ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃ ኩውር ሓወይ እናም አብ እዋን ጣዕሱኡ ዝተዛረባ ዘረባ እውን ወስ ተተብላ አገላልፃኻ ይዛይድ ንአብነት ኦ ጎይታ በዝሒ ሃፍቲ ተሂብካኒ ሽምካ ረሲዐ ተመስገን ምባል ከይርስዕ አመና ድኻ ካአ አይትግበረኒ ሸጊሩኒ ከየማርረካ ማዓልታዊ እንጌራ ሃበኒ ከምዝበለ❤
ታንክስ ፍናን ሓውና ኣደስ ኣደ ዳኣ ከመይ ኢላ ውላዳ የሕሊፋ ክትህብ በረከት ናይ ኣቦና ጥበበጛ ሰለሙን ካኣ ይክፈለና አግዛቢሀር።
Amen
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቡዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና
ብጣዕሚ ነመስግነካ ፍናን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ብሓቂ መሃሪን ኣገዳስን ስነጽሑፍ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🏽
ኣቆጢዕናካ ዶ ሎሚስ እዞም ተጸጊዕና ንሰምዕ ከም ስምካ ፍናን እዩ ዝግበኣካ ግን ከም ንጉስ ሰሎሙን ጥበብን ልቦናን ኣይ ተዓደልናን ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ።
Hj
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልካ ብሩኽ ሓወይ ግን ከም ፍቃድ ኣምላክ ምስ ናይ ቅሬትኡ እና ሓተትኩ ኩሉ ትምህርቲ ጽቡቅ እኮ እንተ ኮኑ ምስ መንፈሳዊ ነገር ናይ መንፈሳውነት ዝሓዘለ መዝሙር ኣሰኒካ እዶ ዝቀርብ ምስ ናይ ይቅሬቱኡ ግን ኣሕዋት ስለ ኩሉ ምስማዕኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብትገብርዎ ስራሕን ጸሎትን ጽን ኢሉ ይስማዕኩም አሜን
አቤቱ ቁድስ እግዛብሄር ሆይ አብቲ ሕዚ ዝመፅእ ንጉስ ቶድሮስ ሓዉሰለና ቅድስ እግዛብሄር ሆይ ሓደራካ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ናይ መን ቴድሮስ ዩ እዚ?
ምሳሌ 1 (Proverbs)1፤ ምስላታት ሰሎሞን፡ ወዲ ዳዊት ንጉስ እስራኤል፡2፤ ጥበብን ተግሳጽን ንምፍላጥ፡ ቃላት ፍልጠት ንምስትውዓል፡3፤ ዜለብም ተግሳጽን ጽድቅን ፍርድን ቅንዕናን ንምቕባል፡4፤ ነቶም ገርህታትሲ ጥበብ፡ ንመንእሰይ ድማ ፍልጠትን ጥንቃቐን ንምሃብ እዩ።5-6፤ እቲ ጠቢብ ንምሳሌን ትርጓሜን ዘረባ ጠቢባንን ዓሚቝ ሓሳባቶምን ኬስተውዕልሲ፡ ነዚ ይስማዕ ፍልጠቱውን ይወስኽ፡ እቲ ለባም ከኣ ምኽሪ የጥሪ።
ስሕት ኢልካ ናይ ሃይማኖት ክርስትና ትምህርቲ ምምጻእ ጽቡቅ እዩ ፍናን ሓወይ ክትምስገን ይግብኣካ።ጥበበኛ ሰሎሞን Wisdom solomon ተኻፈልቲ ጥበበኛ ሰሎሞን ይግበረና የሕዋተይ።
Amen amen amen
ኣሜን
ንፉዕ ናይ ብሓቂ ካብተን ዘለዋ ቸነል 1ይቲ ዘድንቀን
1ይ ነገስት 11 (1 Kings)3፤ ሾብዓተ ሚእቲ ንግስታት ኣንስትን ሰለስተ ሚእቲ ኣንስቲ ወሰንን ነበራኦ። እተን ኣንስቱ ኸኣ ልቡ ኣዘንበላኦ።
Ab bluy kidan kemu yfked neru malet dyu ?
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍናን ሓወይ ናተይ የቀንየልና ዝዓርከይ
🤴 king Selomun 1 Wulud ei u nerwo shumu kea Robam ybhal
Amen amen amen kale hiwet yasimeana abe lebina yehidero naye agoligelotie zamanika amlakie yebariko fenanie hawaye
ናይ ባሓቂ ሓይሊ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ እና ሓደረ ኢዩ ዝሑጉሰካ ብኻ ኣብቲ ግዜ ናይ ኑጉስ ሶሎሙን ተፈጥረ ነይረ ኣነ ወላ ሓዉ ኮይነ ኦኦኦ ሓዉ እተ ኾይነ ዳኣ ክቀትለኒ እንድዩ።
ፍኔ መሳጢ መደብ።ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልካ።
መሳጢ ሓቀኛ ታሪክ ቁዱስ ሰሎሙን፡ ፍኒ ከጹሎ። jij bent super slim man. Ik ben zo trots op je!!!!!
ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ጸጋን ጥበብን ይዉፈር ኣብ ዙርይ ጉዑዘኻብሉኡል ፈጣሪና
ዓጊብናን ፈረቓን እንበር ፋኒ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብሩኸይ እዚ ትጥቀመሉ classical dma azyu ጡዑም ነቲ ዛንታ ኣዝዩ ኢዪ ዘጸብቖ
ሳብስክራይብ ንግበር ናዕና ክሳራ የብላን ንፍናን ሓውና ግን ዓባይ ሞራል ያ
Ajoka fani
gerna ko mo
❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ሓውና ፈናን ንዓና ክኣ ጸሎትኩም ይመላለኣና ኣሕዋተይ 🍃⛪️⛪️✝️🙏🙏🙏
Thank you Fnan brother Great Story .🙎♂️
2ይ ዜና 1 (2 Chronicles)11፤ ኣምላኽ ድማ ንሰሎሞን፡ እዚ ኣብ ልብኻ ስለ ዝነበረ፡ ነዚ ኣብ ልዕሊኡ ዘንገስኩኻ ህዝበይ ምፍራድ ምእንቲ ኽትክእልስ፡ ጥበብን ፍልጠትን ኪውሀበካ ስለ ዝለመንካ እምበር፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ወይ ነፍሲ ጸላእትኻ ወይ ነዊሕ ዕድመ ኻብ ዘይለመንካስ፡12፤ ጥበብን ፍልጠትን ተዋሂቡካ ኣሎ። ድማ ቅድሜኻ ንዝዀነ ዘበለ ንጉስ ከምኡ ዝበለ ዘይነበሮ፡ ብድሕሬኻ ዚትንስእ ዘበለውን ከምኡ ዝበለ ዘይረኽቦ፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ክህበካ እየ፡ በሎ።
ፍቅር ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና እቲ ቀል ከም ዘለዎ ኮይኒ 2ይ ዜና 2፥11 ኣይ ኮነን ንረክባ ኣብ 1ይ ነገስት 2፥11 ኢዩ ዘሎ ክንብብዎ ስእኖሞ ከይ ኮኑ ኢለየ
ናይ ጥብበየና ኣቦና ቁዱስ ሰለሙን ጥበቡ ኣይፍለየና ሓውና ፍናን ድማ ይመስግነካ ግን ብመዝሙሩ ክኸውን ኔይርዎ ናታይ ሪኢቶ ኢዩ ጸሎት አመብርሃን ኣይፍለየና ይሕዋት።ፍቅሪ ዝዓሰሎ ቀዳምን ሰንብትን ይግብረልና ጸጋ ኣምላክ ኣይፍለየና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕቢሩ !ኣብታ መዝሙር ክትገብረሉ ትብል ሪቶኻ/ኺ ግን ኣብዚ ቻነል ቢ ሕጊ ዩቱብ መሰረት መዝሙር ከየእቱ ሓዉና ፍናን ቀደም ሓቢሩ ኔሩ። ነዚ ዘይፈልጥካ ኢካ ትመስል ወገነ።እንበር ደስ እንዳ በልና ።
ኣምን ኣምን ኣምን
ጥበበኛ ፡ ፍላስፋ ወይ መሃሪ ደኣ እንበር ቕዱስ ኣይኮነን ንጉስ ሰለሙን።
ፍናን ሓወይ ዛንታ ደኣ ኣይትጅምርን ዲኻ ተስፋ ኣይቆረጽኩን ይጽበ ኣለኹ !!!
ፍናን ሓወይ ኣበይሞ 1000 ሞባይል ተዝህልዋኒ ሰብስክራይብ መገበርኩልካ ነይረ ግን ኣበይሞ ኣጆኻ ዓቕሊ ጥራሕ 200,000 ኣይኮነን ካልእ ክትበፅሕ ኢኻ:: ሓውካ ወዲ ትግራይ ወዲ ንግስተ ሳባ
ክክክክክክ ትግራዋይ ቆንዳፍ ኢልካ ኣለኩ ቶጋር ኣራዪ ኩዕንቲ
nhaqi eye znebr nhaqi eye znebr ክላእ ማዕብል ኣታ ከማኻ ዝኣምሰሉ ብዙሓት ርእሲ ዘይብሎም ሸለል እየ ዝብሎም እዝኒ ኣይህቦምን ግን ነቶም ፁፉፋት የሕዋተይ እየ ዝርኢ ትኽክለኛ ኤርትራውያን ፃዕዳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ልክዕ ከምታ ብርኽቲ ድንግል መሬቶም
@@oflakeren8586 ሱቅ በል ሎቅማጽ ሓሳዊ ብሰንኩኩም ኢና እዚ ረኪብና ዘሊና ደቂ ፈሓርቲ መቃብር ታሪኽካ ትፈልጦ ዲካ ኣይረሳዕናዮን እወ ዝሓለፈ
@@oflakeren8586 ወዲ ጻዕዳ ትግራይ Welcom ኣጆካ ትምኒትካ ጥራሕ እኹል እዩ።ነዞም ዓጃውስ ደቂ ወልደገባ ከም ሰብ ከማን ኣይትቑጸሮም ረጊጽካዮም ሕለፍ ንሕና ጊን ተኸባቢርና ፍቕርና ክነሕልፍ ዝዓግተና ከቶ ሓይሊ የለን።
@@nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068 ንሓቂ እየ ዝነብር እንዳበልካስ ነታ ሓቂ ግን ፈጺምካ ኣይትፈልጣን ኢካ።
ፍናነይ ሽካር በዓል ልባና መደብካ ቀፃሊ ይካታተሉ እየ ኩሉ ተሕሉፍ መሃሪን መንእስይ ዝቅይር እዮ ቀፅሎ
ፈናን ሐወይ መምህረይ 🇻🇳👈🥰🥰
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብሩኽ ዘርኢ ኣብዛ እትመጽእ ሓዳስ ኤርትራና ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ጋዜጣኛታትና ክትከውን ብጣዕሚ ሰናይ ምንዮተይ ኢዩ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ። ምሳኣ ድማ ሓንቲ likeን subscribeን ሂበካ ኣለኹ።
ሰላም ፍናን፡ ብእተቕርቦ መደባት እምብዛ ተደኒቐ ኢየ ዝመሃር፡ ክብረት ይሃበለይ! እንተኾነ ግን ሓድሕድ ምትእርራም ቅኑዕ ኢዩ ካብ ዝብል ሕልና ነቲ ጌጋ ንምእራም እምበር ካልእ ኣይኮነን። ን ንጉስ ሰለሙን ደጋጊምካ ንጉሰ ነገስት ብዝብል ቅጽል ጠቒስካዮ፡ እዚ ንጉሰ ነገስት ዝብል ቅጽል ምናልባት ምስ ኣኽብሮትን ምስቲ ካልኦት ነገስታት ከም በዓል ንግስቲ ሳባ ዝኣመሰሉ ዝህብዎ ዝነበር ተኣዛዝነትን ሪኻ ንጉስ ነገስት ኪትብሎ ኪኢልካ ትከውን። እንተኾነ ግን ክብሪ የሱስ ክርስቶስ ምውሳድ (ምስራቕ) ከይትኸውን፡ እዚ ምባል ግን ንስኻ ትሰርቆ ኣለኻ ኣይኮነን። እዚ ዘበለኒ እቲ እንኮ ንጉሰ ነገስት እቲ ንሓጥያት መላእ ዓለም ገንሸል ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዩ። ከም በዓል ራእሲ ተፈሪ ( ንጉስ ሃይለስላሴ) ነዚ መዓርግ ንጉሰ ነገስት ዝብል ክብሪ ሰሪቖም ኣብ ልቢ ብዙሓት ለዋሃት ኣቐሚጠሞ ኢዮም። ስለዚ ፍናን ሓወይ ነዛ ንእሽቶ ሓሳበይ ካብ ቅኑዕ ሃቐና እምበር ካልእ ትርጉም ከይሃብካ ክትርደኣለይ ይምሕጸነካ። ምስ ብዙሕ ሓልዮትን ኣኽብሮትን። እግዚኣብሄር ምስትውዓልካ ይባርኽ ኣብ እትገብሮ ድማ ዓወት ይሃብካ።ሓው ናትናአል በረኸት🙏💚💚
ፍናይ ሓውና ብጣዓሚ አዩ ደስ ዝብለኒ ኩሉ ንስኻ ተቅርቦ ኣጋላልጻ ገለ ብዝኾነ ኣጆካ ዛሓወይ ቀጽሎ ብጣዓሚ ንፉዕ ስብ
ክብሪ ን ዝግብኦ ክብሪ ምሃብ ፍናን ሓውና ብርዕኻ ትሰስን
tedros ande bh
Bless you Finan Hawey and samron.keep it up
Deep and clear, keep doing Fnan hawna.
Thanks Finany hawey 🙏🙏🙏😍😍😍😍✔️✔️
Subscribed today , thanks fnan for reminding us
Thank you 💕🙏🏽
ኣነስ ኣይዓገብኩን ይቕሬታ! ገሊኡ ኣብ መጽሓፍ ቕዱስ ዘሎ'ዩ። ገሊኡ ከ፧
Amen qale hiwet yesmalna
መርሓባ መምህር ፍናን
ጽጉባት ኢና ፊናን ሓውና ደስ ይበልካ ብትህቦ ትምህርቲ
fani habibi keep going ,your contribution to our society is really amazing GBU.
ቀፅሎ ከም ጥበብ ሰሎሙን ይዐድልካ አምላኽ
Ab nay welhanti alemawi tanel bezaba kemziom zebelo kudusan abotat semie ayfeletenen betami sebkti tanel eja.👍👌♥️⛪😍🇪🇷
ከሰለሞን የሚበልጥ አለ።
Thenks fnan hawey xbuk tmhrti eyu kbreab abey alo
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ቀጽሎ
Thank you for ur sharing
ፋኒ ባሓቂ ብተቅርቦም መደባት ዑጉባት እና ቀጽሎ ማዕሊን ጥዕናን ብረከት እግዛሄር ይድፋኣልካ
መክብብ 1 (Ecclesiastes)2፤ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ይብል እቲ ሰባኺ፡ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ኩሉ ኸንቱነት እዩ።3፤ ሰብ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚጽዕረሉ ኹሉ ጻዕሪ እንታይ ረብሓ ይረኽበሉ፡8፤ ኵሉ ነገር ይጽዕር፡ ሰብ ኪዛረቦ እኳ ኣይኽእልን። ዓይኒ ብምርኣይ ኣይትጸግብን፡ እዝኒ ኸኣ ብምስማዕ ኣይትመልእን።9፤ እቲ ዝነበረ ንሱ እዩ መሊሱ ዚነብር፡ እቲ እተገብረ ኸኣ ንሱ እዩ መሊሱ ዚግበር፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር ከቶ የልቦን።10፤ ሰብሲ፡ እንሆ፡ እዚኣ ሓዳስ እያ፡ ዚብለላ ነገርዶ ኣላ እያ፡ ድሮ በቲ ቕድሜና ዝነበረ ዘመናት ዝነበረት እያ።መክብብ 1 (Ecclesiastes)13፤ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዚግበር ዘበለ ኹሉ ብጥበብ ክምርምርን ከስተብህልን ልበይ ኣቕናዕኩ። እዝስ እግዚኣብሄር ንደቂ ሰብ ኪሳቕዩሉ ዝሀቦም ሓማቕ ጻዕሪ እዩ።14፤ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ።16፤ ኣነ እንሆ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዓብዪ ጥበብ ኣጥሬኹ፡ ኢለ ብልበይ በልኩ። ልበይ ናይ ጥበብን ፍልጠትን ምልኣት ረአየ።17፤ ንጥበብ ክፈልጣ፡ ንዕሽነትን ድንቁርናን ክፈልጠን ኢለ ልበይ ኣቕኒዔስ፡ እዚውን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይ ምዃኑ ኣስተብሀልኩ።18፤ ብዙሕ ጥበብ ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ብዙሕ ጓሂ ኣሎ እሞ፡ እቲ ፍልጠት ዜብዝሕ ስቓይ የበዝሕ።
መክብብ 2 (Ecclesiastes)3፤ ኣነ ብልበይ፡ ነቲ ደቂ ሰብ ብመዓልትታት ህይወቶም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኪገብርዎ ዚግብኦም ሰናይ ክሳዕ ዝርኢ፡ ልበይ ብጥበብ እናመርሓንስ፡ ንስጋይ ወይኒ ኸይከልኦ፡ ንድንቁርና ኸኣ ክሕዛ ሐሰብኩ።4፤ ዓበይቲ ዕዮ ገበርኩ፡ ኣባይቲ ንኣይ ኣስራሕኩ፡ ኣታኽልቲ ወይንታት ንኣይ ተኸልኩ።5፤ ኣታኽልትን ገነታትን ንኣይ ገብርኩ። በብዓይነቱ ፍሬታት ዚፈሪ ኣእዋም ከኣ ተኸልኩሉ።6፤ ነቲ ኣብ ዱር ዝበቖለ ኣእዋም ምእንቲ ኽስተየሉስ፡ ንኣይ ሓጽቢ ገበርኩ።7፤ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ባሮት ዐደግኩ፡ ኣብ ቤተይ እተወልዱ ባሮት ከኣ ነበሩኒ፡ ብዙሕ እንስሳ፡ ካብ ናይቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ኹሎም ዚበዝሓ ኣሓን ኣባጊዕን ድማ ነበራኒ።8፤ ብሩር፡ ወርቂ ናይ ነገስታትን ሃገራትን ከኣ መዝገባት ኣከብኩ፡ ደራፎን ዚደርፋን፡ እቲ ተድላ ደቂ ሰብ ከኣ፡ ብዙሓት ኣንስትን ገበርኩ።9፤ በዚ ኸምዚ ዓብዪ ዀንኩ፡ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዅሎም ድማ እናዐቤኹ ኸድኩ። ጥበበይውን ምሳይ ጸንዔት።10፤ ኣዒንተይ ዝደለያኦ ኹሉ ኣይከልከልክወንን፡ ሓጎስ ዘበለ ንልበይ ኣይከላእክዎን። ልበይ ብኹሉ ጻዕረይ ይሕጎስ ነይሩ እዩ እሞ፡ ጻማ ኹሉ ጻዕረይ እዚ ኾነ።11፤ ሽዑ ነቲ ኣእዳወይ ዝገበራኦ ኹሉ ዕዮን ነቲ እናዐየኹ ዝጸዐርኩሉ ጻዕርን ተመልከትክዎ፡ እንሆ ኸአ፡ እዚ ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ረብሓ የልቦን።መክብብ 2 (Ecclesiastes)17፤ ኵሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ዘበለ ተግባር ከፊኡኒ እዩ እሞ፡ ህይወት ጸላእኩ።
ማቴዎስ 6 (Matthew)28፤ ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡ ኣይደኽሙ፡ ኣይፈትሉ።29፤ ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሓደ ኻባታቶም ከም ዘይተኸደነ፡ እብለኩም አሎኹ።1ይ ነገስት 11 (1 Kings)9፤ እግዚኣብሄር ድማ ንሰሎሞን፡ ልቡ ኻብቲ ኽልተ ሳዕ እተራእዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ስለ ዝዘንበለ፡ ተቘጥዖ።10፤ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ድማ ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ ኽይከይድ ኣዚዝዎ ነበረ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ዝአዘዞ ግና ኣይሐለዎን።11፤ ስለዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ንሰሎሞን በሎ፡ እዚ ኣባኻ ስለ እተገብረ፡ ነቲ ዝአዘዝኩኻ ኺዳነይን ሓጋጋትን ድማ ስለ ዘይሐሎካዮ፡ ነዛ መንግስቲ ብርግጽ ካባኻ ቐዲደ ንጊልያኻ ኽህቦ እየ።12፤ እዚ ግና ምእንቲ ኣቦኻ ዳዊት ብዘመንካ ኣይገብሮን፡ ካብ ኢድ ወድኻ እየ ዝቐዳ።13፤ ግናኸ ነታ መንግስቲ ብዘላስ ኣይቀዳን እየ፡ ምእንቲ ባርያይ ዳዊትን ምእንቲ እታ ዝሐሬኽዋ የሩሳሌምን ኢለ ንወድኻ ሓደ ነገድ ክህቦ እየ።
Abzi gze ezi bbbzhi zzkra metshaf eya kabzi alem hanti kesibnalan nkeyd ferihe egzihabir yu
@@ibemoh3580 ጹቡቕ ኣለካ ፍርሃት አግዚኣብሄር እታ ናይ መጀመርታ ጥበብ ያ ንሕና ናብዛ ዓለም ጥራሕና መጺና ጥራሕና ውን እና ንኸይድ እዚ ኹሉ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ምስ ስጋና ኣብ ምድሪ ዩ ዝቕበር መንፈስና ያ ናብ ሰማይ ትኸይድ ናይ መንፈስ ስራሕ ክኣ ኣምላኽ ምምስጋን እምበር ከምዚ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ዝነበርና ኣይኮነን ካብታ መዓልቲ ፍርድ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልና እምበር ዓለም ሲ መወዳእትኣ ኣኺሉ ዩ
My Favourite ምስላ ንጉስ ሰለሙን ክጋብዘኩም ። ምሳሌ 11 (Proverbs)22፤ መልክዔኛ ሰበይቲ ብዘይ ኣእምሮስ፡ ከም ኣብ ኣፍንጫ ሓሰማ እተሰቝረ ቐለቤት ወርቂ እያ።
Waww Thanks
Hikkkkk
Asmera natey ኣስመራ ናተይ እዚኣ ጥቅሲ ናይ ንጉስ ሰለሙን ድያ
Nice history fn asli keep it
Fnan hawey THANKS
Thanks a lot Fani great boy !
Kal hiwet yesmeana kubur hawuna bzeaba kalegziabhier bmkrabka.
ታሪኽ ሂወት ናይቲ ንጉሰ ነገስታት ናይ ምድሪ ሓበሻ ሃጸይ የውሃንስ እንስከ ኣቕርበልና
Bitaemi mehari thank u
ሓሳዊ ታሪኽ ኣይተባላሹ እቲ ሓቂ ንሱ ኣይኮነንን ኣንብብ።
Kab hasawi tbl 's gega tliwo zeytermo !!beka mxraf tray
Haku u gega ente haliwo armo nhna kia nmhar
Are you jealous of him, lol!!!
Waw nice history
❤ፍናን ንፉዕ ኣጋላልጻኻን ድምጽኻን ኣስተምሁሮ ዝሓዘለ መደባትካን ዳኣ ሳብስክራይብ እንትውሕዳ እዩ ። ኩሉ መደባትካ ብጣዕሚ ደስኢሉኒ እየ ዘዳምጾ 😍ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ’ሞ በርተዕ !
Tnx a million fnan hawey xbuk tmhrti
Congratulations fnan hawna to bi 200 k
Wow wow nice thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Bro
Best chanel bro Fnan may God bless u more
ንፍናን ዝፈቱን ፥ ድምጹ ደስ ዝብሎን እስከ like like
ሓቂ ምዝራብ ድምጹ ኳ ደስ ኣይብለንን ግዳ በሊሕን ህርኩትን ምኳኑ ደስ ይብለኒ
Ata entay knfetewlu kemay farau kaleay wedi abay distiu salsay wedi asmera zeykone kolo wedi asmera lkewn ydeli zkefikea eti kalea keyeaklo hgi dma reaywu n 30 santim kbl reaywa b bible exawet alo slezi zeftu yeblin
@@robbierock5097 hhhhh ጂስ ልሓሲ ወዲ ዘንቢክ
Ehidea adal angal fara dika wedi lehasi melmexi harikadika
Simon dma ab sidet eka semoekaya ember simon adalsi lazm giban siren eka duldul fara
tnx bro kemzi eaynet tarik aytewhd
ኩቡር ሓዉ ገለ ናይ ቀዛፊ ታሪኽ ገለ በለና
ኣማንኤል ማሓሪ ወዲ ራእሲ Ane zeynegireka hawoy
የቀንየልና
Fnan smart job 1.000.000 ktbexh mukana ayteratern💪💪💪
Bzuh aykatatelan eye nere nice job keep up
Wwwww btaimi tsubuk tarik ajoka Qetsilo!!!!!!!!!!!
King solomon eti kedamay astewiali::
Tack!libret yhbeln nak win kem nay nigus selomun bitibebin xegan ezgabher zeruya hiwetka yikelel terk bimmixak azey zimsgen u.
Fanann no words to you manYou are amazing
FNAN HEWNA kemzi daa maheri amxialna
Bzaeiba mexhaf kudus kitzareb entekoynka kab aflito wexaei aytzareb eilomo yiblwo zbhal yelen bzaeiba nay meqabrun ztezarebkayo yhizin eu emo entekeilka bzaeiba amlak entezeyeqrebka yhisheka tnx
ቃለ ህይወት የስመዐልና
Bereket King Solomon yhderena, Aye bal Eseyas afu cherki ka bet mahbus lili 1000 sgin serihu eway 30amet negsu seb yketl yasr ysded ak
Bzaeba kudos yared amxelna
Btami xbuk ajoka bertie 👍
ናይ ማሓመድን ሕማቕ ስነ ሓስቡን ሒዝካልና ኽትመጽእ ክኣ ክንጽበየካ ኢና ፍናን ሓውና ኣምላክ እስራኤል ንህዝብና ይሓሉ ኣሜን።
Msati zanta euy fnan bravo ajoka kexlo
Fnan nay bhaqi mehari znta eyu eka temxe fnaney nicccccccc
Thanks fenan
Congura Fnan brother.
Egzabiher amlak tegui yebzahleka fnan hawna
Klhwet yesmalna zhwey Amlake yeinte Lubnaka ykfetlka Ane yehwatey kblekum zdeli Rsti Abotatna Aynexfe Ahwatey nefaker nensahe dma kemzi keble keleku gen yfelexe malete Aykonkun ❤😍🙎♀️👍
የቐንየልና ፋኒ❤❤
ሰላም ፍናን ኩቡር ሓዉነዚ ኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ንጉስ ሰሎሞን ዘቅረብካልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ።ብምቅጻል እዛ ኣብ "ብሉይ ኪዳን" ትብል ቃል ከተወግዳ ብትሕትና ይሓትት።መኽንያቱ ምስ እግዝኣብሄ ዝሕደስ እምበር ዝበሊ ድዩ ወይ ዝበለየ ኪዳን የብልናን።የቀኔለይ
ጽብቕቲ ሕቶ'ያ። ሓሲበላ ኣይፈልጥን'የ።ግን ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸምኡ መልክዕ'ዩ ዝፍለጥ ይመስለን ስለምንታይ፧ማላተይ ኣባና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ መላእ ምእመናን ክርስትና'ዩ። ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን፧
ቡልይ ኪዳን ዶኣይኮነን ዝብሃል፡
*congratulations fnan 200k subscribers*
thanks fnan ticher of life
Mashi 🔔
Kale hiwet yesimealina
ፍናን ነብሲ ዝከኣል ኔሩ እንተዝኸውን 100 ጊዝየ ሳብስክራይብ ምገበርና ግን ዘይከኣል ኮነ
Love (100)
Kemey dika lbey trekbeni Bravo fani Bro🙏👌
welcome fanu haweyyy
ንጉስ ሰለሙን 1000 ኣንስቲንጉስ ዳዊት 11 ኣንስቲነቢ ሙሓመድ 11 ኣንስቲያቆብ 4 ኣንስቲኣብራሃም፡2 ኣንስቲካሎኦት ቡዙሓት ቡዝሕ ኣንስቲ ከምዝነበሮኦም መጽሓፍ ቁዱስ ይነግረና ኣብ እስልምና፡ድማ ብሕጊ ንኩለን ብ ማዕረ ክርእየን ዝክእል ተኮይኑ 4 ኣንስቲ ክምርዓው ይክእል
Ata hawey ezoy nay krstna euy kolatom ka kristna mkanom ktfalet ygbaka.) ni mahammed seraki mes ezom keytxbxebo mahammed nseb zedanger mkano ktfolto neyrka
@@solomonlaine9366ኣብራሃም ዳዊት ያቆብ ክስርትና ዝባሃል ሃይማኖት ሰሚዖም ኣይፈልጡን ክርስትና ዝባሃል የሱስ ንባዕሉ ኣብ ሂወቱ ስሚዕዎ ኣይፈልጥን ን ሰማይ ምስ ዓረገ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ጳውሎስ ዝባሃል ሰብ ተከተልቲ የሱስ ዝቀትል፡ዝነበረ እዩ ምስ ሮማውያን ብምምሽጣር ምሂዝዎ ካልእ ዘይመላዕልትካ ኣይተልዕል ኣታ ረሳሕ ን ሉኡኽ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከሙኡ ጌርካ ክትንዝጥል ክንደይ ትደፍር ሽሞም፡ጥራይ ከተልዕሎ ሚእቲ ግዘ ኮልጌት ጌርካ ነቲ ረሳሕ መልሓስካ ሕጸቦካልእ፡እዞም፡ኩሎም፡ዝጠቀስካዮም፡ኣብ ቁዱስ ቁራኣን ተዘኪሮም የሱስ ጥራይ ልዕሊ 25 ግዘ ኣብ ቁራኣን ሽሙ ስርሑን ተገሊጹ እዚ ግን ኣይትፈልጦን ኢካ ደንቆሮ ቅድም ተማሃር ፍለጥ ኣንብብ ከብቲ
@@holbrook-ul9cf ብዝዕባ ጎይታ መዳሃኒና ኢዮሱስ ክርስቶስ ተጻሒፉ እንተ ኣሎ ደኣ ።አንታይ ኬንኩም ደይ ትኣምንዋ? ጽርፊ ከ ይምህረኩም ድዩ? እቲ ቅርዓንኩም! 1ይ ደይ ተርደኦ ናብ ጸርፊ ትኣቱ.
Mohamed arkeys hixawnti eyu zemx nieru elomo, kemey eya eza guday abrhalna nay aboka Mohamot? 🤣😂just kidding
@@truelife5925 ትብል፡ኣሎካ፡ኢሎሞ፡ኢልካ ብ ጭብጢ ተዛረብ ሃለውለው ከይበልካ
fnan kebi alewo kelka telal eritrean arkey subscribe negbrlu xubk timhrti eyu zemhrna zelo 🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃ ኩውር ሓወይ እናም አብ እዋን ጣዕሱኡ ዝተዛረባ ዘረባ እውን ወስ ተተብላ አገላልፃኻ ይዛይድ ንአብነት ኦ ጎይታ በዝሒ ሃፍቲ ተሂብካኒ ሽምካ ረሲዐ ተመስገን ምባል ከይርስዕ አመና ድኻ ካአ አይትግበረኒ ሸጊሩኒ ከየማርረካ ማዓልታዊ እንጌራ ሃበኒ ከምዝበለ❤
ታንክስ ፍናን ሓውና ኣደስ ኣደ ዳኣ ከመይ ኢላ ውላዳ የሕሊፋ ክትህብ በረከት ናይ ኣቦና ጥበበጛ ሰለሙን ካኣ ይክፈለና አግዛቢሀር።
Amen
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቡዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና
ብጣዕሚ ነመስግነካ ፍናን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ብሓቂ መሃሪን ኣገዳስን ስነጽሑፍ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🏽
ኣቆጢዕናካ ዶ ሎሚስ እዞም ተጸጊዕና ንሰምዕ ከም ስምካ ፍናን እዩ ዝግበኣካ ግን ከም ንጉስ ሰሎሙን ጥበብን ልቦናን ኣይ ተዓደልናን ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ።
Hj
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልካ ብሩኽ ሓወይ ግን ከም ፍቃድ ኣምላክ ምስ ናይ ቅሬትኡ እና ሓተትኩ ኩሉ ትምህርቲ ጽቡቅ እኮ እንተ ኮኑ ምስ መንፈሳዊ ነገር ናይ መንፈሳውነት ዝሓዘለ መዝሙር ኣሰኒካ እዶ ዝቀርብ ምስ ናይ ይቅሬቱኡ ግን ኣሕዋት ስለ ኩሉ ምስማዕኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብትገብርዎ ስራሕን ጸሎትን ጽን ኢሉ ይስማዕኩም አሜን
አቤቱ ቁድስ እግዛብሄር ሆይ አብቲ ሕዚ ዝመፅእ ንጉስ ቶድሮስ ሓዉሰለና ቅድስ እግዛብሄር ሆይ ሓደራካ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ናይ መን ቴድሮስ ዩ እዚ?
ምሳሌ 1 (Proverbs)
1፤ ምስላታት ሰሎሞን፡ ወዲ ዳዊት ንጉስ እስራኤል፡
2፤ ጥበብን ተግሳጽን ንምፍላጥ፡ ቃላት ፍልጠት ንምስትውዓል፡
3፤ ዜለብም ተግሳጽን ጽድቅን ፍርድን ቅንዕናን ንምቕባል፡
4፤ ነቶም ገርህታትሲ ጥበብ፡ ንመንእሰይ ድማ ፍልጠትን ጥንቃቐን ንምሃብ እዩ።
5-6፤ እቲ ጠቢብ ንምሳሌን ትርጓሜን ዘረባ ጠቢባንን ዓሚቝ ሓሳባቶምን ኬስተውዕልሲ፡ ነዚ ይስማዕ ፍልጠቱውን ይወስኽ፡ እቲ ለባም ከኣ ምኽሪ የጥሪ።
ስሕት ኢልካ ናይ ሃይማኖት ክርስትና ትምህርቲ ምምጻእ ጽቡቅ እዩ ፍናን ሓወይ ክትምስገን ይግብኣካ።ጥበበኛ ሰሎሞን
Wisdom solomon ተኻፈልቲ ጥበበኛ ሰሎሞን ይግበረና የሕዋተይ።
Amen amen amen
ኣሜን
ንፉዕ ናይ ብሓቂ ካብተን ዘለዋ ቸነል 1ይቲ ዘድንቀን
1ይ ነገስት 11 (1 Kings)
3፤ ሾብዓተ ሚእቲ ንግስታት ኣንስትን ሰለስተ ሚእቲ ኣንስቲ ወሰንን ነበራኦ። እተን ኣንስቱ ኸኣ ልቡ ኣዘንበላኦ።
Ab bluy kidan kemu yfked neru malet dyu ?
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍናን ሓወይ ናተይ የቀንየልና ዝዓርከይ
🤴 king Selomun 1 Wulud ei u nerwo shumu kea Robam ybhal
Amen amen amen kale hiwet yasimeana abe lebina yehidero naye agoligelotie zamanika amlakie yebariko fenanie hawaye
ናይ ባሓቂ ሓይሊ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ እና ሓደረ ኢዩ ዝሑጉሰካ ብኻ ኣብቲ ግዜ ናይ ኑጉስ ሶሎሙን ተፈጥረ ነይረ ኣነ ወላ ሓዉ ኮይነ ኦኦኦ ሓዉ እተ ኾይነ ዳኣ ክቀትለኒ እንድዩ።
ፍኔ መሳጢ መደብ።
ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልካ።
መሳጢ ሓቀኛ ታሪክ ቁዱስ ሰሎሙን፡ ፍኒ ከጹሎ። jij bent super slim man. Ik ben zo trots op je!!!!!
ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ጸጋን ጥበብን ይዉፈር ኣብ ዙርይ ጉዑዘኻ
ብሉኡል ፈጣሪና
ዓጊብናን ፈረቓን እንበር ፋኒ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብሩኸይ እዚ ትጥቀመሉ classical dma azyu ጡዑም ነቲ ዛንታ ኣዝዩ ኢዪ ዘጸብቖ
ሳብስክራይብ ንግበር ናዕና ክሳራ የብላን ንፍናን ሓውና ግን ዓባይ ሞራል ያ
Ajoka fani
gerna ko mo
❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ሓውና ፈናን ንዓና ክኣ ጸሎትኩም ይመላለኣና ኣሕዋተይ 🍃⛪️⛪️✝️🙏🙏🙏
Thank you Fnan brother Great Story .🙎♂️
2ይ ዜና 1 (2 Chronicles)
11፤ ኣምላኽ ድማ ንሰሎሞን፡ እዚ ኣብ ልብኻ ስለ ዝነበረ፡ ነዚ ኣብ ልዕሊኡ ዘንገስኩኻ ህዝበይ ምፍራድ ምእንቲ ኽትክእልስ፡ ጥበብን ፍልጠትን ኪውሀበካ ስለ ዝለመንካ እምበር፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ወይ ነፍሲ ጸላእትኻ ወይ ነዊሕ ዕድመ ኻብ ዘይለመንካስ፡
12፤ ጥበብን ፍልጠትን ተዋሂቡካ ኣሎ። ድማ ቅድሜኻ ንዝዀነ ዘበለ ንጉስ ከምኡ ዝበለ ዘይነበሮ፡ ብድሕሬኻ ዚትንስእ ዘበለውን ከምኡ ዝበለ ዘይረኽቦ፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ክህበካ እየ፡ በሎ።
ፍቅር ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና እቲ ቀል ከም ዘለዎ ኮይኒ 2ይ ዜና 2፥11 ኣይ ኮነን ንረክባ ኣብ 1ይ ነገስት 2፥11 ኢዩ ዘሎ ክንብብዎ ስእኖሞ ከይ ኮኑ ኢለየ
ናይ ጥብበየና ኣቦና ቁዱስ ሰለሙን ጥበቡ ኣይፍለየና ሓውና ፍናን ድማ ይመስግነካ ግን ብመዝሙሩ ክኸውን ኔይርዎ ናታይ ሪኢቶ ኢዩ ጸሎት አመብርሃን ኣይፍለየና ይሕዋት።ፍቅሪ ዝዓሰሎ ቀዳምን ሰንብትን ይግብረልና ጸጋ ኣምላክ ኣይፍለየና።
ኣሜን
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕቢሩ !
ኣብታ መዝሙር ክትገብረሉ ትብል ሪቶኻ/ኺ
ግን ኣብዚ ቻነል ቢ ሕጊ ዩቱብ መሰረት መዝሙር ከየእቱ ሓዉና ፍናን ቀደም ሓቢሩ ኔሩ። ነዚ ዘይፈልጥካ ኢካ ትመስል ወገነ።
እንበር ደስ እንዳ በልና ።
ኣምን ኣምን ኣምን
ጥበበኛ ፡ ፍላስፋ ወይ መሃሪ ደኣ እንበር ቕዱስ ኣይኮነን ንጉስ ሰለሙን።
ፍናን ሓወይ ዛንታ ደኣ ኣይትጅምርን ዲኻ ተስፋ ኣይቆረጽኩን ይጽበ ኣለኹ !!!
ፍናን ሓወይ ኣበይሞ 1000 ሞባይል ተዝህልዋኒ ሰብስክራይብ መገበርኩልካ ነይረ ግን ኣበይሞ ኣጆኻ ዓቕሊ ጥራሕ 200,000 ኣይኮነን ካልእ ክትበፅሕ ኢኻ:: ሓውካ ወዲ ትግራይ ወዲ ንግስተ ሳባ
ክክክክክክ ትግራዋይ ቆንዳፍ ኢልካ ኣለኩ ቶጋር ኣራዪ ኩዕንቲ
nhaqi eye znebr nhaqi eye znebr ክላእ ማዕብል ኣታ ከማኻ ዝኣምሰሉ ብዙሓት ርእሲ ዘይብሎም ሸለል እየ ዝብሎም እዝኒ ኣይህቦምን ግን ነቶም ፁፉፋት የሕዋተይ እየ ዝርኢ ትኽክለኛ ኤርትራውያን ፃዕዳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ልክዕ ከምታ ብርኽቲ ድንግል መሬቶም
@@oflakeren8586 ሱቅ በል ሎቅማጽ ሓሳዊ ብሰንኩኩም ኢና እዚ ረኪብና ዘሊና ደቂ ፈሓርቲ መቃብር ታሪኽካ ትፈልጦ ዲካ ኣይረሳዕናዮን እወ ዝሓለፈ
@@oflakeren8586 ወዲ ጻዕዳ ትግራይ Welcom ኣጆካ ትምኒትካ ጥራሕ እኹል እዩ።ነዞም ዓጃውስ ደቂ ወልደገባ ከም ሰብ ከማን ኣይትቑጸሮም ረጊጽካዮም ሕለፍ ንሕና ጊን ተኸባቢርና ፍቕርና ክነሕልፍ ዝዓግተና ከቶ ሓይሊ የለን።
@@nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068 ንሓቂ እየ ዝነብር እንዳበልካስ ነታ ሓቂ ግን ፈጺምካ ኣይትፈልጣን ኢካ።
ፍናነይ ሽካር በዓል ልባና መደብካ ቀፃሊ ይካታተሉ እየ ኩሉ ተሕሉፍ መሃሪን መንእስይ ዝቅይር እዮ ቀፅሎ
ፈናን ሐወይ መምህረይ 🇻🇳👈🥰🥰
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብሩኽ ዘርኢ ኣብዛ እትመጽእ ሓዳስ ኤርትራና ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ጋዜጣኛታትና ክትከውን ብጣዕሚ ሰናይ ምንዮተይ ኢዩ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ። ምሳኣ ድማ ሓንቲ likeን subscribeን ሂበካ ኣለኹ።
ሰላም ፍናን፡ ብእተቕርቦ መደባት እምብዛ ተደኒቐ ኢየ ዝመሃር፡ ክብረት ይሃበለይ! እንተኾነ ግን ሓድሕድ ምትእርራም ቅኑዕ ኢዩ ካብ ዝብል ሕልና ነቲ ጌጋ ንምእራም እምበር ካልእ ኣይኮነን። ን ንጉስ ሰለሙን ደጋጊምካ ንጉሰ ነገስት ብዝብል ቅጽል ጠቒስካዮ፡ እዚ ንጉሰ ነገስት ዝብል ቅጽል ምናልባት ምስ ኣኽብሮትን ምስቲ ካልኦት ነገስታት ከም በዓል ንግስቲ ሳባ ዝኣመሰሉ ዝህብዎ ዝነበር ተኣዛዝነትን ሪኻ ንጉስ ነገስት ኪትብሎ ኪኢልካ ትከውን። እንተኾነ ግን ክብሪ የሱስ ክርስቶስ ምውሳድ (ምስራቕ) ከይትኸውን፡ እዚ ምባል ግን ንስኻ ትሰርቆ ኣለኻ ኣይኮነን። እዚ ዘበለኒ እቲ እንኮ ንጉሰ ነገስት እቲ ንሓጥያት መላእ ዓለም ገንሸል ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዩ። ከም በዓል ራእሲ ተፈሪ ( ንጉስ ሃይለስላሴ) ነዚ መዓርግ ንጉሰ ነገስት ዝብል ክብሪ ሰሪቖም ኣብ ልቢ ብዙሓት ለዋሃት ኣቐሚጠሞ ኢዮም። ስለዚ ፍናን ሓወይ ነዛ ንእሽቶ ሓሳበይ ካብ ቅኑዕ ሃቐና እምበር ካልእ ትርጉም ከይሃብካ ክትርደኣለይ ይምሕጸነካ። ምስ ብዙሕ ሓልዮትን ኣኽብሮትን። እግዚኣብሄር ምስትውዓልካ ይባርኽ ኣብ እትገብሮ ድማ ዓወት ይሃብካ።
ሓው ናትናአል በረኸት🙏💚💚
ፍናይ ሓውና ብጣዓሚ አዩ ደስ ዝብለኒ ኩሉ ንስኻ ተቅርቦ ኣጋላልጻ ገለ ብዝኾነ ኣጆካ ዛሓወይ ቀጽሎ ብጣዓሚ ንፉዕ ስብ
ክብሪ ን ዝግብኦ ክብሪ ምሃብ ፍናን ሓውና ብርዕኻ ትሰስን
tedros ande bh
Bless you Finan Hawey and samron.keep it up
Deep and clear, keep doing Fnan hawna.
Thanks Finany hawey 🙏🙏🙏😍😍😍😍✔️✔️
Subscribed today , thanks fnan for reminding us
Thank you 💕🙏🏽
ኣነስ ኣይዓገብኩን ይቕሬታ! ገሊኡ ኣብ መጽሓፍ ቕዱስ ዘሎ'ዩ። ገሊኡ ከ፧
Amen qale hiwet yesmalna
መርሓባ መምህር ፍናን
ጽጉባት ኢና ፊናን ሓውና ደስ ይበልካ ብትህቦ ትምህርቲ
fani habibi keep going ,your contribution to our society is really amazing GBU.
ቀፅሎ ከም ጥበብ ሰሎሙን ይዐድልካ አምላኽ
Ab nay welhanti alemawi tanel bezaba kemziom zebelo kudusan abotat semie ayfeletenen betami sebkti tanel eja.👍👌♥️⛪😍🇪🇷
ከሰለሞን የሚበልጥ አለ።
Thenks fnan hawey xbuk tmhrti eyu kbreab abey alo
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ቀጽሎ
Thank you for ur sharing
ፋኒ ባሓቂ ብተቅርቦም መደባት ዑጉባት እና ቀጽሎ ማዕሊን ጥዕናን ብረከት እግዛሄር ይድፋኣልካ
መክብብ 1 (Ecclesiastes)
2፤ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ይብል እቲ ሰባኺ፡ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ኩሉ ኸንቱነት እዩ።
3፤ ሰብ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚጽዕረሉ ኹሉ ጻዕሪ እንታይ ረብሓ ይረኽበሉ፡
8፤ ኵሉ ነገር ይጽዕር፡ ሰብ ኪዛረቦ እኳ ኣይኽእልን። ዓይኒ ብምርኣይ ኣይትጸግብን፡ እዝኒ ኸኣ ብምስማዕ ኣይትመልእን።
9፤ እቲ ዝነበረ ንሱ እዩ መሊሱ ዚነብር፡ እቲ እተገብረ ኸኣ ንሱ እዩ መሊሱ ዚግበር፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር ከቶ የልቦን።
10፤ ሰብሲ፡ እንሆ፡ እዚኣ ሓዳስ እያ፡ ዚብለላ ነገርዶ ኣላ እያ፡ ድሮ በቲ ቕድሜና ዝነበረ ዘመናት ዝነበረት እያ።
መክብብ 1 (Ecclesiastes)
13፤ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዚግበር ዘበለ ኹሉ ብጥበብ ክምርምርን ከስተብህልን ልበይ ኣቕናዕኩ። እዝስ እግዚኣብሄር ንደቂ ሰብ ኪሳቕዩሉ ዝሀቦም ሓማቕ ጻዕሪ እዩ።
14፤ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ።
16፤ ኣነ እንሆ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዓብዪ ጥበብ ኣጥሬኹ፡ ኢለ ብልበይ በልኩ። ልበይ ናይ ጥበብን ፍልጠትን ምልኣት ረአየ።
17፤ ንጥበብ ክፈልጣ፡ ንዕሽነትን ድንቁርናን ክፈልጠን ኢለ ልበይ ኣቕኒዔስ፡ እዚውን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይ ምዃኑ ኣስተብሀልኩ።
18፤ ብዙሕ ጥበብ ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ብዙሕ ጓሂ ኣሎ እሞ፡ እቲ ፍልጠት ዜብዝሕ ስቓይ የበዝሕ።
መክብብ 2 (Ecclesiastes)
3፤ ኣነ ብልበይ፡ ነቲ ደቂ ሰብ ብመዓልትታት ህይወቶም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኪገብርዎ ዚግብኦም ሰናይ ክሳዕ ዝርኢ፡ ልበይ ብጥበብ እናመርሓንስ፡ ንስጋይ ወይኒ ኸይከልኦ፡ ንድንቁርና ኸኣ ክሕዛ ሐሰብኩ።
4፤ ዓበይቲ ዕዮ ገበርኩ፡ ኣባይቲ ንኣይ ኣስራሕኩ፡ ኣታኽልቲ ወይንታት ንኣይ ተኸልኩ።
5፤ ኣታኽልትን ገነታትን ንኣይ ገብርኩ። በብዓይነቱ ፍሬታት ዚፈሪ ኣእዋም ከኣ ተኸልኩሉ።
6፤ ነቲ ኣብ ዱር ዝበቖለ ኣእዋም ምእንቲ ኽስተየሉስ፡ ንኣይ ሓጽቢ ገበርኩ።
7፤ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ባሮት ዐደግኩ፡ ኣብ ቤተይ እተወልዱ ባሮት ከኣ ነበሩኒ፡ ብዙሕ እንስሳ፡ ካብ ናይቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ኹሎም ዚበዝሓ ኣሓን ኣባጊዕን ድማ ነበራኒ።
8፤ ብሩር፡ ወርቂ ናይ ነገስታትን ሃገራትን ከኣ መዝገባት ኣከብኩ፡ ደራፎን ዚደርፋን፡ እቲ ተድላ ደቂ ሰብ ከኣ፡ ብዙሓት ኣንስትን ገበርኩ።
9፤ በዚ ኸምዚ ዓብዪ ዀንኩ፡ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዅሎም ድማ እናዐቤኹ ኸድኩ። ጥበበይውን ምሳይ ጸንዔት።
10፤ ኣዒንተይ ዝደለያኦ ኹሉ ኣይከልከልክወንን፡ ሓጎስ ዘበለ ንልበይ ኣይከላእክዎን። ልበይ ብኹሉ ጻዕረይ ይሕጎስ ነይሩ እዩ እሞ፡ ጻማ ኹሉ ጻዕረይ እዚ ኾነ።
11፤ ሽዑ ነቲ ኣእዳወይ ዝገበራኦ ኹሉ ዕዮን ነቲ እናዐየኹ ዝጸዐርኩሉ ጻዕርን ተመልከትክዎ፡ እንሆ ኸአ፡ እዚ ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ረብሓ የልቦን።
መክብብ 2 (Ecclesiastes)
17፤ ኵሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ዘበለ ተግባር ከፊኡኒ እዩ እሞ፡ ህይወት ጸላእኩ።
ማቴዎስ 6 (Matthew)
28፤ ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡ ኣይደኽሙ፡ ኣይፈትሉ።
29፤ ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሓደ ኻባታቶም ከም ዘይተኸደነ፡ እብለኩም አሎኹ።
1ይ ነገስት 11 (1 Kings)
9፤ እግዚኣብሄር ድማ ንሰሎሞን፡ ልቡ ኻብቲ ኽልተ ሳዕ እተራእዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ስለ ዝዘንበለ፡ ተቘጥዖ።
10፤ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ድማ ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ ኽይከይድ ኣዚዝዎ ነበረ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ዝአዘዞ ግና ኣይሐለዎን።
11፤ ስለዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ንሰሎሞን በሎ፡ እዚ ኣባኻ ስለ እተገብረ፡ ነቲ ዝአዘዝኩኻ ኺዳነይን ሓጋጋትን ድማ ስለ ዘይሐሎካዮ፡ ነዛ መንግስቲ ብርግጽ ካባኻ ቐዲደ ንጊልያኻ ኽህቦ እየ።
12፤ እዚ ግና ምእንቲ ኣቦኻ ዳዊት ብዘመንካ ኣይገብሮን፡ ካብ ኢድ ወድኻ እየ ዝቐዳ።
13፤ ግናኸ ነታ መንግስቲ ብዘላስ ኣይቀዳን እየ፡ ምእንቲ ባርያይ ዳዊትን ምእንቲ እታ ዝሐሬኽዋ የሩሳሌምን ኢለ ንወድኻ ሓደ ነገድ ክህቦ እየ።
Abzi gze ezi bbbzhi zzkra metshaf eya kabzi alem hanti kesibnalan nkeyd ferihe egzihabir yu
@@ibemoh3580 ጹቡቕ ኣለካ ፍርሃት አግዚኣብሄር እታ ናይ መጀመርታ ጥበብ ያ ንሕና ናብዛ ዓለም ጥራሕና መጺና ጥራሕና ውን እና ንኸይድ እዚ ኹሉ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ምስ ስጋና ኣብ ምድሪ ዩ ዝቕበር መንፈስና ያ ናብ ሰማይ ትኸይድ ናይ መንፈስ ስራሕ ክኣ ኣምላኽ ምምስጋን እምበር ከምዚ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ዝነበርና ኣይኮነን ካብታ መዓልቲ ፍርድ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልና እምበር ዓለም ሲ መወዳእትኣ ኣኺሉ ዩ
My Favourite ምስላ ንጉስ ሰለሙን ክጋብዘኩም ። ምሳሌ 11 (Proverbs)
22፤ መልክዔኛ ሰበይቲ ብዘይ ኣእምሮስ፡ ከም ኣብ ኣፍንጫ ሓሰማ እተሰቝረ ቐለቤት ወርቂ እያ።
Waww Thanks
Hikkkkk
Asmera natey ኣስመራ ናተይ እዚኣ ጥቅሲ ናይ ንጉስ ሰለሙን ድያ
Nice history fn asli keep it
Fnan hawey THANKS
Thanks a lot Fani great boy !
Kal hiwet yesmeana kubur hawuna bzeaba kalegziabhier bmkrabka.
ታሪኽ ሂወት ናይቲ ንጉሰ ነገስታት ናይ ምድሪ ሓበሻ ሃጸይ የውሃንስ እንስከ ኣቕርበልና
Bitaemi mehari thank u
ሓሳዊ ታሪኽ ኣይተባላሹ እቲ ሓቂ ንሱ ኣይኮነንን ኣንብብ።
Kab hasawi tbl 's gega tliwo zeytermo !!beka mxraf tray
Haku u gega ente haliwo armo nhna kia nmhar
Are you jealous of him, lol!!!
Waw nice history
❤ፍናን ንፉዕ ኣጋላልጻኻን ድምጽኻን ኣስተምሁሮ ዝሓዘለ መደባትካን ዳኣ ሳብስክራይብ እንትውሕዳ እዩ ። ኩሉ መደባትካ ብጣዕሚ ደስኢሉኒ እየ ዘዳምጾ 😍ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ’ሞ በርተዕ !
Tnx a million fnan hawey xbuk tmhrti
Congratulations fnan hawna to bi 200 k
Wow wow nice thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Bro
Best chanel bro Fnan may God bless u more
ንፍናን ዝፈቱን ፥ ድምጹ ደስ ዝብሎን እስከ like like
ሓቂ ምዝራብ ድምጹ ኳ ደስ ኣይብለንን
ግዳ በሊሕን ህርኩትን ምኳኑ ደስ ይብለኒ
Ata entay knfetewlu kemay farau kaleay wedi abay distiu salsay wedi asmera zeykone kolo wedi asmera lkewn ydeli zkefikea eti kalea keyeaklo hgi dma reaywu n 30 santim kbl reaywa b bible exawet alo slezi zeftu yeblin
@@robbierock5097 hhhhh ጂስ ልሓሲ ወዲ ዘንቢክ
Ehidea adal angal fara dika wedi lehasi melmexi harikadika
Simon dma ab sidet eka semoekaya ember simon adalsi lazm giban siren eka duldul fara
tnx bro kemzi eaynet tarik aytewhd
ኩቡር ሓዉ ገለ ናይ ቀዛፊ ታሪኽ ገለ በለና
ኣማንኤል ማሓሪ ወዲ ራእሲ
Ane zeynegireka hawoy
የቀንየልና
Fnan smart job 1.000.000 ktbexh mukana ayteratern💪💪💪
Bzuh aykatatelan eye nere nice job keep up
Wwwww btaimi tsubuk tarik ajoka Qetsilo!!!!!!!!!!!
King solomon eti kedamay astewiali::
Tack!libret yhbeln nak win kem nay nigus selomun bitibebin xegan ezgabher zeruya hiwetka yikelel terk bimmixak azey zimsgen u.
Fanann no words to you man
You are amazing
FNAN HEWNA kemzi daa maheri amxialna
Bzaeiba mexhaf kudus kitzareb entekoynka kab aflito wexaei aytzareb eilomo yiblwo zbhal yelen bzaeiba nay meqabrun ztezarebkayo yhizin eu emo entekeilka bzaeiba amlak entezeyeqrebka yhisheka tnx
ቃለ ህይወት የስመዐልና
Bereket King Solomon yhderena,
Aye bal Eseyas afu cherki ka bet mahbus lili 1000 sgin serihu eway 30amet negsu seb yketl yasr ysded ak
Bzaeba kudos yared amxelna
Btami xbuk ajoka bertie 👍
ናይ ማሓመድን ሕማቕ ስነ ሓስቡን ሒዝካልና ኽትመጽእ ክኣ ክንጽበየካ ኢና ፍናን ሓውና ኣምላክ እስራኤል ንህዝብና ይሓሉ ኣሜን።
Msati zanta euy fnan bravo ajoka kexlo
Fnan nay bhaqi mehari znta eyu eka temxe fnaney nicccccccc
Thanks fenan
Congura Fnan brother.
Egzabiher amlak tegui yebzahleka fnan hawna
Klhwet yesmalna zhwey Amlake yeinte Lubnaka ykfetlka Ane yehwatey kblekum zdeli Rsti Abotatna Aynexfe Ahwatey nefaker nensahe dma kemzi keble keleku gen yfelexe malete Aykonkun ❤😍🙎♀️👍
የቐንየልና ፋኒ❤❤
ሰላም ፍናን ኩቡር ሓዉ
ነዚ ኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ንጉስ ሰሎሞን ዘቅረብካልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ።ብምቅጻል እዛ ኣብ "ብሉይ ኪዳን" ትብል ቃል ከተወግዳ ብትሕትና ይሓትት።መኽንያቱ ምስ እግዝኣብሄ ዝሕደስ እምበር ዝበሊ ድዩ ወይ ዝበለየ ኪዳን የብልናን።የቀኔለይ
ጽብቕቲ ሕቶ'ያ። ሓሲበላ ኣይፈልጥን'የ።
ግን ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸምኡ መልክዕ'ዩ ዝፍለጥ ይመስለን ስለምንታይ፧
ማላተይ ኣባና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ መላእ ምእመናን ክርስትና'ዩ። ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን፧
ቡልይ ኪዳን ዶኣይኮነን ዝብሃል፡
*congratulations fnan 200k subscribers*
thanks fnan ticher of life
Mashi 🔔
Kale hiwet yesimealina
ፍናን ነብሲ ዝከኣል ኔሩ እንተዝኸውን 100 ጊዝየ ሳብስክራይብ ምገበርና ግን ዘይከኣል ኮነ
Love (100)
Kemey dika lbey trekbeni Bravo fani Bro🙏👌
welcome fanu haweyyy
ንጉስ ሰለሙን 1000 ኣንስቲ
ንጉስ ዳዊት 11 ኣንስቲ
ነቢ ሙሓመድ 11 ኣንስቲ
ያቆብ 4 ኣንስቲ
ኣብራሃም፡2 ኣንስቲ
ካሎኦት ቡዙሓት ቡዝሕ ኣንስቲ ከምዝነበሮኦም መጽሓፍ ቁዱስ ይነግረና ኣብ እስልምና፡ድማ ብሕጊ ንኩለን ብ ማዕረ ክርእየን ዝክእል ተኮይኑ 4 ኣንስቲ ክምርዓው ይክእል
Ata hawey ezoy nay krstna euy kolatom ka kristna mkanom ktfalet ygbaka.) ni mahammed seraki mes ezom keytxbxebo mahammed nseb zedanger mkano ktfolto neyrka
@@solomonlaine9366ኣብራሃም ዳዊት ያቆብ ክስርትና ዝባሃል ሃይማኖት ሰሚዖም ኣይፈልጡን ክርስትና ዝባሃል የሱስ ንባዕሉ ኣብ ሂወቱ ስሚዕዎ ኣይፈልጥን ን ሰማይ ምስ ዓረገ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ጳውሎስ ዝባሃል ሰብ ተከተልቲ የሱስ ዝቀትል፡ዝነበረ እዩ ምስ ሮማውያን ብምምሽጣር ምሂዝዎ ካልእ ዘይመላዕልትካ ኣይተልዕል ኣታ ረሳሕ ን ሉኡኽ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከሙኡ ጌርካ ክትንዝጥል ክንደይ ትደፍር ሽሞም፡ጥራይ ከተልዕሎ ሚእቲ ግዘ ኮልጌት ጌርካ ነቲ ረሳሕ መልሓስካ ሕጸቦ
ካልእ፡እዞም፡ኩሎም፡ዝጠቀስካዮም፡ኣብ ቁዱስ ቁራኣን ተዘኪሮም የሱስ ጥራይ ልዕሊ 25 ግዘ ኣብ ቁራኣን ሽሙ ስርሑን ተገሊጹ እዚ ግን ኣይትፈልጦን ኢካ ደንቆሮ ቅድም ተማሃር ፍለጥ ኣንብብ ከብቲ