ነሹ መጸ መጸ/ ንወፉይ ሓዎብኡ/ ሓቒ ዝመስከርዎ ስምዑ/ ጀጋኑ ስድራቤት/መልሲ ሂብዎም/ እዋናዊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 เม.ย. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ንወፉይ ሓዎብኡ/ ሓቒ ዝመስከርዎ ስምዑ/ ጀጋኑ ስድራቤት/መልሲ ሂብዎም/ እዋናዊ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 206

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 23 วันที่ผ่านมา +15

    ውፉይ ጅግና ወድ ጀጋኑ እንዲካ ካብ ቀደሞም ስድራካ ምእንቲ ውጹዕ ዝሓልፉ ኢዮም ግን ጥንቅቅ በል ለኽባጥ ዘበን ኢዩ if you are poletian man donot believe even in hause fly ዝብሃል ኣሎ

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 22 วันที่ผ่านมา +3

    አውራጃውነት አይንፈልጥ ንሕና ኤርትራውያን ኢና አርባዕተ ነጥቢ አኸለ።

  • @TsegayGmariam
    @TsegayGmariam 23 วันที่ผ่านมา +4

    ተስፋ ይገብር ነሹ ንዉፉይ ጋሻ ገይርካ ዝተፈለየ ሕቶታት ብምቕራብ ሓደሽቲ ሓሳባት ክተስምዐና ❤

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 23 วันที่ผ่านมา +6

    ሐሳብ ዝብሃል የብሎምን አዚአቶም አንታይ እዬም ክረኽብሉ ጅግና ወዲ ጅግና ሐቀኛ ንሐቂ ዝቃለስ ሐርበኛ እዩ ዕድለኛታት ኢና ተባዕ ሐቀኛ ሐው ስለዘለና

  • @Ostirch
    @Ostirch 23 วันที่ผ่านมา +6

    ኣኮታተይ ጀጋኑ ደቂ በርሀ ትኩኡ 😢😢😢

  • @user-og7sm9qn6p
    @user-og7sm9qn6p 23 วันที่ผ่านมา

    Merry anbesa keep going 🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wufay jegena eka 💚💚💙💚💚💚💚💙💙💙💚💙💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💙💙💚💙💚💚💙

  • @MulueMelesNguse
    @MulueMelesNguse 23 วันที่ผ่านมา +3

    አረግት ሰደራካ አናተጸረፈ ሰቅ ትበል ሕማቅ ወድ ደቅለፈይ አካ የለን

  • @kebedezegirges2840
    @kebedezegirges2840 15 วันที่ผ่านมา

    Love the flute it's an amazing sincerer sound heart warming thanks

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6b 23 วันที่ผ่านมา +2

    እዞም ሓወብኡ ንበየነ ኣይጸላእክዎምን ዓዲ ክመላለሱ ደልዮም እምበር ደላይ ፍትሒ እዮም

  • @danielshimendi7618
    @danielshimendi7618 23 วันที่ผ่านมา +1

    Neshnsh haweyDhay Helen kemdilay itay aleka

  • @saratesfagiorgis6898
    @saratesfagiorgis6898 23 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh keep doing

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Ai jeganuna yebralna admen tana. Yhbkum nakum hizna ena ngaz Zena .jeganuna❤❤❤

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 23 วันที่ผ่านมา +1

    AMEHARU YEKETELUNA KEBELE DEYOU EZZE SEBEAY

  • @azebtewolde9624
    @azebtewolde9624 23 วันที่ผ่านมา

    Yeshu willkommen
    Amlak ybarka.❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Hgi euzedlio zelo srat hemasen kale tray eu zelwo❤❤

  • @queengaleri5184
    @queengaleri5184 23 วันที่ผ่านมา

    Neshu abi seb edmen tienan yhabeley haweyy! Nice 👍🏼

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 23 วันที่ผ่านมา

    Chaw Zehawey😂😂....Neshey u r ma best❤

  • @user-qc6sk2eg2h
    @user-qc6sk2eg2h 22 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯wufuy Gigna!

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Ylmunkum alewu begakum marina srat hemasen knebr sne hesab eu astewalu antay hnta hzbi tedalo❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Veri veri good meron tebika wesinka kab seclel dihinla❤❤❤❤

  • @SamiraSamira-zn4su
    @SamiraSamira-zn4su 23 วันที่ผ่านมา

    ዉፈይ ጅግና ወድ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @Tusfai
    @Tusfai 22 วันที่ผ่านมา

    ገለ እንዲዩ ወሪድወ ዝህዝቢ 🐬🐬🐬🙏🌍🌍🌍 ጎሓፍ ተደፊኡና

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา +1

    Anera alem blae mskrnatka jigna❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Mengstkum Ke yhgzdo nswatu hlfnetu antay tewxiu female serikas Gn Ur gnbhu ylbu❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Tsebk awe antay dea ktgber tekamirka xbuk aleka ❤❤❤

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wufuy is 💯💯💯💯💯💯💯💯 his great semi hgdf:::

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Reu jignet zewfaeu akeguzay si agame te ahilkm zgerm eu ❤❤❤

  • @user-if1ll1ct1r
    @user-if1ll1ct1r 23 วันที่ผ่านมา +2

    Neshnesh Ane hanti kreta aleni ab seltne personality atak endagbere malet xelie kefeter endaftene kurub astekakl Belo pls

  • @user-lh4jo5pl1e
    @user-lh4jo5pl1e 23 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ለባም ኢኻ l hope you to have long live for you.

  • @almaztesfamicael5942
    @almaztesfamicael5942 23 วันที่ผ่านมา

    Neshu Shikorrr🎉

  • @mulualemaraya7716
    @mulualemaraya7716 23 วันที่ผ่านมา

    Massive like neshu

  • @user-ev8yi9kl6d
    @user-ev8yi9kl6d 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 23 วันที่ผ่านมา +1

    ድሕረት ሕመቅ ኢዩ እምበር እዞም 10 ጎበዝ ክንደይ ምወለዱ ክንደይ ምፈረዩ እታ ሃገር ብpopulation ጥራይ ኣበይ ክትበጽሕ ይግበኣ ኔሩ ጥራይ ክርደኦም ይግበኦም ግድን ከኣ ኣይኮነን ኩሉ ቤተ ሰብ ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባ ክህልዎ

  • @abeabatesfay6609
    @abeabatesfay6609 23 วันที่ผ่านมา

    ዉፈይ ጅግና ጅግና ወድ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Hgi ztehza ksgogu eu zelawom dbuk ajendom kmexa eu❤❤❤

  • @amanielabrha6799
    @amanielabrha6799 23 วันที่ผ่านมา +2

    Great

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Bazmaxka gerka lmano ntekalasay mare kndey asgiawom sle zelo eu❤❤❤

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 23 วันที่ผ่านมา +2

    ወይ ሕማም ትግሪኛ እንዳተዛረብካ ምስ ተጋሩ ዘራኽብ የብልናን ወዲሓወቦ ውፉይ ? ? ?

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 23 วันที่ผ่านมา +5

    ነሽነሽ ጽፉፍ መደብ ኣለካ ኩሉ ዘማልአ እዩ ቐጽሎ❤

  • @zetamful
    @zetamful 23 วันที่ผ่านมา +2

    Meron the only Hero👍👍

    • @bingo8314
      @bingo8314 22 วันที่ผ่านมา

      Endyu gin kemzi nay ngho awli endakone

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤xebuki hasab alo

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 23 วันที่ผ่านมา

    Welcome Neshensh

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 23 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙

  • @yemaneandemichael5123
    @yemaneandemichael5123 23 วันที่ผ่านมา

    Wufuy the best 🌿,seltene gn nay bhaqi hasab zero

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 22 วันที่ผ่านมา

    Wfuy are the best 👍💙👑🤛

  • @zahracouch8452
    @zahracouch8452 23 วันที่ผ่านมา

    Right on! 👊👊👊

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wufuy jegna❤
    Seltena 😂😂

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 23 วันที่ผ่านมา

    Thanks neshu kei lumud

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  23 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @amanielabrha6799
    @amanielabrha6799 23 วันที่ผ่านมา +2

    Wow

  • @user-ku4xh8ln3b
    @user-ku4xh8ln3b 23 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkk ብርገድ ንሓመዱ ❤❤❤❤❤

  • @kiflemariamtesfahawariat8461
    @kiflemariamtesfahawariat8461 14 วันที่ผ่านมา

    ክሉኹም ተዛረብቲ ቃላትኩም ኣርምዎ። ንስኹም ክትብሉ ከሎኹም ንሓደ ሰብ ኢኹም ተመልክቱ ዘለኹም፡ ንብዙሓት ኣብ ክንዲ ንስኹም ንስኻትኩም ኢልኩም ተዛረቡ። ንሱ ንሳ ንሓደ እዩ ዘመልክት፡ ንሰን ወይ ንሶም ዝብል ቃል ድማ ብዕድመ ዝዓበዩ ወይ ንሰብ መዓርግ ንዘሎዎም ዝጥቀስ ቃል እዩ። ካልእ "የሕዋት" ዝብል ቃል ጌጋ እዩ፡ እቲ እሩም ኣሕዋት/ኣሓት እዩ ዝብሃል ኣዚ ወድሓንኩም።

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 23 วันที่ผ่านมา +3

    ነሽነሽ እዚ ውፍይ ከይደቀሰ እዩ ዝሓድር ዝበለ መንእሰይ ሲ ንሓደ ሰብ ኣዘኪሩኒ ኣብሓደ ሓው ዘዕለለኒ እቲ ሓው ታዓዲሙ ናብ ሓደ ገዛ ከይዱስ ኣብቲ ገዛ ብፖሎቲካ ዕላል ምስተላዕለ ሓደ ካብቶም ኣጋይሽ ኢሰያስ ንኤርትራ ክብል ከይደቀሰ እዩ ዛሓድር ስለኤርትራ ብጣዕሚ ስለዛሓስብ ገዛ ዓጽዩ እዩ ዝበኪ ኢልዎ እቲ ሓደ ሓው ብጣዕሚ ተቆጢዖ ኣንታ ደንቆሮ ኣበይኮይንካ ሪኢካዮ ኢሉ ተናዲዱ መሊሱሉ ይቅሬታ ሰብገዛ ብንኩም ዳርጋ ዝሰተክዋ ምስዚ ከምዚ ኣታሓሳስባ ዘለዎ ግን ኮፍ ኢለ ቡን ክሰቲ ስለዘይክእል ከይንርብሸኩም ኣነክከይድ ኢሉ ወጽዩ ኢሉ ዝገበሮ የዕሊሉኒ።
    ሕጂ ካኣ እዚ ሓውና ልክዕ ከምቲ ደገፍቱ ኢሰያስ ንኢሰያስ ዝብልዎ ደገፍቲ በየነ ካኣ ከሙኡ እዮም ዝብሉ። ኣብ ሃገርን ሃገራውነትን ምዕናው ዝገብሮ ስራሕ ኣይራኣዮምን እዩ ንሶም ከምቲ ደገፍቲ ኢሰያስ ንሃገር ዘዕንዋ ዘይራኣዮም ደገፍቲ በየነ ካኣ ሃገራውነት ዘዕኑ ዘረቡኡ ከምጠበቅ ርእሱ እናነቅነቀ ዝዛረቦ ኣይኣትዎምን እዩምክንያቱ ብፍቅሩ ዓዊሮም እዪም ኣይጻረፍን እዩ ይብሉ ክገርመካ እቲ ጻቅጥ ሰብ ዋዕዋዕ ኣይብልን እዩ ኢሰያስ እኮ ኣይጻረፍን እዩ ዋዕዋዕ ከይበለ እዩ ነዚኩሉ ኣጥፊኡ ነሽነሽ ወዪ ዳኣ ኣይተወለድኩምን ወይውን ቆሉዑ ኔርኩም ትኮኑ ጉጂለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ክእሰሩ ከለው እምበር ንሳቶም እዚኩሉ ክዛረቡን ክቁጡዑን ሕማም ሃገር ስለዝነበሮም ክቃወምዎን ቢሒም ኢሉ ኣይመለሰን ባዶ ሰለስተ ፈንዩ ሃገር ሸይጦም ኢሉ ወረ ነዚሑ ታዓዊትሎም ሕጂ ካኣ በየነ ዝበሉ እንተበልዎ ባዶ ሰለስተ ኣለውዎ ስሊኡ ወረ ነዚሖም ንተጻረርቱ ጌገኛታት ዝገብሩ ። ኢሰያስ ኩሉ ነገሩ ብሰላሕታን ሕማቅ
    ከይተዛረበን እዩ ዝገብሮ
    ተጋደልቲ ኣብ 1993 ቺቸሮ ሓኒቆም ከምጽዎ ኮ ሕማቅ ከይተዛረበ ጠቢሩ መሊስዎም ።ካብ መማህርቱን መቃልስቱን ዝነበሩ ዘጥፎኦም እኮ ንሳቶም ብግርህነት ብስሚዒት ብቅንዕናን ዝተሰመዖም ከይዶም ክዛረብዎን ክቁጥዕዎን ከለው እኮ ጥዑም መልሓስ ኣስሚዖ ጠቢሩ እዩ ዝመልሶም ስሩሑ ካኣ ብሰላሕታ ይሰርሕ
    👉👉 ኢሰያስ ጌገኛ ምካኑ ዝፈልጡ ዝነበሩ እኮ ውሑዳት ካብ ውስጠዘ ዘረቡኡ ዘስተብሃሉ እዮም ኣብግዚኢ ካኣ እቲ ሓቂ ተረዲእዎም ውስጠዘ ዘረቡኡ በሪህሎም ዝተዛረቡን ዝተቃወሙን እኮ ዝሓቁ ሓቂቆም ዝወጹ ካኣ ካብታሃገር ወጽዪም ባዓል ኣያና ቢትወደድ እኮ ኣብነት ናይዚ እዮ ኢሰያስ ነደ ቢትወደድ ሕማቅ ቃል ተዛሪብዋ ድዩ? ውዝጠዘ ዘረባ ኢሰያስ ዝተሰወጦም ምስተቃወምዎ ብዙሓት ፈተውቱ ሓሰውቲ ተባሂሎም እዮም ሎሚ ኩሉሰብ ንክጣዓስ
    ደቂ ዓድና ካኣ ካብዚ ደንበ ተቃውሞ ንበየነ ተዘይተጻረፈ ካብ ውስጠዘ ዘረቡኡ እንታይ ምካኑ ዝፈለጥዎ ውሑዳት እዮም ግን ልክዕ ከምቲ ፈተውቲ ኢሰያስ ኢሰያስ ዝገብሩሉ ድገፍቲ በየነ ካኣ ላንጋ ላንጋ ሓፋር ህግደፍ እንዳበሉ ነቶም ዝበራሃሎም ይቅንጽልዎምን የሕቅቅዎምን ፍልልያ ኢሰያስ ስልጣን ስለዛሓዘ ኣብጉድጋድ የእቱ እዚኣቶም ስልጣን ስለዘይብሎም ኣብማሕበራዊ ሜድያ ይዕፍኑ።
    ህዝብና ለብም ቃልስካ ሃገራውነትካ ክትጽየን ዘይኮነ ኢሰያስ ክትጽየንን ክትኣልን እዩ ሃገራውነትካ ኣጸይኖም ካልእ ኣጀንዳ ዘምጹልካ ኣወጊድካ ሃገራውነትካ ኣሚንካ ንኢሰያስ ምምሓው ይኩን ቃልስካ ብዙሓት በላሕቲ ንፉዓት ሃገራውያን ናይዝኮነ መጋበርያ ዘይኮኑ በዝቦም ዛሓሙ ንፋዓት ተቃለስቲ ኣለው ኣይትቀንጽሎም ከምዚ ሎሚ ነቶም ቅድም ዝቀንጸልናዮም ብምቅንጻልና ኢሰያስ ዝጻወተልና ዘሎ ሎሚ ካኣ ነዞም ንፉዓት ቀንጺልካ ዳግማይ ንዝመጽእ ወለዶ ኣብቃንዛን ስቃይን ከይተንብር ብሉኡካትን ዕሱባትን ኣይትታለልልልልልልልልልል
    ኣብመወዳእታ ካኣ በየነ ንኩላ ኣወዱእዋ ትብል ዘለካ ነሽነሽ ኢሰያስ ውን ንኩላ ኣወዲኡ ናብወዱ ክሕልፋ ያሓስብ ከምዘሎ ኣይትረስዕ ጻቅጣትን ተንኮሎኛታትን ኩሉጊዜ የዘንጉዑ እዮም ኣምላክ ዳኣ ይረዳኣና ይከውን ካብ ኢሰያስን ወዱን ሓክሊ ዱሙን ኣውጹኡ ነዚ ብሩክ ህዝቢ ኣምላክ ብሩክ መራሒ ይፍጠረሉ

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamselam6517
    @selamselam6517 23 วันที่ผ่านมา

    Wufuy natna❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Selam nhu xbuk hesab eu❤❤❤

  • @AlemMesfin-ek1sh
    @AlemMesfin-ek1sh 12 วันที่ผ่านมา

    Love and respect your family be proud of the martidom and your family seltene is stipude nothing to be proud.

  • @haskotom
    @haskotom 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ልዕልኻ ዘለኒ ርድኢ ብዙሕ እካ እንተኾነ ገለ ገለ እንተ ተወግዶም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ ቐዳማይ ነገር ክተማልኦ ዘለካ ሃገራዊ ሙኻን ካልኣይ ካብ ሃይማኖታዊ ዘይሙኻን ሳልሳይ ብኣዉራጃ ወዲ ኣዉራጃ ዘይምስራሕ ራብዓይ ጸቢብነት ምዉጋድ ሓምሻይ ንሓትነኻ ቅድሚ ኣደኻ ዘይምፍቃር ማለተይ ፈለማ ንኣደኻ ኣፍቅር ድሕርኡ ንሓትነኻ ወዘተ ምስ ተዘዉትር ኩሉ ሰብ ክስዕበካ እዩ በሪሁልካ ክኸውን ተስፋ እገብር እንተ ተጋጊየ ድማ ኣል ቀልጣን መርሑም ኢልካ ሕለፎ😂

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay4085 23 วันที่ผ่านมา

    ሓበራዊ ሕጊ ክሳብ ዘይተገብረ ቃልሲ ስጉምቲ ኣይከይድን ኢዩ ምኽንያቱ ብኣውራጃ
    ዘይተጸልወ የለን ምኽንያቱ ረብሓ ዝዓብለሎ
    ቃልሲ ኮይኑ ግን ሓደ ከባቢ ጥራይ ኢዮም
    ከምዚ ኮይና ኢሎም ከማርሩ ዝረኣዩ ዘለው
    ነገር ግን እቲ ሓቂ ናብዚ ቃልሲ ክመጹ ከለው
    ክቃለሱ ኣይኮኑን ዝመጹ ዘለው "ኣብ ሂወት ኩሉ ግዜ ሰላይ ኮይንካ ንበር ዝብል ጽሑፍ
    ኣሎ ስለዚ ኣሰተውዒልና ንቃለስ።

  • @abibabraham8763
    @abibabraham8763 23 วันที่ผ่านมา +1

    ,
    እሞ ዉፍይ ስለ ትግራይ ደአ እንታይ የሕለቆ

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 23 วันที่ผ่านมา +1

    Meron haki tezaribka men emo yesmeaka berged nehamadu ajona

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 23 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ እዚ ናይ ፓካጋሎ ዝዛረብ (ብርገድ ንሐመዱ) ግርማይ ሳንድያጎ ድዩ?

  • @ematsegay7137
    @ematsegay7137 23 วันที่ผ่านมา +1

    Seltene donqoro😢😢😢

  • @edenhaile5170
    @edenhaile5170 23 วันที่ผ่านมา

    Owwww meron btaemi ttenkife 😢😢😢

  • @coolgrapes
    @coolgrapes 23 วันที่ผ่านมา

    እንደምነሽ ነሽነሽ

  • @AlmazGhezai-eu7xo
    @AlmazGhezai-eu7xo 23 วันที่ผ่านมา

    💙💫👌🏻💪

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 23 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham3763 23 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Mmm-fm2vx
    @Mmm-fm2vx 23 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @LamekBiday
    @LamekBiday 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-tm5hm6jb3d
    @user-tm5hm6jb3d 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 23 วันที่ผ่านมา

    Pawlos herbana tekasay tekalasay bal tarik EU waza MS kumnegar❤❤❤❤

  • @helenhelu2049
    @helenhelu2049 23 วันที่ผ่านมา

    Selam Kubur Gazeteja Nesnesh ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  22 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 23 วันที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @RutaOkubay
    @RutaOkubay 23 วันที่ผ่านมา

    Wufuy king❤❤❤❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 23 วันที่ผ่านมา

    እዛ ቃንዛ ወገንን ዓድን ኣብ ሕማም ብዓል ሰልጠነ እያ ዓው ኢልኩም ተዛረቡላ ፍትሒ ርኸቡላ ኣይትሕመቑ ብሩኻተይ ሓደራ።

  • @paulosmehari2651
    @paulosmehari2651 23 วันที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛ ነሹ 😂💙

  • @filifilimon4361
    @filifilimon4361 23 วันที่ผ่านมา

    Neshu Love ❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  23 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 23 วันที่ผ่านมา

    ክትኮረዑ አለኩም ሐዎቦይ

  • @tesgamezgobo2787
    @tesgamezgobo2787 23 วันที่ผ่านมา

    Neshu. King❤❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  23 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @millendrar7976
    @millendrar7976 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ ድማ ንዓወት ነቲ ወዲ ኣከለጉዛይ ጸቢብ ክብሉ ደልዮም እዮም ፡ክክክክ ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን ተንኮለኛታት ።

  • @teblaxnagsy
    @teblaxnagsy 23 วันที่ผ่านมา

    💝🥰🥰💝🥰

  • @kibranegash2339
    @kibranegash2339 19 วันที่ผ่านมา

    Bsemam kabzi nlali menyu ertrwi

  • @hanakubrom7615
    @hanakubrom7615 23 วันที่ผ่านมา

    שלום שלום שלום

  • @yoditfkrieuhiwetey3333
    @yoditfkrieuhiwetey3333 23 วันที่ผ่านมา

    Bejakum adtatna kuratna eka etekone nana gn mefalaleyna eu koynu hzbi kem mefalaley eu zreyo

  • @user-jh5ol1ez8e
    @user-jh5ol1ez8e 23 วันที่ผ่านมา

    Meron gasha whji ysedka

  • @mussieberhane4858
    @mussieberhane4858 23 วันที่ผ่านมา

    መድሃኔ ዓለም እንተሎ ድዩ ዝበለ?

  • @abdumehammed2858
    @abdumehammed2858 23 วันที่ผ่านมา

    እሞ መንግስቲ እንተዘይ ሓገዞም ዓጋመ ድዩ ክኸውን

  • @terhasgebrhwet4558
    @terhasgebrhwet4558 23 วันที่ผ่านมา

    Abgezana keman aboy salsayom tesewiom neboy deki anen dekihaweboyn absdet alena etom sheweate weledom zeteseweu ka ywarazeyulka etay hager naybeynom ymeslom dhan hgde zbhalus nayedom aysanu 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohanneshaile8904
    @yohanneshaile8904 23 วันที่ผ่านมา

    Nskan sematkan mhret ywrdelkum.

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 23 วันที่ผ่านมา

    Neshu wetru blux❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  23 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 23 วันที่ผ่านมา +1

    ምውቃስ ጥራይ ዘይኮነ እታ ዓዲ ኣሕዲጎሞ እኮ

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 23 วันที่ผ่านมา

    ጉድ እኮዩ ፍኖ ኽገብርዎ ደልዬም የገርም እካዩ ናይ ህግደፍ መንደፍ

  • @ErmiasGhebremichael
    @ErmiasGhebremichael 23 วันที่ผ่านมา

    Woyo sewuat aqalilu zblwo zeneberus wedi suwuat koynu xenihu

  • @user-ps3fk8wx4f
    @user-ps3fk8wx4f 23 วันที่ผ่านมา

    neshu asli

  • @samibest4267
    @samibest4267 22 วันที่ผ่านมา

    Gud tray ilka denaqur 10 kea ybl afu meliu

  • @amhadaritewelde4097
    @amhadaritewelde4097 23 วันที่ผ่านมา

    ፍትዊ ጅግና ተሰጊጉ 😂😂😂ትሩፍ እሞ እዚ ቃልሲ ክንገድፎ

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 23 วันที่ผ่านมา

    ጎደራዌን እኮ የሕዋትና ካብ ኤርትራ ዝኸዱ እዮም

  • @tsegalove8178
    @tsegalove8178 23 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራዋይ ከይበሃል ተሻቂሉ ሞይቱ እዚ ሰብኣይ ክክክ😅

  • @MulueMelesNguse
    @MulueMelesNguse 23 วันที่ผ่านมา +2

    አጀካ ወፈይ ጀግና አካ አብ ገደንካ አና