Tigray Media Network ንቅሓት ተጋሩ (ደቂ ዓድና)// ቀብሪ ደምበ ሸንኮለል Jun 21, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 มิ.ย. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 104

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 6 วันที่ผ่านมา +4

    Natu hawey god bliss you 🙏🏾♥️🇪🇷♥️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 วันที่ผ่านมา +6

    የቀኒየልና ናቱ ዓቢ ሰብ 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽

  • @znkidmit
    @znkidmit 6 วันที่ผ่านมา +2

    Natu abi seb. Welcome i'm from eritrea. We are proud of you. Wedi agame you are proud of your identity. We have respect for you identity. Wedi agame my friend. Keep going arkeni.

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 6 วันที่ผ่านมา

      gal 40 nebsiki tezarbi kezab

    • @znkidmit
      @znkidmit 6 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055 ፍረወይኒ ገስረጥ መን እዩ ወዲ 40? ነብሲኺ ፈትሽ ምናልባት ናባኺ ከይትዘጥጥ ትምልኪ ኣብ ዘይትፈልጥዮ ኣይትእተው፣ ነብሲኺ ክሳብ ትጸልእ ከይሓዂረኪ፣ ብኸመይ እኺ ኸ ወዲ 40 ትብልኒ ዘለኺ? ንናቱ ዓርከይ ስለ ዝበልኩዎ ዲኺ? ኣነ ንኣምን እየ ዝብሃል ወዲ ጋሽ ባርካ እየ፣ ምኩሕ ኤርትራዊ እየ ደስ ዝበለኪ ሕተቲን ብዛዕባ ኤርትራ ክምልሰልኪ እየ፣ ወዲ 40 ክኣ ኣይኮንኩን፣ 7 ወለዶይ ኣይኮነን ልዕልኡ ክገልጸልኪ ይኽእል እየ፣ ብዛዕባ መንነተይ ዘሕፍረኒ የለን ኣምላኽ ይመስገን፣

    • @znkidmit
      @znkidmit 6 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055 ስደተኛ እልኪ ክትጸርፍኒ ትኽእል እኺ፣ ወዲ 40 ግን ንዓይ ዝውክለኒ ኣይኮነን፣ ስደት ክኣ ብኣይ ኣይተጀመረን ካብ ለምለም ዓደይ ምስዳደይ ውን የግህየኒ እምበር ኣየሕብነኒ እዩ፣ ስደተኛ ምዃነይ ሓበን ዝስምዖ እንተ ኣሎ ክኣ ምሕረት የውርደሉ፣

    • @Dan-Eri4
      @Dan-Eri4 5 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055RESAH ! DENKORO!

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 6 วันที่ผ่านมา +1

    Natue Hewna Xfuf Tirgum Zelewo Zereba Eyu Nska Tzarebo Atum Esubat Xin Elkum Smewo Aemro Entelekum❤❤❤

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet7048 6 วันที่ผ่านมา +1

    የቀኑየልና ኤልሳ ጩሩም thankes sister ❤❤❤❤❤❤ ክብላ ይደሊ

  • @mebrathualazar4595
    @mebrathualazar4595 6 วันที่ผ่านมา +3

    I really enjoying the ambulance issue

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ሰላምካ ይብዛሕ ናቱ ዕቢ ሰብ❤❤❤

  • @yodittsehaye5674
    @yodittsehaye5674 6 วันที่ผ่านมา +1

    I like your program Nati. You are educating Tigray and Eritrean people. Exposing those political scamerers

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 6 วันที่ผ่านมา +3

    ግብረሽበራ!
    ዑሱብ ተስፎም ሓደ ተራ ደንጎላ ዘይኮነስ፡ ኣብናይ ደንበ ተቃመርቲ ሓደ ካብቶም ሃንደስትን ቀለስትን ስለዝነበረ፡ ሕጂ ምስኦም ተፋቲሐ ኢየ ምባሉ፡ ምልክት ሕቶ ዘድልዮ ጉዳይ ኢዩ፡ ኣመል ልቁምጽና ብቀሊሉ ዝሰናበት ወልፊ ኣይኮንን የሕዋት! ሱሳላታ😀
    🤝❤🕊

    • @user-et1gx4fw1z
      @user-et1gx4fw1z 6 วันที่ผ่านมา

      ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🥀🥀👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🌹❤️🌷💔💔💔💕💕💕💔💐👍💐👍💐👍💐👍💐👍🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🪻🪷🪻🍁🪻🍁🪻🍁🪻🍁🙏👍🙏👍🙏🌸🙏👍🙏👍👍🏻👍👍🏻👍👍🏻👍👍🏻👍👍🏻🌸

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰላም ናቱ ጅግና 🦁🦁💪💪👍👍🌺🌺👌

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 6 วันที่ผ่านมา +6

    ሐቂ ኩሎም ተቋመርቲ ሰረቅቲ እንድዮም፤ ዝኸፍሎም እንተዘየለ ምቁማር ወይ በቲ ንሶም ዝብሉዎ ምቅላስ ዝብሃል የለን!! እተን ዘተተኹባሎም ክአ አብ ምምቅቃል እዮም ዝብአሱ!!!!

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 6 วันที่ผ่านมา

    Thank you Natu for your always excellent analysis about present Adgi nHamatu, ክሱራትን ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ዘይዓጦም ንዱያት ተጋሩን

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናቱ ደላይ ሰላም❤
    ህዝብን መንግስትን🇪🇷 ንኹሉ እንዳ ተዓዘብና እቲ ዝድለ ዘሎ ሰላም ብኸመይ ብመን ናይ ብሓቂ ስላም ዝደሊ ውቲ ስላም ኢና ንደሊ ዝብል ዘሎ ንግዚኡ መናውሕን መደልደል ሓይሉ ድዩ ውዚ ኩሉ ሖቶን ትዕዝብን ብዓቕልን ትዕዝብን ክምዘን ኣገዳስነት ናይ ሕሉፍ ታሪኽ ስለ ዘሎ።

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናቱ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 6 วันที่ผ่านมา +1

    Selam natu ETOME TEGERAY TEWOTE ZEBELU ERITREAWIYAN QUYNOM // NIGENZEBE //ENBER NETEGAERU HAMEMOME AYQUNNE:: BERGERI NEKEBEDO // NAYE KALESOME ARESTI==GENZEBE GENZEBE YU::
    TEGARU TEBRABERU KEME BEALE NATU👈🙏

  • @mebrathualazar4595
    @mebrathualazar4595 6 วันที่ผ่านมา +2

    Enjoying your program

  • @genetakilas7098
    @genetakilas7098 6 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷👍🇪🇷💯🇪🇷❤️💯🇪🇷👍🇪🇷

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 4 วันที่ผ่านมา

    ናትናኤል ጽቡቅ ስራሕ ኣጂካ ቀጽሎ እዞም ኣድጊ ንሓመዱ ጸረ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ኢዮም

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 6 วันที่ผ่านมา +3

    ትግሬዎች ለ43/ዓመት የወልቃይት ሲወሩና ሲዘርፉ ሲገድሉ አንድ የትግሬ ሰው ይህ ተግባር አላወገዘም እስካሁኑ ሳዓት ካልዘረፍኩ እያለ አሁንም እየፎከሩ ነው

  • @SamiSami-bo4uj
    @SamiSami-bo4uj วันที่ผ่านมา

    Nice program natu nebsi thanks so much

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 4 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓው ናትናኤል እዞም ኣብ እስራኤል ዘለው ተወለድቲ ደቂ ትግራይ ዓገብ በለልና ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮን ውሑዳት ደቂ ተባዕትዮን ምስ ኣድጊ ንሓመዱ ታዓሲቦም ያሃርምይና ኣለው ኢድኩም ሳሓቡ በለልና

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 6 วันที่ผ่านมา +2

    🌹❤️🌷🌷❤️❤️🌹❤️🌷🌷🌷❤️❤️🌹🌹❤️🌷🇪🇷🌷🌷❤️አጆኻ ናቱ ንቕድሚት.......

  • @diborates1416
    @diborates1416 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fl2tj3vv9m
    @user-fl2tj3vv9m 6 วันที่ผ่านมา

    ናቱ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉

  • @Monkey304Awesomeness
    @Monkey304Awesomeness 4 วันที่ผ่านมา

    ናቱ ጅግና በሎም ደኣ🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷

  • @tekleredie9259
    @tekleredie9259 6 วันที่ผ่านมา +2

    Sakt yom eziom xere selam👎......❤💪🇪🇷

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 6 วันที่ผ่านมา +5

    ከም ኤርትራውን ከም ትግራዋይን ሰላም ዘይደሊ ሰብ ተሊዩ ኣብ ኩናት ዝረብሕ ጥራይ እዩ❤❤

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 6 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo natu

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin6281 6 วันที่ผ่านมา +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️👌🙏

  • @keseteniguse527
    @keseteniguse527 6 วันที่ผ่านมา +2

    Wwwwwwww❤❤

  • @eyassutesfay6196
    @eyassutesfay6196 6 วันที่ผ่านมา

    Bravo Natu!

  • @efremteklemariam7974
    @efremteklemariam7974 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Aditse
    @Aditse 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @user-de9cw3tu7y
    @user-de9cw3tu7y 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @MerhawiKesete-ek8pz
    @MerhawiKesete-ek8pz 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኣታ እዚኦምሲ ካበይ እዮም መጺኦም ንዓድን ዓውድን ዘይብሎም ከይኮኑ ሩኹሳት

  • @user-ug1vr4gx8f
    @user-ug1vr4gx8f 6 วันที่ผ่านมา

    Thanks

  • @user-rw4nu5wx5j
    @user-rw4nu5wx5j 6 วันที่ผ่านมา +1

    እንቱምገንዘብተዎፅኡዘለኩምደናቁርህዝቢገንዘብኩምአክብዋጋዘይብሎምገንዘኩምንስድራኩእለይሎንመርገምስንቆምአአይትሃብአዴካመሪቃንረጊማንተብፅሕነዴካርዳአአይትዳህለልይአክለኩምለብሙ

  • @luwamlove
    @luwamlove 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹

  • @teweldekessete542
    @teweldekessete542 6 วันที่ผ่านมา +1

    Gna aymsaaetn 🚑🚑🚑

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤.

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 6 วันที่ผ่านมา +2

    ግን አሁን የትግራይ ህዝብ ራሱ እየቀመሰው ነው በወልቃይት የደረሰው ጭፍጨፋ ዝሮ ዝሮ በራሳቸው በትግሬዎች እየደረሰ ነው

  • @lulategaye2793
    @lulategaye2793 6 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏

  • @teweldekessete542
    @teweldekessete542 6 วันที่ผ่านมา +1

    🚑🚑🚑🚑🚑🚑🚑

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 6 วันที่ผ่านมา +1

    Kulom serekti eyom .Gena kbalau knrei eina.

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray 6 วันที่ผ่านมา

    ናቱ ደላይ ሰላም ደም ከይፈሰሰ ጊደፉ ኢልካ ሰማዒ ኣይተረኽበን ቀጽሎ ።♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️💕♥️

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 6 วันที่ผ่านมา +1

    የስየፍ ንመን ክዋራዘይ እዩ እሱ ንባዕሉ ኣቡኡ ጸዊዑ ኣባሓጉኡ ዘይጽውዕ እቲ ካብ ኣዲስ ዝተሶጉ ቡዙሓት ኣብ ባድመ ዝተሰዉ ኣነ ዝፈልጦም ከማን ኣለዉ የስየፍ ምልሻ ደኣ ንመን እዩ ክዋራዘይ ኣንጭዋ ደገ ናንጭዋ ገዛ ተውጻኣ ዝተባህለስ ሓቂ እኮ እዩ ናይ ዓለም ሓስዊ ዘይተገብረ ዘይተሰርሔን ዜና ክህብ እንዳዋዓለስ ሌይባ ።

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 6 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ የስየፍ ታሪክ ትፈልጢዶ ዝሓፍተይ ፣ብዘይ ንቡር ዝተወልደ ኣዲኡ ካብ ሰብ ኣይ ጋላ ዝወለደቶ እዩ ፣ናይ ወያነ ዕሱብ እዩ

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 3 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሰረቅቲ ቢዝነሶም እካዩ ምቁዋም ፡ ካብቲ ዘሕዝነካ ነቶም ወለሓንቲ ዘይፈልጡ ካብ ጉስነትን ገጠራትን ዝተሰዱ ደቂ ዓዶም ብጣዕሚ እዮም ብገንዘብ ዝጻወቱሎም ።

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላሞካ የብዛሐልካ ናቱ ሐውና🙏🏽🇪🇷🙏🏽❤️

  • @efremteklemariam7974
    @efremteklemariam7974 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሎም ሰርክቲ ለባ

  • @dani-is9cr
    @dani-is9cr 6 วันที่ผ่านมา +1

    #ናቱ ከነስተውዕለሉ ዘለና፡-
    ከም ርዲኢተይ ውዲት ሓሳባት ሚኪማርቴሎ ብሓንቲ እምኒ 2 ጭሩ ምህራም እዩ እዚ ምትእኽኻብ ኣድጊ ንሓመዱ ኣብ ኣዲሳባ፡ እተን ክልተ ክህረማ ተደልየን ዘለዋ ጨራሩ #ሻዕቢያን_ወያነን እዮን፡ ካብዘን ክልተ ጨራሩ ብወገን ሚኪማርቴሎን ወድበሻሻን ነናቶም ቀዳምነታት ኣለዎም፡
    #ማርቴሎ ክህረም ዝደልዮ ንሻዕቢያ እዩ ኪንኡ ዋላሓንቲ ኩሉ ኣብትሕቲ ምቁጽጻር ክኣቱዩ ዝብል ርድኢት ኣለዎ፡
    #ወዲበሻሻ ድማ ቀዳምነቱ ወያነ እያ ከምዝዝከር ጌታቸውረዳ 270ሽሕ ሰራዊት ናይ ወያነ ዕጥቁ ዘይፈትሐ ኣሎ ኢሉ ኔሩ ብመሰረት ውዑል ፕሪቶርያ ዕጥቁ ኣፍቲሕካ ሓድሽ ኣባላት ብልጽግና ትግራይ ዝኾኑ ከም ባዓል ኣብራሃምበላይ ዝውድብዎን ዝኣልይዎን ሓይሊ ንወያነ ዝኣሊ ምውዳብ ስለዝተደልየ ብስም #ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ኣምሲልካ 80-90% ተጋሩ ዕጡቃት ካብ ወያነ ቁጽጽር ወጻኢ መስሪትካ ንወያነ ዕጥቃ ኣፍቲሕካን ምሕቃቕ እዩ ድሕሪኡ ጉዳይ #ኤርትራ ዝብል ርድኢትን ርኢቶን ኣሎኒ፡
    ኣብዚ ምስትውዓል ናይተጋሩን ኣምሓሩን ከድሊ እዩ #ሻዕቢያ ከኣ ከምቀደሙ!!

  • @mebrathualazar4595
    @mebrathualazar4595 6 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂

  • @mebrathualazar4595
    @mebrathualazar4595 6 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja9696 6 วันที่ผ่านมา

    ማቱ ኽሳብ ብፍቅና ምሳና ኻብኮንኻ በላይ መንገሻ ባንደሬና ዘቃጽ ብአኻ እንተተዛረቡ አዬትገደስ ንፈትወካ እና ቀጽሎ ናዓና ንኤርትራውያን ብሕማቅ አየልዓልካናን አምላክ ምሳኻ ይኹን አሜን

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 6 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ናይ ብያ ፍራ ናይጀርያ ሃለዋቱ የለን

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 6 วันที่ผ่านมา

    ልክዕ ኢልካ ጫሕማ ትግራይ ሰላም እንተ ትገሩ ንሕናዳ መን ክዋጋኣልና እዩ ኢሎም ኩሎም ሕርቖም እዮም ንትግራይ ከሕርቑ እዮምቆ ምስ በሻሻ ተኣርቖም ግንኸ ከሞ በይን ክሕለፍ እዩ ጉድ እዩ.

  • @Dan-Eri4
    @Dan-Eri4 5 วันที่ผ่านมา

    HAQI. NAT! All they care is about money !

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 6 วันที่ผ่านมา

    ዋላውን ተዝኸውን ተቓላሳይ ትኮይኑ ክሕለፍ ነይርዎ መስለኒ

  • @nezenetukbayAraia-jx9ov
    @nezenetukbayAraia-jx9ov 6 วันที่ผ่านมา

    Anta kulu dyu zgft hzi mas medya, 😂😂😂😂😂😂😂

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሓቁ ናይ ቤላሮባ ፖለቲካ😂

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 5 วันที่ผ่านมา

    Entadeka ymlktka ata temen reshbzaeba eritra mngsty eritra kytlelna buda serki natu belom tray nzom styty dem mnesy

    • @Dan-Eri4
      @Dan-Eri4 5 วันที่ผ่านมา

      KEDAE! Wedi aregit shermuta. Putana

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 6 วันที่ผ่านมา

    እወ ላሓስ ሓስ እንታይ ኣምጽኦ

  • @lulaabraham3686
    @lulaabraham3686 6 วันที่ผ่านมา

    NATU ETA AMBULANCE DEA AB TEKEZE KETSAGER KELA WEHIJ WESIDUWA EYU MESLINI,🤭🤔🤣🤣🤣🤣

  • @MTO2024
    @MTO2024 6 วันที่ผ่านมา

    Ata natu ayte josi eko memhr eyomu beal ideology gele zgelxu kkkkkkk mehferat msakumu knseal diu zbeka

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w 6 วันที่ผ่านมา

    Nattye! I like ADGI N HAMATU 😂😂😂😂

  • @Abdulrahim-ts9zj
    @Abdulrahim-ts9zj 6 วันที่ผ่านมา

    Nati,Nasser Omer is an Eritrean.he far from you.please don’t involve in Eritrea politics , that’s is not your business thanks

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 6 วันที่ผ่านมา

    አሁን ትግሬዎች አቅም አለን ሓይል አለኝ ካሉ የኢሮፕ 52/ቀበሌዎች ከኢሬትራ ጭቆና ሂዶ ነፃ ያውጡት 274/ሺ ወታደር አለን እያሉ ተዋግቶ ህዝባቸው ነፃ ያውጡት

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 6 วันที่ผ่านมา

    ዘይምልከተካ ሕፈር ንስኻ ናይቀብለ ዋና ናይ ደርጊ ተዳናግር ነእርካ ስለዚ ኣቲኻ ወሲኻ ዘገድሰና ይለን ክገድፎ ያበለ

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 6 วันที่ผ่านมา

    Guday tgrayka,zeytgheber agameee hasaddd 50 libu🐍

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 6 วันที่ผ่านมา +1

      ለቅማጽ ንስኪስ ትግራይ ት ስዕር ኣነ ትግራዋይ ትብሊ። ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ተጋሩ ትወጺ ኣይነበርክን ዲኪ

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 6 วันที่ผ่านมา

      ​@@robeltewelde1199entay miskonku hasawiiii buda

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 6 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055 ወይጦ ከዳዕ ኮይንኪ ትግራይ ትዕወት ትብሊ ብወዲ ሃካር ሰልጠነ ስለ ትምርሒ ፣ናቱ ን ኣድጊ ሃመዱ ሽሞም ተሓቦም ጸላዕላዕ ኢሉኪ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055 ወይጦ ከዳዕ ኮይንኪ ትግራይ ትዕወት ትብሊ ብወዲ ሃካር ሰልጠነ ስለ ትምርሒ ፣ናቱ ን ኣድጊ ሃመዱ ሽሞም ተሓቦም ጸላዕላዕ ኢሉኪ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 วันที่ผ่านมา

      @@freweiniteklemariam8055 ወይጦ ከዳዕ ኮይንኪ ትግራይ ትዕወት ትብሊ ብወዲ ሃካር ሰልጠነ ስለ ትምርሒ ፣ናቱ ን ኣድጊ ሃመዱ ሽሞም ተሓቦም ጸላዕላዕ ኢሉኪ

  • @user-rw4nu5wx5j
    @user-rw4nu5wx5j 6 วันที่ผ่านมา +1

    እዚኦምሐስውቲባዕሎምስለዝቀተልዎእዚኦምልቢየብሎምንእእምሩኦምስሒቶአለውእንበርምሳካዝተስደደህዝቢትቀትልአይንፈልጦምንኢናእዞምከዳዓትእዮም

  • @user-rw4nu5wx5j
    @user-rw4nu5wx5j 6 วันที่ผ่านมา

    ነዚህዝቢትግራይንኤርትራንዘፅነተሕዋሐትእዩንሕናኤረትራውያንዝዛረበልናስለዘይብልንግንረቢፍዳይእዩትግራይክመቱአይንደልንኢናዝፅነተህዝቢኤርትራእዩ