TBS TV|ኣብ ምጥፋእ ደሃይ ማህሌት ተኽላይ ኣድሂቡ ምስ ወላዲኣን ሓላፊ ፀጥታ ከተማ ዓድዋ ዝተገበረ ቃለ መሕተት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

ความคิดเห็น • 15

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 3 หลายเดือนก่อน +5

    ታቦተ ጽዬን ትከተልኪ ጽብቅተይ 😢😢

  • @rahelbuzayene2970
    @rahelbuzayene2970 2 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ይሀግዝኩም ወለዲ እቶም ብሚድኦም ገይሮም ዘይኮነ ወረ ዘማሀልፍ ዘለው ኮሀሎ መሲሎም መንቀሮ ክውገዙ አለዎም ንሶም ሳንቲም ክአርዩ ህዝብና ከደናግሩ የብሎሙን Tbs ግን ነምስግን

  • @user-pt7tr3fk3u
    @user-pt7tr3fk3u 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ezgabher tslalu yewdkela🙏🏽

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኹም ወለድቲ ክንረኽባ ኢና

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 หลายเดือนก่อน +1

    እመ አምላክ ምሳኪ ትኩን❤ ትግራይ ግን ናበይ እያ ትከይድ ዘላ😢

  • @SamraGebru
    @SamraGebru 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yekenyelena ❤❤❤

  • @habenEfrem-gt9sg
    @habenEfrem-gt9sg 3 หลายเดือนก่อน

    Fetari yehalweki mahiye

  • @tedrosredae2136
    @tedrosredae2136 2 หลายเดือนก่อน

    በእዉነት እዛ ቆልፃ ብናትኩም ሓገዝ ክትርከብ ትክእል እያ ማለት ኣብ ናይ ዝምልከቶ ኣካል ክሰርሕ ኣብ ምግብር ተፅዕኖ ፍጠሩ እኩም TBs

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፖሊስ ትግራይ ነዛ ዕምበባ (ሰገን) ሓፍትና እዚኣ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ኣላልሹ ኩነታታ ከረጋግፅ ኣለዎ!!!

  • @assafa35
    @assafa35 3 หลายเดือนก่อน +1

    Sad sad sad 😭

  • @user-sj9jq1ki9w
    @user-sj9jq1ki9w 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😭😭😭

  • @mulutesfay7415
    @mulutesfay7415 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zthazni da

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ካርድ ዝመልአላን ካርዲ ምልአለይ በሃላይን አብ ኢድኩም እናሃለዉ ናብ ካልእ እንታይ አኽየደኩም?ጨወይቲ ባዕለኹም ኢኹም አቱም ረሳሓት ግዜ ይነውሕ እምበይ ሓቂ ምውፅአ አይክተርፋን። ወለዲ ምሳና ዘለዎም ርክብ ቀኒሰም አይበለን ወድታ ደደብ ልዕሊ 65 መዓልቲ ፍታሕ ክተምፅእ ዘይከአልካ መሃይም ምሳኹም ርክብ ምግባር እንታይ እዩ ጥቕሙ? ጨወይታ ክንስኹም ምሳኹም ደአ ከመይ ጌርካ ይድለ?

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሕዋሕት ምምሕዳ አበይ አሎ፣ ናይ ትግራይ ሕዝቢ ደሕንነት ዘይሕሉ አማሐድራ ክለግስ አለዎ። ብትግራይ ታሪክ ከምዚ ጊዜ ተራእዩ አይፈልጥን፣ ተጋሩ የሕዋት ካብ ሕዋሕት ምንም አይትፀበዩ፣ ሕዝቢ ንሕዝቢ ንራዳዳእ እዛ ሐፍትና ብኩላትና ምትሕብባር ክትርከብ አለዋ በርትኡ።

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 หลายเดือนก่อน

      @@gebmeb1193 ወያነ፣ ሕዋሕት ሽም መብዛሕቱኡ ትግራዋይ ዝፀልኦ የለን። ኩሉ ነገር ሽም ዘይኮነስ፣ መመዘኒኡ ተግባር እዩ፣ ወያኔ፣ ወያኔ ኢልካ ክትፍክር ወያነ ንሕዝቢ ትግራይ 50 ዓመት ገይሩ እንታይ ገይሩ 50 ዓመት ጦርነት ኢና ንፈልጥ ነዚ ውድቀት ፈከራ አየድልን፣