ብንብዓት ዝተዓጀበ ሰላማዊ ሰልፊ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መቐለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 มิ.ย. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #ethio_forum
    #Tefetawi_Tolk_Show
    Eritrean Interviews
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #Eritrean_Poletics
    #Interview_Abrha_Teklu
    #Proffesor_Fiseha_Asgedom
    #ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
    #ሊቀ_ጳጳስ

ความคิดเห็น • 279

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 วันที่ผ่านมา +29

    አብ ኩሉ ትግራይ ደቂ አንስትዮ ኽወፅአ አለዎን😢😢😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

    • @fidleytube
      @fidleytube 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@RahelGebrehwet 👍

  • @user-ln3zi2vd6b
    @user-ln3zi2vd6b 3 วันที่ผ่านมา +9

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ ትግራይ 😢😢😢

  • @eriforum9493
    @eriforum9493 3 วันที่ผ่านมา +13

    ጋል ኣንስተይቲ ኣይትቅተሉኒ ኣይትጭወዩኒ ክትብል ክርእይ ነብሰይ ይጸልኣ ከም ወዲ ተባዕታይ ንብዓት ስዒርኒ ኣምላኽ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ፍትሒ ንደቀንስትዮ የሕዋትና😢😢😢🙏🙏🙏💙

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      @@eriforum9493 ደምረኒ ሓወይ

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 3 วันที่ผ่านมา

      @rri nay bhaki aytkteluni ktble btaemi anewin bekie egziabher mhretu yewrdelna🙏🙏🙏

    • @user-si1ph1lc4w
      @user-si1ph1lc4w 3 วันที่ผ่านมา

      Bitaemey 😢😢feels weird

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 3 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ፅላእቲ ዝገበርዎ ይአክል ንዚ እዬም ጅጋኑና ተስዊኦም 🙏🙏

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      በሓቂ በዘር ኣሕዋት ተሪፍናሰ ካልኣይ ሞት ሳፕሰክራይፕ አባ በልልና

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 3 วันที่ผ่านมา +6

    ካብ ፀላእትና ንላዕሊ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ትግራዋይ ኢዩ።

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 3 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ብሓቂ ዘሕጉስ ከምዙይ ዓይነት ምልዕዓል ከነበረታትዖ ኣለና

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      በሓቂ ክሪዕናለን ደቂ አንሰትየ ትግረይ ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @user-jt7fb2gr5p
    @user-jt7fb2gr5p 3 วันที่ผ่านมา +6

    ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና ኣብ መላእ ትግራይ ዘለዋ ደቂ ኣንትዬ ክወፃ ኣለወን ሰልፊ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@RahelGebrehwet shame of you sbbscribe ktbli hferi deki anstyo kemaki yiktela alewa kemey geru nebski akiluki

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 3 วันที่ผ่านมา +1

      Shame on you

  • @samiyow
    @samiyow 3 วันที่ผ่านมา +5

    Egziabher selamu ylaklkum💙💙💙

  • @fasielsamielatoy9360
    @fasielsamielatoy9360 3 วันที่ผ่านมา +6

    ዝሕዝን ዩ ደቕ ኣንስትዮ ትግራይ ውሕስነት ክስእና!!

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 3 วันที่ผ่านมา +2

    ትግሪይ ዓደይ ኵሉ ጠማትኪ ታይ ወራዲኪ ኣጃና ሺንካያ እዜም ሳኣን ሪእሶም ዝገበርዎ ተመክሓም ዝመፁ ኣራዉት እዉን ልቅልቊሊ ኣፎም ደፊእናዩም እና❤❤❤❤❤❤ ይፈልጥና እዩም እንዲሕር ተላዕሊና ❤❤❤❤ተወደባ ጀጋኑና ልቀተለ ይቅተል ልዓመፀ ይዕምፀፁ...

  • @user-td4xn8ex9c
    @user-td4xn8ex9c 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 3 วันที่ผ่านมา +3

    ፍትሒ ንደቅንስትዮ ትግራይ አሕዋትና መግስቲ ስቅ አትበል ጋል አንስቴቲ አዲካ ሐፍትካ ሰበቲካ ጋልካ እያ ፍትሒ ፍትሒሒሒሒ ።

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ በልለይ

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 3 วันที่ผ่านมา +3

    እወ ፍትሒ ሃብወን ንየሕዋትና 💙🌿💙🌿🙏

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሒ ንደቂ ኣንእስትዮ ትግራይ ይኣክል😭💔

  • @sesawha9301
    @sesawha9301 3 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ደቀይ ኣሕዋተይ ልበይ ስፍ ስፍ ኣቢልክንኦ፣ዝሓስቦ ስኢነ፣ ብዐቅመይ ንself defense ተማሂርክን ብመጠኑ ባዐርስኽን ክትከላኸላ ይሓስብ!!!

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 3 วันที่ผ่านมา +4

    በጣም የሚያሳዝን ሕዝብ ።ይግባኝ ለእግዚአብሔር ። ከአመሪካ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe9285 3 วันที่ผ่านมา +3

    ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ!!!

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @subi3319
    @subi3319 2 วันที่ผ่านมา

    ፊትሒ ፈትሒ ንደቃንስትዮ ትግራይ አረ እሕዋትና ሰለ ፈትሒ እዮም ተሰዊአሙልና ፊትሒ😭😭😭

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 3 วันที่ผ่านมา +2

    Justice for Mahlet, for Zewudu and all women and girls of Tigray!

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 วันที่ผ่านมา +3

    💔💔💔💔 እዙኹሉ ተቓሊሰን ማዕረ ማዕረ አወዳት እዙይ ክፍደያ ????
    Sham on you 🙆

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ በልለኒ

  • @user-tr3iw1qx5y
    @user-tr3iw1qx5y 3 วันที่ผ่านมา +3

    Proud of Tegaru.

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 2 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዓደይ ናበይ እዩ ገፅኺ😢😢😢😢

  • @NdbdbdhdvJcjxjchcg-jf4ju
    @NdbdbdhdvJcjxjchcg-jf4ju 3 วันที่ผ่านมา +2

    ቀፅላሉ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x 3 วันที่ผ่านมา

    _ኣሕዋተይ💔ሕርር ኢለ ሓፍትኽንለ ኣብ ስደት😥ፍትሒ ልደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ💔😭_

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኽን ዋዕሮታት ትግራይ ፍትሒ ንደቀንስትዩ ትግራይ ❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @tesfalemgebremariam7447
    @tesfalemgebremariam7447 3 วันที่ผ่านมา +3

    ፍትሒ ንኣሕዋትና💔

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ

  • @semerechimar6365
    @semerechimar6365 2 วันที่ผ่านมา +2

    ነተን ደቀንስትዮ ከላሽ ዓድልወን

  • @hfu2800
    @hfu2800 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒሒሒሒሒሒሒሒሒሒሒ😢😢😢😢😢😢😢አየይ ናበይ ኢናባ ንኮዶ እዙይዶ ኢድና ነይሩ ዓኽ ገይታየ ካብ ሰብስ ፍትሒ ሰአናዋ አምላና ርድአና ውረድፍትሒሒሒሒሒሒሒሒሒሒሒአየይናበይኢናባንኮዶእዙይዶኢድናነይሩዓኽገይታየካብሰብስፍትሒሰአናዋአምላናርድአናውረድ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሰልፊ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኹሉ ኸተማታት ትግራይ ክኻየድ ኣለዎ💔✊✊

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 3 วันที่ผ่านมา

    Go go Girls proud of you all I am and we’re with you and love you all

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንሰትዮ ትግራይ😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የሕዝን.😢😢😢😢

  • @siymongebrebrhan276
    @siymongebrebrhan276 3 วันที่ผ่านมา +1

    I m stand with tigray peoples

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ በልለይ

  • @tihtinakibret845
    @tihtinakibret845 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ ጸላኢ ዝበሃል ኔሩ ወይ ኣሎ ድዩ፥ ሓቂ ምፍላጥ ሓራ ከዉጻና እዩ።

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i 3 วันที่ผ่านมา +1

    ውድብ ህ፡ወ፡ሓ፡ት እታ ኣብረታዊ ቃልሲ ዝፀንህት በትሪ ወያነ የላንድያ።።።
    ህዝቢ ይፍረድ ንህዝቢ ዕድል ይወሓቦ።

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483 3 วันที่ผ่านมา +1

    Temesgen…….enquae nabzi abxehakum……..Deqi eza may telamit….💊💔
    Nay Eritrea wetaderat,,,,,,haye
    Shaewiya…..haye
    Hji ke dea….🥹🤔

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢😢😢

  • @YdtHr
    @YdtHr วันที่ผ่านมา +1

    ኣረ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ😢

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 3 วันที่ผ่านมา

    ፎትሒ ፎትሒ ፎትሒ ንደቃንስትዮኦ ዓመፅ ደው ይበል ያኣክል 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 วันที่ผ่านมา

    ህዝበይ ሓላል ሰላምካ ይመለስ ብሓቂ የሐዝን 😢😢😢😢😢

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 3 วันที่ผ่านมา

    Proud of you ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mesfingm11
    @mesfingm11 3 วันที่ผ่านมา

    አብ ጎድኒ ደቂአንስትዮ ደቀይ አሕዋተይ አዴታተይ አለኹ ።ፍትሕ ይንገስ

  • @teshomeethiopia2024
    @teshomeethiopia2024 3 วันที่ผ่านมา +1

    The women of Tigray are brave; they endured rape and humiliation by TPLF members! God bless them!

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 3 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ህዝበይ፣ እዋይ ኣሓተይ ኣደታተይን! ወዲ ተባዕታይ ትግራይ ከመይ ገይሩ ግብረ ኣራዊታትን መነውራን ኣራዊታት ኣምሓራ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ወሪሱ ኣብ ባዕሊ ወላዳት ወዓራሩን ዋዕሮታት ኣሓቱን ኣረሜናዊ ተግባር ክፍፅም እዩ ኢልካ ምእማን ይከኣል? ደቂ ተባዕትዮ ትግራይ ሰገናት ኣሓትኩም፣ ዋዕሮታት ኣሓትኩምን ኣደታትኩምን ሓብሕቡ፤ ተኸናኸኑ። ጥቕዓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብህፁፅ ደው ይበል!!!!! 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @SleepyComputerChip-jv8rs
    @SleepyComputerChip-jv8rs 3 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢😢😢😢😢

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 วันที่ผ่านมา

    ኦ 😭😭😭

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 3 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ሰላም ትረክብእንተኾይናህወሓትክፅረግአለዎ

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 3 วันที่ผ่านมา

    Away Ahwatey uffff btami zhzn uffff 😢😢😢😢

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 3 วันที่ผ่านมา

    Tegaru Ahwatey wedikumen Nay kala zeyaklen uffff btami zhzn Ajokn Ahwatey 😢😢😢😢

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑና ሓቂኺን

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ደቂ አንሰትዮ ትግራይይይ😭😭😭😭😭😭

  • @1birryoutube
    @1birryoutube 3 วันที่ผ่านมา

    አጀኽን ጀጋኑና።
    ነሕዋተይ ነአሓትኩም እትደፍሩን እትቀትሉን ዘለኹም ዘይተረደአኩም ብናይ ፀላእትና ሪሞት ኢኹም እትምርሑ ዘለኹም ። ትግራይ ሲኦል ጌርኩም ንስኹም አበይ ኢኹም ክትነብሩ? ንምዃኑ መስሐቂ ፀላእቲ ከምዝኾንኩም ተረዲእኹም ኢድኩም አክቡ ከምታቀደምኩም ንሕና ሲ ብትምህርቲ ብጅግንነት ብሃይማነትትን ቅኔን ብሉፃት ኢና ብጠቅላላ እቱ ሕዚ አብ ምስኪናት ህፃውንቲ ዝገበርክምዎ ነውራም አፀያፊ ውርደት ብደውኩም ከምዝሞትኩም ፍለጥዎ አለኩም። ምንም አይጠቅመኩምን ጥራሕ ዘይኮነስ ፅባሕ ነዓኻ እያ ንጓልካ ንአዴኻ እያ ሕደጉ ተፀየፉ ። ልቢ ግዝኡ ናብ ሃይማኖትካ ተመለስ ሓደራ ሓደራ ሓደራ

  • @VjFh-nn5ur
    @VjFh-nn5ur 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒሒሒሒሒሒ ንደቂ ኣነስትየ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ

  • @GebregergsGeb-oi4ml
    @GebregergsGeb-oi4ml 3 วันที่ผ่านมา

    ኣጆክንኣጆክን/ብጣዕሚከብድካይበልዕ/ኣክንዲረዳትንኮነንበደልቲኣረንሕሰብህዝቢይኪንመንግስቲ/በጃኩምዘይንቡርዮፍፀምኣሎ/ሓደራሓደራ/ኣሕዋትናንኣደታትናን/ነክብር።

  • @MahiletBerhu
    @MahiletBerhu 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 3 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ሐወይ😭😭😭😭😭😭😭👌👌👌

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 3 วันที่ผ่านมา

    እፍ💔💔

  • @PIA70s-hf8lk
    @PIA70s-hf8lk 3 วันที่ผ่านมา

    Laughed before crying Now😊AYOKHUM NAYNA

    • @user-fo9hs9ep8g
      @user-fo9hs9ep8g 3 วันที่ผ่านมา

      Sadist. አህያ አህያ ነው ክብርና ለራሱ መብት መታገል ሊገባው አይችልም 😅። የህዳር አህያ 😂
      We know you don't have even care about your people, Tigraway will fight for his right like a human being.

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንህዝበይ/ንትግራይ💔😪😪🥺💪✊

  • @ngstihaileslassie9337
    @ngstihaileslassie9337 3 วันที่ผ่านมา

    ኣጆክን የሕዋተይ😢😢😢

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኪ እሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ ግበርኒ

  • @user-zj2wu6uf3p
    @user-zj2wu6uf3p 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ukbayc
    @ukbayc 3 วันที่ผ่านมา

    መራሕ ትግራይ ዓድዋ !!!
    ስርቂ ስራሕ እዩ ኢሉ ዝመልመሎ ትውልዲ
    እዛ ሽፋታ መራሒት ትግራይ ዓድዋ ካብ ስሩ ሚሕኹም ፎእ በልዋ
    ህዝቢ ዓጋመን 70 እንድርታን ብድሕሪኡ ናቱ ክልላት ብምምስራት ሐድሽ ቅዱስ ባህልን ልምድን ዝተመልመለ ህዝቢ ክትሃንጹ እዩ ፍትሑ
    ኔርትራውያን ውን ኣብ ምህናጽ ቅዱስ ዕላማ ክንተሐባበረኩም ኢና !!!
    ጥራይ ነዛ ሽፍታ መራሒት ትግራይ ዓድዋ ፎእ በልዋ

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤👌👌

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢💔

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 3 วันที่ผ่านมา

    Trgaru finally talking honest

  • @elenigebremichael405
    @elenigebremichael405 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢😥😥💔😢😢😢

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይኾኖ ይኾኖ ይኾኖ

  • @user-mk9kt3rt2l
    @user-mk9kt3rt2l 3 วันที่ผ่านมา

    በቢዘለዎ ዓዲ ሰልማዊ ሰልፊ ክወፃ አለወን ፈትሒ ክዋሃዎ አለዎ ጊዜ ክወስድ የውሉን

  • @user-bt8pz6to9m
    @user-bt8pz6to9m 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሒ😢🖤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ አባ በልለይ

  • @delinayonas8988
    @delinayonas8988 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ነዴታትናን የህዋትናን 😢😢

  • @MeryHagos-su3kz
    @MeryHagos-su3kz 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ😭💔

  • @BereketBere-kl6bx
    @BereketBere-kl6bx 3 วันที่ผ่านมา

    eway tigray adey

  • @Ykgxu
    @Ykgxu 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ😭😭😭😭

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s 3 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕሕ ዋይ ህዝበይ 😢

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @user-lt8nz7ik2l
    @user-lt8nz7ik2l 3 วันที่ผ่านมา +1

    ብታዕሚ እዩ ዘሕዝነካ ባዓልካ ንባዕልካ ምጥፍእ ኮይኑ ኣምላክ ባዕሉ ማይ ድጋሙ ይድፋኣልና እምበር

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 3 วันที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜንሳፕሰክራይፕ አባ በልለይ

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢💔💔💔

  • @user-tr3iw1qx5y
    @user-tr3iw1qx5y 3 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray prevails

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ

  • @ssyy8243
    @ssyy8243 3 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ክቅተል አለዎ

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 3 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 3 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ 😢😢😢

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t 2 วันที่ผ่านมา

    ንወያ ዋዕሮ ኣብ በረኻታት ትግራይ ወጽያ ምስ ጸላኢ ተራጺማ ትግራይ ሓራ ዝገበረትስ እቲ ባንዳ ኮይኑ ዓዲ ውዒል ዝነበረ ካራ ስሒሉ ክሳዳ ይበትካ ኣሎ።
    ዘገርም'ዩ😰
    እቲ ኣብ ግዜ ጸልማት ተሰኪማ ናብ ብርሃን ዘውጸቶ መንግስቲ እዉን ጸማም እዝኒ ሂብዋ።
    ዘገርም'ዩ።😰
    ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ!!

  • @user-kw5me6if4t
    @user-kw5me6if4t 3 วันที่ผ่านมา

    Ahhhhh😢😢😢😢adyka do tktel adyka do temexi adyeka do techwe ere ageb😢😢

  • @user-dh8wu6po5y
    @user-dh8wu6po5y 3 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭

  • @selamhintsa6079
    @selamhintsa6079 3 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😥😥😥

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 2 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢

  • @genet761
    @genet761 3 วันที่ผ่านมา

    እህ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 3 วันที่ผ่านมา

    Justice for woman kids in Tigray

  • @user-mm4cm1ht1f
    @user-mm4cm1ht1f 3 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ኢና በዲልናዮም ግና ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ንሓዳር ንፍቅሪ ትምነያ እንበር ንካራን ንሞትን ትፈርደላ ኣእዱግ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h 3 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ህዝበይ😢😢😢😢😢

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ፡ሙልኡ፡ትግራይ፡ሰላማዊ፡ስልፍ፡እወድ፡ኣለዎ፡ካብኡለ፡ናይ፡ሓይማኖት፡መራሕቲ፡ምሕልላ፡ኣውጅልና፡እቲ፡ምሕረት፡ካብ፡ፈጣርእ፡እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @searetesfahiwet8620
    @searetesfahiwet8620 วันที่ผ่านมา

    Merehti hgdef.n hwehat.n n.khinat ember n.selam kmerhu aklun eyom😢

  • @LiAa400
    @LiAa400 3 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 3 วันที่ผ่านมา +1

    hzbey mekeraka yehtsiro 😭😭😭

  • @shashugebre8931
    @shashugebre8931 วันที่ผ่านมา

    እወ ፍትሒ ንድቂ አንሰትዮ ትግራይ

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 วันที่ผ่านมา

    ዋይ፡ፈጣር፡መሓረና

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 3 วันที่ผ่านมา

    ዉድቀት ተጋሩ 😭😭😭

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 3 วันที่ผ่านมา

    ትግረወይቲ ጂግና እያ ግን ቢአህዋታ አይትቅተልን ነይራ የሂዚን😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭