ብውዲት ምዕራብ መራሕተን ዝሰኣና ሃገራት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 19

  • @wiskimehari4466
    @wiskimehari4466 2 หลายเดือนก่อน +1

    Takk ፋኒ💙💙

  • @solomontm185
    @solomontm185 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks bro we learn a lot from you ❤

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፋናን ክንዲ ሽሕ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና

  • @johnandebrhan9941
    @johnandebrhan9941 2 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ምንጪ ፍልጠትና ኢካ እሞ ኣበርቲዕካ ክትሰርሕን ይምሕጸነካ ዝዓርከይ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፍሪቃውያን ክሳብ ዘይነቃሕና ነንሕድሕድና እተዘይ ተደጋጊፍና እዚ ዘሎ ሃፍቲ መርገም፡ኮይኑ ክመጽኣና ይኽእል ኢዩ መኽንያቱ መዓድን ዘለዋ ሃገር ሰላም ኮይና ኣይትፈልጥን እተተማሂርና እተነቂሕማ ግን እቲ ማዕድን ሽሻይ ኢዩ ዝኸውን በዚ ዘለናዎ ማዕድን ምርካብ ማለት ግን ህዝቢ ኣፍሪቃ ካብዛ ዓለም ምጽናት ማለት ኢዩ ህዝቢ ኣፍሪቃ ክሳብ ዝነቅሕ ድኽነቱ ትሕሾ ❤❤❤❤❤❤

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 หลายเดือนก่อน

    Wc fini ayney ❤❤

  • @freweininegash298
    @freweininegash298 2 หลายเดือนก่อน

    ብጃካ ፋናን ውደይ ከትዘርዘር ከይውግሕ

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንወዲ ኣፌ ጥራይ ውዲት ከይግበረሉ ይስተረና 😂😂😂😂😂😂😂

    • @yonatanabrhaley8432
      @yonatanabrhaley8432 2 หลายเดือนก่อน

      Barya

    • @yonatanabrhaley8432
      @yonatanabrhaley8432 2 หลายเดือนก่อน

      Agdsi seb aykonenn

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      Abey emo ezi dea tixbitna endyu.gah yebiluwo enber.entay gebari Esseyas.axnati xega Eritrea,hzbi Eritrea

  • @mustofaabdulwasie4323
    @mustofaabdulwasie4323 2 หลายเดือนก่อน

    Bebkurub democracy entay malet kemzkhone kirdaaka zjemere ymesel

  • @Sowthk2
    @Sowthk2 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓንቲ ሃገር መራሒዘይኮነ ዘድላያ ሓያል ባይቶ ዘዋርስ ዝድልያ. ብይቶ ዝይብላ ሃገር ፈራስት. አዘን ምዕቡላት ሃግራት ሃይል ባይትን ፓርት ኣልውን.

  • @freweininegash298
    @freweininegash298 2 หลายเดือนก่อน

    ፋናን አዝ ሳክት ከይከውን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከላ ግደፈና ፍናን ከኣ ኣብ ኣፍሪቃ ድንቁሩና እበር ሃብቲ የለን ሃብቲ ርእሲ እዩ ርእሲ ስለ ዘለዎም እዮም ኤውሮጳውያን ማቢሎም ሃብታማት ኮይኖም

    • @neimaafaidris9915
      @neimaafaidris9915 2 หลายเดือนก่อน

      Genkoro selzkonka nhawika ahlifka sele ethb blurb genzeb mezimizomka santim hibom seb kitel yeluka

  • @thehaileab4478
    @thehaileab4478 2 หลายเดือนก่อน

    አውራጃውነት : ገና ከይተበገሱ ዘነጸሩ ::
    እንሄሌ ውድቀቶም ነጺሩ ::
    ደናቁር የሕዋትኩም ተጸምበሩ::
    ጸበብቲ : ርእሲ ፉጹም ዘይሓፍሩ
    አበይ ዓድኻ ይብሉኻ:
    ክቀርቡኻ ወይ ክንጽሉኻ
    ዓዲ ቃጽዖ መሬት : ያኢይ መንነት ተቆጺሩ ::
    ዓሳው ሜሬት : ተመሊስካ ዘይትነብረሉ ::
    ሓሬሶም : ከብዶም ዘይዕንጉሉሉ::
    ተመጽወቲ : አዝማሪኒ ከምዘይነበሩ ::

    ቀዳሞት አቦታተይ
    ሕይወቶም ከድሕኑ ጎቦታት ሰፊሮም ::
    ወረርቲ እስላማውያን እምበር ፈሪሑም ::
    ጎይቶት ባሕሪ ነጋዶ ኢዮም ኔሮም
    ሕጂ ሳላ ገድሊ መስዋእቲ የሕዋተይ
    መሊሰዮ አለኹ ባሕሪ አቦታተይ
    ሓበሻዊ ገባርን ሓዳግን ኮይኑ ሽመይ
    ኩላ ትግርኛ : አዛሪበያ ሕራይ ሕራይ
    አቦጊዳ ዘይበለ ይታሓጎም
    ሀሁ ዘይበለ አይንታይን
    ዋና ታሪኽ : አነ ባዕለይ
    ባሕርን መሬትን ርስተይ
    ጎይታ ወደባት መራኽብ ናተይ
    እነሄለ ደናቁር ከጽቡቡና
    ናብ ዓዲ አውራጃ ክመልሱና
    ከም ህበይ ጎቦ ጎቦ
    መሬት ጻሕታሪት ደርሆ ደርሆ
    አይካብ ትምህርቲ ምህሮ
    ሩሑቅ ዘይሓስብ ደንቆሮ
    አንጻር ጥቅሙ ዝሰርሕ ዓዋን
    መዋረዲ ዓለቱ ጉዳም
    መቃልሕ ህውክት ዝፈትር
    ነገር አሳዊሩ ድራሩ ዝምእርር
    መስኪን ሐረስታይ ሃማም
    መፍቶ ወሓላሉ ባሃም
    ተበላጺ ምልላዩ ትጽገም??
    ተሐልቅቲ ህዝቢ ክመስሉ
    ወግሔ ጸብሔ መክራ ህዝቢ የካማሱዑ
    ኩሉጊዜ ጸቢብ ፡ አብ ዓዲ ከባቢ ፡ሙርኩስ ጌሩ ፡ ፖለቲካ ክሰርሕ እንተኾይኑ ፡ ጽልእን ህውከትን ከሳውር አለዎ፡፡ ከይዱ ከይዱ ፡ ጸቢቡ ጸቢቡ ፡ አብ መጠረሽታ ማዓኮሮ አይአምንን ኢዩ። ምኽንያቱ መትከል ስነሐሳብ ፡ የብሉን ዓለታዊ ኢዩ። ፍቅሪ ሃገርን ሕዝብን የብሉን ። ዘይነበረ አፈታሪኽ ፈጢሩ ፡፡ ብስውር ጸላም ጸላም ዝንቀሳቀስ ፡ ነውራም እንስሳ ኢዩ።

    • @MulieMulie-n1c
      @MulieMulie-n1c 2 หลายเดือนก่อน

      Hatftfa aytabel eska sedtna eka zalka

  • @johnandebrhan9941
    @johnandebrhan9941 2 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ምንጪ ፍልጠትና ኢካ እሞ ኣበርቲዕካ ክትሰርሕን ይምሕጸነካ ዝዓርከይ