ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓና ንስካ ኩሉ ግዜ ኢካ ኣገዳሲ ተምጽእ ሎሚ ጥራይ ኣይኮንካን ካብ ልብና ኢና ንፈትወካ ❤❤❤
ኣሰይይይ ኣዋይይይ ለዉጢ ክብሪ ንአምላክ ይኩን ንመን ኢልዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓቢርና ንጸሞሉን ንጽልየሉን ግዜ ይመጽእ ይከዉን።ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና
BhKi kabzi zabi xega yelon ❤❤❤
😂😂😂 ክክክ ...
ሰለ ሁሉ እግዚአብሔር ይመሰገንቃል ሂወት ያሰማልን❤❤❤
John 14 ትግ - ዮሃንስ6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሔር ይመስገን ክውር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ🙏😍🙏
Galatians 1 ትግ - ገላትያ8: ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።9: ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ቃል ሂወት የስማዓልና አግዚኣቢሂር ተመስገነ ይኹን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን
ዋውውው ናይ ብሓቂ ኣነ የሕዋተይ ናበኣቶም ከይደን ኩሉ ሰብ ሓዚኑ ኣነ ግና ሓንቲ ማኤልቲ ክምለሳ የን እየ ዝብሎም ኩሉ ግዜ ከኣ ብዛኤባ ቁዱስ ስጋኤኡን ደሙኡን ይነግረን እየ ምክሕንኣቱ ቆለኡ ከለዋ ወላዲተይ ብሞት ተፈልኣትን ኣነ ድማ ክሉ ግዜ ማለት ዒባየይ የሕዋተይ ጠም የ ን ኣይሞታን የን ቁድስ ቁርባን ብዝተቀበልኩኩሉ ከይትሓድግየን ኢ ለያ ከሙኤ ኻ ጌራ ሕጂ ክምስክረለን ከለኹ ቡዙሕ ኣይርደኣንን ኔሩ ሕጂ ግና ድሕሪ 5 አዓመት ኢጣሓንቲ ቁዱስ ስጋኡ ን ደሙን ሓቀኛ ሙክሃኑ ክርደኣ ጀሚሩ ጥራይ ነቲ ፍልጠት ዘይብሉ ቤምነት ጥራይ ዝነብሩ ምምሃር ኣገዳጽኡ
ኣሜን ኣሜን amen❤🎉❤🎉❤
ቃል ሂወት የስመዓና ክቡር ሓወይ
Galatians 1 ትግ - ገላትያ8: ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።10: ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
Amilaki yebareka
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ካሳሁን❤
መምህር❤ካሳሁን❤ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብኩም❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚአብሄር ኣቦና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳህን ሓወና ቃል ሂወት የስምዓልናሕቶ ኣለኒ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ብድምጺ ዘይትሕልፈልና መለኽዒ መንፈሳዊ ዕብየት ትብል መጽሓፍ
Amen.amen amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Selam Amelak Naka kasahun ezi kal Amelak aykonen ab kal Amelakzeyele temherti sihetet eyu zihawey aytethagos !!!
Qale hiwet yesmalna kbur memhrna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey ❤❤🎉
Amen Amen Amen kale hiwat ysemalena
አሜን አሜን አሜን! ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና 🙏✝️❤️
ቃለሂወት የስመዓልና መምህረይ አምላክ ብኡ ኣቢሉ ኣዒንቶም የብርሃሎም
Kale hiwet yasmalen kebur memherna
ኣምላኽና ፡ ኣምላኽ ሕያዋን እምበር ኣምላኽ ምውታት ኣይኮነን......
Thank you , may the Lord bless you abundantly!
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና🎉❤
ግርም ጸኒሕካስ ነቢ ትብሎ ነቢይ አኮነን መናፍቅ የማነ
Amennn kale hiwet yesmalna memhrey ❤
Amen amen
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum 🙏 kudusan yemaldlna❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓውና፡ ንፓስተር ውን ኣድናቆተይ ይገልጸሉ እንተኾነ ንምሉእ ቅኑዕ ትምህርቲ ናብታ ክርስቶስ ዝመስረታ ቤተክርስትያን ክመጽእ ብስም እግዚኣብሄር ይዕድሞ።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️
ቃል ህይወት ያስመዐልና👏😍
Memhrei kal hiwet yesmaana Igzabiher amlak lbna yebrahalna
Amen❤❤❤
❤🎉❤ቃል ህይወት የስመዕልና
ጽቡቕ ትምህርቲ።
Amen amen amen qale hiwat ysemalena
እሜን ቃል ሂወት🎉🎉🎉❤❤❤
Amem kalehwet yesmaelna amen
Qale hiwet yesmalna memhrna egziabher ayne lbonom ykfetelom
❤❤❤❤❤Amenn❤❤❤❤
Amen! Kbrn msganan namlak abotatna abrham yshak yakob ykun.❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመኣልና
ሓቂ ክርስቶስ ጥራይ፡ካልኦት ዝኮነ ማዕርገ ክህነት ይሃልዎም ምድራውያን እዮም ከም ሳዓብቲ ክርስቶስ ኮይኖም ብዝግብርዎ መጽናዕቲ ንህዝቦም ከካፍሉውን ሰናይ እዩ ነቶም ዘይፈልጡ ንክፍልጡ፡ በቶም ረሲእን ድማ ንምዝክካሮም ቃል ኣምላክ ትምኒቱን ተስፋታቱን እሙን ጌርካ ምቕባልን ምግልጋልን ድማ በረጀተ ጅርስቲስ እዩ።መብዛሕትና ግን ነታ ዘለናያ ቤት ክርስትን ንምጥባቕ ኣብ ኣተርጋጉማ ቃል ሓረግን መጽሓፍቲ ቅዱሳን ትክክለኛ ትርጋሚኡ ክፈላከዩ ንርኢ ኣሎና።ናይ ብሓቂ ሳዕብቲ ክርስቶስ ክንከውናሰሩን ንትምህርቱ ብትክክል ከም ቃሉ መሰረት ብውሕዱ ክንሰማማዕ ይግባእ።ምክንያቱ ኩልና ናይ ክርስቶስ ሳዓብቲ ንምካን ዝግበር ጻዕሪ ብኣትኩሮ ብዘይ ሻራ ክንማሃርን ክንግንዘብን ይሓግዘና።ክረስቶስ መገድን፡ ሓቕን፡ ህይወትን ኣነ እየ ብዘይብኣይ ናብ ቤት ኣቦ ዝእቱ የልቦን። ኣሜን!!!ዮሃንስ ወንጌል= 14÷6 ንምልከትቃል ህትወት የስምዑናእዚም ክልተ ኣሕዋት ጽብይቕ ኣፍልጦ ኣለዎም ክብል እድፈር።ምናልባት ኣብ ዝርዝር ክወርዱ ከለዉ ዘይፈለጥናዮንምፍልጥ ሓጋዚ ኮይኑ እስናዓኒ።ተባረኩ!
Kalhiwet yesmalna memhr tebarek
Kal hiwet yesmalna
ትክል ትምህርቲ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ኣታ ካሳሁን ብጣዕሚ ትስሕት ኣለኻ፥ ናይ ክንደይ ሰባት ሰዓብትኻ ተሓታትነት ከም ዘለኻ ዘክር። ሃዋርያት ክጽልዩ ከለዉስ ስማዕ እንዶ ማርያም ምስኦም ድያ ትጽሊ ኔራ ወይስ ናብ ማርያም መጺኦም እዮም ለምንልና ኢሎም ዝጽልዩ ኔሮም። ካበይ ካበይ ኢኹም ተምጽእዎ እዚ ኩሉ ስሑት ትምህርትታትኩም። ኩሉ ጸሎት ብስም እየሱስ ምስ ዝጽለ ኣቦ ከም ዝሰምዓና ቃሉ ይነግረና፥ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ ጽውጽዋይ ክትመላለሱ፥ ቁሩብሲ ርእስኻ ዘይተትሕት።
Amilaki yebarekika haway❤❤❤❤❤
Qale hiwet yesmalna memhrna
❤❤❤Kale hiwet yasmalna ❤❤❤
መጽሓፍ ቑዱስ ንኩሉ ኣይኮነን ዚግለጸሉ ወላ ኢንትኣበብካዎ ኣማልክ ኪገልጸልካ ኣልዎ። ስለዚ ኣማልክ ጸጋ ዐዲልካ ካሳሁን ሃውና ❤ሓ
qal hiwot ysemalen hawena 🙏 🙏 🙏
መምህር እንኳዕ በሰላም መፀካ ❤❤❤
Galatians 1 ትግ - ገላትያ6: ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ።7: እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን።
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ክብር መምህርና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘልአለማዊት እያ ክሳብ ዕድመ ፍጻሜና የጽንዐና❤❤
Kale hiwet yesmalna
Colossians 3 ትግ - ቆሎሴ17: ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።
ብዝተኻእለ ኣቁምካ ሓግዞ ካሳሆን ሃወይ
❤❤❤🙏
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ15: ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሐዲጎም ተጋገዩ፡ መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ በልኣም ወዲ ቦሶር ሰዐቡ።18: ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት እናተዛረቡ ብፍትወት ስጋን ብርኽሰትን ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዚነብሩ ሕጂ ቕሩብ ዘምለጡ ይሐባብሉ፡
Amlak ybarka zhawey,plz nay orthodox and pente different amsalna,abzi pente ina sebeku ashegiromna plz sbuk mknit amsalna.❤
❤❤❤🎉
John 14 ትግ - ዮሃንስ13: ኣቦ ኣብ ወዲ ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኽገብረልኩም እየ።14: ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ።
እኑቃዕ ድሓን መጻእኻ ግን፡ናይዚ ፓስተር ጉዳይ እተዘይተምጽኦ ጽቡቅ፡ነይሩ መኽንያቱ ከምትዝመስለኒ ኣዘራራቢ ኽከውን ኢዩ ዝደሊ ዘሎ ፍ ፉሉይ ቅዲ ኢዩ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ዓይኒ ሰብ ክኣቱ ደልዩ እበር ነቲ ነገራኣት ተረዲኡዎ ኣይኮነን እዚ፡ከኣ ንሕና ፍሉያት ኢና ዝብሉ ፓስተራኣት ባህሪ ኢዩ ስለዚ ጽባሕ ካልእ ኮይኑ ከምጽእ ስለ ዝኽእል ብዙሕ ቦታ ዘይምሃብ ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ሰይ ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ንብል ነዚ ኢና ቀስ ብቀስ ክምለሱ እዮም ናትና ጽንዓት የድሊ
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ2: ብዙሓት ድማ ብርኽሰቶም ኪስዕብዎም እዮም፡ ብሰሮምውን እታ መገዲ ሓቂ ኽትጽረፍ እያ።3: ብስስዔ ብዘረባ ጥበራ ገይሮም፡ መናገዲ ኺገብሩኹም እዮም፡ ፍርዶም ካብ ቀደም ኣይዐርፍን ጥፍኣቶምውን ኣይድቅስን እዩ።
Revelation 6 ትግ - ራእይ10: ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ ዎ ቅዱስን ሓቀኛን ጐይታ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉኸ ኽሳእ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበሉ ጠርዑ።11: ንነፍሲ ወከፎም ድማ ጻዕዳ ኽዳን ተዋህቦም፡ እቶም ከማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጾቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚምልኡ ኸኣ፡ ገና ቕሩብ ዘመን ኪዐርፉ ተባህለሎም።
Amen
Temesgen amlak ygermyu bebqrub nabana kmexuyom egziabher ayne lboneom ykfetelom
Seb ayetetalil ab kal Amelak zeyele temherti sihetet ayehguska tensah bejaka Besm Eyesus chrustos medhanina! Nesehe yehabka kabzi terir lebka mes kal chrustosn Amelak kitexarero tewel zelka !!
Acts 22 ትግ - ግብሪ ሃዋ8: ኣነ ድማ፡ ጐይታይ፡ ንስኻ መን ኢኻ፧ ኢለ መለስኩሉ። ንሱውን ኣነ እቲ ንስኻ እትሰጎ ዘሎኻ የሱስ ናዝሬታዊ እየ፡ በለኒ።
1ይ ተሰሎንቄ 4:13፤ ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ ከምቶም ተስፋ ዜብሎም ካልኦት ምእንቲ ኸይትሐዝኑ፡ ብዛዕባ እቶም ደቂሶም ዘለዉ ብዘይ ፍልጠት ክትኰኑ ኣይፈቱን እየ።1ይ ተሰሎንቄ 4:14፤ ማለት፡ የሱስ ከም ዝሞተን ከም ዝተንስኤን ኣሚንና እንተ ዄንና፡ ከምኡውን ኣምላኽ ነቶም ብየሱስ ዝደቀሱ ምስኡ ኼምጽኦም እዩ።1ይ ተሰሎንቄ 4:15፤ ንሕና ኽሳዕ ምጽኣት ጐይታ ብህይወትና እንጸንሕ ከኣ ነቶም ዝደቀሱ ከቶ ኸም ዘይንቕድሞም፡ እዚ ብቓል ጐይታ ንብለኩም አሎና።
Revelation 6 ትግ - ራእይ9: ነቲ ሓምሳይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ነፍሳት እቶም ስለ ቓል ኣምላኽን ስለቲ ዝነበሮም ምስክርን እተሐርዱ ኣብ ትሕቲ መሰውኢ ርኤኹ።10: ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ ዎ ቅዱስን ሓቀኛን ጐይታ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉኸ ኽሳእ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበሉ ጠርዑ።11: ንነፍሲ ወከፎም ድማ ጻዕዳ ኽዳን ተዋህቦም፡ እቶም ከማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጾቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚምልኡ ኸኣ፡ ገና ቕሩብ ዘመን ኪዐርፉ ተባህለሎም።
Negus Ferone Eyu neru
Wey Gud hashewye.
ኣምላኽ ነብይ የማነ ይባርኽ።
🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤👌👍✅
ሓዉና ካሳሁን ቤተ-ክርስትያን ኣብ እምነት ኢየሱስ ክርስቶስ ስለ ዝተሰረተት ፍጽምቲ ኢያ ናይ ሰብ ነገር ዋላ ውን ቀሺ ይኹን ብተግባርና ዘጠቃልል ኣይኮነን
Amlakna, Zbelo Bsm Hade weday JESUS Zlemnkmwo Ktkblu Ekum Eyu Zbeleenber,Melakti wey Adena Maryam Yemldu EyomZbl Ab Mexhaf Kdus Yelen. Xadkanat Ab Smay Koynom Yxluyulkum Eiom Zbl Ylen.Wengel Zbelo EnberDeki Sebat Zblwo Knamn Yblnan.Entkilkum Mexhaf Kudis Kenbbu Aberatewom.
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ9-10: እቶም ዚጠፍኡስ ንምድሓኖም ዚኸውን ፍቕሪ ሓቂ ስለ ዘይተቐበሉ፡ ንኣታቶም ናይ እዚ ኣመጻጽኣ ብዅሉ ጥበራ ዓመጻ፡ ብዅሉ ሓይልን ትእምርትን ተኣምራት ሓሶትን ብሓይሊ ስይጣን እዩ ዚኸውን።
Angel 😇 cannot save you only Jesus can save you pray by the name of Lord Jesus Christ above all Name 💙
Genesis 48 (KJV) - ዘፍጥረት16: The #Angel which #redeemed me from all evil, bless the lads; and let my name be named on them, and the name of my fathers Abraham and Isaac; and let them grow into a multitude in the midst of the earth.
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ24: ናይ ሓሶት መሲሃትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪመጹ እዮም እሞ፡ እንተ ተኻእሎምሲ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ኬስሕቱ፡ ዓበይቲ ትእምርትን ተኣምራትን ኪገብሩ እዮም።
Acts 20 ትግ - ግብሪ ሃዋ30: ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚምህሩ ኻባኻትኩም ኪትንስኡ እዮም።
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ1: ግናኸ ነብያት ሓሶት ድማ ኣብ ማእከል እቲ ህዝቢ ተንሲኦም ነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ማእከልኩም መምህራን ሓሶት ኪትንስኡ እዮም፡ ናብ ርእሶም ቅልጡፍ ጥፍኣት እናምጽኡ ድማ፡ ክሳዕ ነቲ እተሻየጦም ጐይታ እኳ ኪኽሕድዎ እዮም፡ ንሳቶም ናይ ጥፍኣት ምፍልላይ ኣስሊኾም ኬእትዉ እዮም።
Hjiwen dhri mot Frdi Tray eyu Zelo.Hyaw keleka tray eka ketemaled tekel እብራውያን9:27,28ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡ ከምኡ ኸኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኤ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጽበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጽ እዩ።
ካሳየ ዝግዕዙ ዘለው ደኣ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ደቃ ዘይተምህር ኮይና፡ ደቃ ዘይትጓሲ ኮይና። ኣበራብርዋ
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ11-12: ስለዚ ኸኣ እቶም ብዓመጻ ባህ ዚብሎም እምበር፡ ንሓቂ ዘይኣምኑ ዅሎም ምእንቲ ኺፍረዱ፡ ኣምላኽ፡ ነቲ ሓሶት ክሳዕ ዚኣምኑ፡ ብርቱዕ ስሕተት ይሰደሎም።
መምህር ካሳሁን ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ። ኣብ ኣማላድነት ሕቶ ኣለኒ ተገዲስካ መልሰለይ በጃካ። ሰብ ምስ ሞቶ ኣብ ሰማይ ቅዱሳን ካብ ሲኦል ከውጽዎ ይክእሉ ዲዩም? ከመይ ኢሉ ሰብ ከይተነሰሀ ካብ ሲኦል ብ ቅዱሳን ይወጽእ? ኣማላድነት እንታይ ኢላ ኡያ ትርዶኦ ኦርተደክስ።
Neseka mes haki eka tekeyede ❤❤❤❤ is a good one
ክቡር መምህር ካሳሁን መጽሓፍ ቅዱስ ክብሪ ኣብሰማይ ኣብላዕል ሰላም ድማ ኣብምድሪ እንዳበሉ ኩሉግዜ ከምዝልምኑ ይነግረና ኣብዚ ኣይኮነን እቲ ሕቶ።እቲ ሕቶ እዚ ዝስዕብ እዩ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ብመጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ኣብሰማያት ንዘለው ቅዱሳት ለሙሉና ክንብል ንክእል ዶ? ነቲ ለሙሉና ንብሎም ናይናብስወከፍ ሰብ ሰሚዖም ናብ ኣምላክ ቀሪቦም ንእገለ ማሓሮ ይብሉልና ዶ ? ንሕና ከ ነቲ ጎይታናን ጎይቶኦምን ንኩሉ ክሰምዕ ዝክእልን መማለዲ ዘይቅበል ኣምላክ ገዲፍና ኣማሉዱልና ለሙልና ኢልና ናቦኦም ጾሎትናን ልማኖናን ከነቅርብ ንክእል ዶ ? ለሙልና ክንብል ቃል ኣምላክ የፍቅደልና ዶ ? ወይ ብስሞም ወይ ስሎኦም እንዳበልና ንልምን ዶ? ናኣብነት ስለ ኣቦና ቅዱስ ሃውርያ ጳውሎስ ማሓረና ንብል ዶ ? ወይ ውን ቅዱስ ኣቦና ሃዋርይ ጳውሎስ ነቦ ለምነልና ንብል ዶ? ብዙሕ ኣክብሮተይ እንዳገለጽኩ ተገዲስካ ብቃል ኣምላክ መሰረይ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር
ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ሰማይ ዘለዉ ቅዱሳን ለሙኑልና ክንብል ንኽእል ኢና። ኣብ ሰማይ ዘለው ቅዱሳን ኣብ ምድሪ ዘሎ ኹሉ ክርእዩ ውን ይኽእሉ እዮም። ማለት ከምቲ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ሕጂ ብዋግዋጎ መነጸር ንርኢ ኣለና፥ ሽዑ ግና ገጽ-ንገጽ ክንርኢ ኢና፥ ሕጂ ምቃል ንፈልጥ ኣለና ሽዑ ግና ንኹሉ ክንፈልጥ ኢና (1ይ ቆሮ 13፥12) ዝበሎ እዩ። ከምኡ ውን ሰብ ብመንፈሳዊ መንገዲ እንተተመላሊሱ ቅድስና እንተ በጺሑ ይትረፍ ዶ ኣብ ሰማይ ኣብዚ ምድሪ ብሂወት እንዳ ነበረ ከማን ብመንፈስ እንታይ ይግበር ይፈልጡ እዮም። 1ይ ቆረንቶስ 5 (1 Corinthians)3-4፤ ኣነ ግና ብስጋይ ርሑቕ ክነሰይ፡ ብመንፈሰይ ምሳኻትኩም እየ፡ #ንስኻትኩምን_መንፈሰይን ብስም ጐይታና ኢየሱስ ተኣኪብና ኸሎና።ብተወሳኺ ውን ሉቃ 16፥19-31 ናይ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን ዛንታ ንመልከት እቲ ሃብታም ሰብኣይ ንኣቦና ኣብርሃም ብዛዕባ 5ተ ኣብ ምድሪ ዝነብሩ ኣሕዋቱ ክልምን ከሎ ኣቦና ኣብርሃም ግና ሙሴን ሕጊ ሙሴን ነብያትን ከምዘለዎም ንዑኡ እንተዘይሰሚዖም ግና ከምዘይድሕኑ ይነግሮም። ስለዚ ኣቦና ኣብርሃም ቅድሚ ሙሴ ቅድሚ 500 ዓመታት ብስጋ ካብ ዓለም ተፈልዩ ነይሩ ሙሴ ኣብ ምድሪ ከምዝነበረ መን ነጊሩዎ?ካልኣይቲ ሕቶኺ ስለ ቅዱሳን ኢልና ዶ ንልምን? ብርግጽ ንልምን ኢና መጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ። ዘጽ 32፥1-13 "ዎ እግዚኣብሔር እቲ ንኣብርሃምን ያዕቆብን(እስራኤል) ዝኣተኻዮ ቃል ዘክር" እንዳበለ ነቢ ሙሴ ክጽሊ ንምልከት። ነቢ ሙሴ ምእንቲ እቲ ኣብዛ ዓለም ዘየለ ኣቦና ኣብርሃም ክትብል ህዝብኻ ምሓር እንዳበለ ይጽሊ ከምዝነበረ ንሕና ውን ምእንቲ እቶም ሰናይ ገድሊ ዝተጋደሉ ቅዱሳንካ ክትብል መሓረና ኢልና ንልምን።ብተወሳኺ ውን ሄኖክ 12፥2 " በተን መዓልታት እቲአን እቶም ኣብ ልዕሊ ሰማያት ዝነብሩ ቅዱሳን ይሓብሩ ነበሩ። ምእንቲ እቲ ዝተኻዕወ ደም ጻድቃን ብሓደ ቃል ኮይኖም ብስም ጎይታ መናፍስቲ ይማልዱን ይጽልዩን የኽብሩን ነበሩ።"ሄኖክ 9፥18 " በቲ እዋን ደመናን ኣውሊን ንፋስን ካብ ገጽ ምድሪ መንዚዑ ወሰደኒ ኣብ ወሰን ሰማያት ድማ ኣንበረኒ ኣብኡ ድማ ካልእ ራኢ ማሕደር ጻድቃን ምዕራፍ ቅዱሳን ረኣኹ ኣብኡ ኣዒንተይ መሕደሪኦም ምስ መላእኽቲ መዕረፊኦም ምስ ቅዱሳን ዝኾነ ረኣያ #ምእንቲ_ደቂ_ሰባት ከኣ #ይልምኑን_ይጽልዩን ነበሩ ጽድቂ ድማ ኣብ ቅድሚኦም ከም ማይ ዉሒዝ ይውሕዝ ነበረ።"ሓፍተይ ዝያዳ ባዕሉ ጽቡቅ ጌሩ እንተዝገልጽልኪ ዝበለጸ እዩ ግን ካብቲ ብዙሕ ትምህርቲ ቤተክርስያንና ነዚአን የካፍለኪ ኣለኹ እሞ ኣብጸሎትኪ ዘክርኒ❤።
@@Blessmelord2024 ክቡር ሓወይ ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ የመስግነካ ቅዱሳን ኣብሰማያት ኮይኖም ናኣብሰማይ ዘሎ እግዛቢሄር ኣምላክ ለይትን ቀትርን ቅዱስ ቅዱስ እንዳበሉ ክብሪ ይህቡ ናኣብምድሪ ዘለና ካኣ ሰላም ክወርድ ኣብዝፋን ኣቦኦም ኮይኖም ኩሉግዜ ፍግም እንዳበሉ ከምዝሰግዱ መጽሓፍ ቅዱስ ይነግረና እዩ ። ወይውን ንእግዛቢሄር ኣቦ ምስ ኣቦና ኣብራሃም ዛኣተካዮ ከዳን ዘክር ምስ ኣቦና ያቆብ ዛኣተካዩ ኪዳን ዘክር ምስ ኣቦና ኖህ ዛኣተካዮ ኪዳን ዘክር እንዳበልና ንእግዛቢሄር ኣምላክ ከምዝጽለ የርእየና እዩ ኣብዚኣ ትርዳኣኒ እያ ኣነ ዘይትርዳኣንን ንቡዛሓት ኣቦታትን የሕዋትን ሓቲተ መልሲ ዘይረከብኩሉን ስጋብ ሕጂ ሕቶ ዝኮነኒ ዘሎን ግን እዚ ዝስዕብ እዩ ። ኦኣቦና ኣብራሃም ንእግዛቢሄር ኣምላክ ለምነልና ምሳካ ዛኣተዎ ኪዳን ስለዘሎ ለምነልና ክንብል ንክእል ዶ ? ኦኣቦና ኖህ ንእግዛቢሄ ለምነልና ምሳካ ዛኣተዎ ኪዳን ስለዘሎ ለምነልና ንብል ዶ? ወይስ ኦእግዛቢሄ ኣምላክ ምስ ኣቦና ኖህ ዛኣተካዮ ኪዳን ዘክር ማሓረና ኢልና ኢና ንእግዛቢሄር ንልምን? ኣብዚኣ እያ ዘይትርዳኣኒ ። ኦእግዛቢሄር ኣምላክ ምስ ኣቦና ኣብራሃም ዛኣተካዩ ኪዳን ዘክር ማሓረ ኢልና ኢና ንእግዛቢሄር ንልምን እዚኣ እያ ዘይትርዳኣኒ ።
ካሳሁን he is playing a new game he is trying to make more followers b/c he loses his past followers ብቅንአና አይኮነን ዝዘረብ ዘሎ
ብሮ፡ካሳሁን ውን ሕብእቲ ማዕርግ ፓስተር ከይሃለወቶ ኣይትተርፍን ኢያ፡ከመይ ሰይጣን ኣብ ወንጌል፡ንስካ ወዲ እቲ ህያው ኣምላክ ኢኻ፡ብምባሉ ተናኢዱ ኣይፈልጥን ክርስቶስውን ውጻእ ካብ ምባል ሓሊፉ ከድንቆ ኣይረኣናን፡ካስሁን ግን እንድዒ kkkkkk ደስ ኢልዎ ኣሎ በዚ kkkk ንግዜ ንሃቦ
@@YohannesEzraኣቤት ኣምላክ ይቅረ ይበለልና😢😢😢😢ኣቱም ሰባት በባየይን በባካትሙን ሰብ ከይንመላላእ ፍርዲ ይፅበየናሎ ኣብ ሰማይ ፈራዲ ኣምላክ ጥራሕዩ😢😢😢😢
ቅዱሳት ምስ መቱ በቃ ኣብቂዑ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ኣማላድን የለን እሱ እዩ የሱስ ክርስቶስ ብሞቱን ትንሳኤኡን ጌር ዘማልደልና የማነ ፍጹም ተሳሓሒቱ ኣሎ?
ኣምላክና ፈራዲ❤❤❤ እመ ኣምላክ ቅድስቲ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ❤ቅዱሳን መላእክቲ የማልዱ ይፅሉዩልና❤❤❤❤
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ ተጋጊኪ ጻድቃን ቅዱሳን ዘማልዱ እንተኮይኖም ክርስቶስ ምማት ኣይመድለዮን ሕጂ ግን ብሞት የሱሥ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ናይ ዘልኣለም ህይወትን ምድሓንን ኣዊጁልና እዩ
ኣምላክናቅዱሳን ባዕሉ ኣክቢርዎም ኣንሕናለ ነክብሮም ኣይትብዝሕ ዘረባ ዝሓወይ ስቁልካ ኦርቶዶክሳዊያን ክምህሩካ እምበይ ኣይትምህሮምን
ሰላም አምላኽ ምሳካ ይኩን ኩቡር መ ም ካሳሁን አብዚአ ሐቂ ሙካኑ ጽቡቅ ጌሮም ይፈልጡ እዮም እንተኮነ ድያብሎስ አብ ገዳመ ቆሮንቶስ ሰለስተ ሕቶ ሐቲትዎ ኔይሩ !ግን ካበይ አምጺኡ ይሐቶ ኔይሩ ?ጌጋ የኽላአለይ እምበር :ሐድነት አለና ከብል ዘምጽኦ እምበር ዘይፍጽምቲ ቤተክረስትያን እያ ዝብል ዘሎስ ከሳብ ክንደይ እዩ ክምአሚኑ ዝዛረበሉ ዘሎ ኮይኑ ክቀርብ ተደልዩ :ኩሉ ትሕዝቶ ትምህርትካ እንዳመጸጸ ይመጽእ አሎ :ንሳቶም ሰይጣናዊ ሜላ አቀዲሞም ስለዝተማህሩ ብጣዕሚ ተመሲጠ ኢልካ ከተቅርቦስ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ በየናይ መንፍስ ይዛረብ አሎ ግን አይተረዳአካን :ሰይጣን እካ መልአኽ መሲሉ ካብ መጽሐፍ ቅዱስ እንዳጠቀሰ ይልፍልፈ እዩ ስለዚ ብአብ ሰሕተ ት መንገዲ ዘለው ተመሲጠሰ አይግድን!!!!
ወይ ነብይ ሓሲሩ ማርሰዲስ እንዳ ዘወርኻስ ነብይ ህምም ነብያት እኾ ነብሶም ቀጺዖም ጫማ ከይገበሩ ወዘተ እዮም እኾ ሓሊፎም ናይ ዘመና ነብያታት ግን ኣኹድሪ ዝጻወቱ ዘይቲ ግዝኡ ዝብሉ እዮም ምሕረት የውርደሎም 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓና ንስካ ኩሉ ግዜ ኢካ ኣገዳሲ ተምጽእ ሎሚ ጥራይ ኣይኮንካን ካብ ልብና ኢና ንፈትወካ ❤❤❤
ኣሰይይይ ኣዋይይይ ለዉጢ
ክብሪ ንአምላክ ይኩን ንመን ኢልዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓቢርና ንጸሞሉን ንጽልየሉን ግዜ ይመጽእ ይከዉን።
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና
BhKi kabzi zabi xega yelon ❤❤❤
😂😂😂 ክክክ ...
ሰለ ሁሉ እግዚአብሔር ይመሰገን
ቃል ሂወት ያሰማልን❤❤❤
John 14 ትግ - ዮሃንስ
6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሔር ይመስገን ክውር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ🙏😍🙏
Galatians 1 ትግ - ገላትያ
8: ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
9: ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ቃል ሂወት የስማዓልና አግዚኣቢሂር ተመስገነ ይኹን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን
ዋውውው ናይ ብሓቂ ኣነ የሕዋተይ ናበኣቶም ከይደን ኩሉ ሰብ ሓዚኑ ኣነ ግና ሓንቲ ማኤልቲ ክምለሳ የን እየ ዝብሎም ኩሉ ግዜ ከኣ ብዛኤባ ቁዱስ ስጋኤኡን ደሙኡን ይነግረን እየ ምክሕንኣቱ ቆለኡ ከለዋ ወላዲተይ ብሞት ተፈልኣትን ኣነ ድማ ክሉ ግዜ ማለት ዒባየይ የሕዋተይ ጠም የ ን ኣይሞታን የን ቁድስ ቁርባን ብዝተቀበልኩኩሉ ከይትሓድግየን ኢ ለያ ከሙኤ ኻ ጌራ ሕጂ ክምስክረለን ከለኹ ቡዙሕ ኣይርደኣንን ኔሩ ሕጂ ግና ድሕሪ 5 አዓመት ኢጣሓንቲ ቁዱስ ስጋኡ ን ደሙን ሓቀኛ ሙክሃኑ ክርደኣ ጀሚሩ ጥራይ ነቲ ፍልጠት ዘይብሉ ቤምነት ጥራይ ዝነብሩ ምምሃር ኣገዳጽኡ
ኣሜን ኣሜን amen❤🎉❤🎉❤
ቃል ሂወት የስመዓና ክቡር ሓወይ
Galatians 1 ትግ - ገላትያ
8: ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
10: ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
Amilaki yebareka
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ካሳሁን❤
መምህር❤ካሳሁን❤ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብኩም❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚአብሄር ኣቦና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳህን ሓወና ቃል ሂወት የስምዓልና
ሕቶ ኣለኒ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር
ብድምጺ ዘይትሕልፈልና መለኽዒ መንፈሳዊ ዕብየት ትብል መጽሓፍ
Amen.amen amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Selam Amelak Naka kasahun ezi kal Amelak aykonen ab kal Amelakzeyele temherti sihetet eyu zihawey aytethagos !!!
Qale hiwet yesmalna kbur memhrna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey ❤❤🎉
Amen Amen Amen kale hiwat ysemalena
አሜን አሜን አሜን! ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና 🙏✝️❤️
ቃለሂወት የስመዓልና መምህረይ አምላክ ብኡ ኣቢሉ ኣዒንቶም የብርሃሎም
Kale hiwet yasmalen kebur memherna
ኣምላኽና ፡ ኣምላኽ ሕያዋን እምበር ኣምላኽ ምውታት ኣይኮነን......
Thank you , may the Lord bless you abundantly!
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና🎉❤
ግርም ጸኒሕካስ ነቢ ትብሎ ነቢይ አኮነን መናፍቅ የማነ
Amennn kale hiwet yesmalna memhrey ❤
Amen amen
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum 🙏 kudusan yemaldlna❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓውና፡ ንፓስተር ውን ኣድናቆተይ ይገልጸሉ እንተኾነ ንምሉእ ቅኑዕ ትምህርቲ ናብታ ክርስቶስ ዝመስረታ ቤተክርስትያን ክመጽእ ብስም እግዚኣብሄር ይዕድሞ።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️
ቃል ህይወት ያስመዐልና👏😍
Memhrei kal hiwet yesmaana Igzabiher amlak lbna yebrahalna
Amen❤❤❤
❤🎉❤ቃል ህይወት የስመዕልና
ጽቡቕ ትምህርቲ።
Amen amen amen qale hiwat ysemalena
እሜን ቃል ሂወት🎉🎉🎉❤❤❤
Amem kalehwet yesmaelna amen
Qale hiwet yesmalna memhrna egziabher ayne lbonom ykfetelom
❤❤❤❤❤Amenn❤❤❤❤
Amen! Kbrn msganan namlak abotatna abrham yshak yakob ykun.❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመኣልና
ሓቂ ክርስቶስ ጥራይ፡ካልኦት ዝኮነ ማዕርገ ክህነት ይሃልዎም ምድራውያን እዮም ከም ሳዓብቲ ክርስቶስ ኮይኖም ብዝግብርዎ መጽናዕቲ ንህዝቦም ከካፍሉውን ሰናይ እዩ ነቶም ዘይፈልጡ ንክፍልጡ፡ በቶም ረሲእን ድማ ንምዝክካሮም ቃል ኣምላክ ትምኒቱን ተስፋታቱን እሙን ጌርካ ምቕባልን ምግልጋልን ድማ በረጀተ ጅርስቲስ እዩ።
መብዛሕትና ግን ነታ ዘለናያ ቤት ክርስትን ንምጥባቕ ኣብ ኣተርጋጉማ ቃል ሓረግን መጽሓፍቲ ቅዱሳን ትክክለኛ ትርጋሚኡ ክፈላከዩ ንርኢ ኣሎና።
ናይ ብሓቂ ሳዕብቲ ክርስቶስ ክንከውናሰሩን ንትምህርቱ ብትክክል ከም ቃሉ መሰረት ብውሕዱ ክንሰማማዕ ይግባእ።
ምክንያቱ ኩልና ናይ ክርስቶስ ሳዓብቲ ንምካን ዝግበር ጻዕሪ ብኣትኩሮ ብዘይ ሻራ ክንማሃርን ክንግንዘብን ይሓግዘና።
ክረስቶስ መገድን፡ ሓቕን፡ ህይወትን ኣነ እየ ብዘይብኣይ ናብ ቤት ኣቦ ዝእቱ የልቦን። ኣሜን!!!
ዮሃንስ ወንጌል= 14÷6 ንምልከት
ቃል ህትወት የስምዑና
እዚም ክልተ ኣሕዋት ጽብይቕ ኣፍልጦ ኣለዎም ክብል እድፈር።
ምናልባት ኣብ ዝርዝር ክወርዱ ከለዉ ዘይፈለጥናዮ
ንምፍልጥ ሓጋዚ ኮይኑ እስናዓኒ።
ተባረኩ!
Kalhiwet yesmalna memhr tebarek
Kal hiwet yesmalna
ትክል ትምህርቲ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ኣታ ካሳሁን ብጣዕሚ ትስሕት ኣለኻ፥ ናይ ክንደይ ሰባት ሰዓብትኻ ተሓታትነት ከም ዘለኻ ዘክር። ሃዋርያት ክጽልዩ ከለዉስ ስማዕ እንዶ ማርያም ምስኦም ድያ ትጽሊ ኔራ ወይስ ናብ ማርያም መጺኦም እዮም ለምንልና ኢሎም ዝጽልዩ ኔሮም። ካበይ ካበይ ኢኹም ተምጽእዎ እዚ ኩሉ ስሑት ትምህርትታትኩም። ኩሉ ጸሎት ብስም እየሱስ ምስ ዝጽለ ኣቦ ከም ዝሰምዓና ቃሉ ይነግረና፥ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ ጽውጽዋይ ክትመላለሱ፥ ቁሩብሲ ርእስኻ ዘይተትሕት።
Amilaki yebarekika haway❤❤❤❤❤
Qale hiwet yesmalna memhrna
❤❤❤Kale hiwet yasmalna ❤❤❤
መጽሓፍ ቑዱስ ንኩሉ ኣይኮነን ዚግለጸሉ ወላ ኢንትኣበብካዎ ኣማልክ ኪገልጸልካ ኣልዎ። ስለዚ ኣማልክ ጸጋ ዐዲልካ ካሳሁን ሃውና ❤
ሓ
qal hiwot ysemalen hawena 🙏 🙏 🙏
መምህር እንኳዕ በሰላም መፀካ ❤❤❤
Galatians 1 ትግ - ገላትያ
6: ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ።
7: እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን።
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ክብር መምህርና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘልአለማዊት እያ ክሳብ ዕድመ ፍጻሜና የጽንዐና❤❤
Kale hiwet yesmalna
Colossians 3 ትግ - ቆሎሴ
17: ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።
ብዝተኻእለ ኣቁምካ ሓግዞ ካሳሆን ሃወይ
❤❤❤🙏
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ
15: ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሐዲጎም ተጋገዩ፡ መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ በልኣም ወዲ ቦሶር ሰዐቡ።
18: ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት እናተዛረቡ ብፍትወት ስጋን ብርኽሰትን ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዚነብሩ ሕጂ ቕሩብ ዘምለጡ ይሐባብሉ፡
Amlak ybarka zhawey,plz nay orthodox and pente different amsalna,abzi pente ina sebeku ashegiromna plz sbuk mknit amsalna.❤
❤❤❤🎉
John 14 ትግ - ዮሃንስ
13: ኣቦ ኣብ ወዲ ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኽገብረልኩም እየ።
14: ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ።
እኑቃዕ ድሓን መጻእኻ ግን፡ናይዚ ፓስተር ጉዳይ እተዘይተምጽኦ ጽቡቅ፡ነይሩ መኽንያቱ ከምትዝመስለኒ ኣዘራራቢ ኽከውን ኢዩ ዝደሊ ዘሎ ፍ ፉሉይ ቅዲ ኢዩ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ዓይኒ ሰብ ክኣቱ ደልዩ እበር ነቲ ነገራኣት ተረዲኡዎ ኣይኮነን እዚ፡ከኣ ንሕና ፍሉያት ኢና ዝብሉ ፓስተራኣት ባህሪ ኢዩ ስለዚ ጽባሕ ካልእ ኮይኑ ከምጽእ ስለ ዝኽእል ብዙሕ ቦታ ዘይምሃብ ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ሰይ ተዋህዶ መልሲ ኣለዋ ንብል ነዚ ኢና ቀስ ብቀስ ክምለሱ እዮም ናትና ጽንዓት የድሊ
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ
2: ብዙሓት ድማ ብርኽሰቶም ኪስዕብዎም እዮም፡ ብሰሮምውን እታ መገዲ ሓቂ ኽትጽረፍ እያ።
3: ብስስዔ ብዘረባ ጥበራ ገይሮም፡ መናገዲ ኺገብሩኹም እዮም፡ ፍርዶም ካብ ቀደም ኣይዐርፍን ጥፍኣቶምውን ኣይድቅስን እዩ።
Revelation 6 ትግ - ራእይ
10: ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ ዎ ቅዱስን ሓቀኛን ጐይታ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉኸ ኽሳእ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበሉ ጠርዑ።
11: ንነፍሲ ወከፎም ድማ ጻዕዳ ኽዳን ተዋህቦም፡ እቶም ከማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጾቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚምልኡ ኸኣ፡ ገና ቕሩብ ዘመን ኪዐርፉ ተባህለሎም።
Amen
Temesgen amlak ygermyu bebqrub nabana kmexuyom egziabher ayne lboneom ykfetelom
Seb ayetetalil ab kal Amelak zeyele temherti sihetet ayehguska tensah bejaka Besm Eyesus chrustos medhanina! Nesehe yehabka kabzi terir lebka mes kal chrustosn Amelak kitexarero tewel zelka !!
Acts 22 ትግ - ግብሪ ሃዋ
8: ኣነ ድማ፡ ጐይታይ፡ ንስኻ መን ኢኻ፧ ኢለ መለስኩሉ። ንሱውን ኣነ እቲ ንስኻ እትሰጎ ዘሎኻ የሱስ ናዝሬታዊ እየ፡ በለኒ።
1ይ ተሰሎንቄ 4:13፤ ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ ከምቶም ተስፋ ዜብሎም ካልኦት ምእንቲ ኸይትሐዝኑ፡ ብዛዕባ እቶም ደቂሶም ዘለዉ ብዘይ ፍልጠት ክትኰኑ ኣይፈቱን እየ።
1ይ ተሰሎንቄ 4:14፤ ማለት፡ የሱስ ከም ዝሞተን ከም ዝተንስኤን ኣሚንና እንተ ዄንና፡ ከምኡውን ኣምላኽ ነቶም ብየሱስ ዝደቀሱ ምስኡ ኼምጽኦም እዩ።
1ይ ተሰሎንቄ 4:15፤ ንሕና ኽሳዕ ምጽኣት ጐይታ ብህይወትና እንጸንሕ ከኣ ነቶም ዝደቀሱ ከቶ ኸም ዘይንቕድሞም፡ እዚ ብቓል ጐይታ ንብለኩም አሎና።
Revelation 6 ትግ - ራእይ
9: ነቲ ሓምሳይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ነፍሳት እቶም ስለ ቓል ኣምላኽን ስለቲ ዝነበሮም ምስክርን እተሐርዱ ኣብ ትሕቲ መሰውኢ ርኤኹ።
10: ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ ዎ ቅዱስን ሓቀኛን ጐይታ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉኸ ኽሳእ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበሉ ጠርዑ።
11: ንነፍሲ ወከፎም ድማ ጻዕዳ ኽዳን ተዋህቦም፡ እቶም ከማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጾቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚምልኡ ኸኣ፡ ገና ቕሩብ ዘመን ኪዐርፉ ተባህለሎም።
Negus Ferone Eyu neru
Wey Gud hashewye.
ኣምላኽ ነብይ የማነ ይባርኽ።
🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤👌👍✅
ሓዉና ካሳሁን ቤተ-ክርስትያን ኣብ እምነት ኢየሱስ ክርስቶስ ስለ ዝተሰረተት ፍጽምቲ ኢያ ናይ ሰብ ነገር ዋላ ውን ቀሺ ይኹን ብተግባርና ዘጠቃልል ኣይኮነን
Amlakna, Zbelo Bsm Hade weday JESUS
Zlemnkmwo Ktkblu Ekum Eyu Zbeleenber,
Melakti wey Adena Maryam Yemldu Eyom
Zbl Ab Mexhaf Kdus Yelen. Xadkanat Ab Smay Koynom Yxluyulkum Eiom Zbl Ylen.
Wengel Zbelo Enber
Deki Sebat Zblwo Knamn Yblnan.
Entkilkum Mexhaf Kudis Kenbbu Aberatewom.
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ
9-10: እቶም ዚጠፍኡስ ንምድሓኖም ዚኸውን ፍቕሪ ሓቂ ስለ ዘይተቐበሉ፡ ንኣታቶም ናይ እዚ ኣመጻጽኣ ብዅሉ ጥበራ ዓመጻ፡ ብዅሉ ሓይልን ትእምርትን ተኣምራት ሓሶትን ብሓይሊ ስይጣን እዩ ዚኸውን።
Angel 😇 cannot save you only Jesus can save you pray by the name of Lord Jesus Christ above all Name 💙
Genesis 48 (KJV) - ዘፍጥረት
16: The #Angel which #redeemed me from all evil, bless the lads; and let my name be named on them, and the name of my fathers Abraham and Isaac; and let them grow into a multitude in the midst of the earth.
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ
24: ናይ ሓሶት መሲሃትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪመጹ እዮም እሞ፡ እንተ ተኻእሎምሲ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ኬስሕቱ፡ ዓበይቲ ትእምርትን ተኣምራትን ኪገብሩ እዮም።
Acts 20 ትግ - ግብሪ ሃዋ
30: ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚምህሩ ኻባኻትኩም ኪትንስኡ እዮም።
2 Peter 2 ትግ - 2ይ ጴጥሮስ
1: ግናኸ ነብያት ሓሶት ድማ ኣብ ማእከል እቲ ህዝቢ ተንሲኦም ነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ማእከልኩም መምህራን ሓሶት ኪትንስኡ እዮም፡ ናብ ርእሶም ቅልጡፍ ጥፍኣት እናምጽኡ ድማ፡ ክሳዕ ነቲ እተሻየጦም ጐይታ እኳ ኪኽሕድዎ እዮም፡ ንሳቶም ናይ ጥፍኣት ምፍልላይ ኣስሊኾም ኬእትዉ እዮም።
Hjiwen dhri mot Frdi Tray eyu Zelo.
Hyaw keleka tray eka ketemaled tekel
እብራውያን9:27,28
ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡
ከምኡ ኸኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኤ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጽበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጽ እዩ።
ካሳየ ዝግዕዙ ዘለው ደኣ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ደቃ ዘይተምህር ኮይና፡ ደቃ ዘይትጓሲ ኮይና። ኣበራብርዋ
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ
11-12: ስለዚ ኸኣ እቶም ብዓመጻ ባህ ዚብሎም እምበር፡ ንሓቂ ዘይኣምኑ ዅሎም ምእንቲ ኺፍረዱ፡ ኣምላኽ፡ ነቲ ሓሶት ክሳዕ ዚኣምኑ፡ ብርቱዕ ስሕተት ይሰደሎም።
መምህር ካሳሁን ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ። ኣብ ኣማላድነት ሕቶ ኣለኒ ተገዲስካ መልሰለይ በጃካ። ሰብ ምስ ሞቶ ኣብ ሰማይ ቅዱሳን ካብ ሲኦል ከውጽዎ ይክእሉ ዲዩም? ከመይ ኢሉ ሰብ ከይተነሰሀ ካብ ሲኦል ብ ቅዱሳን ይወጽእ? ኣማላድነት እንታይ ኢላ ኡያ ትርዶኦ ኦርተደክስ።
Neseka mes haki eka tekeyede ❤❤❤❤ is a good one
ክቡር መምህር ካሳሁን መጽሓፍ ቅዱስ ክብሪ ኣብሰማይ ኣብላዕል ሰላም ድማ ኣብምድሪ እንዳበሉ ኩሉግዜ ከምዝልምኑ ይነግረና ኣብዚ ኣይኮነን እቲ ሕቶ።እቲ ሕቶ እዚ ዝስዕብ እዩ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ብመጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ
ኣብሰማያት ንዘለው ቅዱሳት ለሙሉና ክንብል ንክእል ዶ? ነቲ ለሙሉና ንብሎም ናይናብስወከፍ ሰብ ሰሚዖም ናብ ኣምላክ ቀሪቦም ንእገለ ማሓሮ ይብሉልና ዶ ? ንሕና ከ ነቲ ጎይታናን ጎይቶኦምን ንኩሉ ክሰምዕ ዝክእልን መማለዲ ዘይቅበል ኣምላክ ገዲፍና ኣማሉዱልና ለሙልና ኢልና ናቦኦም ጾሎትናን ልማኖናን ከነቅርብ ንክእል ዶ ?
ለሙልና ክንብል ቃል ኣምላክ የፍቅደልና ዶ ?
ወይ ብስሞም ወይ ስሎኦም እንዳበልና ንልምን ዶ? ናኣብነት ስለ ኣቦና ቅዱስ ሃውርያ ጳውሎስ ማሓረና ንብል ዶ ?
ወይ ውን ቅዱስ ኣቦና ሃዋርይ ጳውሎስ ነቦ ለምነልና ንብል ዶ?
ብዙሕ ኣክብሮተይ እንዳገለጽኩ ተገዲስካ ብቃል ኣምላክ መሰረይ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር
ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ሰማይ ዘለዉ ቅዱሳን ለሙኑልና ክንብል ንኽእል ኢና። ኣብ ሰማይ ዘለው ቅዱሳን ኣብ ምድሪ ዘሎ ኹሉ ክርእዩ ውን ይኽእሉ እዮም። ማለት ከምቲ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ሕጂ ብዋግዋጎ መነጸር ንርኢ ኣለና፥ ሽዑ ግና ገጽ-ንገጽ ክንርኢ ኢና፥ ሕጂ ምቃል ንፈልጥ ኣለና ሽዑ ግና ንኹሉ ክንፈልጥ ኢና (1ይ ቆሮ 13፥12) ዝበሎ እዩ። ከምኡ ውን ሰብ ብመንፈሳዊ መንገዲ እንተተመላሊሱ ቅድስና እንተ በጺሑ ይትረፍ ዶ ኣብ ሰማይ ኣብዚ ምድሪ ብሂወት እንዳ ነበረ ከማን ብመንፈስ እንታይ ይግበር ይፈልጡ እዮም።
1ይ ቆረንቶስ 5 (1 Corinthians)
3-4፤ ኣነ ግና ብስጋይ ርሑቕ ክነሰይ፡ ብመንፈሰይ ምሳኻትኩም እየ፡ #ንስኻትኩምን_መንፈሰይን ብስም ጐይታና ኢየሱስ ተኣኪብና ኸሎና።
ብተወሳኺ ውን ሉቃ 16፥19-31 ናይ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን ዛንታ ንመልከት እቲ ሃብታም ሰብኣይ ንኣቦና ኣብርሃም ብዛዕባ 5ተ ኣብ ምድሪ ዝነብሩ ኣሕዋቱ ክልምን ከሎ ኣቦና ኣብርሃም ግና ሙሴን ሕጊ ሙሴን ነብያትን ከምዘለዎም ንዑኡ እንተዘይሰሚዖም ግና ከምዘይድሕኑ ይነግሮም። ስለዚ ኣቦና ኣብርሃም ቅድሚ ሙሴ ቅድሚ 500 ዓመታት ብስጋ ካብ ዓለም ተፈልዩ ነይሩ ሙሴ ኣብ ምድሪ ከምዝነበረ መን ነጊሩዎ?
ካልኣይቲ ሕቶኺ ስለ ቅዱሳን ኢልና ዶ ንልምን? ብርግጽ ንልምን ኢና መጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ።
ዘጽ 32፥1-13 "ዎ እግዚኣብሔር እቲ ንኣብርሃምን ያዕቆብን(እስራኤል) ዝኣተኻዮ ቃል ዘክር" እንዳበለ ነቢ ሙሴ ክጽሊ ንምልከት። ነቢ ሙሴ ምእንቲ እቲ ኣብዛ ዓለም ዘየለ ኣቦና ኣብርሃም ክትብል ህዝብኻ ምሓር እንዳበለ ይጽሊ ከምዝነበረ ንሕና ውን ምእንቲ እቶም ሰናይ ገድሊ ዝተጋደሉ ቅዱሳንካ ክትብል መሓረና ኢልና ንልምን።
ብተወሳኺ ውን
ሄኖክ 12፥2 " በተን መዓልታት እቲአን እቶም ኣብ ልዕሊ ሰማያት ዝነብሩ ቅዱሳን ይሓብሩ ነበሩ። ምእንቲ እቲ ዝተኻዕወ ደም ጻድቃን ብሓደ ቃል ኮይኖም ብስም ጎይታ መናፍስቲ ይማልዱን ይጽልዩን የኽብሩን ነበሩ።"
ሄኖክ 9፥18 " በቲ እዋን ደመናን ኣውሊን ንፋስን ካብ ገጽ ምድሪ መንዚዑ ወሰደኒ ኣብ ወሰን ሰማያት ድማ ኣንበረኒ ኣብኡ ድማ ካልእ ራኢ ማሕደር ጻድቃን ምዕራፍ ቅዱሳን ረኣኹ ኣብኡ ኣዒንተይ መሕደሪኦም ምስ መላእኽቲ መዕረፊኦም ምስ ቅዱሳን ዝኾነ ረኣያ #ምእንቲ_ደቂ_ሰባት ከኣ #ይልምኑን_ይጽልዩን ነበሩ ጽድቂ ድማ ኣብ ቅድሚኦም ከም ማይ ዉሒዝ ይውሕዝ ነበረ።"
ሓፍተይ ዝያዳ ባዕሉ ጽቡቅ ጌሩ እንተዝገልጽልኪ ዝበለጸ እዩ ግን ካብቲ ብዙሕ ትምህርቲ ቤተክርስያንና ነዚአን የካፍለኪ ኣለኹ እሞ ኣብጸሎትኪ ዘክርኒ❤።
@@Blessmelord2024 ክቡር ሓወይ ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ የመስግነካ ቅዱሳን ኣብሰማያት ኮይኖም ናኣብሰማይ ዘሎ እግዛቢሄር ኣምላክ ለይትን ቀትርን ቅዱስ ቅዱስ እንዳበሉ ክብሪ ይህቡ ናኣብምድሪ ዘለና ካኣ ሰላም ክወርድ ኣብዝፋን ኣቦኦም ኮይኖም ኩሉግዜ ፍግም እንዳበሉ ከምዝሰግዱ መጽሓፍ ቅዱስ ይነግረና እዩ ። ወይውን ንእግዛቢሄር ኣቦ ምስ ኣቦና ኣብራሃም ዛኣተካዮ ከዳን ዘክር ምስ ኣቦና ያቆብ ዛኣተካዩ ኪዳን ዘክር ምስ ኣቦና ኖህ ዛኣተካዮ ኪዳን ዘክር እንዳበልና ንእግዛቢሄር ኣምላክ ከምዝጽለ የርእየና እዩ ኣብዚኣ ትርዳኣኒ እያ ኣነ ዘይትርዳኣንን ንቡዛሓት ኣቦታትን የሕዋትን ሓቲተ መልሲ ዘይረከብኩሉን ስጋብ ሕጂ ሕቶ ዝኮነኒ ዘሎን ግን እዚ ዝስዕብ እዩ ።
ኦኣቦና ኣብራሃም ንእግዛቢሄር ኣምላክ ለምነልና ምሳካ ዛኣተዎ ኪዳን ስለዘሎ ለምነልና ክንብል ንክእል ዶ ?
ኦኣቦና ኖህ ንእግዛቢሄ ለምነልና ምሳካ ዛኣተዎ ኪዳን ስለዘሎ ለምነልና ንብል ዶ?
ወይስ ኦእግዛቢሄ ኣምላክ ምስ ኣቦና ኖህ ዛኣተካዮ ኪዳን ዘክር ማሓረና ኢልና ኢና ንእግዛቢሄር ንልምን? ኣብዚኣ እያ ዘይትርዳኣኒ ።
ኦእግዛቢሄር ኣምላክ ምስ ኣቦና ኣብራሃም ዛኣተካዩ ኪዳን ዘክር ማሓረ ኢልና ኢና ንእግዛቢሄር ንልምን እዚኣ እያ ዘይትርዳኣኒ ።
ካሳሁን he is playing a new game he is trying to make more followers b/c he loses his past followers ብቅንአና አይኮነን ዝዘረብ ዘሎ
ብሮ፡ካሳሁን ውን ሕብእቲ ማዕርግ ፓስተር ከይሃለወቶ ኣይትተርፍን ኢያ፡ከመይ ሰይጣን ኣብ ወንጌል፡ንስካ ወዲ እቲ ህያው ኣምላክ ኢኻ፡ብምባሉ ተናኢዱ ኣይፈልጥን ክርስቶስውን ውጻእ ካብ ምባል ሓሊፉ ከድንቆ ኣይረኣናን፡ካስሁን ግን እንድዒ kkkkkk ደስ ኢልዎ ኣሎ በዚ kkkk ንግዜ ንሃቦ
@@YohannesEzraኣቤት ኣምላክ ይቅረ ይበለልና😢😢😢😢ኣቱም ሰባት በባየይን በባካትሙን ሰብ ከይንመላላእ ፍርዲ ይፅበየናሎ ኣብ ሰማይ ፈራዲ ኣምላክ ጥራሕዩ😢😢😢😢
ቅዱሳት ምስ መቱ በቃ ኣብቂዑ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ኣማላድን የለን እሱ እዩ የሱስ ክርስቶስ ብሞቱን ትንሳኤኡን ጌር ዘማልደልና
የማነ ፍጹም ተሳሓሒቱ ኣሎ?
ኣምላክና ፈራዲ❤❤❤ እመ ኣምላክ ቅድስቲ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ❤ቅዱሳን መላእክቲ የማልዱ ይፅሉዩልና❤❤❤❤
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ተጋጊኪ ጻድቃን ቅዱሳን ዘማልዱ እንተኮይኖም ክርስቶስ ምማት ኣይመድለዮን ሕጂ ግን ብሞት የሱሥ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ናይ ዘልኣለም ህይወትን ምድሓንን ኣዊጁልና እዩ