Mashala would aje siad and elham btami des tiblu Siad Wedi kereney xeda ab Adi hashel Tika sekender keren school ziabeye nayfikri bota eyu elham win gual akurdet nay firkin bota eyu btami des elkumna 🇪🇷✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍😍🇪🇷😍✌️😍😍🇪🇷😍😍✌️✌️😍🇪🇷😍✌️
Wowwwwwwww Sied and Eliham mara abnetawyan seb hadar yblekum kulu kan mejemerya elalkum ksab 10 ametkum mis 2 dekum mara dama dess memahran yblekum !!!! I hope the young to see this video learning excellent explanation thanks for lovely couple Congratulations 🎉🎉💕💕👏👏❤️❤️🎈🎈🎈🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስዒድ ዓቃልን ለባምን ጸዋርን ምዃኑ በዚ ሰበይቱ ኩልፍ ኩልፍ እንዳበለቶ እንኮላ ንሕቶታት ብዓቅሊ ምምላሱ ክትርዳእ ይካኣል ፡ከምዚ ዓይነት ዕጉስ ሰብኣይ ምርካባ ኢልሃም ዕድለኛ እያ።
Yes nay bhaki
ናይ ብሓቂ ፡ ከሙኡ ኣስተዊዔለ ! ምናልባት ግን ቀመም ፍቅሮም ክኽውን ይኽእል'ዩ !
❤ ልክዕ ገሚትኪ ከም ግምተይ ክትኮልፎ ኢላ ዘይኮነት ሲ፥ከምቲ ዝበልክዮ ቀመም ፍቅሮም ዩ ❤
እዛ ኤልሃም ምዝራብ ከሊኣቶ ንሲዒድ ቑሩብ ዘዝምልከተካ ሕቶ ምምላስ ጽቡቕ እዮ፡ኤልሃም ኪትዛረብ ከላ ዓቕሊ ገሩ ይሰምዓ ንሳ ግን ጃም እና አተወት ምዝራብ ከሊኣቶ ዓገብ።
That’s what girls are we like to talk sorry 😂😂😂😂
@@Eritrea4G-c7n yeah! Gna ezias qurub bezihu😊
ምዝራብ ኮ ከሊኣቶ ኢልሃም ኩሉ ብዓላ ተቆጻጺራቶ መድረክ
Ygermeka eyu kemzi hawsi tkelakel eya nera wala eti hto n'Sied enkelo nsa eya toblek enabelet tmls nera, kemzi mklkal eya hasibato, gn ab gele ewan sebaya afendihwa b't'ena mkniyat dongiya kemzweledet
ምዝራባ ቁብ ነገር ስለ ዝነበሮ ጽቡቅ እዩ። ሰብኡት ከምኡ ክንከውን እዩ ዘለና ። ኢልሃም ነጻንት ዘለዎ ካብ ስድራቤታ ካብ ሰብአያ አብ አቅርደት ምዕባያ ሓጊዝዋ ።
ኣቤት ትሕትና ቡሱል መንእሰይ ሲዒድ❤
ጽቡቃት ስድራ ሓዳርኩም ናብራኩምን ይባረክ ስዒድ & ኢልሃም ምጭዋት ብሓቂ"
ስዒድን ኤልሃም ንጽቡቅ ፍቕሩኹምን ሓዳርኩምን ኣምላኽ ይባርኮ። ንደቑኹም ከኣ ጥዕናን ዕድመን ይሃቦም። ኽክልቴኩም ፍቑራት ምዃንኩም ብኣጣማምታትኹምን ኣዛራርባኹምን ይምስክር። ኤልሃም ክትምልሽ ከላ ስዒድ ብናይ ፍቕርን ክብረትን ጌይሩ ይጥምታ። ኤልሃም ከም ድላያን ነጻ ኮይና ክትዛረም ከላ፣ ፍቕርን ክብረትን ዘሎዎ ሓዳር ከምዘሎዋ ይምስክር። እዚ ድማ ስዒድ ንሰበይቱ ዘኽብር፣ ጽቡቕ ሓዳርን ሙቕር ናብራ ከም ዘሎዎም ኣርኤሙና። ይቐንየልና ።
ስዒድ & ኢልሃም፣ ኣምላኽ ዘመን ህይወትኩምን ሓዳርኩምን ንኹላቶም ውሉድኩምን ይባርኽ። ከም ርእይቶ ግን፣ ስዒድን ኢልሃምን ነዚ ጽሑፈይ እንተ ኣንቢቦሞ፣ ኢልሃም ኣመና ተዛራቢት ኮይናስ፣ ንስዒድ ምዝራብ ከሊኣቶ ኸሪማ እሞ፣ ስዒድ እንተ ዝዛረብ ብዙሕ ምኸሰብና ነይርና፣ ኢልሃም ኣብ መንጎ እና ኣተኺ ኪዛረብ ኣይፈቐድክሉን፣ ሓደራኺ ኢልሃም ሓብተይ ኣብ ቀጻሊ፣ ኣብ ዝኾነ ምስ ሰብኣይኪ ኮፍ ኢልኪ ኣብ ትዛረብሉን ትዝትይሉን ኣብ መንጎ ዕላሉ ምእታውን ምኽላፍን ኣይልመድኪ። መልክዕ ጓል ኣንስተይቲ፣ ብዙህ ኣብ ዘይ ምዝራብ እዩ እሞ፣ ብዙሕ ካብ ምዝራብን ሰብኣይኪ እና ተዛረበ ዘረብኡ ምቑራጽን ተቖጠቢ። ስለ ምእዛዝኪ የቐንየለይ። M እየ ዘ ብሄረ Eri...!
nay behaqi xebuq rieto betami tekolfo niera kelel aykealen wela eti elal aselchawi koynu
ሓቂ ኢዩ ኢላም ዕድል ከሊኣቶ ን ስዒድ
ሲዒድ ዓቢ ሰብ መታዓቢቲ እንሻላህ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባትርኽ።❤
Waaaaaaaaaaa ኢልሃም ሓፍተይ ጽብቕቲይ ድሕሪ ነዊሕ ሪእከይ፡ሲዕድ ሓውይ ክገርመካ ምቕልልቲ ሓብተና ኢይ፡ሓዳርኩም ይሰስን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ብጣዕሚ ንፈትዎ ህቡብ ስነጥበባዊ ምስበዓልቲ ቤቱን ዕድመ ይሃብኩም በለልና
ደቅ መታሕት ቅኑዓትን #ተባዓትን ፣
Btaemi des zblu Family. Bzuhat gn mzrab keli'ato gele nbl alona kem'u endyu gn si ab hadara zelewa Naxnet eyu zer'eyeka ane kea mzrab zeykonet tkel'o zelas t'alyo tebrhalu zneberet koynu eyu tesemi'uni. Bzterefe hadarkumn fqrkum ybarek. Beautiful Family
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስዝብሉ ሰብሓዳር ስዒድ ኤልሃም ለባማት:: ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚኣቢሄር እዩ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ዕድመን 🇪🇷ጥዕናን 🇪🇷ኣሃብኩም🇪🇷 ብውላድኩም 🇪🇷ትሓጎሱ🇪🇷 ኣሜን❤🙏🙏🙏
ዋውውውውው ኣዚና ንፈትዎ ስነጥበባቢ ስዒድ ሓውና ሓዳርኩም ይባርከልኩም
ባስታ ድማ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ንሕና ድማ ዓቅምና ዘፍቀዶ ክንገብር ኢና
ንኤረና ኣፈወርቂ ምስ በዓል ቤታ ኣምጻልና
ዎው ሽኮሪናታት ሰብ ሓዳር ደስ ክትብሉ ስዒድ ሓውና ኣዚና እንዲና ንፈትወካ ሕጂ ድማ በዓልቲ ቤትካ ኣዝያ ጽብቅትን ምቅልልትን ደስ ክትብል ኣምላኽ ሓዳርኩምን ውላድኩምን ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ሄኖክ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ተባረኹ❤🎉
አነ ብዑስማን ስለዝፈልጦ ሲዒድ
ሓውና አምላክ ሓዳርካ ይባርክ
ብጣዕሚ ምቁሉላት ስድራ 🌹🌹❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኒ ሰዒድ ምዝራብ ከልኣቶ, ናቱ ዋዛ ዘልዎ ዕላሉ ኣይ ሰማዕናን, ኣብ ቀጻሊ ከማኡ ኣይትግብሪ ርዝን በሊ ብዝኾነ ደስ ዝብሉኻ ሰብ ሓዳር,❤❤
Ygerm eyu eko gudamena neza nmzrab keliato😂
😂😂😂አይነዳሃል
I know,,, Hafirena ako,,, deki Ansteyo Antay ena nekewen zelena
Anes nifety eleya xubuk tehagagizom , she understand him like herself
ታይ ከኤ ኮይና በጃኪ
ዋው ገለ ዓይነት ሰብ ሓዳር ኣዝዮም ደስ ይብሉካ ሕጉስን ዕጉስን ሓውና ስዒድ ብርሃኑ ሓደ ከም ሓሙስ ነዲኡ እንቃዕ ኣብዚ ኣብጽሓካ ኣቦ ክልተ ውሉድ ኮይኑ ዘርኡ ምቅጻሉ ወላዲቱ ፍረ ውላደን ምርኣየን ዘሔጉስዩ
ኢልሃም ከም ሰብ ቁሩብ ውዕይ ዝበለትያ ግን በላሕን ፈቃርንያ ህድእ ዝበለ ብዓል ቤት ምርካባ ድማ ጽቡቅ ተዋሃሂዶም ሓደ ክውዒ እቲ ሓደ ርግእ እንተይሉ እቲ ሓዳር ጽቡቅዩ ዝቅጽል ፍቅርኩም ይሰስን ❤❤❤❤
She is sweet ❤ he is respektful 🥰 wish y the best deki eri 🇪🇷🙏 god bless y
ማሸላ አከዳድና ከምኡው ሕኛ ዒድ ሙባረክ ❤❤❤❤❤
እንተይ አከደድና እዚ ውን አከደድና አይኮናን ዋ 1000 ሰብ ክርእየ እዚ ድምሱስ እየ
Asey Asey shkorinatat dekiy eriy halalat edmen tenan yehbkom Fekrehkom be zehez zehez yebelelkom ❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ደቂ ኤረይይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሄኖክ የመስግነካ ነዞም ኩቡራት የህዋት ዘቅረብካል ሓዳሪኩም ይባሪከልኩም ቡርካት 👍🏾❤❤❤❤🍇🍇🍇🌻🌻🌻
He is very respectful nsa gn kurub mzrab keliato wala gasha mexiau ab geza kemau tgebro ymesleni
😂😂😂😂😂 ኣብ ገዛ ደኣ ኣበይ ርእክያ
Wwwww gele aynet anda siad desi zibli fiqri❤❤❤❤ ni mebrahatu selomon amxayo bejeka henok hawey
Wwwww des ktbleka eta bealti beytu mkllti nice famliy😍😍😍😍😘😘😙
ስዒድ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ፡ በዓልቲ ቤትካ ግን ናይ በሓቂ ቁሩብ ኣብዚሓቶ። ቁሩብ ርግእ ምባል፡ መሰል ምሕላው ክብረት'ዩ ዝዕድም።ስለዚ መሰሉ ሓልውሉ።
ጽቡቓት ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ደቂ ኤረ🇪🇷❤🇪🇷ሓዳርኩም ይባርኽኩም🙏🇪🇷🌿🇪🇷🪻🇪🇷🌹🇪🇷💯🇪🇷🌸🇪🇷
ኣዴካ ግን ስዒደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ ንፍቲ ኣደ🙏🙏🙏
እውይ እውይ እውይ ክነግረኩም ኣይክእልን ፍትው ፍትው በቃ ሽኮሪናታት😘😍🤣ሲዒዶም ወለድ ዓጀ🤣ኢልሃም እኮ መጀመርታ ሕፍርፍር ኢልክስ ዳሓር ግን እንዳረሰንኪ መጺኪ ። ሲዒዶም ርግኣት ኣታኣላልያ ዕላል ክነግረካ ኣይክእልን ።
ኢልሃም ኣካዳድና ደስ ይብል። ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ። ኣሜን🤲
ጋዜጠኛና ካኣ ይበል🤣
ስዒድ ሓቢቢ ዓቢ ሰብ ለባም ማሻላህ ቤት ማል ዎ ዒያል ይግበረልክም :: ❤❤❤❤
My fever artis So proud off u2 👍💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ቅድሚ በዓል ቤትናስ ቁሩብ ትሕትና ዘንገብር ማለት ክዛረቡ ከለዉ ናይ ምስማዕ ዕድል ክንህቦም ኣለና ንሕግዞም ዘለና መሲሉናስ ንርብሾም ኮንና።
Kedimkana, ekul eyu natka
ድምሰሳት ኢዮም ክሎም ኤኔ ሰባይተይ ንሐ ሰብ አይርእየ ንየ ይትረፍ 1000 ሰብ
Hmmm haki yu
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ኣዝዩ ጥዑም ዕላል ኣዚኹም ደስ እተብሉ ፍቕርኹም ይለምልም ብልቢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም፣ ንክብርቲ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ንክቡር ዕስማን ከኣ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሓው ሄኖግ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏
Mara shikorat kef alekum Masha,allah rebi insha,allah hadarkum yesmrelkum ❤
❤❤❤🎉ኢላሃም ዉለዲ ዉለዲ ወስኺሎም ዉላድ መኽሰብ❤❤❤🎉
Azarbyooo eba Ati Elhammmm hafteyyyy my goodness .
😂😂😂😂 ኣነስ volume off ጌረ Comment ጥራይ የንብብ ኣለኩ ጽብቕ comment እንተሎ ቤላ እያ እዛ መደብ ኢለስ ክክክ ኣዛርብዬ'ባ መሊኣ ዓዲ😂😂😂😂
ዋዉ ደሰ ትብሉ ፁቡቅ ምሳሌ እኩም አንፀባርቆ አህዋተይ ፓሰታ የቀንየልና🙏🏾💕
ማሻላ ማሻላ ሲዒድ ኢልሃም ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽልኩም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Deki halal mryet shikorntat Xbuk hekya
❤️❤️🌿🌿🇪🇷🇪🇷🕌⛪️❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷👍👍
ብሓቂ ልቦናን ርዝነትን ዝመልኦም
ሓዳር እዮም፡፡ ረቢ ኣብ ፍቕሪ የጽንዕኩም፡ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም፡፡ ጋዜጠኛ እውን ንኸምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዘቕረብካልና ብልቢ ነመስግነካ።
ኢልሃም : ስዓድ ክዛረብ ሓሳቡ ክገልጽ ከሎ ዕድል ሃብዮ. በጃኺ ( ዋላ በይንኩም : ምስድራ : የሩኽ -ምሓዛ ተሞኽርላ ) God bless your family. 🙏
ምሻልህ አንቅዕ ኣብ ውላድ ኣራየኩም መመሊሱ ፍቕርን ሰልስምን የውርደልኩም እዚና ንድንቐካ ሓውና መመልሽካ በርት ዕ❤❤❤❤❤❤❤
Ewu weyzero elham bealbietka kzareb kelo seq u zbhal ab lbki yehdryo gual akurdet haftey
Xbuqat kea ❤❤
Thank you ….. for inviting my favorite Actor
Wawwww gazietegna henok pasta betami nefuuu kexloo zkri fkrom zelewom abeyti artist amxalna snetbebawi side brhanu nefuu kexlo xbuk serah
ስዒድ ምስ ሴልሃም ይመልኣልኩም ኣብናትናውያን ኢኹም Thank you so much
ደስ ዝብሉ ብታአሚ አድመን ተአናን ይሃብኩም❤❤❤
Allah ytewr emrkum enshaalah !
Sied Hawna bejaka nbalti bietka mada,krub ktzareb keleka ala kthbeka alewa, ab gziekin htokn tray tezarebi, kale baka wegen seni eka❤❤❤❤
Hadarkum agzabiher ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሙቅሉላት ስድራቤት ናይ ብሓቂ ደስ ትብሉ ✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሲዒድ ዓቢ ሰብ 👌👌💗💗 ኢልሃም ምቅልልቲ እንከላ ህውኽቲ ኮይና ህድእ በሊ ሐፍተይ።
Anbesa 1 malte million eyu kab 10 zeytekmu 1 nefui yehayse yehewat lebame sedi wedi eri ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ❤she is very open and he is real comedian
Ewayy eliham hafar gual classey nera hji kemzi kerya kelkuo surprise koyne ❤ happy to see you 🇨🇦
Wawwww amazing sedey ms sebeaytka ka ❤❤❤shikor love u all deki erey edmen teonan yhabkum hadarkum yebarek ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውው ደስ ኪቡሉኻ እንዳ ሲኢድ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኹም ፍጣሪ ደቂ ኤረይይይ❤❤❤
fikrikum yibzah deki eri shukorat🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
des zblu seb hadar, edmen tienan yhabkum fetari
Zfetwo gexe bahrat zelewo tewasiay fqrkum yisesnnn ❤❤❤
Confidence lali alewa,mashalah des tiblu❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ሓዳርኩም ይማሙቅ ኢልሃም ክኣ ሾልቂ ኾይንኪ ኣብ ዘረባ ዑስማን ዑጉስ ህዱእ ምስ ደቅኹም ዕድመን ጥዕናን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawww amazing ur wife realy xebkti edmen teonan yhabkum burukat sedra ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mashala would aje siad and elham btami des tiblu Siad Wedi kereney xeda ab Adi hashel Tika sekender keren school ziabeye nayfikri bota eyu elham win gual akurdet nay firkin bota eyu btami des elkumna 🇪🇷✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍✌️😍🇪🇷😍😍🇪🇷😍✌️😍😍🇪🇷😍😍✌️✌️😍🇪🇷😍✌️
Mashallah❤🇪🇷 ❤
Sied nay baki abi seb eu adieu btaemi eu zekber ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Beautiful couple!!!
Amlak hadarkum yibarik.
Btaemi tsibuk medeb Henok tigebro zeleka.
Good job.
❤❤❤❤❤❤❤
Very beautiful couple, I hope you guys grow old together 🙏🏽 god blessed you ❤️
Wawww xbuq edmen tienan yhabukum fetari ❤❤❤❤❤❤
Hadarkum ybarek sigab ergankum Mashallah.🎉
Elham habibty laza zelewo des zebel zereba ❤❤❤❤
Wowwwwwwww Sied and Eliham mara abnetawyan seb hadar yblekum kulu kan mejemerya elalkum ksab 10 ametkum mis 2 dekum mara dama dess memahran yblekum !!!! I hope the young to see this video learning excellent explanation thanks for lovely couple Congratulations 🎉🎉💕💕👏👏❤️❤️🎈🎈🎈🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Seid anbsa ms familyka niec niec niec ❤❤❤🥰🇪🇷🚲👍🐫👍👍🚲🚲🐫👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤ fiqhrikum yibaarekum butaimi iye zifetwekka. Said hawweyi
Wawww des kitblu ❤️❤️🌹🌹🙏🙏
Edmen tienan yhabkum Amlak
كل عام وانت بخير وصحة وعافية ي غالي كل الحب والتقدير ليك ومزيد من التقدم
ዘበንኩም ይባረክ ደቂ ኤሬይ ❤❤❤❤
Asay I love my 9 Behier Eritrea love you so much Amlak Hadarkum ybarik
Aseyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy ❤❤Eillllllllllllll Eillllllllllllll ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣስይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉኡ ሲዒድ ሓወይ ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኮ
❤ደስ ክትብሉ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ❤ፈጣሪ❤ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤ሐዳርኩምን ደቅኩምን ይባረክ❤
Aseyyy xbukat fitret Sied and Eliham Egzabher hadarkum ybarikelkum edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
እዋእ ወግዓዊ ቃለ መጠይቕ ምኳኑ ረሲዓቶ ማራ ጣልቃ ትኣቱ።ክብሪ ዘይብሉ።ኣብ ናይ ገዛውቲ ሕክያ ከማን ከምኡ ኣይትገብርን።ብዙህ ኬፍ ኣይሃበትንን ኢልሃም ውዕያ
ስዒድ ሓቢቢ ማራ ከፍ ኣለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መተዓብቲ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባርኽ❤🌹🌹🌹🌹🥰❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻💐💕💕💕💕💕💕💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆👍
መሻላ ኣገደስቲ ሰባት ብጣዕሚ ትሕጉሱ ❤🎉❤🎉❤🎉
Aseyyy shikorinatat hadarkum yibarek❤❤❤
woww ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር ኣነ ፈትየዮም ክመውት በቃ፡እንሻላህ ረቢ ብፍቅሪ የንብርኩም ❤❤❤❤❤
I love Aqurdet, I stayed for one week to fleet to Sudan to join my family in America
Hopefully you finally join your family?
ሑጉሳት ሰብ ሓዳር፥ ባህታ ዝፈጥሩልካ። ከይተፈለጠትኒ ተወዲኣ። ሓዳርኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩም።
ማሻኣላህ ማሻላህ ረቢ ሑጒሳትን ፍቊሯትን ረቢ ይመላኣልኲም ሲዒድ ሕውየ ኢልሃም ሕቸ ❤❤
Mehrate zergaba tekoilfyio ailki kes beili ❤❤❤❤❤
Mashallah Shukorinatat Sedra Seid & Elham EID MUBAKER 🎉🎉🎉
Mashallah xbuqat ❤❤
Mashallah des zebeledeb eyu.. gen Elham teklfo Endiya Nera gen mejemta sele zekone gega aykonen !!
ንስዒደይ ባዐልቲ ቤቱ ምዝራብ ከሊአቶ እሱ ክምልሶ ዝክእል ንሳ አብ መንጎ እንዳኮለፈቶ ምሽክናይ አሕዚኒኒ ጌጋ እዩ ክብሪ ሂባ ክትሰምዔ አለዋ አብ ገዛ ደአ ከመይ ትገብሮ ትከውን ሲዒደ ሽኮር ዐቃል ፓስታሐወይ እንተትገልጸላ ጽቡቅ ነሩ ንካልእ ጊዘ መታን ክትእረም ዝሐሽ ይመስለኒ የቀንየለይ❤❤❤
Des behalti hadarkum ybarek
Wawww Sied God bless you with your entire family.
ዕድመን ጥዕናን ሓጎስን ዘለዎ ሓዳር ይግበረልኩም
Good mentoring I hope people will follow you I like it.
mikal haftey nay bhaqi neti qal egzbher bgbri ab hiwet serhklu eikum emo egzabher xegu yebzhali nhadarkum ybarkelkum kalkidan abrhamn saran zbarek ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ abnetawit menfesawit nay bhaki