ኣኽረርቲ ጉጅለ ኣኽዋን ኣልሙስልሚን ( ሙስሊም ብራዘርሁድ)

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @fnanappinfotech
    @fnanappinfotech  4 ปีที่แล้ว +539

    እዞም ትጻረፉ ዘለኹ ኣነ ዘይኮንኩ እታ ትምክሑላ ስዑዲ ዓረብ ንሙስሊም ብራዘርሁድ ከም ግብረሽበራዊ ጉጅለ መዝጊባቶላ ንስዑዲ ዓረብ ከ ጸላኢት ምስልምና ኢኺ በልዋ

    • @yaredkidane5178
      @yaredkidane5178 4 ปีที่แล้ว

      m.th-cam.com/video/qjzBKdLUGWY/w-d-xo.html

    • @loveumom8428
      @loveumom8428 4 ปีที่แล้ว +23

      ኣይትገደሰሎም ለፍ ኢበሉ። ኣይ ኤርትራ ክንደይ ሰባት ይቐትሉ ነይሮም ሓድሽ ኣይኮነን ንዓና።

    • @bestgoal5564
      @bestgoal5564 4 ปีที่แล้ว +10

      ኣምሺ ኣመሰሉ

    • @asmarafanuseritrea7518
      @asmarafanuseritrea7518 4 ปีที่แล้ว +93

      @@abdumohammed5303
      ኣታ ጥልቁይ ብኮፉ ዝሸይን ወጃብ, ፉፍፉን ንመነዴካ ኢካ ንስካ ክትፍክር, ዓሌትኩም ምሉአ ክትጸንታ ኢክን ልክዕ ከም ጅብሃ፡ ጀብሃ ካብ ሱራ ምሉአ ዓሌቶም ዝጸነቱ ከምዚ ከማካ ስለ ዝነበሩ ኢዩም፡ ሕጂ ውን ክርስቲያን ሕብረተሰብ ዓቅሊ ጌሩ ይጽመም ከም ዘሎ ኣይትረስዕ፡ ንዓካ ወዲ ክማካ ናይ ሓጺር ምዓልታት ኢዩ ወጃብ

    • @yonastes6172
      @yonastes6172 4 ปีที่แล้ว +35

      ፍናን ሓወይ አንታይ አሞ ከይገብሩ ካብ ምጽራፍ ሓሊፎም ሓቅነት አንተ ኣሊዎም አሞ ዘይካቱዑካ ግን ሓቂ መራር ኢያ አሞ ኣይትገደሰሎም

  • @natuwelelamerbebhabereta8201
    @natuwelelamerbebhabereta8201 4 ปีที่แล้ว +169

    ገና ኣርእስቲ ጥራይ ኣንቢበ ትሕዝትኣ ባህ ኢሉኒ ጀሚረያ ኣለኹ:: ትብዓትካ ግን ደስ ኢሉኒ'ሎ ፍናን ነብሲ! ቀጽለሉ ናጽነትካ ክዕበስ የብሉን::

    • @ephremabraham7402
      @ephremabraham7402 4 ปีที่แล้ว +3

      ናቱ ንባዕልካ ካብቶም ንፉዓት ጸሓፍቲ እካ ነርካ ኣብዚ ግዝየ ግን እንታይ ኮንካ እካ ስቅታ መሪጽካ ወይስ ስራሕ በርቲዑካ ገለ በለና ኣይትጥፋእ ካብቶም ብርላሕቲ ስለ ዝኮንካ

    • @ephremabraham7402
      @ephremabraham7402 4 ปีที่แล้ว +2

      በላሕቲ

    • @nohnoh4127
      @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว

      በዓል ናቱ ግዜኩም ሕጂ ኢዩ፡ገርህን ናጻ ኣእምሮን መንእሰይና ናትኩም ዘደልየሉ ግዜ ኢዩ ፡

    • @messikingfootball773
      @messikingfootball773 4 ปีที่แล้ว

      Kakkkkkkkkk ata Jgna Wedi Jgna

    • @jacobsaymon2848
      @jacobsaymon2848 4 ปีที่แล้ว

      How u doing natu welela ጠፊእካና

  • @samsonteklay2845
    @samsonteklay2845 4 ปีที่แล้ว +44

    ኣነ ካብ ዝገርመኒ ናትካ ነገር እንተ ሃሊዩ ካብ ዝኮነ ሰብ ዝይትምርኮስ ነቲ ሓቂ ሓቂ ነቲ ሓሶት ከኣ ሓሶት ምባልካ ኢዩ። ኣመና ኢየ ዝካታተለካ ንመጻኢ ከኣ ከምዛ ዘለታ ካብዝኮነ ሰብ ወይ ድማ ኣታሓሳስባ ዘይትምርኮስ ከምዛ ዘለካያ ክትቅጽል ሙሉእ ተስፋ ይገብር። 😍😍😎😎

  • @Habrom
    @Habrom 4 ปีที่แล้ว +201

    ኣነ ብ ሱዳን ግብጺ ኣብ ኣብ ጀርመን ምስ ብዙሓት ዓረብ ትራኪበ ኢየ
    ግን ቅድሚ ሰላምታ ትመጽእ ሕቶ መን ሽምካ ሓይማኖትካ እዚኩሉ ከኣ ሓይማኖትካ ንምፍላጥ አዩ ኣብ ዝኮነ ጎደና ብሕቶ ጦቅ ኢልና

    • @solomonpetros2523
      @solomonpetros2523 4 ปีที่แล้ว +1

      Ya man

    • @sumuykeber5763
      @sumuykeber5763 4 ปีที่แล้ว +2

      ትኽክል ኣሎኻ ብፍላይ ኣብ ከሰላ ነዊሕ እንተ ትቅመጥ ጹቡቅ ገርካ ምረኣኻዮ ነርካ

    • @samsonteklay577
      @samsonteklay577 4 ปีที่แล้ว +2

      nay bhaki eti zgerm felema agrey ab germen zenberkula hto kabeom zmexetni ente neyra haymoneteyn smeyn eu neru beu menhir kea bzuh tenexlo kabeatom agatimni

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว +1

      @@samsonteklay577 jihadist aslamay endiyeom

    • @merhawiflorida666
      @merhawiflorida666 4 ปีที่แล้ว +2

      gdefo ba deqza ebdit
      akar belom

  • @user-my7uh2nh9i
    @user-my7uh2nh9i 4 ปีที่แล้ว +32

    ፍናን ሓውና ብር እንዳ በልካ ተሓጎስ
    ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብናብራኻ ሓጎስን ቅሳነትን አብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን
    የቐንየልና ብርዕኻ ኣይትንጸፍ 👏👏👏

  • @massawaMedia21
    @massawaMedia21 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ዝገርመኒ ዘይፈልጦን ሰሚዐዮ ዘይፈልጥን ኢየ ዝማሃር ዘለኹ'ሞ ፍናን ሓውና ዘመን ሂወትካ ይባርኽ ልዑል ኣግዛብሄር !!!

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 4 ปีที่แล้ว +108

    ፍናን መቕሰን ንወዲ ትግርኛ ኣብ ምንቃሕ ትጻወቶ ዝለኻ ተራ ኣዝዩ ዓቢ ኢዩ ቀጽሎ

    • @mnbar_tum_eyu
      @mnbar_tum_eyu 4 ปีที่แล้ว +1

      ተወሳኺ
      th-cam.com/video/fH0AebT59nQ/w-d-xo.html
      th-cam.com/video/HtIFqRXNT9A/w-d-xo.html

    • @user-ri9fm7kf6dv
      @user-ri9fm7kf6dv 4 ปีที่แล้ว +3

      @@user-vq8pz7gl7e ስማዓ ዝሓወይ ኣብ ሃገርና 8 ቤሄር ኣለዋና

    • @sami9086
      @sami9086 4 ปีที่แล้ว

      @@user-vq8pz7gl7e bkofokof kid wedita komal

    • @hayelomandom4423
      @hayelomandom4423 4 ปีที่แล้ว

      @@sami9086 kkk wal behfef yekdi

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 4 ปีที่แล้ว +42

    ኣነ ካብዛ ዝሰማዕኩዋ ኣይጸላእክዋኒ ምኽንያቱ ሱዑዲ ዓረብ ታኣክል ሃገራዊት ዓረብ ከም ግብረ ሽበራ ዝሓሰበቶም ሲ: ንምንታይ ደቂ ዓድና ኣስላም ንሃገትኩም ይሕሊፍኩም ክትህቡ ንምንታይ ኣብ ከምዚ ደረጃ ወዲቆም ፡ስለዚ ነዚ ብፍላይ ብትሪ ክልቴና ኣመንቲ ክንነጽጎ ኢዩ ዝግብኣና ፡ኣይኮነን ! !!!!!

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 4 ปีที่แล้ว +212

    ኣብ ሃገርና ዳኣ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ሴፉ ከምዘሎ ይፈልጡ እንድዮም

    • @user-cs9tm2gl3s
      @user-cs9tm2gl3s 4 ปีที่แล้ว +15

      ኣቡኡ ጥራይ እመን ኣጆኻ

    • @danielghebremicael5341
      @danielghebremicael5341 4 ปีที่แล้ว +11

      ኣብርእሲኡ ይፈልጥዋዮም እታ ኢድና

    • @mohamedibrahimerionelove4393
      @mohamedibrahimerionelove4393 4 ปีที่แล้ว +4

      Soq bel ata resi tanika

    • @Ibrahim-uy1xx
      @Ibrahim-uy1xx 4 ปีที่แล้ว +4

      @@danielghebremicael5341 ayeneyti edkum kkkkkk xnh elnas gele knseme ina

    • @brhanuahmed4461
      @brhanuahmed4461 4 ปีที่แล้ว +9

      ቕዱስ ምኪኤል ዶ ኢልካ፡ ሓቕኻ ብዘይካ ሴፍ ሚዛን ሒዙ ከም፡ዘሎ ዘንጊዕካ፡ነቶም ከምዚ ከማኻ ሃይማኖት ናይ ካልእ ሰብ ኣልዒሎም ዝጻረፉ ፡መዐየሪ ኢዩ፡፡ኣብ ጽሓይ ክትኣምን እውን ዝኽልክለካ የልቦን፡ ሃይማኖትካ ክኽበረልካ ሃይማኖት ካልኦት ኣልዒልካ ኣይትዛረብ ዝብል ጽሑፍ ኣየንበብካን ኣለኻ ፡፡አጽሓፍ ቕዱስ ኣንቢብካ ምጻእ፡ ህድእ ክትብል ብሩኸይ

  • @hulmeykigehadeyu4659
    @hulmeykigehadeyu4659 4 ปีที่แล้ว +59

    ፍናን ኣንበሳ ጽቡቅ ኣቀራርባ እቲ ሓቂ ምዝራብ ድሕር ከይትብል ጸርፊ ናይ ድኩማት ሰባት እዩ ሓቂ ዝመረሮ እዩ ዝጻረፍ

  • @amigotubechannel8233
    @amigotubechannel8233 4 ปีที่แล้ว +28

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣበሃህላን ትንተናን ቀጽሎ ኣይትሕመቕ

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 4 ปีที่แล้ว +21

    ሰላም የሕዋት ንኹሉኹም ደቂ ኤሪ ብፍላይ ነቶም ምስሊም የሕዋትና እዚ ሓቂ ዩ ኩሎም ዝምስክርሉ ዩ ግን ከኣ ንኹሉ ምስሊም ኣይውክልን ዩ ዝኾነ ሕማቅ ክስመዓኩም የብሉን ክንመሃረሉ ግን ኣለና 🙏

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 ปีที่แล้ว +19

    *የቀንየልና ፍናን ሓውና*

  • @kokebereket3941
    @kokebereket3941 4 ปีที่แล้ว +34

    ኣኹዋን ሞስሊምን ብራዘርሁድ ገብረ ሽበራውያን ኢዮም፡ ዓለም ሙሉእ
    እንዲያ ትፈልጦም።

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks fnany bravo my God bless you for telling the turth may God bless you knowlage is power 👌🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍🌺🌺.

  • @sumuykeber5763
    @sumuykeber5763 4 ปีที่แล้ว +29

    ፍናን ኣምቦሳው ኣድኒቀካ thank you habibi

    • @mnbar_tum_eyu
      @mnbar_tum_eyu 4 ปีที่แล้ว

      ተወሳኺ
      th-cam.com/video/fH0AebT59nQ/w-d-xo.html
      th-cam.com/video/HtIFqRXNT9A/w-d-xo.html

  • @danielghebremicael5341
    @danielghebremicael5341 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋናዊትን ኣገዳሲትን ማራ ተገሪህና ኣለና ፍናን ስለቲ ጽፉፍን ሰፊሕን ትንታነኻ ብጣዕመ የመስግነካ ኣጆኻ ብዙሕ ትምህርቲ ክንጽበይ ኢና ካባኻ ።

  • @sultansultan849
    @sultansultan849 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you very much I am proud you bro, it is very important job for Tigrinya , because hager guday sale zikene . Eritrea nay tigrinja hager eye👍👍👍

  • @Fatifthi
    @Fatifthi 4 ปีที่แล้ว +13

    ያ ጀምዓ ኣቡዚኣ እስከ ክሓተኩም ፈናን እንታይ እዩ ጌግኡ ሓደ ሰብ ክነግረኒ ይክእል ዶ? ብዝመስለኒ እዞም ትጻረፉ ዘለኹም ኩሉኩም ኣርእስቲ ረኢኩም ጥራሕ ኢኩም ትጻረፊ ዘለኹም መጀመርታ1 ጸቡቅ ጌርኩም ስምዑ 2 ስለምንታይ እዩ ብዛዕባ እዞም ኣክዋን ኣልሙስሊምን የቅርብ ኣሎ ንነብስኹም ሕተትዋ 3 ክልተ ግዜ ሕሰብ ቅድሚ ምጽሓፍኩም።
    እዚ ኩሉ ዝበሎ ዓለም ምሉእ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ሱዐዳ ዓረብ ከማን ኣወጼሞ ኣለዉ ወይስ ዓረብ ኢና እንዳበልኩም ዓረብ ኣይትሰምዑን ኢኹም? እንተኪእልኩም ተመሃሩ ካብዚኦም ግብረ ሸበራዉያን መክኒያቱ ኩሎም ቡሕማቅ እዮም ዝጠፍኡ ዘለዉ። ጌጋ ኮይኑ እነተ ተሰሚዑኩም ትጋገ ኣለካ እዩ ዝበሃል ። በኣይ ወገን ጌጋ የብሉን መኽንያቱ ንሃይማነትኩም ኣይጸረፈልኩምን እቲ ዘሎ ሓቂ እዩ ከኣ ኣቅሪቡ ወይስ ሓቂ ክትሰምዑ ኣይትደሊዩን ኢኹም?

  • @mazumazu6436
    @mazumazu6436 4 ปีที่แล้ว +40

    እንታይግድኹም ኣብ ዓድና ክትግበርሲ ሕልሚ,ዩ እተን ካብ ተባዓታይ ሓውና ዘይንሓምቕ ኣዋልድ ትግርኛ ጥራሕ ንኣኽሎም ኢና።
    Thanks fini.

    • @eritreantigrinaredseaebony1510
      @eritreantigrinaredseaebony1510 4 ปีที่แล้ว +1

      @Red Sea entay ktbl sle zdeleka eka if you stand against my people I don't want to believe religion my religion is tigrina

    • @nohnoh4127
      @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว +1

      ጅግና ናይ ብሓቂ ።

    • @mnbar_tum_eyu
      @mnbar_tum_eyu 4 ปีที่แล้ว

      ተወሳኺ
      th-cam.com/video/fH0AebT59nQ/w-d-xo.html
      th-cam.com/video/HtIFqRXNT9A/w-d-xo.html

    • @galhagerey4155
      @galhagerey4155 4 ปีที่แล้ว +1

      Feruz ፈሩዛ ንፍዕቲ

    • @user-ph1jb1zr2w
      @user-ph1jb1zr2w 4 ปีที่แล้ว +1

      @@galhagerey4155 ፈሩዝ ጅግና 💪✊️✊️✊️ ደቂ ኣንስትዮ ድየን ቀለልቲ ታሪክኽን እኮ ኣሎ ታሪኽ ደቒ ኣንስትዮ ታሪኽ ጀጓኑ ሰብቀምሽ ተገዲፉስ ሰብ ስረ ኮንኩን ነዞም ወጃባት ብጃማ ጌሮም እንድዮም ክሳብ ሕጂ ታዓሊም ዝወርዱ እንታይ ዋጋ ኣለዎም ድኣ ደቂ ኣንስትዮ ዲኽን ቀለልቲ ካብ ትፍጠራ ኣትሒዝክን ደቂ ትግሪንያ ጀጋኑ

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 4 ปีที่แล้ว +25

    ገለ ዓይነት፡
    ጽቡቕ ጌርካ ቀላሊዕካዮም ኣሎኻ ነዞም ቀተልትን ሓረድትን ጉጅለ።
    ኣብዚ ጉዳይ መርገጺ ናይዛ ቻነል ብጣዕሚ ዝነኣድን ዘድነቕን ኢዩ።
    ቀጽልዎ።

    • @globalname6107
      @globalname6107 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/r7TjYUjKe3M/w-d-xo.html

  • @azebbrhane5077
    @azebbrhane5077 4 ปีที่แล้ว +8

    Thank you thank you FNAN APP for teaching our people about this EXTREMIST group. They will never be in our land if we stand together!!!

  • @gnnmntay4938
    @gnnmntay4938 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣነስ ተስፋጼን ክዛረብ ከሎ ክላ እዚ ከኣ ይብል ኔረ ሕጂ ግን በሪህለይ ለባም ለባም ምጽዋት ተሪፉ ኢዩ

  • @terryhenry5046
    @terryhenry5046 4 ปีที่แล้ว +45

    መጸ መጸ ጡዑም ድምጺ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።ቱርኪ እንታይ ኮይነን ዲየን ክሳብ ሕጂ ምስ ሕብረት ኤሮፓ ዘይተቀበላኣ።

  • @B.R.H-G.z.E.i8246
    @B.R.H-G.z.E.i8246 4 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ።ናይ ሃገርና ሙስሊም ተመራሕቲ ኢምበር መራሕቲ ኣይ ኮኑን ብግብጺ ሳዑዲያ ሱዳን ቱርኪ ክሳብ ሩሑቅ ኣሽያ ኢዮም ዚምወሉ ኢዚ ከኣ መሸየቢ ጸጉሮም ጥራይ ኢዩ።

  • @justmessimessi9514
    @justmessimessi9514 4 ปีที่แล้ว +1

    awey adme EE kulu eka tsema thanks fnan app ajekum Christian yhwatay kala hawi yebleyn🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @onedayentertainment2470
    @onedayentertainment2470 4 ปีที่แล้ว +13

    ፍናን ሓወይ: ዕብየት ቻነልካ መርኣያ ቅኑዕ መርገጺኻን ሓቀኛ መንነትካንዩ።ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።

  • @user-xh7gg2hu1b
    @user-xh7gg2hu1b 4 ปีที่แล้ว +19

    ኣነ ራሲስቲ ኣይኮንኩን ሃማናታዊ ኣይኮንኩን ን ፍናንን ግን ብትእሚ ኢየ ዝፍትዎ ምክኒያቲ ሓቂ ክም ሓቂ ኢዩ ዝሓቀላ ፍናን ምምህረይ

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว +1

      Islam haymanot aykonen

    • @harerihamado1825
      @harerihamado1825 4 ปีที่แล้ว +1

      @@SamiSami-iw3jn eway sami ghtaf mslmna bmlhaska aylalen eu tetnkik htftef aytbil hasma

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว +55

    ኣርእስቲ ርኢኩም ስቅ ኢልኩም Negativ ዝኮነ ርኢቶ ኣይትጽሓፉ ካልኣይ እቲ ትሕዝቶ ስምዕዎ ሽዕኡ ዘለኩም ነቄፈታ ሃብዎ እንተ ዘይኮነ ከምዚ እዩ እባ ከምዚ ኣይትበሉ፡ ፍናን ከኣ ብዛዕባ ዝመሰሎ ከውርድ መሰሉ እዩ። ስለዚ ብዛዕቦ ዝመሰሎ ክዛረብ ግደፍዎ፡ ካብኡ ሓሊፍኩም ግና ንሕና ከምዚ ኣይኮናን ከምዚ ኢና ኣይትበሉ እዚ በዘን ሓያላት ምዕራባውያን ሃገራት እዩ ዝምወል። ታሪክ ፍለጡ ካብኡ ምስ ፈለጥኩም ከኣ ትነቅፉ።

    • @user-xr2gb4lw4o
      @user-xr2gb4lw4o 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-of9fg7fi9e ነቶም የህዋትካ ፈቀዳ ትርኪ ዘለዉ ዓገብ በሎም ስቅ ኢልና ኣይንጽፋልኩምን ኢና ዕድመ ንካንቢ ሱዳን

    • @visionary8216
      @visionary8216 4 ปีที่แล้ว +4

      ቀንዴል ሓርነት
      Anes yigermeni eu des zibelo kiteutu mesel alewo nay bitew ka neaka tiray zimlketeka gierka aytiwsedo nukulu ERITRAWI meare eu

    • @user-xj2jd2gn1g
      @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว +3

      ቀንዴል ሓርነት ፤ ኖ ከምኡ ኣይመስለንን ምክንያቱ ኣነ ካብ ናይ Fnan App ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ እየ ብዕላማ እዩ ዝገብሮ ዝብል ውን ብጥራሽ ግምት የብለይን። እዚ ንሕና ከም ህዝቢ ብዙሕ ከም ዘየንብብ ስለ ዝፈልጥ ንሱ ካብቲ ዘንበቦ ከፍልጠና እዩ ደልዩ።

    • @yikretanebsey3701
      @yikretanebsey3701 4 ปีที่แล้ว +1

      Kendel harnet) ni fnan lekbat uu elkaio haki zizareb zelo aflto zeleka u timesl slezi haki aytzareb tiblo aleka entay geru ni turkey zeytxelaa !!!! Keyfeltka aytxaref wedi gumama nejis wahid

    • @fiorygere514
      @fiorygere514 4 ปีที่แล้ว

      🦓🦓🦓

  • @glorytogod4106
    @glorytogod4106 4 ปีที่แล้ว +2

    Viva fnan app.am so happy for you.i like so much keep it.

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile27 4 ปีที่แล้ว +4

    Good job Fnan, keep it up.

  • @idunnoidunno7189
    @idunnoidunno7189 4 ปีที่แล้ว +19

    Xerfi nay Denakur eyu
    Just stay positive

  • @samuelgoitom
    @samuelgoitom 4 ปีที่แล้ว +43

    ኣነ ተስፋጹዮን ክዛረብ ኮሎ ክላእ ስቅ ኢሉ እዚ ካኣ ኢለ ኢየ ዛሓልፎ ነይረ ግን ግን ። ትግርኛና ተበራበር ሕጂ ኢያ እታ ግዚ ስልጣኔ ኣቦታትካ ትመልሰላ። ሰማይ ዓንዲ የቡሉ ኣስላማይ ዓዲ የቡሉ ምስላ ኣቦታት

    • @zebibtesfagaber1583
      @zebibtesfagaber1583 4 ปีที่แล้ว +7

      Bhaqi abotna belahti eyom ❤️

    • @filiaman8667
      @filiaman8667 4 ปีที่แล้ว

      Bro እዚ ምስላ ኣቦታትና ኣይኮነን፡ባዕሎም ኣስላም ዝብልዎ እዩ፡ኣብ 1993 ኣብ ዕርቂ ቶርዓን ጸንዓ ደግለን፡ሓደ ሳሆ ኣቦ ዝበልዎ እዩ፡ንሶም ኣብ ዘረበኦም ነሕና ባእስና ብመረት ኣይኮነን ኢሎም፡እዚ ድማ እቶም መባእስቶም ዓዲ መስሊም ከምዘይ ምኻኖም ንምግላጽ ዝተጠቕምሉ እዩ።

  • @user-mw2cj7sj9l
    @user-mw2cj7sj9l 4 ปีที่แล้ว +2

    እኻዕ ዳሓን መጻእካ Fnan ብሓቂ ንፍዕ ኢካ ሰብ ከይብለኒ ከይ በልካ እቲ ሓቂ ምስጢር እዳውጻእካ ትምህረና ስለ ዘለካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ Thanks

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +1

    Bravo fani kabaka bzuh ena temaerna aythmek xerfi aytgedeselu haki zeyfetu hzbi u zelena edmen tianan yhabka fetari

  • @robiwedikbrierobiwedikbrie3437
    @robiwedikbrierobiwedikbrie3437 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣቱም ሰባት ን ፍናን እንታይ ግበር ትብልዎ ኣለኩም ነዞት ትጻረፉ ዘለኩም እየ ፍናን ካብ ኢንግልሽ ዓረብ ተርጊሙ ዩ ታሪክ ዝነግረናን ዘፍልጠናን ዝሎ

  • @hagosberhe
    @hagosberhe 4 ปีที่แล้ว +4

    ለባም ለባም ምጽዋት ንግደፎ፡
    ብደምቢ ይሰመረላ፡
    Keep up. Appreciated u for your great effort

  • @hanietatesfazion8012
    @hanietatesfazion8012 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ጅግና በዚ ትህበና ዘለኻ ትምህርትን ሓበሬታን ብጣዕሚ የመስግነካ.ቀጽል .
    ነዚ እኩይ ትምህርቲ እስልምና መዓንጥኡ ኣዉጸኣዮ

  • @sidetenamekerna2247
    @sidetenamekerna2247 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ፍናን ኣቢሰብ ነቂሕና ኢና ናይዞም ሙሁራት ኢና በሃልቲ ወገና ዩ ዘይተረድኣና ዘሎ ።ነገር ያ ዘይጸገበስ ጋል ዋጣ ይሕጸ ናይ በሓቂ ዓባይ ዘረባ

  • @MogosHabtaMBD
    @MogosHabtaMBD 4 ปีที่แล้ว +32

    ጂግና ኣጆካ ድምብርጽ ኣይብለካ ኣብ ጎኑኻ ኣለና ኮሳብ ሂወትና ከንሕልፈልካ ዝትንከፈካ የለን መሓመድ ዝበሓል ሱም ከኣ ኣብ ሃገርና ቦታ የብሉን ነጽነት ኤርትራ በዓልና ደምና ከፊልና ዘምጸናያ አዩ ኣብ ዝበጽሕዎ የብለሙን።

    • @aronabraham4182
      @aronabraham4182 4 ปีที่แล้ว +1

      Kondaf agame nay Eritrea muslims tay ymiliketeka kid nay aksum giber

  • @helenafwerki1831
    @helenafwerki1831 4 ปีที่แล้ว +26

    ፍናን ሓውና ንሞስሊም ብራዘርሁድ Muslim brotherhood (ጀብሃ)ኣብ 1981 ሓንሳብን ንሓዋሩን ስዒርናዮም ኢና ዕድመ ንሻዕብያ ዕድመ ንጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሀር ዕድመ ንጴጥሮስ ሰለሙን ሕጂ ከኣ ብኣል ናህዳ ዝብል ሓድሽ ሽም መጺኦምና ኣለዉ , ሕጂ ውን እታ ኢድና ይፈልጡዋ ኢዮም ኣብታ ጎሌጎል ዓድና ተራኽበና ንሕና ትግርኛ ኢና በዚ ዝጸፍዓካ በቲ ድገመኒ በሎ ኣባና ኣይሰርሕን ኢዩ ኣብ ዓድና ዘዕገርገረ ክሳዱ ክንቆርጾ ኢና ወይ ሸሪዓ ቓንቓ ዓረብ ዝደለየ ኪንዮ ባሕሪ ከነባርሮ ኢና ።

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว +1

      edme ni wedi flansa goyta shadishay werar berhe xada goyta Ginbar nakfa Fsehaye weldegebriel goyta nadew
      wuchu tara tegadalay eyu ab qdmi wedi flansa berhe xada

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef4136 4 ปีที่แล้ว +1

    Ygerm eyu Thnkas so mush fnan you are inteligent ❤❤❤🇪🇷💯

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww btami abay tmihrti nezom misluyat gele tehaweyu etom yehwatna tezarebt tigrinya eyom kefiomna zelewu

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +20

    እዞም ኣስላምን ክርስትናን የሕዋት ኢና ትብሉ ዘለኹም ኣበየና ቤት ጦንቆልቲ ኢኹም ተማሂርክሞ ንሓና ሓደ ኣይ ኮናም ብፖለትካ ስነ ሓሳብ ኢና ሓደ ኮይና ንነብር ነራና ሶ ሕጂ ድማ እተ ደይ ተሰማሚዓ ፋሓ እተ በልና እታይ ኢዩ ሓቢጥኩም ብጀይካ እቶም ካብ ክልተ ሃይማኖት ትውለዱ ስለዚ ምስ ኣምሓሩ ውን እኮ የሕዋት ኢና ብኽሉ ብእምነት ብባህልን ልምድን ግን ኣብ ስነ ሓሳብ ኣይ ተሳማመዕናን ስለዚ ፋሓ ኢልና ነናትና ሃገር ኢሒዝና ሶ ምዞም ሞጃሂድን ውን እተደይ ተሰማሚዕና ወላ ሓደ ሕውነት የብልና ዘለኩም ግን ምስኦም ሱዳን ክትከዱ ኢኹም ደቂ ጀብሃ እተ ሃሊኹም ወይ ስነ ሓሳብ ናይ ጀብሃ ዘለዎ ኣብዚኣ ግን እቶም ብዘይ ፍላጥ ምስ ጀብሃ ዝነበሩ ኣይምልከትን ኢዩ እዚ መሰጅ ኣነ ዝብል ዘለኹ ኣብ ሰመያዊት ባዴራ ዝኣምን ካብ ጀብሃ ፈልየ ኣይ ሪኦን ኢየ ኣቦይን ኣደይ ንስለታ ቀያሕ ኢዮም ተጋዲሎም ኣነውን ከምኦም ምኽኒያቱ ንሳ ኢያ ጥማዕ ደሞም ዘለዋ ።

    • @brhanuahmed4461
      @brhanuahmed4461 4 ปีที่แล้ว +1

      ባንድጅውራ ኤርትራ ክንደይ ሕብሪታት ኣለዋ?? ዶስ ስለ እታ ቀያሕ ባንዴራ ኣይ ትግራይ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ??? ወይስ መጀመርያ ባንዴራ ኤርትራ ሰምያዊት ምንባራ ስለ ዘይተሰወጠካ ኢዩ፡፡

    • @brhanuahmed4461
      @brhanuahmed4461 4 ปีที่แล้ว +1

      ተረዲኡካ ተትጽሕፍ ንዓኻ እውን ጽቡቕ ኢዩ ጓይላ ሰሚዐ ኢልካ ምዝላል ህላላ ጥራይ ኢኻ ክትብሃል፡፡ ኪድ ነቶም ማርያም ከም፡ሰባ ጓል ኢያ ዝብሉኻ ቤንጠ ኬድካ ተዛረቦም ግን ኣይትኽእሎምን ኢኻ፡ምኽንያቱ ኣብዚ መጽኢኡ ዝጻረፍ ፈሊጡ ዘይኮነ ኢሎም፡ኢሉ ዝብል ኢዩ፡ ንስኻ ሕጂ ኮመንት ክጽሕፍ ኢልካ እምበር ፡ ተረዲኡካ ወይ ካልእ ኣይኮነን፡ ኣብቲ እትነብሮ ዘለኻ ሃገር፡70% ኣምላኽ የለን ኢሎም ከም ዝኣምኑ ትፈልጥ ዶ? ክንደይ ዓይነት ሃይማኖት ኢዩኸ ዘሎ፡ኣስተውዒልካ ዶ፡ ኣምላኽ እንተሎ ሕጂ ይምጻኒ f**k ኢለዮ ኣለኹ ክብል ከሎ እንተትሰምዖ ነ ስኻ ምጸላእካ፡፡ ግን ምቅዋምን ኣድማ፡ ፍልልዮም፡ፈሊጥካ ተተዛረብካ ክሕሸካ ኢዩ፡፡

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว

      @@brhanuahmed4461 መጀመርያ ኣነ ዝበልክዎ ኣስተዊዒልካ ተዘራብ ሕጂ ውን ክደግመልካ ኣስላምን ክርስትናን ሓደ ኮይኖም ኣይ ፈልጡን ኢዮም ስለዚ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ተሳኒና ነንብር ነርና ሕጂ ድማ ዘይ ምስምማዕ መጽዩ ኣሎ እቲ ጠንቂ ከኣ ኣስላም ኢኹም ዓረብ ኢና ክትብሉ ጀሚርኩም ኣለኹም ስለዚ ንስኹም ዓረብ ኩኑ ኣይ ትኹኑ ንዓና ዝምልከት ኣይ ኮነን ናትና ንብሎ ሕብረተሰብ ሒዝና ክነብር ኢና እቶም ዓረብ ኢና ትብሉ ወይ ቃንቃ ዓረብ ከተስፋፍሕ ትፍትኑ ግን ኣብ ፖለትካ ብጽድቂ ዝድይብ የለን እዚ ከኣ ንዓና ምህላውን ዘይ ምህላውን ኢዩ ፈቲኻ ጸሊካ ዓረብ ኣብ መስጊድ ክትጥቀመሉ ዝኸልእካ የለን ኣብ ቤት ጽሕፈት ወይ ኣብ ትምህርቲ ትሓስብ እተ ኣለኻ ዕብዳን ኢዩ እቲ ብዛዕባ ናይ ኣምላኽ ኣሎ የለን ንዓይ ዝምልከት ኣይ ኮነን ኣሚኖም ንነብሶም ኣይ ኣመኑን ንነብሶ ናቶም ኣገዳሲ ኣይ ኮነን ንዓይ ።

    • @brhanuahmed4461
      @brhanuahmed4461 4 ปีที่แล้ว

      @@binyamsamsomsamsombinyam112 ንርእዮቶኻ ወይ ሓሳብካ ምግላጽካ ኣይቃወምን ኢየ፡ ምኽንያቱ ናይ ሓደ ሰብ መሰል ምንፋግ ስለ ዝኾነ፡እዚ ዝተባህለ ኣብ ኤርትራ ንስኻ ከም፡ሰብ ሰሚዕካዮ ትፈልጥ ዶ? ወይ ኣሎ ኢልካ ትሓስብ ዶ ?ማዕረ ክንደይ ርግጸኛ ስለ ዝኾንካ በዚ ኣብዚ ቻነል ተዘርጊሑ ዘሎ ምዝራብካ ግን ነቲ ልቦናኻ ዝተንከፈከ ስምዒት ኮይኑ ተራእዩኒ፡ ንዝተዘርግሐ ሰሚዕካ ትዛረብ እንተኮይንካ…? ኣብዚ ግዜ እዛ ቻነል ኣብ መእተዊ ዘሎ ቃል ቢትወደ ኣብርሃ ዘስምዕ ኢዩ፡ እዚ ማለት ክኣ ደላይ ፍትሒ ኢየ ንምባል ዝጥቀመሉ ኢዩ፡ግን ብዛዕባ ኤርትራን ህሉው ኩነታታን ክዛረብ ወይ ክዝርግሕ ክሳብ ሕጂ ኣይተራእየን፡ መልእኽቲ ፖለቲካን ሃይማኖትን ምስምስ ብምጥቃም ነቲ ዘሎ ሕብረተስብን ባህልን ሃይማኖትን ፋሕፋሕ ኣቢልካ ንውሽጣዊ ሃብቲ ሃገር ምብርባር ኢዩ፡ ኣነ ንስኻ እቲ ንሓድሕድና ኣብዚ እንተተወናጀልና ፍልልይ ነግፍሕ እምበር ኣይነጽብብን፡ ኣብዚ ኮይንና እነምጽኦ ለውጢ እውን የለን ምኽንያቱ ዝመጸ ኣብ ባይታ ለውጢ ስለ ዘየለ፡ሸቐጥ ኢዩ፡ ኣብ መወዳእታ! ካብ ፍልልይ ካብ ምርሕሓቕ ዝመጽእ ለውጢ ረብሕኡ እንታይ ምዃኑ ኣብ በይንኻ ኮይንካ ሕሰበሉ

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 ปีที่แล้ว

      @@binyamsamsomsamsombinyam112Ofcourse Ehiwat Ena Kulina Deqi Hanit Eritrea Ena Eminet Dima Gilawi Zikone Eyu. Esika Nibalika Biemnetika Nebsika Adihin Nay Kalie Deqi Sebat Eminet Baelu Egzabihar Alewo SELAM ZIRAE EGZABIHAR DIMA Biu Yihgos .Gin Kem Bial Kemakums Seb Abzeydeleyo Misihihab Kiatu Ekum Tigebru Bitami Tehizinu Selam Kitzeriu Zeytiftinu.
      Neti respect Zayblu Zitegageye Seb Arimu.
      Eru Adey Tibil Aleka Ab Profilika Gin Eza Eru Nibeyinka Bi-Hade Eminet Way Bi-Hade Bihar Eru Kemzeyrikewin Tirah Filet. Bi Mikibiber Bi Higin Siratin Amina Hagerina Selam Kenu Kinebrela Nikiel Ember Ab Haymanotin Biharatin Weledon Enda-Ateka Seb Mitinkaf( Mizintal ) Selam Aykihbenan Eyu.
      Please Respect each other
      Love and peace to us ❤⛪🕌🇪🇷
      Ruhus Awidamet Abzelekumo Kabzii Himam Yehalikum, Yehaliwena
      AMEN

  • @Habrom
    @Habrom 4 ปีที่แล้ว +22

    ኣነ ምስ ናይ ዓድና ምስሊም ጽልኢ የብለይን ግን ንሱኩ ከማን ክትኩንንዎም ኣለኩም ምክንያቱ ሕማቅ ሕማቅ ስለ ዝኮን
    ኣነ ንኣምላክ ጾሎት ዝገብር ክምዚ ናይ Eropa and America ሓይሊ እንተዝሕልዎም ኣይምደንገጹልና

    • @weld5868
      @weld5868 4 ปีที่แล้ว +3

      Wela eko xelie ayhalka Abi tertare khelwka alwo sedrana seq elom aykonun aslmay zeamne may km zhaqone zeblu

    • @destadesta1209
      @destadesta1209 4 ปีที่แล้ว +3

      Aslamay nay adina maley entay malet eyu aslamay ab zihalewe yhalu hade eyu ab adina zelewu kia tiumat wey hiyawot sile zikonu aykonun entay dia nihna sile zihayelnayom ember kalie aykonun keytihmel

    • @galhagerey4155
      @galhagerey4155 4 ปีที่แล้ว

      Aserom Hätäriäm እዋእ ከምአ ሓይሊ እንተ ዝህልወን እሞ ስጋብ ሕጂ ኣይመጽንሕዋን ነዛ ዓለም ክክክክክክክክክክ።

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว

      @@galhagerey4155 IS ISLAM IS PEACE
      እስላም ናይ ሰላም ሃይማኖት
      Koran 2:191 "slay the unbelievers wherever find them."
      ቁርኣን 2:191 "ንዘይኣመኑ ኣብ ዝኾነ ቦታ ምስ እትረኽቦም ሰይፎም"
      Koran 3:28 "muslims must not take the infidels as friends."
      ቁርኣን 3፥28 "ኣስላማይ፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ: ኣዕሩኽ ክገብር የብሉን"
      Koran 5:85 "any religion other than islam is not accebtable."
      ቁርኣን 5፥85 "ብዘይካ እስልምና፡ ዝኾነ ዓይነት ሃይማኖት፡ ቅቡል ኣይኮነን"
      Koran 5:33 "malm and crucify the infidels if they criticize islam."
      ቁርኣን 5:33 "ኣብ ሓቀኛ እምነት ንዘይኣምኑ፡ ንእስልምና ዝኸሱ፡ ብኖራን ስቕለትን ቅጽዓዮም"
      Koran 8:12 "terrorize and behade those who believe in scriptures other than the koran."
      ቁርኣን 8፥12 "ካብ ቁርኣን ንላዕሊ፡ ኣብ ቁዱስ መጽሓፍ ንዝኣምኑ፡ ራዕድን ሽበራን የእትወሎም፥ ርእሶም ቁረጾም"
      Koran 8:60 "muslims must muster all weapons to terrorize the infidels."
      ቁርኣን 8፥60 "እስላም፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ ሽበራ ንምግባት፡ ኩሉ ዓይነት ብረት ክመልኩ ኣለዎም"
      Koran 8:65 "the unbelievers are stupid; urge the muslims to fight them."
      ቁርኣን 8፥65 "ዘይኣመንቲ ደናቑር እዮም። ክዋግእዎም ንእስላም ደፋፍእዎም"
      Koran 9:5 "when opportunity arises kill the infidels wherever you find them."
      ቁርኣን 9፥5 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ዕድላት ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ቅተሎም"
      Koran 9:30 "the jews and christians are perverts, fight them."
      ቁርኣን 9፥30 "ኣይሁዳውያንን ክርስትያንን ብዕሉጋት(ጽዩቓት) እዮም፡ ተቓለሶም"
      Koran 9:123 "make war on the infidels living in your neighborhood."
      ቁርኣን 9፥123 "ኣብ ጎረባብትኻ ንዘለው፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ተዋግኣዮም"
      Koran 22:19 "punish the unbelievers with garments of fire, hooked iron rods, boiling water, melt their skin and bellies."
      ቁርኣን 22፥19 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ክዳውንቶም ኣብ ሓዊ ብምቅጻል፡ ኣብ ጫፉ ዓንቃሪቦ ዘለዎ ሓጺን ዘንጊ፡ ቆርቦቶምን ከብዶምን ብምምካኽ ቅጽዓዮም"
      Koran 47:4 "do not hanker for peace with the infidels; behade them when you catch them."
      ቁርኣን 47፥4 "ሰላም ምስ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ዘይኣምኑ ኣይትተሃንጠ፡ ኣብ ዝሓዝካዮም ግመዶም"
      ምንጺ ቁራን ጸሓፋይ እንድዒ!

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว +1

      @@destadesta1209 ኤርትራውያን'ም። እቲ ሓደ ካብ ኣብ ዓዲግራት ዘሎ ክርስትያን ኣብ ዓደይ ዘሎ ኣስላማይ ይቐርበኒ ክብል ከሎ እቲ 2ይ ድማ ካብ ኣብ ዓደይ ዘሎ ክርስትያን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላማይ ይቐርበኒ ይብል።

  • @temesgenamlak7644
    @temesgenamlak7644 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fnan bro btami mahari kulu ab tgebro amlak msaka ykun zhawey 🙏👌👌👌

  • @habtomweldegebriel
    @habtomweldegebriel 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome bro and well. Thank you.

  • @wedirezu4196
    @wedirezu4196 4 ปีที่แล้ว +3

    Wowww god job bro atom sebatt Eti zefelto ete akafelekum s etay ekum txarefu

  • @mussiemesfun1941
    @mussiemesfun1941 4 ปีที่แล้ว +22

    አንቃዕ ብሰላም መጳአካ ጥዑም ድምጲ ፍናና ሓውና

    • @jddbxx4445
      @jddbxx4445 4 ปีที่แล้ว +2

      👋👋👋👋

  • @AfeBrown
    @AfeBrown 4 ปีที่แล้ว

    Thank u fnan hawey xbuk akerariba abi tmhrti u niana we love you ❤️❤️✅

  • @kiflayabraham6187
    @kiflayabraham6187 4 ปีที่แล้ว

    Wawww btami lebam zkone mkri thanks more bro. G.B.U

  • @medatekia1295
    @medatekia1295 4 ปีที่แล้ว +3

    Hzbi Christan Nhzbi meslum kemey kem zekbro kulu zfelto haki ayu.Amo meslum yehwatna ykbruna do Aske nrayo azi gze,kaban rihqom mes Areb ywugenu. Ab zey tedeleye xlian beasn key nwert, Nhna knfalale zey nkal deqi hade meret ena slezi azi zey mesl hasaba ante gedfkmo zhashe ayu,fnan bro thanks 👍

  • @DJ-tl7so
    @DJ-tl7so 4 ปีที่แล้ว +35

    ፖለቲካ ሞስሊም ብራዘርሁድ ኣብ ኩሉ ክርናዕ ዓለም ተሳዒሩ ዩ፡ ግን እዞም ኣብ ደገ ዝነብሩ ናይ ኤርትራ ኣስላም ኩሎም ኣባላት ናይዚ ማሕበር ግብረ ሽበራ ኢዮም። ንሶም ጥራይ ኢዮም ተሪፎም ዘለዉ ፡ዓለም ስለ ዘይትፈልጦም፡ክሳብ ሶርያን ኣፍጋኒስታንን ከይዶም ዝተዋግኡ ኣሸበርቲ ኤርትራውያን ኣስላም ኣባላት እዚ ማሕበር ኣለዉ። ኣብዝጥዕም ግዜ ነዚኦም ንምጥፋእ ተዳሊና ክንጸንሕ ኣለና። ብዘይክኦም ዝተረፈ ኣሰባሪ የለን።
    ጣንጡ ክፋረ ርስሓት ዩ ዝመርጽ፡ኣስላም ኣኽዋን ከኣ ድኽም ኣብ ዝበለት ሃገር ኢዮም ዝፋረዩ፡ ንጠንቀቐሎም

    • @ikbennietallen5698
      @ikbennietallen5698 4 ปีที่แล้ว +2

      Brigxi nisi eyu eti haki bota rekibom endyom dea hafiz hafi zblu zelewu

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +2

      bravo mestewali seb

    • @user-ui4oi2hh1w
      @user-ui4oi2hh1w 4 ปีที่แล้ว +1

      ግዲ የብልካን ቀስ ብቀስ ከነጽርዮም ኢና

    • @samieyob1629
      @samieyob1629 4 ปีที่แล้ว +1

      በታሚ ዛርከይይይ

    • @nylebynyleby5569
      @nylebynyleby5569 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክ አዋይይይይ ካምይ አልኩም ኢኮም ፋርህኮም ዛልኮም ከርስትይን ኮልትኮም መችም ትኣምኑልና አኮም ራራራራራራር ኣብልንኮም ኣሳልም ተምጽይና ካሚኡ አይና ተአተንቃቁ ክክክክክክ

  • @almazghaber9632
    @almazghaber9632 4 ปีที่แล้ว +1

    Kab tetarefo Entay melekt Alewoo Tredow Thanks Brother

  • @shaqm7373
    @shaqm7373 4 ปีที่แล้ว +1

    Good analysis! Well done bro!

  • @habtomabay6201
    @habtomabay6201 4 ปีที่แล้ว +4

    Well Done 👍 Bro.
    ፍናን ሓውና ኩሉ ስራሕካ ኢና ንካታቶሎ ብጣዕሚ ከኣ መሃሪ ኢዩ ።👍

  • @abrahamtsegay6471
    @abrahamtsegay6471 4 ปีที่แล้ว +4

    Wow xebuk meglexi yu .thanks fnan hawuna .Eritrea for ever with out any Islamic influence!!

  • @simondebas1646
    @simondebas1646 4 ปีที่แล้ว

    Lekee ealekum yehewat resepect stebuk u nemen gen eagedasi u resepect nezeredeo keberet u i like it ente netom islamawi senehasab zelewom respect zedeleyo senehasab ay konen

  • @michealitelos6332
    @michealitelos6332 4 ปีที่แล้ว

    Welcomem hawey natey. Haymanotei selam eyou dekeisebateigein haymanotei mesheketei koynu naybehakei meharei keep going wedei Eri We love you always realy don't matter what you beileive or say, Aynei abayka yedefein tebarekelna. yekeneiyeley.

  • @mengiogba8584
    @mengiogba8584 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣምበሳ ኣቦታትካ ኣናብስ ኢዮም ነሮም ።ሕጂ ዝፈሪዩ ዘለዉ ግን ፡ንዓይ ይጥዓመኒ ጥራይ።ብዕላ ትፈልጥ ሃገር ።ሱስዓት ,ፈራሓት ,ኣምሰሉታት ።ትግሪኛ ሰብ ፡ሰብኣይ ኮዩኑ ክመውት ኣለዎ።ሞት ኣይተርፈን ኢዩ ፡ታሪካ ግን ጅግና ክከውን ኣለዎ ።

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 4 ปีที่แล้ว +22

    እዞም ትጻረፉ ዘለኸም እንታይ ዩ ጸጊሙኩም ፍናን ብዛዕባ እዚ ጥሩፍ ጉጅለ ዩ ዝዛረብ ዘሎ ፡ናቶም ዩ ከኣ ዝነግረኩም ዘሎ፡ ዶ ዋላ ኣባላቶም ኢኹም ኬንኩም? ንሱ ብዛዕባ እስልምና ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ብዛዕባ እዚ ኣኽራሪ ጉጅለ ዩ ። እንታይ ደኣሉ ሞ ጸገምኩም ? ንስኩም ዲኹም ልዕሊ ሱዕድያውያን ኣስላም ኮይንኩም ? ሱዕድያ ዶ ኣይኮነትን በዓላ ኣኽራሪ ጉጅለ ኢላቶ ዘላ ንምንታይ ደኣ ንዓኣ ንምንታይ ከሙ ኢልክዮም ኢልኩም ዘይተፈራርሕዋ ? ኣነ ኣብ ምስልምና ጽልኢ የብለይን ኣብ ኣኽራሪ ጉጅለን ጃህዳዊ ስነ ሓሳብ ዘለዎምን ግን ፍጹም ኣይቅበሎምን የ እንታይ ደኣሉ ሞ ንዓመጽቲ ክትከላኸሉ ዘውዕለኩም ዘሎ ንኹሉኩም ኣስላም ኣይኮንኩን ኣለኹም ከኣ ዉሑዳት መስተውዓልትን ሓቀኛታትን ፡ ብዝኾነ ንመዛዘን ኣለና ። ፍናን ናቶም ዩ ዝነግረና ዘሎ ናይ ኣኽረርቲ ክርስትና ጉጅለ ተረኺብኩም ወይ ሓረድቲ ተረኺብኩም ዘይተቃልዕእዎም ካብ ኒን ትብሉ ። ብዝኾነ እቲ ኤርትራዊ ኮይኑ ዝቀርበሊ ሙስሊም ሓወይ ዩ እቲ ዓረባዊ ኮይኑ ዝቀርበኒ ከኣ ጸላእየይ ዩ ። መንነትኩም ተጸሊእኩም ናብኡ ኪዱ እምበር ናብ ዓድና ኣይተምጽኡልና ።

    • @ABEL13ize
      @ABEL13ize 4 ปีที่แล้ว +1

      abalat Muslim brotherhood eyom geliom shimom gere yibil nay behaki shimomim gin Mohammed ahmud al mujaheddin eyu

  • @user-ww7gk1zt1b
    @user-ww7gk1zt1b 4 ปีที่แล้ว +1

    በርብርዎ tray kulu ዪሰማዕ
    danke fnann bro

  • @habtehadgu6148
    @habtehadgu6148 4 ปีที่แล้ว +2

    Smart person continue brother 🇪🇷🇪🇷

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +43

    ኣነ ከም ትግርኛ ሃገርና ክትጸንት ኢና እዞም ዓረብ ዝብሉ ግብረ ሽበራ ክሳብ ዘይ ጠፍኡ

    • @yonasamanuiel9813
      @yonasamanuiel9813 4 ปีที่แล้ว

      Kulku afome kedfonu alwome kale hasbi yelan

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว

      @ER forever ክትጽረፍ ዲኻ ደሊኻ ቆፎ ንህቢ ትንክፍ ከም ዘለኻ ተረዲእካ ዶ ኣሎ

    • @WediTesfay448
      @WediTesfay448 4 ปีที่แล้ว

      ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ ንህቢ ኮ ሰላም ጌርካ እንተ ሒዝካዮ መዓር እዩ ዝህብ ኣስላማይ ግን
      ማእከላይ ምቅራብ ረኣ ሰላም የለን !

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว

      @@WediTesfay448 ኣነ ውን እዚ ትብሎ ዘለኻ ይሰማመዐሉ ኢየ እዞም ዓረብ ኢና ዝብሉ ግን በዚ ዶብ ሱዳን ክኸዱ ኣለዎም

    • @WediTesfay448
      @WediTesfay448 4 ปีที่แล้ว

      ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ ኣስላማይ ዕድል እንተረኺቡ ንዘይ ኣመንቲ ከም ክርትያንን ኣይሁድን ብበሊሕ ካራ ምሕራድ እዩ
      ግን ጥዑያት ውን ኣለው !

  • @aggg8288
    @aggg8288 4 ปีที่แล้ว +9

    Ezom ab hagerna zelewu kem beal idris wun akmi seinem enber kabziom eyom

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 4 ปีที่แล้ว +1

    Kulu gze haki eka temtse nhaki ka tserifomuni eilka ay tfrah,ahwatna abliba ms teharedu men do tetabikulom eyu bzeyka krstyan❤️

  • @tesfityohannes7873
    @tesfityohannes7873 4 ปีที่แล้ว

    Haki hazel tbatka yekurana alo kexlelu ajoka. Haki aytzareb zbl entelo ka ytahanek . Ndhneta tekami ewanawi melekti eiu.
    Good job Fnan!!

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 4 ปีที่แล้ว +35

    ናይ መን ደኣ ክወስዱ ምሓመድስ ዘይ ግብረሽበራዊ እዩ ኔሩ ኣጆካ ጥራይ እቲ ዘሎ ሓቂ ተሮግሮግ ኣብሎ ሰብ ምንቃሕ የድልያ ኣሎ ፊርሳ ፍናን ጅግና

    • @sumuykeber5763
      @sumuykeber5763 4 ปีที่แล้ว +1

      ጸርፊ ነውሪ ዓርኩ ብሞጎት ወይ ስነ-ሓሳብ ኢና ክንስዕሮም ዘሎና

    • @meradedeart9949
      @meradedeart9949 4 ปีที่แล้ว +2

      @@sumuykeber5763 ኮይስ ትክክል ሰበይ

    • @Spetore05
      @Spetore05 4 ปีที่แล้ว

      Tehzin 😡

    • @cescfabregas1945
      @cescfabregas1945 4 ปีที่แล้ว

      Aytexaref abzey tefelto tebloq aytebel dahar ka Muslim fetawika yebelkan du welas ab kedmeom kale tebel abzi ka texaref aleka tehezen wexiet atahasasebaka eyu

    • @wizGreat
      @wizGreat 4 ปีที่แล้ว

      Musa Bushir haku eyu eZi mahamed zbahal aqar sebiay gdefwo ketfiakum eyu

  • @amanjemal9203
    @amanjemal9203 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you fnan👏 👍 ani nay arab baria qeqwen ayedalen eyu

  • @user-ed9hd1vy5e
    @user-ed9hd1vy5e 4 ปีที่แล้ว +2

    ብራቦ ፍናን ብጣዕሚ ድስ ዝብል ቀጽሎ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ ደርጉሓዮ እዞም ጅሃድ

  • @user-xh7gg2hu1b
    @user-xh7gg2hu1b 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣይሲስ እንዳዕሽ ካኣ ኣምጻልና ፋናን ጅግና ብትእሚ ኢየ ዝመስግነካ ዘይፍልቶ ሰልዝፍልጥካኒ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 3 ปีที่แล้ว +3

    ፋኖ ጂግና ወዲ ሃገር እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ 🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @user-lz6lo6zz4m
    @user-lz6lo6zz4m 4 ปีที่แล้ว +3

    fnan blux zega imbah bel kbret nay mennetna eka neza comment tenbb zeleka aslamay dyom zbluka jahed gn ?

  • @danielg4337
    @danielg4337 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ የቐንየልና ፍናን

  • @user-qq9pj9sw5q
    @user-qq9pj9sw5q 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome welcome back to fnitey eziom txarefu zelekum nebskum hases elkum reaywa haki do aytzareb eye wayy good, ezgabhier tefakeru tehalaleyu eyu zbl natkum kea kabzom dem seb zsetyu tahalekt tkonlom tmali tmali zeyrsa tariki ab libya ztahardu zeyrsa hluf eyu,ahwatey tefakeru tehalaleyu eyu zbl emo nfaker nkebaber amlak kabzi weridna zelo kulwlaw korona mhretu yleakelna fnitey keep up it go ahead of amlak msaka ykun

  • @teklittewelde1487
    @teklittewelde1487 4 ปีที่แล้ว +3

    እስላማዊ ሃይማኖት ምክራሪ ዘምጸኦ ሰዓቢኡ ከብድ እዪ ነኣብነት እንዳዕሽ, ኣልቓይዳ፡ ካሎኦት ዝተፈላለየ ሰም ዘለዎም ንዓለምና ዒንወት ፈጥሪላ። እስላማዊ ኣታሓሰስባ ንዓለምና ኣብ ሽግር ኣእትዋ ይርከብ።

  • @user-xr2gb4lw4o
    @user-xr2gb4lw4o 4 ปีที่แล้ว +16

    ኩላትና ክርስቲያን ኩናማን ቢለንን ትግረን ትግርኛን ብሓንሳብ ኣንጻር ዓረባውያን ክንሰርሕ ኣለና

    • @user-xr2gb4lw4o
      @user-xr2gb4lw4o 4 ปีที่แล้ว +10

      @@burhanabdualnur ክክክክክ ኣበይ እሞ ኣነን ንስኻን ኣበይንና እንተንራኸብ ጀለብያኻ መዕንቀፈካ ክትሃድም

    • @rakmen1683
      @rakmen1683 4 ปีที่แล้ว +5

      @@user-xr2gb4lw4o kkkkkkk moyte de gele

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +3

      @@user-xr2gb4lw4oንሱ ከ ዓሻ ድዩ ኣብ ሞንጎ ኣንስቲ ይኣቱ ፡ኣበይ ክትረክቦ ጀሌባ ጌሩ ሰበይቲ ይመስል ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ

    • @user-xr2gb4lw4o
      @user-xr2gb4lw4o 4 ปีที่แล้ว +2

      @@erimannerimann112 yake awediemna kemza geza serhna kab sebek sagm zeyenagefnayoms bezi hade aynna fnan mexiemuna

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +3

      @@user-xr2gb4lw4o ነስላማይ ምክባር ምምስሳል ማለት ፡ኣብ ልዕሊ ነብስካ ብገዛእ ፍቃድካ ፈንጂ ምፍንጃር ኢዩ በቃ ቡቡቡብምምምምም ኣቢልካያ

  • @tekieokbu4848
    @tekieokbu4848 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks fani hawey mulue moral naka

  • @amarufta9503
    @amarufta9503 4 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ሓወይ ናይ ባሓቂ ማሃርን ኣዛናጋዕን መደብ ቀጽሎ ጥራይ

  • @nohnoh4127
    @nohnoh4127 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍናን ጅግና ።ክፈራርህ ዘፈተነ ኣብኣ ክርከባ ኢዩ ፡ጉራዴ ኣቦታትና ኣብ ቦታኡ ኢዩ ዘሎ ።

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 4 ปีที่แล้ว +21

    Quran is a Satanic 👹 book, surah 9:5 ነቶም ዘይሙስሊም ኣብ ዝረኽብኩሞም ቦታ ሕረድዎም ቅተልዎም፡ ብድብያ ተሓቢኡኩም ተጸበዩዎም።
    Quran sura 2:216 ክትባኣሱ ብ ኣላህ ተፈቒድልኩም ዩ ንስኻትኩም ግን ኣይፈተኹማን ንዓኻትኩም ዝኾን ጽቡቕ ስለ ዘይትፈልጡ።
    ነዚ ዝስዕብ ኩሉ ኣምብቦ ሞ መጽሓፍ ሰይጣን ከምተምልኽ ከም ዘለኻ ክትፈልጥ ኢኻ።
    Quran ( 3 : 151 )
    Quran ( 4 : 74 )
    Quran ( 4 : 76 )
    Quran ( 4 : 89 )
    Quran ( 4 : 95 )
    Quran ( 4 : 101)
    Quran ( 4 : 104 )
    Quran ( 5 : 33 )
    Quran ( 8 : 12 )
    Quran ( 8 : 15 )
    Quran ( 8 : 39 )
    Quran ( 8 : 57 )
    Quran ( 8 : 67 )
    Quran ( 8 : 59-60 )
    Quran ( 8 : 65 )
    Quran ( 9 : 14)
    Quran ( 9 : 20 )
    Quran ( 9 : 33 )
    Quran ( 9 : 30 )
    Quran ( 9 : 38-39 )
    Quran ( 9 : 41 )
    Quran ( 9 : 73)
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 9 : 73)
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 3 : 56 )
    Quran ( 9 : 73)
    Quran ( 9 : 88)
    Quran ( 9 : 111)
    Quran ( 9: 123)
    Quran ( 17 : 16)
    Quran ( 18 : 65-81 )
    Quran ( 21 : 44)
    Quran ( 25 : 52)
    Quran ( 33 : 60-62, 3:167 , 5:51-52)
    Quran ( 47 : 3-4, 47:35 )
    Quran ( 48 : 17)
    Quran ( 48: 29, surah 65:10, surah 40:46 surah 50:26 )
    Quran ( 61 : 4, 9 )
    Quran ( 66 : 9 )
    Quran ( 2 : 191-193 )
    Sahih bukari( 52:177, 256, 65, 220, 44, 3:125)
    Abudawud ( 14 : 2526, 2527)
    ኢስላም ከም ስማ ዘይኮነትስ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድነት ሰይጣናዊት ግብረሽበራዊት ጉጅለ እያ።

    • @globalname6107
      @globalname6107 4 ปีที่แล้ว +2

      that's very true. thanks bro
      Additional about islam
      th-cam.com/video/r7TjYUjKe3M/w-d-xo.html

    • @globalname6107
      @globalname6107 4 ปีที่แล้ว +1

      😍

    • @nylebynyleby5569
      @nylebynyleby5569 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣይይይይ ኣቶም ኣባይ ሞ ኣና ባአካ መጅምርኩ ግን ኣሳላም ካምትይ ተህስበዎ ኣይኮንን ኣሳላም ሰላም አዩ ጉጉይ ሃብርታ ሀዝካ ሃልውላው ኣይትባል ኣሳላም ካ ካይዳካ ቅታል ኣይብልን አዩ ኣባ ናብስካ ዘምጽካ አዩ ዘባል ቃድም ጸብኦቅ ግርካ ራአዮ

    • @onelove9480
      @onelove9480 4 ปีที่แล้ว

      Tedengex za arkay xebuk gerka anbeb ni ketfelet Kab kali seb zexahafu copy gerka post tebel
      Alhamdu Allah i am Muslim ☪️

    • @filifili1592
      @filifili1592 4 ปีที่แล้ว

      @@nylebynyleby5569 ab quran do aykonen delo dos 2 quran eyu delkum hred debl aythered debl

  • @eriboy1338
    @eriboy1338 4 ปีที่แล้ว

    Tebae Eritreawi love you bro ✌️♥️👍

  • @user-es9fb5nt5k
    @user-es9fb5nt5k 4 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ኣንበሳ ኣጆኻ ብዝሓየሎ ቀጽሎ ፍልጠት ሓይሊ እዩ ።ኩሉ ሰብ ሓቂ ወላ ዉን መራር ትኹን ክፈልጣን ክቅበላን ጥራሕ ኣለዎ ፡ ብዛዕባ እዞም ዝጻረፉ ዘለዉ ኣይትገደሰሎም ኢካ ሓቂ እንክሰምዑ ውሕዉሕ ምባል ቀዳማይ ሞይኦም ኢዩ ።

  • @ismaelseid1785
    @ismaelseid1785 4 ปีที่แล้ว +15

    Nihna hade nukun ,alem dekisa tehadiir ala ,nihna kea tetew ilna nahadiir alena , kemziya inte qexilna ,adina kem somal gohaf bota kikewin iyu, nihna idin gondi nukun ,zikone,Eritrawi kibret yedliyo , bii haymanotu ,bii konkau ,bii aletu ,bii awrajau ,bii adu, nihna hade ina ,hade nukun.ilamana xuruy yukun ,nennehidna nitahagagez , abotatna nabana ahlifom,izi adi nihna kea bii haymanot awraja ilna adii bigenzeb nisheyit alena , genzeb bii meret genzeb nemxo imber ayemxenan iyu

    • @user-ij3le9ou4w
      @user-ij3le9ou4w 4 ปีที่แล้ว

      Bzuh aytgedeselom eziom abzi ዘዕገርጉሩ ዘሎዉ ድጅታል ወያነ እዮም

    • @user-tz7tq2lc5y
      @user-tz7tq2lc5y 3 ปีที่แล้ว +1

      ለባም ለባም ምጽዋት የለን ተሪፉ ኢዩ ኩሉ እቲ ሓቂ ድኣ ሰብ ይፍለጦ

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍናንን ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ፡
    ኣቱም ክርስትያን ንቅሑ

  • @ghebremeskelsolomon2269
    @ghebremeskelsolomon2269 4 ปีที่แล้ว

    Keep it up bro and go ahead.

  • @SimonMe2
    @SimonMe2 4 ปีที่แล้ว

    Good job Fnan keep going it up

  • @yorsamore
    @yorsamore 4 ปีที่แล้ว +12

    ቅሰን birillant FNAN ነዞም ቀሚሽ ዓረብ ዝናፋቁ ደቂ ዓድና ኣይትገደሰሎም victim mentality እዩ ኮሙኡ ዘግብሮም ዘሎ::ዓሪብ ኣብ ሃገርና ክሕሰብ የብሉን ኣይክህሉን እዩ ካኣ ::🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️🙋🏾‍♂️

    • @binjamin1131
      @binjamin1131 4 ปีที่แล้ว

      Gunuf kabey zemxekaya hager alateka wedi metri

    • @WediTesfay448
      @WediTesfay448 4 ปีที่แล้ว

      Ahme Ali ህዝቢ ትግርኞ እንዳ ተቃለሰ ኣቦኻ ዓሊ በትሪ ሒዙ ገመል ይሕሉ ነይሩ ::

    • @yorsamore
      @yorsamore 4 ปีที่แล้ว

      Ahme Ali እወ ኣንታ ብኮፋ ዝሸይን ከም ሰበይቲ እወ ኣላትኒ:: ንስካ ግን ዓብድ እንዳተባሃልካ ሱዑዲ ኪድ እምበር ኣብ ኤርትራ''ሲ ዓረብ ኣይክትረክባን ኢካ😂😂😂👈👈👈👈👈👈

  • @positivity7232
    @positivity7232 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆካ ፍናን ንሱ አቲ ሃኪ።

  • @tsegaygebreyohanes119
    @tsegaygebreyohanes119 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ኣቀራርባ ፍናን ሓውና።

  • @titiafri1582
    @titiafri1582 4 ปีที่แล้ว

    Please you. Can continue to read for the jay simize( Pfander films) ,starts from the beginning 🙏

  • @teametewelde4379
    @teametewelde4379 4 ปีที่แล้ว +17

    እዚ እድሪስ ዝባሃል ሰብ ካብቶም ትብሎም ዘለካ ኢዩ ተላኢኩ ንሕና ኣብ ኤርትራ ኣነ ዝዓበክሉ ቅድሚ 91 ነቲ ደቂሰሙሉ ዝሓድሩ ቦታ ዝነብርሉን ብላዕ ይከፍሉና መሮም ኣብ ዓመት ምክት ይሓርዱልና ግንዘብ ከኣ ይከፍሉና ብከምዚ ይነብሩ ነሮም ናጽነት ኤርትራ ምስ መጸ ከኣ ርስቲ ዝባሃል ተሪፉ ደሳ ዝብል ኮይኑ መረት ምሳና ተመቂሎም እበር ኣብ ግዜ ሃይለ ስላሰ ከንድዶም ክርሽኖምን ኮሎ ነ ቦታቶም ማዕተብ ነደታትምስልምና ከኣ ልክዕ ከም ኣደታት ክርስቲና መስቀል ዝባሃል ቁኖ ቀኒና ኣትሪፍናዮም ወረ ከምዚ ሎሚ ዝመጽእ ኣይመሰለናን ነዓና ምሰኦም ረሽኑና ኢልናዮም ሎሚ ነብሳ ምሳይ ልባ ምስደበሳይ ኮይኑ ካብ ሎሚ ንደሓር 0 ተጻወርነት ኮና ኣለና ምክንያቱ ሕልፍ ሓሊፎም ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣዉጺኦም ከቃናጽቡ ክጸርፉን ጀሚሮምስ ድሮካ ከም ባዓል ኢድሪስ ጀሚሮም ኣለዉ ኩሉ ክርስቲያን ኣብዚ ግዜ ንመሰሉን እምነቱን ደው ክብ ንጽዉዕ ፍናን ሓወይ ከኣ የቀንየልና በዓንተቦ እዛ ቻነልካ ናይ ዉጻዓት ኢንዲያ እዚ ዝኮዶ ዘሎ ስፍሕ ዝበለ ብምቅራብላ የቀንየልና።

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ ኣሓሲ ምስ ሓራዲአን ማይ ይሰትያ ዪ ነገሩ ንሕና እዞም ክርስትያን ከኣ ብዛዕባ ዳዕሽ ተዛሪብካ ኢልና ክንጸርፎ ንውዕል ኣለና ብዛዕባ ሞስሊም ኤርትራ ተዝዛረብ ከ ድኣ ቅድሚኦም ከድና ክንቀትሎ ማለት ድዪ ካብ ዝገርመካ ግን ዋላ ሓደ ሞስሊም ነዚ ሽክ ኢድርስ ዝበሎ ዋላ ሓደ ዓገብ ዝበሎ የለን ኣንኮራ ኣብ ገመል ሰቂሎም ሸር ክብልዎ ይውዕሉ ኣለዉ

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +2

      ተወደብ ንቃሕ ወዲ ትግርኛ ዋሕስ ሃገርርር

  • @natnaelzerom4196
    @natnaelzerom4196 4 ปีที่แล้ว +7

    Haki haki eye eziyom musilm tbhalu entaiy konukum selam zey thbuna selam fetwu

    • @binjamin1131
      @binjamin1131 4 ปีที่แล้ว

      Ata wedi deqala men selam keliuka gohaf nehna keman texawirnakum nekeyed alena 🖕🖕🖕🖕🖕🖕

    • @JohnJohn-nk1lk
      @JohnJohn-nk1lk 4 ปีที่แล้ว +1

      Ahme Ali nska eka dikala mekniystu eti tamnelu Mohamed dkala eye bwesen eye tewelidu Ok nska kea dkala eki wedi Areb

    • @natnaelzerom4196
      @natnaelzerom4196 4 ปีที่แล้ว +3

      Ahme Ali anbbo Nezi emo krdaka eyu abey krdaka gn kab habtka enda weledka መጽሓፍ (christ muhammad and I)
      ብመሓመድ ጋዞሊ
      ትርጉም ዳኒኤል በላይ
      ቅትለት ዑስማን ኣቢን ዓፋን
      ሃይማኖት ምስልምና ብመሰረቱ ብደም ዝተመስረተ ሃይማኖት እዩ። ንዝመጽእ ተቃዉሞ ከኣ ኣብ ጎነጽን ሓይልን እዩ ዝኣምን ነዚ ሓቂ እዚ ዘረድኣና ባዕሉ ታሪኽ ምስልምና እዩ። ንሕጂ ናይ ሓደ ካብቶ 4 ቀንዲ ሰዓብቲ መሓመድን ከሊፍ ዑስማን ኣቢን ዓፋን ኣቀታትልኡ ክንርእይ ኢና።
      ዑስማን ሓደ ካብቶም ቀንዲ ሰዓብቲ መሓመድን ሳልሳይ ከሊፍ ናይ እስልምናዊ ናይ ፖሎቶካ ሃይማኖት ዝነበረን ሰብ እዩ። ዑስማን ወዲ መካ ኮይኑ ቅድሚ ኣስላማይ ምካኑ ሃብታም ነጋዳይ ነበረ። ኣብቲ ፈለማ ናብ እምነት ምስልምና ዝኣተወሉ 10,000 ዲናር ዝግመት ገንዘብ ንመሓመድ ሃቦ። መሓመድ በቲ ገንዘብ ኣዚዩ ስለ ዝተሓጎሰ ኣላህ ካብ ሕቡእን ቅሉዕን ካብ ዝሓለፈን ዝመጽእን ሓጥያትካን ይቅረ ይበለልካ፡ ወለሓደ ከኣ ዝጎዳካ የለን ኢልዎ ነበረ።
      እንተኮነ ዑስማን ብመሓመድ ኣቡበከርን ኣማር ኣቢን ያሲር ዝተባሉ ፍሉጣት ሰዓብቲ ንስልምና እዩ ንገዝኡ ኣቃጺሉም ብመንደቅ ናይ ገዝኡ ዘሊሎም ብምእታዉ ቁራን እንዳምበበ ብኣሰቃቂ ኣማዉታ ቀተልዎ።
      ሓደ እዋን መሓመድ ከምዚ ኢሉ ነበረ""ዝኮነ ኣስላማይ ንካልእ ኣስላማይ እንተ ቀቲልዎ። ቀታልን ተቀታልን ክልቲኦም ንገሃነብ እሳት ኢዮም ዝኣትዉ።
      ዑስማን እኩን ኣማር ኣቢን ያሲር ንመሓመድ ብምስዓቦም ካብ ዓሌቶም ቁርሽ ሽግር ዝረኪቦም ሰባት ነሮም መሓመድ ከኣ በዚ ምክንያት ንገነት ከኣትዉ ምካኖም ተዛሪቡ ነበረ። ኮይኑ ግን ኣብዚ ታሪኽ ክልተ ተቃራኒ ፍጻሚ ተከሲቱ ንርእይ ኣሎና። ዑስማንን ኣማርን ቀታልን ተቀታልን ኪይኖም ስለዚ ብመንጽር ኢቲ መሓመድ ዝበሎ ዘረባ እንተርእናዮ ኣብ ገሃነብ እሳት ኣትዮም ዝኣትዉ ማለት እዩ። ኣስላማይ ነስላማይ ተቀቲልዎ ቀታልን ተቀታልን ንገሃንብ እዮም ዝትዉ ስለ ብምባሉ።
      ናይ ምስልምና ሽግር ኣብ መሰረቱ እዩ፡ አዳማይ ሽግር ባዕሉ መሓመድ ብድሕሪኡ ሰዓብቱ። ከምዚ ኣብዚ ታሪኽ ንርእዮ ዘሎና ገና እቲ ሃይማኖት ክጅምር ከሎ ኣትሒዞም እዮም እቶም ናይ መጀመርታ ሰዓብቲ መሓመድ ንሓድሕዶም ክቀታተሉ ጀሚሮም ንከሊፍ ንዑስማን ዝቀተሉ ተራ ኣስላም ኣይኪኑን ኣማር ብሰሪ መሓመዳዊ እምነት ኣብ መካ ብቑረሽ መከራ ዝረከበ እዩ። ያሲር ከኣ ወዲ ቀዳማይ ከሊፍ ናይ ሃይማኖት ምስልምና ኣቡበከር ናይ እዩ። መጽሓፍቲ ምስልምና እንተገንጺካልናዮም ካብዚ ዝከፍእ ዝገደደ ዘሕዙኑን ዘሰቁቅን ፍጻሚታት ናይ ጎነጽን ቅትለትን መልእዮም ኢና ንረክቦም። ካብቲ ቁድስ ኣምላኽ እዚዮ ዝረሓቀን ብሰይጣን ዝዝወር ሃይማኖት ምካኑ ከኣ ብቅሊሉ ክንርድኦ ንክእል ኢና .........ይቅጽል።

  • @user-np1ru5gb2y
    @user-np1ru5gb2y 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅሎ ሃዉ ፍናን ሃኪ ሃኪ ሃኪ ምዝራብ ካኣ መራር እያ

  • @fevenmehari4831
    @fevenmehari4831 4 ปีที่แล้ว

    Fnan you are Best ever press i'm proud of you keep it up wedi hagerey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️

  • @merhawibahabolommerhawibah58
    @merhawibahabolommerhawibah58 4 ปีที่แล้ว +13

    Fnan jigna
    Love christain and musilim

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว +3

      ata gesim mis aslam yhwat aykonan

    • @hawistevengerrard4620
      @hawistevengerrard4620 4 ปีที่แล้ว +4

      Kab agams aslamay yhash

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-zu1ge3zy3h እወ ዓጋመ ዮም ኣሕዋትና

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว

      Asmera Shikor ኪድ ተጎንብሓሉ ካብ ሓማሴን ውን ሓሰማ ይሓይሽ

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว

      Eri man ምስ ስራኤል ምስ ኤሜርካ ድኣ ከም ካልኣይ እምበር ንስላም ግን ይቅድሙዎም

  • @user-xi1du6yp4z
    @user-xi1du6yp4z 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ፍናን ፍናን ከመይ ሐቐኛ

  • @merhawimengstou1511
    @merhawimengstou1511 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕም ጽብቅ ፍናን ሓወይ ህዝብና ክነንቅሕ ኣለና። ከምዝ ማሃሪ ክትቅጽሎ ኣለካ ኣጆካ በርትዕ።

  • @user-ri9fm7kf6dv
    @user-ri9fm7kf6dv 4 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብዳሓን መጻእካ ፍናን ሓወይ ንህዝቢ ኣናቃቅሕ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @user-ym5db8vs6g
    @user-ym5db8vs6g 4 ปีที่แล้ว +36

    ሓቁ እዩ ቦሮቕሮቕ ምስ ዓረብ ኬንክን ትገብርኦ ዘለኽን ፈንጠርጥር ኣየዋጸክክን እዩ ንነብስኽን መሰላ ኣትን ደቓሉ ጸለምቲ ዓረብ

    • @bestgoal5564
      @bestgoal5564 4 ปีที่แล้ว

      ኣታ ተሰሪሕካ ዲካ ፖውውው

    • @user-ym5db8vs6g
      @user-ym5db8vs6g 4 ปีที่แล้ว +7

      @@awelhero8874 ሱቕ በል፡ወጃብ ኣቦታትይ ደኣ ተሰጊግካ ምስ መጻኻ ኣቕቢሮም፡ተቐቢሎምኻ ንስኻ ግንስ ዓረብ ተጸጊዕካ ጠሊምካዮም ወድታ ባርያ ጸሊም ዓረን ዓብድ

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +7

      ጸሊምቲ ዓረብ ጥራይ ኢልካ ሃሃሃሃሃሃሃ

    • @mussiesultan5680
      @mussiesultan5680 4 ปีที่แล้ว +1

      jergn asambun kkkkkkk ya

    • @dahlakapp3086
      @dahlakapp3086 4 ปีที่แล้ว +3

      Ata azem deki 7 ansti antay eyom koynom mehamed seraki Nay meka eyu neru kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Dkone aslamay ktfelto zelewo nhna B araya amlak ztefeterna hzbi ena dletna knbl kea meselna eyu bhim zbele kea n mehamed meknud knaedelu ena kkkkkkkkkkkkkkkllllllllllllkkkkkkkkkkk