኩም ኣሳልጦ ይምነ :: እንተዘይተጋግየ እቲ ድምፃዊ ብማይሚንግ ዝደርፍ ዘሎ መሰለኒ : ሓቀይ ድየ ?
No, its live. Thank you
Tnx for your quick respond and confirmation and I’ll take your word. Keep it up.👌👍🙏
*response
ዋውውው 10 ግዘ ሰሚዐያ ይበል ድምጸ
ውቅሮ ዓደየ ዓዲ ጥበብ ፣ ዝገርሚ ዓቅሚ ጎበዝ።
❤❤❤🎉
ንፉዕ
ዋዉ ድምፂ ማለት❤❤❤❤❤❤
100/100 ኣብራር ዑስማን
ብዝተኽኣለ ኣብ ምድላዉኩም ፣ቓንቛ ትግርኛ ተዝኾዉን?
ንፉዕ ድምጻዊ ኣጀካ ከጽሎ
ያ ድስ ዝብል ድምፂ ኤትጥፊእ ❤
Bert ajoqa egziabher amlak admen teanan yhabka
አረ ደቂ ዉቅሮ ትፍለዩ ኢኩም ይመችኩም እሰከ❤❤
ጅግና
ብሉፅይ❤❤❤❤
ያሬድ ዜማ ፕሮግራምኩም ይኹን ዳይነትኩም አገንዕ ኢለኩም ኣለኹ
ብጣዕሚ ዝድነቅ እዩ👍🏼❤️👍🏼❤️⛱️⛱️⛱️⛱️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️
jgna btaimi kem nay Abrar gierka aqribkayo
Good job keselo tigriga is tigriga no border
በ ሙሉ ባንድ ሲሆን ደሞ ልዩ ነው
Hamedka b Tigrgna zettshf gda teref adgi
Hakika ewe wedey @tigray elkas b amhricha
አየ ዓጋመ ቋንቋና ደርፍና የቕንአኩም እዩ ። ብሓይሊ ኤርትራውያን ክትኮኑ
አየ ዓጋመ ቋንቋና ደርፍና የቕንአኩም እዩ ። ብሓይሊ ኤርትራውያን ክትኮኑ 😊
ናይ ኣብራር ዑስማን ደርፊ ዝደፍሮ የብሉን። ዝድፈር ደርፊ ኣይኮነን።ከምዚ ደፊርካ ምድታፍካ ሓያል ኢዩ ዘብለካ። ❤ካብ ኣስመራ
No words to describe him.He represented Abrar Osman .I really Admired him! Keep going my brother. Peace for our tigray & Eritrean people. 🇪🇷❤💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our legend thanks for you choose best music. Perfect❤❤❤
❤❤❤❤
ዋውውው 100% ምሉእ ብቅዓት ኣለካ ዝናቡ ካብቶም ሕሩያት ኮንኻ ክትወጽእ ተስፋ ኣለኒ
መሲጥካኒ ማይክ ኣጣቃቅማ ብራቮ
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ይበለልኩም ዋ ታኣዮባ ሰብ ናፈለጠ ዝጠፍእ ዘሎ ያሬድ ቅዱስ ናይ እግዚኣብሔር ሰብ እዩ ስለዚ ወይ ኣራእስቲ ቀይሩ ወይም ክትዕጸ ኣለዋ
ትግሪና is ትግሪና
ዝግርም ጥበብ ሓወኒ ሓወካ ካብ ደቀምሓረ ኣከለገዛይ ❤
ዉቅሮ ዉን ዓድና ኢዩ ምድረ ቡር
❤
❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ቫዝሊን 😂😂
From Eritrea u have talent good vocal voice
ግን ዳያኑ እኮ ተሲኦም ኣየንጨብጨብሉን😂......ዓላማኹም ዓቕሚ ዘለዎም ደረፍቲ ካብ ዝተሓብኡሉ ስፍራ ምውፃእ ዝብል success እንዳኾንኩም እኹም🙏 ዝናቡ👌 ። ናይ ዳያኑ ትሕትናን ብቅዓትን ግን ንኹልና ተወዳደርቲ ክገብረና እዩ ዝመስል💙
ናይ ብሓቂ ጠባዮም እዩ ማሪኩኒ ክክክክ
ብጣዕሚ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝናቡ ወደይ ግዛዕ ምዛዕ ኣስሚዕካና ከይብልካ ካብቲ ናቶም ወስከሉ ብናይ ኣብራር ዑስማን ብናይ ተስፋልደት መስፍን ዝንኣድ ብጣዕሚ ጽቡቅ
Am Eritrean no matter what this is golden voice as artist keep going 💯 sure you have power of gift 🎁 thanks
እዚደ ኽደርፍ'በር ኽወዳደር ዘይኾነ መጽዩ ገለዓይነ❤❤❤❤
Wow....ፍሉይ
ብፍላይ ዝመረጾ ደርፊ ምስ ተፈጥሮኣዊ ድምጹ ዝሰማማዕ እዩ። ብሓቂ ንፉዕ!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Absolutely god ❤ selam nekulna amlak habena
ብጣዕሚ ንፉዕ ተወዳዳሪ።ዳያኑ ኣየስተውዓሉላን እምበር ኣብ ግጥሚ ይጋገ ኔሩ ።እዚኣ ዋጋ ከይተኽፍሎ ንቀፃሊ የስተኻኽላ።
ብጣዕሚ ትሑትን ጥዑም ን ድምፅን ስሑል ጎረሮ🥰 👍🏻
ተስፋ ፅባሕ በርትዕ 👍🏻
ንፉዑ ናይ ብሓቂ 🇪🇷🥰🥰🥰
ዋውውው ቅላጸን ድምጽን።ዪኑስትርሜንት ግን ጫሕ ጫሕ ኢሉ።ተወዳዳራይ 100% ❤
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ ንቲ መድረክ ድምቀት ሂብዋ ካብ ኣካዳድንኡ ጀሚርካ ብጣዕሚ ዝገርም ከምዚ እዩ ክከዉን ዘለዋ I appreciate you 👍👍👍
ዜማ ያሬድ ክትብሉ ፅቡቅ ኣይኮነን ከይትኩነኑ ቅዱስ ያሬድ ዘማሪ እምበይ ዳራፊ ኣይኮነን
ስእሉ ስሙ ንምንታይ ቀይርዎ ብቅዱሳን ቀልዲ የለን😢
Deyanu keea btaemi tsbuk atehasasba alekum blke Musical universal mkanku dfeletkum eikum tmetslu . Ybel mdnay nay deyanu bflay Maekelay zelo Dejagna btaemi Harif beka ❤❤❤
Amazing! 👏Kab Eritrea 🇪🇷
ደስ ዝብል ድምጺ ኮንፊደንስ እታ ቴማ ግን ዜማ ያሬድ ብምባልኩም ቅሬታ ኣለኒ
መስምዒ የለን ዓገብ ተባሂሎም
Hgi grm negoda gororo meneseyat tigray kemzi love ❤️ maharwom nezom hadeshti weledo kmta kemana ztebedele hzbi yelon 80 shih hzbi kab Ethiopia weyane children young people abarira steel ab lbna alo Eritrea from Dallas Texas thanks
ዜማ ያሬድ ኣርእስቲ ቀይሩሉ ቁዱስ ያሬድ ዘማርን ቀዳስን ደኣ እምበር ደራፊ ኣይኮነን ስለዚ ምስ ሃይማኖት ዝቃረንን ዝደፍርን ሰለ ዝኮነ ዜማ ያሬድ ስም ቀይርዎ
ዝናቡ ኣባዲ ቀዳማይ ወጺኡ ይግብኦ እዩ።
ብሓቂ ተስፋ ዘለዉ ስነጥበባዊ እዩ።
Wow it's just amazing 👏 very incredible honestly for this gentleman 👏 😍 🙌 ❤️
አብራር ዑስማን ክሰምዖ ይግባእ wow ሓሪፍ ድምፂ well done.
ዋውውውው ኣ ብራር ዝትከአ ብሉጽ ድምጺ በርትዕ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሙዚቃ ዶብ የብሉን ብሓቂ
ብጣዓሚ ኢካ ንፉዕ ብሓቂ 20ግዜ ስሚዕዮ ደጋጊመ❤❤🎉
ፅቡቕ እንዱኩም ዘለኩም ግን?? ዓብዩ ጌጋ ትገብሩለኩም ዓገብ ዓገብ ንብለኩም አለና ቅዱሰ ያሬድ ዘማሪ ንእግዚአብሔር አምላክና. ዝውዲሰን ዘመሰገንን ዳአ: እንበር ደራፋይ አይኮነን : መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዚአብሔር እያ:: እም ዳአ.እናፈለጥና ሰለምንታይ እግዚአብሔር ዘይፈትዎ ንሰርሕ ቀይሩዎ:: ሰራሕኩም አይኮነን ጸሊእናዮ እነታይ ዳአ.ክብሪ.ሃይማኖትናን.አቦታትና.ንሓሉ:: በጃኩም ሪኢቶ ናይ ህዘቢ ሸለል አይትበሉ::
አይሰምዑን ዝያዳይ እግዚአብሔር መስተወዓሊ ይዓድለና ❤❤❤
❤
እንታይ ሞ ንገብር
ዳያኑ ዋወ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤እቲ ሽራፍ ስኑ በዓል ሓዳር ዶ ይኸወን እስኪ ጠይቅለይ ተጋሩዋኒ😂😂😂
😂😂😂
መኒኦም እዮም ሸራፍከ 😅
😂😂😂
ግደፊ አነ ዝጠመትኩዎ አይትጠምቲ ዋኝ😂😂
Bravo amazing keep carrying 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks brother
በጃኩም ስም ቃይሩዎ ቅዱስ ያሬድ ናይ ቅኔነን ዝማሬን ድኣ እምበር ናይ ደርፍን ዳንኬራን ኣይኮነን ብሃየማኖት ሸለል ኣይትበሉ።።
ትክክል
ዝኔ ሓወይ ብምንታይሞ ኽገልጸካ ብጣዕሚ ኢኻ ትኽእል ድንቅን ብርቅን ዶ ኽብለካ ቀጽለሉ ናትካ ስራሕ ኽርኢ ይጽበለኹ
ትግራዋይ በዚ በዚ ስልጡን ኣተሓሳስባ ዝወነነ ምዃኑ ትግንዘብ ኣይኮነን ትግርኛ'ሞ ኸኣ ሓው ህዝቢ ኣምሓርኛ ተትኾን'ውን ሙዚቃ ቋንቋ ዓለም'ዩ
ዓርሰ እምነት 100%
ድምጺ ከምኡ ❤