ኣብ ኣፋፌት ምፍራስ ዘሎ ውድብ ህወሓት ብኣፍ ጌታቸው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 15

  • @merrylove4134
    @merrylove4134 2 หลายเดือนก่อน +7

    የቀንየልና ፋኒ እንድሕር ዝክኣል ኮይኑ ንመሓሪ ኣምጺኻ ናቱ ትንታነ እንተ ንሰምዕ ጽቡቅ ኔሩ

    • @miniaseium8181
      @miniaseium8181 2 หลายเดือนก่อน

      Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩ ስቃይኩም ይጸልወና ኢዩ።ስቃይና ውን ይጸልወኩም ኢዩ።መራሕቲ ትግራይን መራሕቲ ኤርትራን እንተዘይተሳኒዮም ንወላሓደ ወገን ዝጥዕሞ የለን።ምስ ህዝቢ ኢትዮጲያ ሰላም ክንገብር እንተኮይንና ብመገዲ መራሕቲ ተጋሩ ኢዩ።ኲናት ክንገበር እንተኮይንና ውን ብመንገዲ መራሕቲ ተጋሩ ኢዩ።ተወሳኺ ምኽንያት ቡዙሕ ኢዩ።

  • @esaysemere7c114
    @esaysemere7c114 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍናን ዓፍናቅ ሰባር አፍንጫ ዓጋመኺ ዳአ ፋሐ ብትን አቲዋ ንሰኺ ካአ ምሰኦም ዕምሪኺ ክትሐ ጽር እያ አንቲ ዓፍናቅ ሰባር ሰርኖ።

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 2 หลายเดือนก่อน

    Thx bro

  • @Hawala00
    @Hawala00 2 หลายเดือนก่อน

    Getachew ne hiwehat telimewa zegerem eyu

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 หลายเดือนก่อน

    ስላም ፈናን ህዋህት ተዘይትፍጠር ህዝቢ ትግራይ አበይ ምስሀለወት ህዋህት ቃል ኪዳን ህዝቢ ትግራይ አንዲ ሁቀ እያ እቲ ቶታለቲካ ንህዋህት ንምፍራስ ህብሉ እምበር ንህእቢ ትግራይ ንምፅናት እዩ ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ህዋህት እዩ ንህዋህት ንምፍራስ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ምህላብ እዩ ኢሳያስ ፋኖ ብኩሉ ህልምካ ናብ ገሀነብ ክተእትወካ እያ ህዋህት ድቃስ ከሊአትካ ዘላ ዋላ ጃዊሳ ቻ በሎ ብፍርሂ ተዋሂጦም ❤

    • @astersweet2643
      @astersweet2643 2 หลายเดือนก่อน

      ህዋሀት ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ ስለዚ ህዋሀት አይፈርስን ዓንዲ ናይህዝቢ ስለዝኮነ አርባእተ ነጥቢ::

  • @Hawala00
    @Hawala00 2 หลายเดือนก่อน

    Game over hiwehat nai haki koinu zegerem eyu

  • @delinayonas8988
    @delinayonas8988 2 หลายเดือนก่อน

    Fanu 🤙🏽

  • @adonay7097
    @adonay7097 2 หลายเดือนก่อน

    ጥርናፈ ተቀበሉ በለለይ፡ ሰብ ምስተሳዕነ ኢኩም መራህቲ ኮይንኩም፡ ስዩም ፡ መለስ፡ ሀየሎም ወዘተ ተዝህልዉ ዶ ሰብ ምኮንኩም፡ እማንኩም ትግራይ አብ ኢድኩም ወዲቃ፡ ብዘይንስኩም ሰብዘየለ ከይመስለኩም ፡ ድህሪ መጋረጃ ዘለኩም ጀነራላት አደብ ግበሩ፡ ዋይ ዘይምዕዳል፡፡ አንትን ውካርያ ተቋወምቲ ፓርቲ ድማ መልካም አጋጣሚ ረኪብና ኢልክን ሓረምረም ትብላ ዕንዝርና እዮ ፡ ገዛካ ክስረቅ ሓቢርካ ስረቅ ፓሊሲክን ጠጠው አብላ፡፡

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 2 หลายเดือนก่อน

    😎😜😎😛😎

  • @yemmhiwe3246
    @yemmhiwe3246 2 หลายเดือนก่อน +1

    Entay dea kitgebru ekum goytakum hiwhat telimatkum angal afnaq

  • @theobserver2677
    @theobserver2677 2 หลายเดือนก่อน

    Oh, pathetic level of journalism! You are disappointing. Know thy self!