Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 7) | መደብ ፋሲጋ - Easter Special - One Day With Alena Walta Hager

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ค. 2024
  • Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
    Join this channel to get access to perks:
    / @alenawaltahager
    © Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
    #AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
    #AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 488

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager  หลายเดือนก่อน +60

    PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | 🔜❣️🙏
    th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin
    🇪🇷|•

  • @henokgebremeskel6284
    @henokgebremeskel6284 หลายเดือนก่อน +45

    ኣገናዕ ዋልታውያን ክብረት ይሃብኩም እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ኣብጽሓና🙏🙏🙏

  • @yonasmehari4265
    @yonasmehari4265 หลายเดือนก่อน +28

    ተሐበን ኤርትራዊ
    ዋዕሮ ዮርዳ ሐፍተይ
    ብጣዕሚ ጽቡቅ ብጣዕሚ ተሐጊስና
    ሩሑስ አድአመት ይግበረልና

  • @berektiandeberhan3837
    @berektiandeberhan3837 หลายเดือนก่อน +43

    ርሑስ አውድአመት ንመላእ ኤርትራውያን፡ አለና ዋልታ ሃገር የቀንየልና ስለ ትገብርዎ ኩሉ ሰናይ።ኤርትራውነት ክበር መንነት።❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 หลายเดือนก่อน +22

    🇪🇷♥️ኣለና ዋልታ ሃገር፡ ማእገር ህዝቦም♥️🇪🇷

  • @semeregebreamlak4744
    @semeregebreamlak4744 หลายเดือนก่อน +33

    ኣለና ዋልታ ሃገር ንጎይታ እምበር ንሰብ ኣይኮንኩምን ትገብሩ ዘለኹም፡ ንሱ ድማ ዝርስዕ ኣምላኽ ኣይኮነን። ስለዚ ብእኡ ባህ ይበልኩም፡ ብጎይታ ኩሉሳዕ ተሓጐሱ ደጊመ ተሓጐሱ ይብለኩም!!!! ሽምኩም ኣብ ሰማይ ዝኩር ይኹን። ኣብ ልብኹም ሓጐስ ኣብ ኣእምሮኹም ድማ ሰላምን ቅሳነትን ይግዝኣዮ። appreciated be blessed in Jesus name, amrn.

    • @keseteasmerom-kg1ls
      @keseteasmerom-kg1ls หลายเดือนก่อน

      Telofon nay rodas rhas awedamet Seton mara nefet

  • @senaitzerai3719
    @senaitzerai3719 หลายเดือนก่อน +42

    ኣለና ዋልታ ሃገር ተባረኹ ንጽጉማትን ስንኩላት ብጣዕሚ ኮሪዔልኩም ኤሪትራውነትኩም ትብዓትኩም ለውሃትኩምን ኣምላኽ ክንዲዕጽፊኡ ጌሩ ይሃብኩም

  • @brhanegebru8240
    @brhanegebru8240 หลายเดือนก่อน +18

    ኣለና ዋልታ ሃገር ነዚ ክቡር ብዓል ትንሳኤ ምስ ጭዋታት ኤርትራውያን ብምዃን ብሰናይ ተግባር ብምብዓልኩም ከም ኩሉ ግዜ ኣድናቖተይ ይገልጸልኩም፡ ሮዳስ ጓልና ድማ መጻኢኺ ኮታስ ኩሉ ዘበን ሂወትኪ ይባረኽ ከመይሲ ኣብነታዊ ልቦና ስለትውንኒ፡፡

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas5818 หลายเดือนก่อน +23

    አሎና ዋልታ ሃገር እቲ ምስ ምስጋና አቦትኡ ኢዩ ነዞም ተጋዳላይ አቦ ድማ ከምቲ ናይ መጀመርያ ክኾውን ኢዩ አጀኹም አምላኽ ምስ ህዝቢ ኤሪትራ ኢዩ ጸሓይና በሪቓ ኢያ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 หลายเดือนก่อน +34

    ወለድና ማዓርና ኣርካናት ተጋደልቲ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ❤🎉❤

    • @edenyemane6801
      @edenyemane6801 หลายเดือนก่อน +2

      Amen yhabom nezom hiwetom zeybekeku jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selama3139
    @selama3139 หลายเดือนก่อน +39

    These are the backbone of the city. They believe in working hard to support their families. God bless them and their fighting spirit 🙏 ❤️

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 หลายเดือนก่อน +22

    እዚ'ዮ ኤርትራዊ ማለት። ርሑስ ፋሲካ ንመላእ ኤርትራዊ ኣማኒ ክርስትና። ዕድመን ጥዕናን ንኹሎም መራሕትና። ኤርትራ ንዘልኣለም ከቢራ ትንበር። Thanks Rodi along with ur crews. Love u all. GBU

  • @selama3139
    @selama3139 หลายเดือนก่อน +27

    Thank you for doing this.❤

    • @selama3139
      @selama3139 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you. Spread the love and keep shining ❤

    • @AlenaWaltaHager
      @AlenaWaltaHager  หลายเดือนก่อน +3

      @selama3139 የቀንየልና for your support every single day 🙏

    • @fanu1116
      @fanu1116 หลายเดือนก่อน

      Amlak abzeihu yehabka

  • @W.j.i-cx6kh
    @W.j.i-cx6kh หลายเดือนก่อน +18

    ዋውው ርሑስ ኣውደኣመት ንመላእ ህዝቢ ኤረይ ብጣዕሚ ዘሕጉስ መደብ ሓደራኩም ከይቃረጽ እዚ መደብ ይላበወኩም ደቂ ኤረይ ከኣ ላይክ ሸር ገርና ነተባብዓዮም ወልሓንቲ ክሳራ የብሉን ንሕና እንተ ኣተባቢዕናዮም እዮም ክዓብዩ ዝክእሉ ስለዚ ኩላትካ ሃገራዊ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ግበር ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሓድነትካ ኣርእዮም ሃገር መታን ክትህሉ ዓይኒ ኣባይ ይድፈነለይ ን ህዝበይን ኤረይን❤

  • @berhane3670
    @berhane3670 หลายเดือนก่อน +18

    ተዓወቱ 😍🇪🇷 ሩሑስ በዓል ፋሲካ ንህዝቢ ክርስቲና

  • @godisgoodpaulos9408
    @godisgoodpaulos9408 หลายเดือนก่อน +25

    ድሃይኩም ኣይትሓብእ መቐረት ዓለም ሮዲ ኣለና ዋልታ ሃገር ሩሑስ እውዳመት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ይከኒየልና ተባረኹ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @asterfoto8177
    @asterfoto8177 หลายเดือนก่อน +12

    ጀጋኑ ኣለና ዋልታ ሃገር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሮዳስይ ሽኮር

  • @fakaryoulibay8813
    @fakaryoulibay8813 หลายเดือนก่อน +14

    ርሑስ ኣውዳኣመት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ንመላእ ክርስትና ኮምኡ ውን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርተራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹

  • @niemaosman4342
    @niemaosman4342 หลายเดือนก่อน +19

    Our heroes they deserve more. I really appreciate your service because of you. We have a country. Thank you so much.

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho หลายเดือนก่อน +15

    Ruhus beal maebelino ❤❤❤❤❤ N kulu aminti ⛪❤️deqi Eri 🇪🇷🎉🎉🎉🎉

  • @user-mr4iw4tj3u
    @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน +7

    ዋልታ ሃገር ሓበል ህዝብን ሃገርን ክብረት ይሃብኩም🥰💯✅

  • @Asmerasweet
    @Asmerasweet หลายเดือนก่อน +17

    God bless my Eritrean people ☪️✝️🙏🏽♥️

  • @brhanegebru8240
    @brhanegebru8240 หลายเดือนก่อน +7

    ንእግረ መንገደይ ድማ ሕልፍ እናበልኩ እየ፡ ነዞም ንውልቃዊ ህይወት ናይ ሰብ ኣመልኪትኩም ርእይቶ ተቐምጡ ሰባት ዓገብ እብለኩም እንተኽኢልና ዓቅምና እንተነበርክት ሊላይ ምኾነ ብሃላይ እየ፡፡ ምስናይ ይቕሬታ!!!

  • @abrahammicheal4960
    @abrahammicheal4960 หลายเดือนก่อน +16

    ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኹልኹምን ሰናይ ስራሕን ይግበረልኩም

  • @yodittewolde6724
    @yodittewolde6724 หลายเดือนก่อน +17

    They deserve to be happy . Please support Alena Walta Hager media. So exciting.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @AlekDebesay
    @AlekDebesay หลายเดือนก่อน +10

    መቀረት ንበርልና ጋል ኤረይ ጻዕዳ ደላይት ፍቅሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 หลายเดือนก่อน +14

    Thanks!

    • @AlenaWaltaHager
      @AlenaWaltaHager  หลายเดือนก่อน +2

      @sabayohannes1212 የቀንየልና✨🙏✨

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይ ማዕበሊኖ ሓወይ ክብረት ይሃብካ ጽቡቕ መደብ ዘዘውጻእካዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይተካኣልካ ምርቓ እዞም ወለዲ ይብጻሕካ ሰናይ ኢኻ ትገብር ዘለኻ እሞ ሰናይ ይሳዓብካ ብሩኸይ እዚ ዝተመረቐ እዩ ዝረኽቦ እሞ ብኣምላኽ ርኸቦ ርሑስ ኣውዳኣመት ድማ ናዓኻን ንስድራቤትካን ❤❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 หลายเดือนก่อน +12

    ❤❤❤አሰይይ ጽብቃት ደቂ ሪመይ ሩሑስ ብዓል ይግበረልና ሮዳሰይ ምስ መሳርሕትኪ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 หลายเดือนก่อน +12

    ኣልና ዋልታ ሃገር ዘውጻክሞ ይተካልኩም 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-jv2fb5zv7m
    @user-jv2fb5zv7m หลายเดือนก่อน +7

    ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ሓገዝቲ ጽጉማት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Huruy1621
    @Huruy1621 หลายเดือนก่อน +14

    ክክክክክክ
    ዘስሓቀትኒ ዝርርብ ኣብ ሸያጣይን ሮዳስን
    ሸቃጣይ፥ ዋጋ ሰለስተን 50
    ሮዳስ ፥ 350
    ሽቃጣይ፥ 😂 ኖእ 3500
    ሮዳስ፥ ከቢሮም
    ሸቃጣይ፥ እሞ እዘን ኣንስቲዩ ይሓስራልኪ
    ሮዳስ፥ እዚኣ ኣይተዋሕተትለይን ከመይ ነቶም ተባዕትዮ ኣኽቢርካ ነተን ኣንስቲዩ ተሕስረን
    😅 ኣነ ድማ ማዕርነት ምሕታት ኣይጀመራን ኢለኪ ኣሎኹ።
    ሸቃጣይ፥ ስግኦም ጥዑማት እዮም
    ሮዳስ፥ እሞ ብኸመይ ደኣ ክንጥዕሞ ኢና መጥዓሚ ዘየብልኩም።❤
    ኣን ድማ ፉልን ዓተርን መጥዓሚ እንዳበልኪ ለሚድኪ ሎሚ መጥዓሚ ዘየብላ ኣስቤዛ ጌርኪ 😂
    ሸቃጣይ፥ እዚኣስ ኣብ ገዛኺ ምስ ኸድኪ ኢኺ ትጥዕምዮ ❤❤❤❤ 4:24
    ጉዳይ መኪና ድማ እዛ ናይ ማዕበል መኪና ነዛ መኪናኪ ትልክመልኪ ኣላ ንባዕሉ ኣብ ቁልኹለት እየ ዘሕድራ ይብል ነይሩ ተጠንቀቒ ኣብዛ ዓብያኺ ከይትእትወኪ።😅
    ብዝተረፈ ኣዚዩ ዝነኣድ ስራሕ እግዚአብሄር ንኹላትና የዕንቲ ልቦና ይሃበና ንአዚ መደብ ክዉን ዝገበርኩም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @AlenaWaltaHager
      @AlenaWaltaHager  หลายเดือนก่อน +1

      @Huruy 😂 ሓቅኻ::
      የቀንየልና 🙏

  • @senaitfessahaye129
    @senaitfessahaye129 หลายเดือนก่อน +1

    I'm so happy part of Walta Hager❤ there's no words hizbna hugus temsgen bahalia. Can't stop watching it. God bless my eritrean🙏🇪🇷🇪🇷❤ people 🙌 🙏 ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-py9ib2gt9e
    @user-py9ib2gt9e หลายเดือนก่อน +9

    ሰላማት ኣለና ዋልታ ሃገር መደባትኩም ይፈትዎ እየ ኩሉ ግዜ ይከታተለኩ የ ፡ ዘለኒ ርኢቶ ኣብ ገጾም ዝኾነ ስምዒት የለን ነታ ዝበለጸት ኢሞሽን ክትረኽብዋ ኣይትንገርዎም ሃንደበት ክኸውን ኣለዎ ፡ ካልእ ኣብ ስንኩላን ተተድህቡ ጽቡቕ ነይሩ ኣቃልቦ ዘይረኸቡ ስንኩላን ሃገርና ኣለዉ ❤❤❤

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 หลายเดือนก่อน +1

    ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ጽቡቕ ስራሕ ዘኹርዕ ኢዩ🇪🇷 ❤ እዛ ሓፍትናን እዞም ኣቦ ተጋዳላይ ዕላላቶም ጡዑምን🇪🇷👈 እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግርን ጥዕናን ዘይብሎም ከለዉ ሑጉሳትን መመስገንትን መረቕትን ኢዮም🙏🇪🇷 ❤ሮዳስ ኣቀራርባኺ ንፍዕቲ ቀጽልዎ ኤርትራዊ ምትሕግጋዝ ባህልና ኢዩ ደቂ ሽኮሪናታ❤🇪🇷🇪🇷

  • @SemerTsegu-wq8ew
    @SemerTsegu-wq8ew หลายเดือนก่อน +9

    ረዱ ስኮር ሩሁስ ኣውደኣመት ይግበረልና ንኩልና። ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samimehari6771
    @samimehari6771 หลายเดือนก่อน +11

    ርሑስ ብ ዓል ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ይግበርልና ብ ሓበራ ገጽ ስድራና ኣርእዩ ከምዚኦም ይሕዋትና ተሳተፍቲ ነዚ ጽቡቅን ቅዱስ ቅንእን መደብ ንካፍሎ ይግብርልና ብ ተረፈ መግለጺ የብለይን ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሮዲ ሓፍትና ❤❤❤❤

  • @wt7061
    @wt7061 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሰይ ኣሰይ ደስይብለካ ርሑሰ በዓል ይግበረልና።

  • @mihret9662
    @mihret9662 หลายเดือนก่อน +9

    ርሑስ ኣውደኣመት ንኩልኹም 🎈❤🇪🇷🙋🏾💐

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 หลายเดือนก่อน +12

    OMG :) SO KIND AND HUMBLE AND CUTE DOING AWESOME WORK 👏🏾👏🏾💕👉🏽🇪🇷

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 หลายเดือนก่อน +10

    HAPPY EASTERN TO ALL 🇪🇷 ERITREAN PPL

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho หลายเดือนก่อน +9

    Ruhus beal maebel hawey onqua bselam abqana 🎉 next year with our lovely families in Eritrea 🇪🇷

  • @azujigina4753
    @azujigina4753 หลายเดือนก่อน +7

    Alena walta hager tgebirwo zelekum manim eritreawui zey gebero ezom kulom TH-camr ni jibom tray eiom zihasibu ente @Alena walta hager gin egzabher lieli kulom yehidrikum bir kitbilu tehagosu nizelialem higusatni habitamatin ygiberkum egzabher zeywudae yhabikum megilexi sienelikum 🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @berekettewelde9688
    @berekettewelde9688 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣሚ ተገሪመ OMG እግዚኣብሔር ኣስብኹም ይሃብኹም ቡነት ❤️✅🫶

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 หลายเดือนก่อน +8

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤ የስ ሁርክት እዩ ህዝብና ዕድመን ጥዕና የሃቦም

  • @mussiehebtegabr4708
    @mussiehebtegabr4708 หลายเดือนก่อน +9

    ኣለና ወልታ ሃገር ብጣዕሚ ሽ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ

  • @Mehari-oc8dw
    @Mehari-oc8dw หลายเดือนก่อน +3

    ሓጎስና መግለጺ የብሉን ተዓወቱ ደኺ ኤረይ ሹኮራት ❤❤❤❤

  • @mahmud9943
    @mahmud9943 หลายเดือนก่อน +3

    Ane ab sidet 11 years aleni kemzi zihibinela channel ayrekebkun neybihaqi eritreawi mukane hugus iye bzey mifililay haymanot love you for ever waltaana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @niemaosman4342
    @niemaosman4342 หลายเดือนก่อน +8

    Wow this is very amazing, she is committed to woman , good job 👏🏼 ❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 หลายเดือนก่อน +5

    Admen tanan yhabkum alena walta Hager kexilu,ezi kulu tgebrwo zelekum bshim hzbi eritrea msgana ybxahkum 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @oneloveonelove1087
    @oneloveonelove1087 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤❤❤❤What can I say Maebelino God bless you

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤ መጀመርታ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ብጣዕሚ ዘሕብን ዘኹርዕ ስራሕ ኣምላኽ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ❤ ሮዲ ክኣ ዝያዳ መቀረት ኮይንኪያ ነዛ መደብ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🥇💯✅🤴

  • @lemlemnegusse2934
    @lemlemnegusse2934 หลายเดือนก่อน +5

    ቡሩካት

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ አዉደአመት ናይ ሰላም ናይ ጥዕና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ የቐንየልና ብምሉእኩም መሳርሕቲ አለና ዋልታ ሀገር አጆኹም አብጎንኹም አለና 👏💯🌹🇪🇷

  • @elisahagos5006
    @elisahagos5006 หลายเดือนก่อน +6

    Ruhus fasiga ygberelkum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @christinamengis2721
    @christinamengis2721 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሟንሱ እኳ እዩ ዝገርመና ዘሎ. ኗእዚኦም እኮ ንጣቋ ዝተበገሱ.አይኮኑን. መንእሰያትናን የሕዋትናን አሐትናን ግን ገለ ብፍላጦም/ጠን ይኹን ብዘይ ፍላጥ እንሆ ዐመጽን ገበንን ንምፍጻም ምሕሳቦም ብጣዕሚ ..... ይገርመኒ አምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም
    ኗዘለዕለም ዕረፍቲ ንሰማትና ዓወ

  • @medhanittsegay2909
    @medhanittsegay2909 22 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaqiy Bhaqiy abesa eikiy Zhaftey edmen tienan yhabkiy Hager a abesa welidatlna Hagerna tiabibelna tberelna nakiy Kia edmen tienan yhabkiy haftna❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @regatmengstu2401
    @regatmengstu2401 หลายเดือนก่อน +4

    Ruhus beal faska ygberelna deki eriy 🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤❤❤

  • @wwpc6518
    @wwpc6518 หลายเดือนก่อน +1

    MUM, I am like a flower that is raised with love by you, help me grow up big & strong, thanks for all you do, HAPPY MOTHER'S DAY FOR ALL MUMS. 🌹🌹🌹

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks Mabel for your generosity you are so thoughtful and kind for helping our heroes .
    ኤሪትራውነት ኩርዕ መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MKRead12
    @MKRead12 12 วันที่ผ่านมา +1

    Your doing great 👍 🙏✅❤️ our people need our help keep it up guys 🎉

  • @niemaosman4342
    @niemaosman4342 หลายเดือนก่อน +15

    I am so proud of you Alena Walta Hager keep up the good work

  • @bnadn2lesdeuxfreres998
    @bnadn2lesdeuxfreres998 24 วันที่ผ่านมา +1

    Asy rbi yhabkm yarb❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @andomenbaye2910
    @andomenbaye2910 หลายเดือนก่อน +1

    Alena walta hagger tgebrwo zelekum amlak zey wdae engera yhabkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @soliyanatewelde560
    @soliyanatewelde560 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዐሚ ንልብኻ ሐጓስ ዝፈጥር መደብ በርትዑ አብጓንኹመ አለና🙏🙏🙏ደቂ ኤረይ"🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @tseggaiweldeslasie8727
    @tseggaiweldeslasie8727 หลายเดือนก่อน +2

    🎉❤ ክብረት ይሃብኩም ፣ብጣዕሚ መንፈሳዊ ስራሕ ።ጽቡቕ ስራሕ ።

  • @beniamghidey3929
    @beniamghidey3929 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for your kindness and i dent find need God Blessed you and To All my fellow Eritrean ❤

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 หลายเดือนก่อน +4

    ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ❤❤❤❤

  • @AK-ni8wn
    @AK-ni8wn หลายเดือนก่อน +1

    God bless my people and AlenaWaltaHager!!

  • @FurtunaAmahatyon
    @FurtunaAmahatyon หลายเดือนก่อน +5

    Alena Walte Hager edmen tenan yhabkum fetri

  • @user-ox6yy1bs5g
    @user-ox6yy1bs5g หลายเดือนก่อน +3

    Btami btamu eka bEritraw tihigosi Amlk edman tienn yhebkum btami Moral eyu 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @mariamawit
    @mariamawit หลายเดือนก่อน +3

    Bless you Alena walta hager Rihus Awdeamet 🙏🏾❤️🌹🇪🇷🌹

  • @elsat792
    @elsat792 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you 🙏 sister, I, love 💕 your show! Keep it up 👍 Happy holidays!May, God , blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏

  • @LuwamTesfa-fh6lf
    @LuwamTesfa-fh6lf 3 วันที่ผ่านมา

    Alena walta hager❤❤❤❤❤❤❤❤ walta hizbi eka absraka awet asalton yhabka

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 หลายเดือนก่อน +4

    Rodi do u know how much I love u.

  • @zularedsea3134
    @zularedsea3134 หลายเดือนก่อน +1

    ...ሮዲ /ምጭውቲ ፣ደስ ዝብል መደብ'ከኣ ጀሚርኪ ህሌኪ ( ነቲኣ ሊስትሮን/ ስንኩል/ተጋ .ተስፋይ ፣ዝገበርክዮ መደብ ኣዝዩ ዝምስጥ'ዩ።እግዝኣብሔር/ኣምላክ'ከኣ ብሓይሉ ይሓልዉኩም፣ኣይንሕመቕ ኣብ ጎንኩም ኣሎና።ሮዳስ/ጽብቕቲ ፍጥረት ❤

  • @jonmichael8595
    @jonmichael8595 หลายเดือนก่อน +1

    HGDEF n sunkulat zeyhgz senef mengsti. Eway Mskinay Hizbina 😢!!!
    Medebki gn xbuk alo Kexlyo Shkorina.
    Thanks Maebel for the show.

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ሮዳስ ርሑስ ኣውዳኣመት ❤🎉❤🎉❤

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታ የሱስ ይባርኽኩም

  • @tibleshaile852
    @tibleshaile852 วันที่ผ่านมา

    Asey betami des zbl meabel hawey wexelo 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @JohnHaile-vz6el
    @JohnHaile-vz6el หลายเดือนก่อน +3

    way anes enkuai eritreawi konku korialkum ❤❤❤❤❤❤

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy bhagos nebie kem shimkum Alena walta hager kal btegbar Areikumna zewxaekumo ytekalkum. 🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷

  • @user-oi3wk5vd7h
    @user-oi3wk5vd7h หลายเดือนก่อน +3

    This's a wonderful program. It provides hope and encouragement to those who're less fortunate than us and also send messages to them that they're not forgeten. ❤️🙏Keep this magnificent deed forward.

  • @mussiekubrom4616
    @mussiekubrom4616 หลายเดือนก่อน +1

    Bitaemi xbuq sirah nay behaqi nikulukum ruhus awudamet enida beliku ❤. Ane kibl dele zeleku asibeza kitgebir kealas ab zitefelaleye enita tikiyd kulu seb miserehe kab nab hade seb kibret yhabelina deqi rmey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis หลายเดือนก่อน +1

    BBitamy Des Zebel Deki Erey Zewxiakumo Azgabher Abziu Yehabkume❤❤🎉🙏🏿Arkantena Haben Hager Selsete Geze Neza Hager Tewgika Selena Anbesa Jegena Ajoka ❤❤🙏🏿🦁🤴🏅🏆🥇❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Ery Kuri Bedeqki❤❤🎉🎉

  • @meronzafier5563
    @meronzafier5563 หลายเดือนก่อน +3

    Xbuk medeb eyu walta hager❤❤❤

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 หลายเดือนก่อน +2

    Good job Nohards I love it happy Easter all Eritrea peoples ❤❤❤❤Thank you

  • @yowhannesbinyam7112
    @yowhannesbinyam7112 หลายเดือนก่อน +2

    Bitami zihigus iyu walta hager media tiserihiwo zelekum ❤

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጽቢቕ መደብ፡ ሽሻይኩም የብዝሓዮ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome deki Eria jeganu Rhus beal tensa❤❤❤🎉🎉🎉

  • @LoveforeveryonePeace
    @LoveforeveryonePeace หลายเดือนก่อน +3

    I really appreciate you maebel God bless you

  • @n-gf3mb
    @n-gf3mb หลายเดือนก่อน +3

    Well done Alonawalta hager tebareku.

  • @user-bu3dr7zg2b
    @user-bu3dr7zg2b หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል። ❤❤❤❤❤❤👋🏼

  • @aidawaldamlak1988
    @aidawaldamlak1988 หลายเดือนก่อน +1

    Rhus awdamet 🙌🙏❤️ Happy Easter to all Eritrean people ✝️🙏❤️🇪🇷❤️

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 หลายเดือนก่อน +1

    Blessings to you all Walta Hager and Rodi. This kind of generosity is about our culture, the core of spiritual belief.
    Let's share it guys so more people can get support morally and financially. I'm sharing it now.
    Ruhus awdamet zewxakumo ytekalku. Much love to you all.❤❤
    .

  • @itsme-yb2ys
    @itsme-yb2ys หลายเดือนก่อน +1

    Leli etom tekibelti ezom teazbetyi zeyda tehgusina alena walta Hager zeyrakumo yftralkum thankyou neblikum happy Easter ❤❤❤

  • @mekeretg.rezene4455
    @mekeretg.rezene4455 หลายเดือนก่อน +2

    Indei intay kem zbl tefieni amlakh kem hasabukum yfterelkum btami tehabine Eri mkhuaney smieitey kquatsatser aykeAlkun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽 ruhus tnsae ygberelkum bhagerawnetkum tedebesu❤❤❤❤❤

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 หลายเดือนก่อน +3

    ካብቲ ተኻሪያቶ ዘሎ ክሬይ ነፍሳ ትኽለሉ ዕድል ክትረክ ተስፍ እገብር🇪🇷🌹🌷👍🍀👍👍👍🌷🇪🇷🇪🇷✅✅🎉🌳🌳☘️☘️🙏🌳🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari หลายเดือนก่อน +3

    Thank You so much maebel❤❤❤

  • @awetsahle7387
    @awetsahle7387 หลายเดือนก่อน +3

    Rhus awdamet alena walta hager edmen tinann yhabkum