Forget it about share or ownership of dedebit that is not necessary on this time no one single person interested about buying shares from dedebit you have a right to ask donations to support your efforts because no matter your side you are working for Tigray
ሰላም ደኩተረ ሃይሌ ጅግና በሃቅ ልብ ዝቦሎ ሪዕቶ እዩ ተጋሩ አበይ እና ዘለና አብ ሃዉይ ተሰክትትና ዶ አንንና ነጥፍ እና ድንቁሩና አትዩ አሎ አብገዛና ክንዉፆዖ ንረባረብ ገዛ ተጋሩ ክፀሪይ አሎዎ ክብረት የሃብካ ደኩተረ ሃይሌ ጅግና ደዎል ህዝብ ትግራይ !!!
ደደቢት ጀግናና 💪💪💪💪💪💪❤💛❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ሰላም ሃይለ ጅግና
ደደቢት ትቪ ንቅድምት
Viva dedebit media 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱ
ካብዞም ክልል ዞምቢ ..ክልል ኣጋንንቲ ሰውረና ኣምላኸይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤❤
👍👍
ኣይተ ሃይሌ ንዓመታት ለሚንካ ዝህብ ግን ኣይረከብካ ሕዚ ሕብሪካ ቐዪርካ መጺእካ
ቐደም ዓባየይ ትብል ነራ !!!!!!
ትግራዋይ ዝሃብተመ እንተሃብተመ ምልማን ነይገድፍ
ትግራዋይ ዝጸረየ እንተጸረየ ኣብ ሞዓኮሩ 3ዶርሆ ዝጽግብ ሓርዒ ይገድፍ !!!!!
ትብል ነራ ዓባየይ ፍላስፋ ነራ !!!!!!
Forget it about share or ownership of dedebit that is not necessary on this time no one single person interested about buying shares from dedebit you have a right to ask donations to support your efforts because no matter your side you are working for Tigray
❤❤❤❤😍😍😍😍😢😢👂🙏🤲🤲
President Gamet 😭💔
😊
ያቀሩትን ወጣቶች ጨርሷቸው
እዛ ሓሳብ ፅብቅቲ ሓሳብ ያ አብ አዲስአበባ ዘለና ክንቆርፅ ኢና አተሓባብሩና
ናይ ኣባልነት ክፍሊት ክንደይ እዩ?
እቲ ቶምቦላ ኣበይ ይርከብ?
ዶዃዕ ተብልካ ....😂ቂቂቂቂቂቂ
ህዝቢ ነቐድም ኢናጨኢልኻ ሸዊድኻናኮ ሃይልሽ ህዝበይ ደም ይበኪሎ ተጋደልቲ ደም ይበኽዩ ኣለው
ኣይተ ሃይሌ፣ ናይ ማተስኣ ( ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኢልካ ኣርኢካና ጽቡቕ !!!
ማ ለ ት ( ማሕበር ለማኖ ትግራይ ) ምኣስ ኢኻ ተርኢየና ወይ ተስመዓና ? ? ?
ፅቡቕ ስነምግባር ግን ከብ New Life ካብምባል ሓዱሽ ሂወት ምባል ዶ ኣየሕሽን? ከምቲ ናይ ትግርኛ ሱም እዳተገደፈ ናይ ኣይሁድ ሱም ዝውረስ ዘሎ እቲቋንቋና ፍርቂ ትግርኛ ፍርቂ እንግሊዝ ዚኒሃ እታ ትግርኛ'ን ክትጠፍእ እያ::
ኢዚ ትብሎ ዘለኻ ተንቦሎ ዶ ጦንቦላሕ ሎቶሪ ዕላማኡ ህፃናት ምልዓል ኣይኮነን ዕላማኡ ንድምፂ ወያነን ሕወሓትን ምጥንኻር ኣዩ ህዝቢና ከኣ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ኣጭበርበርቲ ተጠንቀቅ
ፅብቁ ንሕዋሓትን ንወያነን ምጥንካር እተኾኑ እውይ ኩሎም ናይና ❤ ሓማስየን ተቃጠል
Gala oromuma aby
ናይ ሰኽራም ቪድዮ ኣምፂኻ ኣዴኹም ጨካን እያ ነቲ ዘሎ ኹነታት ዘይምርዳእ ዕሹነት እዩ
አቀራርባኻ ፅቡቅ ኮይኑ ግን አብ መራሕቲ ክፍፍል ዝፈጥር አነጋግራ ክትርሕቅ ይግባእ ንምንታይ ወቅቱ ሐዚ አድላይ አይኮነን ቀዳማይ አጀንዳ ዝተመዛበለ ህዝብናን መሬትናን አብ ምምላስ ስራሕ።
ሃይለ ጎምጻጽ...ሳላ ናጽነትና ዝጨበጥና ኣጽሪናያ እምበር ,ኤርትራና ኣይ ብኸምዚኦም የዕለቕሊቓ እንድያ ኔራ ወወሊደን ኪዱ ኣልሹ እንዳበላ እንዴን ዝሰድኦም ኔረን ..ንሶም እንድዮም ብዓል ኩሬስ ኣጽብሃ ብዓል ሓኽሊ ድሙ...እንዳፈለጥካ ሓድሽ ትኸውን 😀😂 ቂቂቂቂ
Looting territories of Tigray a joint venture of fascist Ethiopia and traitor interim gangs.
ኣይተ ሃይሌ መን ይኣምነክም ተምቡላ እንተበጽሓና ኣይበጽሓካን ኢልክም እዘን ንትምቡላ መርኣዪ ገርኩሙለን ዘለክም ማንኪና ቱግቱግ ፍሪጅ ተለቪጅን ኩሉ ግዘ ተምጹኡወን ን50 ዓመት ቶምቡላ እንደበልክም ንሰን እተን መጀመርያ ዘምጸኣኩምወን ኩሉ ግዘ ኣለዋ !!!!" ኣይበጽሓክም ኢልክም ንልዒሊ 100 ዓመት ክትሉምኑ በኣን ኢኽም እት ዝዓበየ ድማ ትግራዋይ ኸ ይእመን ድዩ መን ኣሚኑክም ቱምብላ ንክቖርጽ በይዛክም እዙይ ሓዲሽ ሽጣራክም ፈሊጥናዮ ኢና ክሊእ ሽጣራ ደኣ ደውሩ ትግራዋይ ንክእመን ምጽኦተ ዓለም ይኸውን!!!"
አነ ንዓኻ ዶ ር እንተ'ካ ናይ ዶዃትር ኽብሪ የውርዶ ከምዘሐኹ እዩ ዝርድኣኒ ። ሕማቕ ትግራዋይ ናይ ውልቀሰባት እምበር ንትግራይ ዝትጠቅም ፍጡር ኣይኮንካ ስዲ'ውን ኢኻ ።