ትራምፕ ጸብለል ምባሉ ውሕስነት ምዕዋት ይህቦ ድዩ?

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 17

  • @selihomyeibiyo
    @selihomyeibiyo 24 วันที่ผ่านมา +2

    ኦረማይ ትራምፕ ናብ መሪሕነት ተመጽዩ፡ ዓለምና ክትናወጽያ፡ 3ይ ኩናት ዓለም ውን ክቀላጠፍዩ። ዓለምና ዘስካሕክሕ ሂወትያ ክትርኢ።

    • @user-wx5wy2ry3u
      @user-wx5wy2ry3u 24 วันที่ผ่านมา

      ብከመይ ሹር ኮንካ ግን 😂😂😂😅

    • @selihomyeibiyo
      @selihomyeibiyo 24 วันที่ผ่านมา

      @@user-wx5wy2ry3u ኣብ ዝሓለፈ ኣብ መሪሕነት ኣብ ዝነበረሉ ከመይ ዓይነት ቅልውላው ድዩ ፈጢርላ ኔሩ ንዓለምና፡ ኣይትዝክሮን ዲኻ፧
      1፡ ምስ መራሕቲ ዓለም ሓቢርካ ናይ ምስራሕ ድልየት የብሉን፡ ምስዚ ሎሚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ዓለምና፡ ንሱ ናብ መሪሕነት ተመጽዩ ኣዝዩ ሓደገኛ ካብ ዝገብሮ፡ እሱ ንኔቶ ኣይኣምነሉንዩ፡ መባኸኒ ቁጠባዩ ኢዩ ዝብሎ፡ ንምዕራባውያን ከኣ ብዘይ ኔቶ ሂወት ከመይ ከምዝኸውን ገምቶ፡ ንውድብ ጥዕና ዓለም ኣይኣምነሉንዩ፡ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ጠቅሊሉ ፋዕራ ዝበሃል የብሉን፡ ኣብኡ ዝነብሩ ህዝብታት ጻጸ ዮም ንዕኡ። ንክሊማዊ ለውጢ ሓቢርካ ምስራሕ ብዓቢኡ ኣይኣምንንዩ። ስለዝስ ካብዚ ዝኸፍእ ሓደጋ ታይ ኣሎ ኢልካ ትኣምን። ኣድዮሎጂ ናቱ ብቃ ኮይንዋ ግሬት ኣመሪካ ጥራሕያ። ብዓቢኡ ሃይማኖተኛዩ። ኣብ ሞስሊም ዘለዎ ጽልኢ ኣብ ዝሓለፈ ዘመኑ ሪኢናዮ ኢና።

  • @netsereabeyob8935
    @netsereabeyob8935 24 วันที่ผ่านมา +1

    ባይደን

  • @zeritebaye8292
    @zeritebaye8292 24 วันที่ผ่านมา

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 22 วันที่ผ่านมา +1

    ቱራም ንሕብረት ኔቶ ከዕንዎ ኢየ ኢዩ ዝብል ዘሎ እዚ ኢና ክኣ ንደሊ ዘለና እዚ ግብረሽበራ ኔቶ ክዓኑ ኣለዎ

  • @rahelnegasi1803
    @rahelnegasi1803 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤
    🌹🌹🌹🌹

  • @user-mo5qv4zh7c
    @user-mo5qv4zh7c 23 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰

  • @welderufaeltesfahiwet7687
    @welderufaeltesfahiwet7687 24 วันที่ผ่านมา +1

    Biden

  • @user-ps6pi9ml6d
    @user-ps6pi9ml6d 24 วันที่ผ่านมา

    ባይደን የለን ሮቦትዩ

  • @mahisismiki6483
    @mahisismiki6483 24 วันที่ผ่านมา

    finan hawey the alchemist audiobook hizkalna mxae❤

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807 24 วันที่ผ่านมา

    Tramp is win

  • @user-mo5qv4zh7c
    @user-mo5qv4zh7c 23 วันที่ผ่านมา

    Tramp😅

  • @SimonMehari-jh8lf
    @SimonMehari-jh8lf 24 วันที่ผ่านมา