ሓበራዊ መግለፂ ዉድባት ሳወት ፣ ዉናት ፣ ባይቶናን ዓረናን - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 23

  • @worldcomm9842
    @worldcomm9842 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስግግር መንግስቲ ይመስረት ትግራይ ትጠፍእ ኣላ።

  • @avielavi990
    @avielavi990 3 หลายเดือนก่อน +1

    Mr.Alul for Tigray government

  • @kiflomaraya4264
    @kiflomaraya4264 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍

  • @qatardoha5290
    @qatardoha5290 3 หลายเดือนก่อน

    1 ስርቂ ስራሕ ኢዩ ተባሂልኩም
    2 ኣብነታዉያን ሰረቅቲ ስርናይን ሓጺንን
    3 ሓሶት ዝምህሩ ካድረ ኣለዉኩም
    4 ፈከራ ዝምህሩ ዲያስቦራ ዉግእ ባህላዊ ጸወታኩም ዝብሉ
    5 ብዓቢኡ ብወያነ ትመሓደር ክልል ኣላትኩ ኩሉ ተደሚሩ ይከዉን = ዓቢ ጆነሳይድ ።፧፧፧ ? ? ?

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ መንግሥት ኣለኒ እዩ ኢሉ ካሓስብ የብሉን! ኩሉ ንባዕሉ ኢሉ ኣብ ኣከባቢኡ ተወዲቡ ዓዱ ክሕሉ ኣለዎ!
    ንስኹም ግና ብሓባር ኮይንኩም ምቅላስ ምጅማርኩም ጽምቡቕ መፈለምታ እዩ ቀጽልሉ!

  • @WediMemher
    @WediMemher 3 หลายเดือนก่อน

    ግምት ከም መንግሰቲ ግብኡ ክዋፃእ ኣይከኣለን። ስለዙይ ግምት ፈሪሱ በቶም ናይ ቀደም መራሕቲ ህወሓት ክትካእ የግባእ።

  • @piealpha795
    @piealpha795 3 หลายเดือนก่อน +1

    ርሙሳት ፣ ሱሉባት ብናታትኩም መግለጺ ሰብ ኣጽሚምኩም ፣ ካብ ሙሉእ ዕድሜኩም ኣብ ወርሒ ድዩ ሰለስተ ወርሒ ወጺኩም እቲ ንፈልጦ ሽግራትና ምድግጋምን ንህወሓት ምውንጃልን ንስኻትኩም’’ከ እንታይ ጌርኩም ፣ ኣበይ ኣሎ ቃልስኹም ሙሽሙሻት ስቅ ምባል ምሓሸኩም ፣ ተምላስ ኣይተምጽልና 🤮

  • @tesfayberhe9966
    @tesfayberhe9966 3 หลายเดือนก่อน

    ሸዝኦም ኩሎም ቸአክቦም እቁብ አይመሀድርንንንንንንንንንንኖንንንንንንንንንንንንንን
    realityyyyg

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 3 หลายเดือนก่อน

    ጆኖሳይድ አይትበሉ ባዕልኩም ኢኹም ጆኖሳይደር፡ ህወሓት ትጥፋእ ተበልናኩም አይትጠፊእን ናህና እዮም ኢልኩም እንዶ አየድሓንኩሞምን፡ ሕጂ ኪዱ ካአልዎ ባዕልኹም ዘምጻእኹሞ እዩ

  • @amanueltekle8638
    @amanueltekle8638 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ከም ኤርትራ ትኸውን ኣላ ዲኻ ዝበልካ? ከማኻትኩም ኣዴታትናን ኣሕዋትናን ጨዊና ገንዘብ ኣይንሓትትን፡ ጀነራላትናን ሓለፍትናን ብስርቂ ኣይሕመዩን እዮም፡ እቲ ኹሉ ንሰራዊት ኤርትራ ዘሰከምክምዎ ገበናት ናይ ጄኖሳይድ ባዕልኹም ንባዕልኹም ዝፈጸምክምዎ ነውራም ስራሓት እዩ፡ በጃኻትኩም ናይ ውሽጣዊ ጉዳይኩምን ጸገምኩምን ምስ ኤርትራ ኣይተታሓሕዝዎ። ዝኾነ ኾይኑ ኣብዚ ሕጂ ኤርትራ ዘላቶ ደረጃ ንኽትበጽሑ ናይ 100 ዓመት ዕዮ ገዛ ተዋሂብኩም ኣሎ። መልካም ጉዞ ያድርግላቹህ!

  • @qatardoha5290
    @qatardoha5290 3 หลายเดือนก่อน

    ቀደም ንስኩም ሕጂ ድማ ንስኩም ኢኩም ፈጺምኩሞ ገና ገና ገና እዚ ድሮ ኢዩ እቲ ቀንዲ ጆነሳኡት ብሕጂ ኢዩ

  • @weldufisehadesta5220
    @weldufisehadesta5220 3 หลายเดือนก่อน

    አታ ሓሳዊ ሓሳዊ አትሓሱ ትግራዋይ አይሕስሱን

  • @weldufisehadesta5220
    @weldufisehadesta5220 3 หลายเดือนก่อน

    አቱም ሰባት እዚ ድርባይ መን ከምዝለአኮ ጭራሽ አብ ትግራይ ስርዓት ይብል አሎ ብሕጊ አይ ሕትቶን

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሕዋሓት ቅድሚ ምማታ ንሕዋሓት መተካእታ ትኸውን ውድብ ስለለይፀነሔት ተዋሪድና ፡ከም ማሕበረሰብ ተጓሒፍና።

  • @SH-ly7rt2
    @SH-ly7rt2 3 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝብ ትግራይ ብብከባቢኡ ናይ ጎበዝ ሓለቃ መሪፁ ሰላሙ የውሕስ፣ መንግሥቲ ከምዘይብሉ ይእመን😮

  • @tesfayberhe9966
    @tesfayberhe9966 3 หลายเดือนก่อน

    አረና ዝባሀል ለጆለ ናይ ብልግና ዋና shsre power ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ
    መሬትና ክዉረር
    ደቂ አንስትዮ ከእመጻ ስልጣን ዝነበሮ እዩ
    ተሀተቲ እዩዩ????3???????????"አረና ቀጣፈፊፋፊፊፊፋፊፊፋፊፊፊፊፊፊፊፊፋፊፊፊ😊

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 3 หลายเดือนก่อน

    አዛተረፍ ዓሳስ ናባኹም ኣንሉዋሎምስ ሽማማዉያን ዉድባት ብኽያት ግዲፍኩም ናብተግባር አቶዉ ።

  • @kiflomaraya4264
    @kiflomaraya4264 3 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ንዙ ፀገማትካ ብካድሬታቱ ዘጋፍሕ ዘሎ ዉሕድ ጉጅለ አመራርሓ ሕወሓት ተቃለስ:: ነፃነትካ ባዕልኻ አውሕስ!

  • @abrahaleytewelde9290
    @abrahaleytewelde9290 3 หลายเดือนก่อน

    Dw Tigrai tv ናበይ ከድና ዳኣ?

  • @Azsx23-pg8ix
    @Azsx23-pg8ix 3 หลายเดือนก่อน

    አብ ጎንኩም አለና ውድባት ትግራይ

  • @weldufisehadesta5220
    @weldufisehadesta5220 3 หลายเดือนก่อน

    ሰይጣን ይደርብካ ድርቡይ