ዲያስፖራ ብሽጉጥ እንዳፈራረሐ ኩላሊት ለግሱለይ ፕራንክ አብ ከተማ አክሱም (funny tigray and eritrean tigrigna prank)|Yada Tube

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 380

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +92

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
    እረ ዝገርም እዩ ብሮየ

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 4 ปีที่แล้ว +192

    አንታ በጃኩም ላይክ ታሓባበርዎ ዝሓውና

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +3

      Thank you!

    • @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
      @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ 4 ปีที่แล้ว

      ንሱ ዊን እቲ መእተዊ ይቀይሮ ናይ ኢያሱ በርሀ ወይ ኪሮስ ኣለማዮህ

    • @erilove5283
      @erilove5283 4 ปีที่แล้ว

      @@ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ nay eritra music sle zkone diu eway hsdna poww balna dhan knhbo ena aytsekefi kkkkkkk

    • @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
      @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@erilove5283ሓሳድ ባዕልኻ ስለ ምንታይ ድኣ ንስኹም ናይ ትግራይ ደርፊ ኣብ ምድያኩም ዘይትጥቀሙ ደርፍና ድዩ ሓሚቁ ካብቲ ደርፍኩም ወይስ የሕፍር ዩ ኮይኑ ኣብ ምድያኹም ኣይትትቀሙን ተጋሩ ግን ሕሱራት ዮም ካብ ያዳ ጀሚርካ ሓሲሩ ሰብ የሕስር ናይ ኤርትራውያን ደርፊ ክገብር እሞ ኤርትራውያን ክርኢለይ ዝበሃል ሓሳብ ኣይቅበሎን ኣነ ሰብ ብርእሱ ክተኣማመን ኣለዎ ሓደ ኤርትራዊ ይቱበር ናይ ትግራይ ዝጥቀም ኣሎ በለኒ ካባኻ ጀሚሩ ኣብ ይቱብካ ናይ ትግራይ ዝብሃል ደርፊ ኣየእተኻን ስለዝስ ሓቂ ኣይትጽላእ መጀመርያ ሰብ ብነብሱን ስርሑን ክተኣማመን ኣለዎ ስርሐይ ጽፉፉን ጽቡቅን እንተኾይኑ ክሪእዎ ዮም ካልኣይ ቪው እምበር ላይክ ኣይኮነን ዝቁጸር ስለዚ ንሕና ተጋሩ ኢና ንበዝሕ ሳብስክራይብ ጌርናሉ ዘለና እምበር ኤርትራውያን ኣይኮኑን ስለዚ ናትና ኣኽብሮትን ኣድንቆትን ንንፋስ ኮይኑ ኣይተረደኦን እምበር መጀመርያ ነዓና ክርእ ኔርዎ ካብ ገዛኻ ክጅምር ኣለዎ በሃሊት የ ፈቲኻ ጸሊእኻ እዚኣ ያ እታ ሓቂ ሕስድና ኣይኮነን ዝርዳእ ርእሲ እንተ ሃልዩካ

    • @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
      @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ 4 ปีที่แล้ว

      @Tigray Tube ትግራይ ቱብ ያ ሓቅኺ መዓረይ ክንደይ ፎኮስቲ ኣለዉ መቃጽርቲ ትግራዋይ ካብ ዝገርመኪ ንመን ተድንቁ ተባህሎም ዝተሓተቱ ተጋሩ ካብ ደረፍቲ ይበሃሉ እሞ ኤፍሬም ኣማረ ትምኒት mahlet ኣብራሃም ገለ ይብሉ ገጾም ትከወል ኤፍሬም ብፍላይ ዝብሉ ዝብላ ብዙሓት ዮም ካብምንታይ ዩ ግን ኣይርደኣንን ኣይገጥም ኣይዝይም ማይክሮፎንን ስእልን እያ ናቱ ስለዝስ ዘይስተውዕሉ ምኻኖም ዩ ዝገርመኒ ንፉዕ ኣክተር ዩ የድንቆ የ ግን ድሕሪ ዚኦም ኢያሱ በርሀ ኪሮስ ኣለማዮህ ገብረጻድቂ ኣቦ ትግርኛ ኣታኽልቲ ገብረሚካኤል ብርሃነ ጋኖ ሕሉፍ ኣለሙ ወዲ ሮሚጥ ኣበበ ኣርኣያ ሹምየ እዚኦም ዮም ናተይ ብድሕሪእ ሰሎሙን ኣብራሃም ካብ ኣዋልድ ድማ በዓል ሶፍያ ኣብረሀት ዓብዱ ንግስቲ ኣለዋ መልኤን ሕጂ እቲ ፍቅሪ ዝበሃል ልዕሊ እዚኦም ዝደረፍዎ ቃላት የለን እቲ ሽግር ግን ትርጉም ፍቅሪ ስለ ዘይፈልጡ ዮም

  • @ማርታጓልሽረ
    @ማርታጓልሽረ 4 ปีที่แล้ว +34

    ክክክክክ ኣብ ገዛይ ገዲፈዮ ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ ሓደ ማዓልቲ ሽረ ከርእየና በርትዕ ሙቁርርርር ካብ ሓፍትካ ማርታ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +1

      Thank you sis❤

  • @እኔጁንታነኝ
    @እኔጁንታነኝ 4 ปีที่แล้ว +15

    ክክክክክ🤣🤣🤣😂😂😂 ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ ውቅሮ ደሞ ከይድካ ኣርእየና

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 ปีที่แล้ว +10

    ዋይ ጥዕና የብለይን በለ ቆልዓ😂😂😂😂😂😂😂ንወለዲ ነፍቅድ ሙቁራት ብሱሩማ ብጣዕሚ ኢካ ጎበዝ😁😁😁😁

  • @fikirhailu9117
    @fikirhailu9117 4 ปีที่แล้ว +45

    አታ ብስሓቕ ቐትልካኒ 😂 አነ ስሱዕ አይኮንኩን 1 የ ዝደሊ hahaha

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Haha Thank you!

    • @amenamen4709
      @amenamen4709 4 ปีที่แล้ว +1

      @@yadaprank ab gezay alo ewayyy moyte🤣🤣🤣🤣 intay ab gezieu alo kulitu

  • @mikaltsehaye4881
    @mikaltsehaye4881 ปีที่แล้ว +3

    ብሮየይ ብጣዓሚ ኣደናቂ ቀጽሎ ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weynotube7
    @weynotube7 4 ปีที่แล้ว +22

    አነ ዝገረመኒ ትትብዓትካ እዩ ፅቡቅ ቀፅለሉ ክምስ ዘይብል ላይክ እሰከ ግጨውለይ👍👍👍👍👍
    ግን ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ዘይመስል ነገር እዩ።

  • @mulutsegay536
    @mulutsegay536 4 ปีที่แล้ว +19

    ውይ ኣታ ናበይ ከይደ እየ ዝስሕቆ 😄😄😄😄😄ጥዒና የብለይ ንባዕለይ ይብሎስ እንታይ ደሊካ ዋላ ሳምባ ገለ ክህበካ 😄😄

  • @nathanhawey294
    @nathanhawey294 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ዘስሓቐትኒ ፕራንክ ተባረኽ ቡሩኽ ሓወይ።hawka eritrawi

  • @ትግራይዓደይማሙቐይ
    @ትግራይዓደይማሙቐይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ውይይይ😂😂😂😂 ሞይተ ኣነ ቅዱስ ይበሃል ካብ ደገ መፅየ ሐዚ ካብ ካናዳ😂😂😂😂ናይ ደግ ኣዛራርባሞ ክኢልካዮ ኢካ😂😂

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 ปีที่แล้ว +56

    ካብ ኩሉ brake ናትካ ደስስ ዝብል brake እዩ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ውቅሮ ካኣ ኪድ ናትካ brake ደስስ ዝብል እዩ 🇪🇹❤️

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you! Rietoka ayfeleyeni

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว +1

      እሺዋ ዛባንደራኸ😢 ታገባሪት

    • @mkm4736
      @mkm4736 ปีที่แล้ว

      ዋ እቱ ባንዴራ ኸ እንታይ ገባሪ እዩ🤔😢

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣብ ገዛእዩ ክክክ ጎበዝ ብዙ ሎሚ ኣብገዛካ ምግዳፍ እዩ ዘዋፅእ🤣🤣🤣

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +24

    በጃኩም ነተባባዓዮም ደቂ ትግራይ ሜዓረይ

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 ปีที่แล้ว +3

    መይተ በቃ ኮላሊት ሃበኒ ሳምባ ክበካ😂😂😂😂

  • @gygdrftygthi2699
    @gygdrftygthi2699 4 ปีที่แล้ว +14

    እውይ እዛ ጓል ክትደርቕ ሓቢርና ንሙት ኢላቶ ማለተይ ምንም ኣይደንገፀትን

  • @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij
    @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij ปีที่แล้ว +2

    ንመጀመርያ ግዜ 😂😂በዚ ሰብ እዚይ prankተመቺኒ

  • @GhGh-ou5cf
    @GhGh-ou5cf 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ አታ ዛሓንትስ ያአውይይ ያ ኮእዩ ብሳሓቅ ከብደይ ቆሲለ ማዓረይ አይትሳአኑ ዋው ዛሓንትይ ግን ክትድፈር

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 2 ปีที่แล้ว +7

    ካብ ክሎም ዝካታተሎም ናትካ እየ ደስ ዝብል ቀጽለሉ

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 4 ปีที่แล้ว +21

    ሓሪፍ ስራሕ bro!

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Thank you! Browa

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
    @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓዳሽ እየ እነ ናብዚ ገዛ ግን ብኮላሌት ጸወታ የለን ክንደይ
    ኣለው ሰኣን ኮላሌት ሂወት ትሓልፍ ዘላ
    ስለዚ መቀለዲ ኣይንግበሮ so ኣጆካ ቀጽለሉ
    ሓውካ ኤርትራዊ

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቅ ዓደይ ማዓርይ ዋውውውው እለ ክግዲፍኩም መግለፅ ቃላት ስእነለኩም ሙቁራተይ

  • @fikirhailu9117
    @fikirhailu9117 4 ปีที่แล้ว +20

    ዋላ ባዕለይ ክወስዳ😂😂😂😂

  • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
    @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 4 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ ሸረ ሓላል ፅብቅ እዩ ቀፅለሉ💝💝💝💝💝💝

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Ok thank you

  • @yut9623
    @yut9623 4 ปีที่แล้ว +1

    ኡይይ አረ ብሳሓቅ ከበደይ አቁስልካኒ ይሞችካ ወዲ ዓደይ ሽካር ሞራ ኬፍ አለካ ቀፅለሉ ❤❤❤🙏

  • @አንተዉአቱተስፋሁለአዳምሰ
    @አንተዉአቱተስፋሁለአዳምሰ ปีที่แล้ว +2

    ሰሓቁ ሞይተ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የብዘሓ ❤ ሰላም ለኪ ፅዮንይ🎉🎉

  • @hbdhrhtyjrutut492
    @hbdhrhtyjrutut492 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ ሓሪፍ ስራሕዩ ብጣዕሚ እየ ሲሒቀ ሳምባ ተደሊካ ክክክ

  • @whocares809
    @whocares809 4 ปีที่แล้ว +10

    😂😂😂ata kndey ferah ena knriey

  • @bekisisay9887
    @bekisisay9887 4 ปีที่แล้ว +28

    ኣብ ገዛያ ክነፍቅድ ይመችኻ ያዳ ቅቅቅቅቅ

  • @goodplaza5929
    @goodplaza5929 4 ปีที่แล้ว +1

    ማራ ኬፍ ዘለዋ ፖራንክ እያ እና ቀፅለሉ እዛ ጋል ግን ንሙት ኢላታ ተባዕ ፍጥረት

  • @Heaven_16499
    @Heaven_16499 4 ปีที่แล้ว +9

    ሞይተ😂ኣብ ገዛ ኣሎ ናተይ ኢሉ ኢት ሓደ😆
    ኣታ ማዓረይ ሓዳሽ እየ ንዛ ቻናልካ ሰብስ...
    ኢለካ ኣለኩ ኣጃኮ ሓብቢ ቀጽሎ ኢካ
    ፍቀደኛ ኢንተ ኮይንኻ ድሕሪ ካብ ስደት መልሰይ ምሳኻ ክሰርሕ ተመንየ
    መለት ማራ ድሌት ኣለኒ ሕልመ'ዩ ከማን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ንክስረሕ😍 lol 😁

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +2

      👍ጥራይ ብሰላም ምፂ እበይ ........

    • @Abi-gl2bg
      @Abi-gl2bg 4 ปีที่แล้ว

      @@yadaprank ኣብ ዓዲ ዓረብ ኣለና ብሓደ ኢና ንቅመጥ ምስ Geni ኣብ ቃረባ ግዜ ካኣ ንዓዲ ክንመፀእ ኢና ብራዘረይ ..

  • @ድንግልማሪያምዋሕሰይ
    @ድንግልማሪያምዋሕሰይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክ ስሓቅ ምይተ ቀፅለሉ bro
    አዞም አወዳት ይሃድሙ አለውክክክ
    አዋልድ ይሐሻ

  • @selamtg3564
    @selamtg3564 4 ปีที่แล้ว

    ኦኦኦ ወዲ መንደረይ ተፈታዊ ሓዳሸ 'የ ናብ ቻናልካ ከኣ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል ሞይተ ድየ ገለ ብሰሓቅ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 ปีที่แล้ว +2

    የዋህ😢 ህዝበይ ናይቀደም ሰላምና የምፀእልና ፈጣሪ አምላክ

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @msaabamsaaba6638
    @msaabamsaaba6638 2 ปีที่แล้ว

    ሶፍቲ ክበኪያ😜ያውይ ማርያመን ስሓቅ 😂😂😂

  • @selamlove8767
    @selamlove8767 ปีที่แล้ว +1

    ፒራንኪካ ብጣዓሚ ደስ ይብል ግን ኣይትፃረፍ ግን ፉቱዉ እየ ዘብለካ ቀፁለሉ ዛሓዉይይይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +5

    Kabzom nay tgrigna prank zgebru nska enda bertaeka tkeyd aleka prank tbeb zedlyo kebid nay medrek tewaso eyu nska dma bulux eka ajoka kexlo brukey
    Hawuka kab #eri

  • @fotenfoten2731
    @fotenfoten2731 2 ปีที่แล้ว

    ያዳ መሕረር ሳሕቅ እኮ ቃትልካና ያዓዉይይይ

  • @nuramohammed103
    @nuramohammed103 ปีที่แล้ว

    አቱም ሰባት ዘይዛኩም ሰብ ግበሩና ነዙሐውና ሳብስክራይብ እንዳገበርኩም ነዕብየሉ ከዛ ቻናሉ ያዳዋ ሽኮር ጎብዝ ማዓረይ 😅😅😅😅

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว

    Yadaye mearey kab lomanti eye felityo chanalka kulu geyrelka aleku ajoka mearey ketslelu eka wedi adey😍😍😍😍😍

  • @yorkabielkusmu5861
    @yorkabielkusmu5861 4 ปีที่แล้ว +1

    🤣🤣🤣🤣🤣Etom klte awedat dea b edom ket abilom tetehahizom bhaili keywesdom diom ferihom hahahaha fetiyeka bewnet

  • @FghhFgh-s5u
    @FghhFgh-s5u หลายเดือนก่อน

    ኣብ ገዛ እየ ሓዲገዮያ መትኩ😂😂😂😂😂😂😂

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ፕራክ እዩ ያዳ ሓወይ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @زينب-ث4ج6ش
    @زينب-ث4ج6ش 19 วันที่ผ่านมา

    ሰማዕ ዛሓወይ ብሂወት ሰበ ኣተቃልድ 😢

  • @meri2578
    @meri2578 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ክነደይ ይጥዓም ኣቲ ህዝብና ኩፉኡ ዝይውጾ ክሓስብሉ, ዋይ ደቂ ዓድይ ምዓርይ ኣንካዓ ካባኩም ተፍጥርኩ🙏, ስሓቅ ምይተ 🤣 ማራ ሓሪፍ 🤣🤣🤣🤣

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      thank you!😂

  • @GhSh-r2w
    @GhSh-r2w ปีที่แล้ว +1

    ድምፅኻለ ገራሚዩ

  • @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij
    @ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij ปีที่แล้ว +2

    ግን ዝሰብ የተደንግፅዎ በዚ ጠያይቲ ሽጉጥ ዝሓለፈ ዝተሳቀዮ ይኣክሎ ድንጋፁ የወፀሉን ብካሊእ ተገበርክምዎ ይምረፅ😢😢😢

    • @KTHKalayu-qo6tl
      @KTHKalayu-qo6tl ปีที่แล้ว

      ት video ቅድሚ ጦርነት ዩ ተለቒቁ

  • @eldenakonjo615
    @eldenakonjo615 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ መርከብ ቦኒትዋ መሲልካ ተሰሚዕኻኒ ጎበዝ በርትዕ

  • @DanielNegasi-b7p
    @DanielNegasi-b7p 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ወገነይ ወዲ ዓደይ

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig ปีที่แล้ว +1

    ክክክ ንምት ኮኢላ

  • @Abi-gl2bg
    @Abi-gl2bg 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣታ ወዲ ፈትየካ ሓርፍ ፕራንክ ብሮ 😂
    ተጋሩ ብጃኩም ላይክ ሳብክርብ ንግበሮሉ ናይ ዘይንፈልጦ ቻናል ክንዕቢ ንውዕል ዘለና

  • @msaabamsaaba6638
    @msaabamsaaba6638 2 ปีที่แล้ว

    ኮላሊተይ ኣብ ገዛ እዩ እንዮያ😜😂😂😂😂

  • @ማህሌት-ዠ4ኀ
    @ማህሌት-ዠ4ኀ ปีที่แล้ว

    እታ ቃይሕ ኮት ዘገበረትስ ፈዛዝ ነገር እያ ተገትራ ቃርያ 😂

  • @fyorihayle9269
    @fyorihayle9269 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ሓሚ ኣየስሕቕን ክክክክክክ ሱሱዕ ኣይኮንኩን ሓደ ኪሊት ዩ ዘድልየኒ
    ሓንቲ ክትገብር ዘለካ ድማ ናብ ኣኽሱም ከይድካ ናብቲ ቅዱስ ቦታ መንፈሳዊ ሕቶ ሕተት

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 4 ปีที่แล้ว +1

    Ab geza alo 😂😂😂😂😂 uuyyy moyte ezi wedi meshak eyu 🇪🇷❤

  • @zemuymsgna8513
    @zemuymsgna8513 4 ปีที่แล้ว +2

    Kakkkkk btaemi xbuk kexlo bro 🇪🇷❤🇪🇹

  • @Adu2002Ta
    @Adu2002Ta 10 หลายเดือนก่อน

    ክክክሃሃሃ ኣሲሕቅካኒ ግን ነዛ ጓል ምእንታኻ ክትሞውት ዝበለት እንታይ ገርካላ ምሳሕ ጋብዛ ሓወይ ❤ ምሕርካ እምበር በፅሓትካ እያ ኮላልትና ንካናኸን

  • @kidanenwatu598
    @kidanenwatu598 7 หลายเดือนก่อน

    Ab geza gedifeyo ya 😂😂😂😂😂😂eway kebdey

  • @Mebryemebi2651
    @Mebryemebi2651 4 ปีที่แล้ว +1

    Kakkkk ab gezay eu zelo, bravo qexilo xibuk srah

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Thank you❤

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 2 ปีที่แล้ว

    ሓደ ጥራይ ኢየ ዝደሊ ስሱዕ ኣይኮንኩን ኡይይ kkkkkk

  • @BlackTen-e4o
    @BlackTen-e4o 10 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይብኩም

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 ปีที่แล้ว

    ኣዛራርባ ነገርስ😂

  • @علياحمد-ذ6خ1ش
    @علياحمد-ذ6خ1ش ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂😂😂ሞትኩ

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 4 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ እየ ዝሪኦ ዘለኩ በሓቂ ደስ በሃሊ ብራንክ እዩ ክክክክክክክክ ስሓቅ ሞይተ እና ንዉቅሮ ክልተ ኣዉላዕሉ ዉን ኪድ በጃኪ ፅሐፍይ ሪእካ ክትስሙዐኒ ተስፋ ይገብር ክብር ሓዉይ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +1

      ምካደይ አይተርፍን ❤❤❤❤

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa 4 ปีที่แล้ว

      @@yadaprank የቀንየለይ ዝሓወይ ኣጆኩም ኣንሕናለ ሼር ሳብስክራይብ ሊይክ ናገበርና ነበራተዐኩም ኢና

  • @yordanoskfle3270
    @yordanoskfle3270 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣረ ተመቺካኒ ከምዚ ናተይ ዝተመቸየኩም like ተሓባበሩና

  • @ጓልኣሕፈሮምጓልኣሕፈሮም
    @ጓልኣሕፈሮምጓልኣሕፈሮም 4 ปีที่แล้ว +2

    ታ ጢዒቲ ሃብኒ እንኮለይ ደሰ ባሃሊት ኢኪ እሞ ባሓንሳእ ክነብርያ 😂😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      😂😂😂

  • @MiryMiry656
    @MiryMiry656 ปีที่แล้ว

    ሰላም ልኪ ፅዮነይ🙏💜

  • @Natty-feqar
    @Natty-feqar 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi gobez eka keep going bro kab senbet senbet nxbe ab seleste mealti tetserh xbuk nieru ur 🇪🇷ean bro from 🇨🇦

  • @ወዲኤረጻዕዳኤረናፊቀ
    @ወዲኤረጻዕዳኤረናፊቀ 4 ปีที่แล้ว +1

    Kolaleyt malaty 🤣🤣🤣🤣 ab geza gadfyo elwo bemntay da yenqasqs nyeru kefff alaka zaraky qaxelo

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቀይ ኣታ ኣበይ እየ ነይረ ክሳብ ሎሚ ዘይረከብኩካ ዋውውውውው ቀፅለሉ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Welcome tsbkti❤

  • @maae9093
    @maae9093 4 ปีที่แล้ว +4

    ህም ኣነ ዘስሓቀትኒ ሓደ ኮላሊት እየ ዝደሊ ካብኡ ብላዕሊማ ኣቃቢፅካያዶ ትዓርፍ😂😂😂😘

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      😂😂😂

  • @ቃባፅነቃፅጓልሸረ
    @ቃባፅነቃፅጓልሸረ ปีที่แล้ว

    ኣጃካ ቀፅለሉ ዝሓዉይይ❤❤❤

  • @hritfarhat2699
    @hritfarhat2699 4 ปีที่แล้ว

    ቅቅቅቅ bshak meyte dye gele 😃 ትበክዪ ተኮንክስ soft do kbeki ya😃 ymechka bro

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg ปีที่แล้ว

    ምስኪን ህዝበይ😂😂😂😂😂

  • @haftaygebreslasieabreha2358
    @haftaygebreslasieabreha2358 7 หลายเดือนก่อน +1

    I love you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @seluagame6660
    @seluagame6660 4 ปีที่แล้ว +6

    ቆንጆ ቀፅለሉ 💞💞💞

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን ปีที่แล้ว

    አዛራሪብኡ ንእሰያሰ የመሰል😂😂

  • @maharhuruy2653
    @maharhuruy2653 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki eza keyhi kdana mara kefi hibatin

  • @gelaegomhelilhg4494
    @gelaegomhelilhg4494 4 ปีที่แล้ว

    Betami nefoa wed adey maeriy Good for you

  • @asuwendemu4771
    @asuwendemu4771 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክ እንካዕ ስዓል ሓዘካ ሕፍስፍስ ኢልካ ናይ ደገ መስልካ እና ኣብ ጌዛ ጉዲፈዮ ፅቡቅ ገበረ ክክክክ

  • @mcavram182
    @mcavram182 4 ปีที่แล้ว +7

    G Ma niggaz ይሞችካ ቀፅለሉ👍👍👍👍

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Thank you bro

  • @girmaybeyene1940
    @girmaybeyene1940 4 ปีที่แล้ว +2

    Tesfa zeleka qolea eka

  • @ኤርትራዊየኣነ
    @ኤርትራዊየኣነ 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkk ab geza u zelo natey so funny guy

  • @abebafkri975
    @abebafkri975 ปีที่แล้ว

    ውቅሮ ባ ኪድ ብሮይ🥰😘

  • @bereketeyayew3012
    @bereketeyayew3012 4 ปีที่แล้ว +12

    Ata neska si ne prank eka teftirka

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Ata ewe men negereka😂😂#

  • @nanilove9557
    @nanilove9557 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይ ፅሪቲ እሞ ንሙት ያ ክክክክ

  • @salam3709
    @salam3709 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክ ወይ ካሊላት ምዓልት ሰሓቀ ቅተልከን

  • @roza7068
    @roza7068 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣዛራርባ ዲያስፖራ ክእልካያ ክክክክ

  • @alexanderag3040
    @alexanderag3040 4 ปีที่แล้ว +1

    keep it up guys tegaru TH-camrs

  • @TirhasTirhas-x6f
    @TirhasTirhas-x6f 2 หลายเดือนก่อน

    እረ ክእልካያ ኢካ ሓወይ

  • @fdg761
    @fdg761 ปีที่แล้ว

    ሰላማት ኣሕዋት

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆካ ቀፅለሉ💔😍❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว

      Thank you samri❤

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክ ገና ከይረእካዮ ዘስሕቅ ብእውነት ግን ሓደራ ልቢ ድካም ዘለውም ሰባት ልቦም ከይትምልቆም ክክክክክክክክክ ብትፅርግያ ሰብ ግበር ንካልእ ግዜ ናብተን ባጃጅ መኪና ከይኣትው ህወት ሰብ ከይትካስር

  • @yordadiamond5789
    @yordadiamond5789 4 ปีที่แล้ว +2

    Haha 😁 azerarbaka fetyeyo kmot so gerami prank ✌

  • @gelaegomhelilhg4494
    @gelaegomhelilhg4494 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkk meyit aey sehik 😆😆😆😆😆

  • @ጋልሽረሓላል
    @ጋልሽረሓላል 4 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዝበል ፕራንክ ቀፅልሉ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 ปีที่แล้ว +1

      Ok thank you!

  • @ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ
    @ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ 4 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ ኣታ ክንደይ ከ ይዛረብ እዩ
    ናይ ቆልዑ እዩ ፅቡቅ ካኣ ይብል ቅቅቅቅቅቀ ቀቲልኒ ሎሚ ማዓልቲ

  • @ngstiknfe4231
    @ngstiknfe4231 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ያዳ ንፍዕ

  • @slamslam8381
    @slamslam8381 4 ปีที่แล้ว

    Btami eyu desss zbli neticho ewn ked eka konjo hawey

  • @naxnetkidane288
    @naxnetkidane288 4 ปีที่แล้ว

    Ezi kemzi kem an xbuq aykonen hmaq fal iu kemzi semiina ab beal sina dehzenenas hmaq fal iu eti ktseru kelekumsi frhat egziabihier dtehawedo srah ktserh ylaboweka