ነሹ መጸ መጸ/ ወዲ ወርቑ ምስ መሪር ሓዘን ኣፋኒናዮ/ ናይ ቐተልቲ ኣዝማዶም ተሓተቲ / ሚእቲ ሽሕ ሓሊፉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ወዲ ወርቑ ምስ መሪር ሓዘን ኣፋኒናዮ/ ናይ ቐተልቲ ኣዝማዶም ተሓተቲ / ሚእቲ ሽሕ ሓሊፉ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 323

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x 26 วันที่ผ่านมา +7

    ገለ ኣለዎ ዝወዲ ቡዙሕ ይመውትሞ ካምዚ ብዝረአኩዎ ልበይ ዝትንከፈኒ የለን እሞካኣ ቅድሚ ሞቱ ራአዮ ዘይፈልጥ ኣብ ሑቁፊ ቁዱሳን የምብርካ ጎይታዋይ🙏😢

  • @zufan8097
    @zufan8097 26 วันที่ผ่านมา +41

    ፅንዓት ይሃብኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና ሓዘንኩም ሓዘንና እዩ😢💔

  • @user-cx4ez6mw1t
    @user-cx4ez6mw1t 26 วันที่ผ่านมา +23

    ኣታ እዙ ውዲ ዓፅሙስ ክንደይ ይንበዕ ኢዩ ኣንስ ብቃ ማዓር ምስል ዝርአኩው ንባዓተ ምቁራፅ ስኢን🕯💔😭

    • @habu207
      @habu207 26 วันที่ผ่านมา

      ኣይከማይን😢

    • @cucfufufuf9699
      @cucfufufuf9699 26 วันที่ผ่านมา

      ገበሩለይ ኢሎ ም ይግበሩ ነሹ

  • @tesfaalam8454
    @tesfaalam8454 26 วันที่ผ่านมา +18

    ❤ንባርነትን ንሓሶትን እንቃዕ ኣይሞተ
    ንፍትሕን ሓቅን ሓርነትን ምማት ጅግንነት እዩ R.I.P

    • @saraafewerki647
      @saraafewerki647 26 วันที่ผ่านมา

      Ala nseka mexix mo bnebseka de a zetjemera mendiekal iyu kmotelka guhaf

  • @-lionmidea9512
    @-lionmidea9512 26 วันที่ผ่านมา +7

    ወዲ ወርቁ መርኣያ ጽንዓትን ጀግንነትን 💪ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላኽ ከኣ ነዞም ኣብ ኡጋንዳ ዘለዉ ኣሕዋት ይሓልወልና ኣምላኽ ይሓልዎም ንኡሳተይ መሳኪን 🙏❤️

  • @letenguskahsay8314
    @letenguskahsay8314 26 วันที่ผ่านมา +6

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኑኡሰይ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብ

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 26 วันที่ผ่านมา +10

    ብጣዕሚ ዘሕዝን መንግስቲ ሰማያት የዋርስኻ😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 26 วันที่ผ่านมา +2

    ሓወይ መዓረይ እህህ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ቤተሰብ ፈተዉቲ ፅንዓት ይሃብ 😥💔

  • @sophiamengesha2928
    @sophiamengesha2928 26 วันที่ผ่านมา +6

    😢😢😢😢😢😢😢😢 ብጣዕሚ የሕዝን አብ ስደት ክንድ ምድግጋፍ ክንቃተል ኤህህህህህህህ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @agyaju1331
    @agyaju1331 26 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍ ማራ ልበይ ተተንኪፈ ብዙሓውና እፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ 😢😢😢

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 26 วันที่ผ่านมา +4

    Amlak yakl y Lena🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @user-xy1db7lo9r
    @user-xy1db7lo9r 26 วันที่ผ่านมา +3

    ቃልሲ ህይወትዩ ዝደሊ ምእንተ ወለዶ አብሐርነት ክነብር

  • @luwamtesfalem8809
    @luwamtesfalem8809 26 วันที่ผ่านมา +3

    💙💔💔😭🕊️🕊️🕯️🕯️🕯️🕊️😥nay bhaki merirr hazen egziabihar aboy ndekun balti betun mtsnnae habb
    n jgna hawna ab yemanka teqebelo
    SELAM EREF HAWEY NATEY 🕯️🕊️🕯️

  • @89946
    @89946 26 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኡሰይ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብን ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትናን ኣሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @Shwati308
    @Shwati308 26 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ኣብ እፀገነት የምብሮ ንመላእ ቤተሰብን ንደላይ ፍትሕን ፅንዓት ይሃብኩ ኑሱ ጉቡኡ ገይሩ ሓሊፉ እዩ ንዓኩም ዘረከበኩም ጅግንነት ካልሲ ተቢዕኩም ኣብ ሽትኡ እንተብፂሕኩምዎ ጥራሕ እዩ በርትዑ ፅንዑ

  • @user-ts2no1ff8r
    @user-ts2no1ff8r 26 วันที่ผ่านมา +6

    ሂወት ይብራህ ዘሕለፈ ብጥብቂ ንሱን ስድርኡን ይሕተቱ 👌👌

    • @delinahaile2162
      @delinahaile2162 26 วันที่ผ่านมา

      Aäoöäääääääääääääääääääääääääääääüääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääääää 0:43

  • @Gebrihiwet-yz7dd
    @Gebrihiwet-yz7dd 26 วันที่ผ่านมา

    ገለ ኣለዎ ዝወዲ ብዙሕ ይመውትሞ ከምዚ ገይሩ ልበይ ዝተንከፈኒ የለን ሓሪረ ሓዚነ ተሰሚዕኒ እሞ ከኣ ዘይንፋለጥ ፡ከመይ ደኣ ከኣልዎ እቶም ስድራን የዕርኩቱን ናይ ስደት መቃልስቱን ጽንዓት ይሃብ ኣጆኩም፡ሓወይ ንኡሰይ ኣብ ሑቁፊ ቁዱሳን የንብርካ

  • @yoelt2009
    @yoelt2009 26 วันที่ผ่านมา +4

    ኣደስ ንሰላም፡ዳኣ ምዘመርኪ እምበር ፡ ንሞትን ንበኣስን። በሊ ዝከፍኤ እምበር፡ ዝሓይሽነገር ከምዘይመጽእ ክትሪኢ ኢኪ። ንዓኪ ግን ኣምላክ ዝሓስብ ርእሲ ይሃብኪ።

  • @letebrhansemere835
    @letebrhansemere835 26 วันที่ผ่านมา +3

    Halal zey nebrela meret mengste semay yewarska kubur hawey

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኡፍ ጽንዓት ይሃብኩም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😭😭😭

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 26 วันที่ผ่านมา +2

    ናይዚ ሓውና ሞት መሪር ኢዩ ውላደይ ዝሞተንይ ኮይኑዩ የሕምም ኣብልንይ ኣድኡስ ማዕረ ክንደይ ሕርር ኢላ ኣላ ይርደኣንዩ ❤️🙏

  • @Wediatoy5362
    @Wediatoy5362 26 วันที่ผ่านมา +3

    😢😢😢😢
    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ሓሳብ ናይዞም ዩቱበራት ዝብልካያ::

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 26 วันที่ผ่านมา +8

    አጆኪ ዋዒሮ❤❤❤❤❤

  • @saas3555
    @saas3555 26 วันที่ผ่านมา +4

    ጽንኣት ይሃብኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 😭😭😭😭😭😭

  • @Hanj9581
    @Hanj9581 26 วันที่ผ่านมา +4

    ነብስካ ክተድሕን እኮ ፅዒርካ እካ ግን ኣይተሳከዐን ኣዘንጊዖምካ ኣታ ንኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 26 วันที่ผ่านมา

      😭💔

  • @user-gr6sp4et9v
    @user-gr6sp4et9v 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኤህ ጨካናት ብሠላም ዕረፍ ማዓረይ😭😭😭😭

  • @user-hq6em9ts3x
    @user-hq6em9ts3x 26 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሰላም ነሽነሽ ናይዚ ሃወና ኣጋጥሚ ዞሎ ሃገዝ ክሰድ ደልየ ኣካውንተይ እስባር ካሰ እዪ ብከመይ ከምዝሰዽድ ጠፍእኒ ሰለዚ ተሃባበረኒ ነሽነሽ ሃወይ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 26 วันที่ผ่านมา

    አፍፍፍፍ ከምዙይ ናይ ዚ ሓወና ሓዘነ አይፍልጥን ንኩሉኩም ቤተስብን ደልይቲ ፍትሕን ፅናዓት ያሃብኩም አብ ገነት ይንብርካ ፈጣሪ ኩቡር ሓወና 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @REVC-lz6dp
    @REVC-lz6dp 26 วันที่ผ่านมา +2

    መግስተ ሰማያት የዋርሶ እሕዋት ባሓቂ ልብኻ ዝሰብር ሓዘን

  • @user-vs8iq5lr7u
    @user-vs8iq5lr7u 26 วันที่ผ่านมา +3

    አጀኩም አሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭💔

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 26 วันที่ผ่านมา +2

    Hakki gale Amlak lbona yhabena🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @frewynifrewyni7656
    @frewynifrewyni7656 26 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ💔😢😢ፅንዓት ይሃብኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና ሓዘንኩም ሓዘንና እዩ😢😢😢

  • @sophiamengesha2928
    @sophiamengesha2928 26 วันที่ผ่านมา +3

    ንፈተውቱን ስድራ ቤትን አምላክ ፅንዓት ይሃብ
    ብሰላም ዕረፍ

  • @angesomberhane6586
    @angesomberhane6586 26 วันที่ผ่านมา

    ብሰላም ዕረፍ ብሩክ ሓወይ

  • @yes6292
    @yes6292 26 วันที่ผ่านมา +5

    አረ ልበይ ተሰሩ ብዚውዲ እፍፍፍፍፍፍ ኑእሰይ 😢😢😢😢😢

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e 26 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ ምከኣል ኣቢኒ ብዝረኣክዎ ቁፅሪ ልበይ ይስበር እፍ ፅነዓት የሃብኩም ንመላእ በተሰብ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ንኩልና 😭😭😭😭

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d 26 วันที่ผ่านมา +1

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔 እግዚአብሔር ኣምላክ ልእዮብ ዝደበሰ ይደብሶም ሓወይ መንግስ ሰማያት የዋርሶ💔💔💔

  • @user-tt8vk6di6y
    @user-tt8vk6di6y 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፅንዓት ይሃብኩም

  • @elilta70
    @elilta70 26 วันที่ผ่านมา +3

    😭😭😭😭💔💔💔💔💔ብሰላም ዕረፍ

  • @user-ql3rs2ow3o
    @user-ql3rs2ow3o 26 วันที่ผ่านมา +2

    ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም 😢

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 26 วันที่ผ่านมา +1

    Jgna Hawey bselam eref
    Egziabher Amlak byemanay edu ykebelka😢😢😢😢😢😢😢
    Ksenelna kea.

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 26 วันที่ผ่านมา

    Amlak mengste semay yewreso🙏🙏🙏

  • @user-us9jx5sw8i
    @user-us9jx5sw8i 26 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ😭😭😭😭

  • @amanfreta9814
    @amanfreta9814 26 วันที่ผ่านมา

    O Amlakey selamka leakelna hawey natey mengste semay yewarska Nathan hatyat iyu iber goblel ishel nmreayka zeytdfer🙏🙏🙏

  • @Hanj9581
    @Hanj9581 26 วันที่ผ่านมา +2

    ዋየ እሕዋተየ ተወሪርና ሓውና 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @nafafahah8262
    @nafafahah8262 26 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭መንግስት ሰማያት የዋርስኻ ሓወይ 🕯️🕯️🕯️

  • @russomgebremichael8543
    @russomgebremichael8543 26 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu yehazn bhayli bmeswaeti wedna gn nkalsi keyhasyo genzeb mekab.

  • @thebest4105
    @thebest4105 26 วันที่ผ่านมา

    Btaemi zehzn eway hawey mearey fetari mengste semay yewarska💔😭

  • @maryamey99
    @maryamey99 26 วันที่ผ่านมา +2

    Bselam eref shdeney 😢😢

  • @KHasyKhasy-ev4qk
    @KHasyKhasy-ev4qk 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፅንዓት ያሃብኩም ድመላአበሰብ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 26 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍፍፍፍ ምጭካኖም አነስ በዚ ወዲ እምብር ልበይ ተሰይሩ ባዓረ ዝረአክዎ ኣብ ምድያ በቃ ብጣዕሚ ይሐዝነኒ ልበኒ እዩ ናይ ሞትስ ልበካ ዝነካእ እፍፍፍፍፍ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ጅግናየይ ደላይ ፍትሒ💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @user-rb5lm7uz2s
    @user-rb5lm7uz2s 26 วันที่ผ่านมา

    አጀኩም አሕዋተይ😢😢

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 26 วันที่ผ่านมา

    ❤ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም የሕዋት ባዓልት ቤቱን ደቁን ካኣ ንሓግዞም ኩላትና ይገርም እዩ ሓውኻ ከምዝ ገርካ ትቀትል ገሪሙና እሞ ኑጹህ መንእሰይ ደግመ ኣኽእሎ ይሓብኹም ኩሉኩም❤ ኣኽእሎ ይሃብ ኪ ዝያዳ ሓፍተይ ማዓረይ❤

  • @Shiden9
    @Shiden9 26 วันที่ผ่านมา

    ቀተልቲ ብውልቆም ክሕተቱ ኣለዎም ብሓቂ መን ምካኖም ኩሉ ሰብ ክፈልጦም ውን ክንገረና ኣለዎ።
    ነሹ ካኣ ተንኮለኛ ኣብታ ታሪክ ናይ ባህታ ሓጎስ ምስ በጸሕ ኣድርቅ ኣቢልካ የሕሊፍካያ

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 26 วันที่ผ่านมา

    እረ ኣሕዋተይ ኣነስ ምክኣል ኣቢኒ ብስሩ እባ ምሽጥሩ እንታይ እዩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ደለይቲ ፍትሒ😭😭😭😭

  • @user-dn8es9sn5u
    @user-dn8es9sn5u 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይዘኩም እስኪ እሕዋተይ ኣይዘና 💙🥺

  • @gm5215
    @gm5215 26 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ ሐቦ ዕጥቁ

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 26 วันที่ผ่านมา

    ኻብድ ወኡ ብስሩ መንግስተ ሰማይ የዋሪሶ😭😭

  • @cucfufufuf9699
    @cucfufufuf9699 26 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወርቁ ጅግና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኩሉኹም ቤተሰብ ጽንዓትይሃብኩም ብሉጽ ዝኾነ መቓልስቲ ከሲርና ካብ 2018 ክሳብ 2019 ብሓደ ሰሪሕና ካብኡጊን ብኣካል ተፋላሊና ኣነ ዓዲቀይረ ብዕላማን ብመንፈስን ጊ ኣተፋላለናን ወዲ ወርቁ ክሰብ ብሂወት ዝጸናሕካ ኣብዕላማኻን መትከልካን ብሉዑል ወንን ብቕዓት ዝተቓለስካ ጅግና ከምናትካ ጽንዓትን ጅግንነትን ንዓይን ንፈተውተይን ይምነ ጅግና ዝባሃል ከምናይ ብጻይና ወዲ ወርቁእዩ መትከልናን ዕላመናን ከምናይ ብጸይና ወዲወርቁ ክንወድኦ ሰናይምነየተይ ነቶምኑጹር ራእንዕላማን ዘለዎም ከም ባዓልወዲ ወርቁ ጀጋኑ ምኻን ተመኒኻ ዝርከብ ዘይኮነስ ብስራሕን ብሓሞትን እዩ ዝራጋገጽ

  • @ksaaksaa6222
    @ksaaksaa6222 26 วันที่ผ่านมา

    ኣንስ ከም ዝፉልጥ ከበደይ ኣብዩን ሓው ኣብ ሕቁፊ ቅዳስን የንብርኻ ንኹሉኹም ቤተ ሰብ ፍቱውቱን ፅንዓት ይሃብኹም ኣጀኹም ኣሕዋተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣታ ክደይ ክጨከኑ ንህዝብ ትግራይ በደለምና ነብሎኹ ነይረ ግን ንሓውም እውን ኣይገደፊኑ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 26 วันที่ผ่านมา +1

    ዓሳ ዝበልዖም ደቅና ከይ ኣክልስ ፡

  • @user-bf4nc4ud5m
    @user-bf4nc4ud5m 26 วันที่ผ่านมา +6

    ንበይነይ ድዩ ንኩሉ ብዚ ወዲ አንስ ልበይ ትሰይረ😭💔😭😭 😭አቤየት ክጭኩኒ😭😭💔አታ ኡይይይይ💔😭💔 መድህን አለም ታይ ይሰአኖ ሓደ ካብቶም ባራዩባ ድፈእ ክብል ክኾን አብ ሓፅሪ ግዜ😭💔😭💔😭

  • @mehariredi4074
    @mehariredi4074 26 วันที่ผ่านมา +2

    Very sad may his soul rest in peace my brother 🙏 eway eze fara lekmwo dehan gen behnansa alena abza sedet men kesfra u

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625
    @hawetkalesiayeeritrewi3625 26 วันที่ผ่านมา

    Yabrhi hawey bae selam arfi ehiii😭😭😭😭😭😭😭tazemtane

  • @selammeles7065
    @selammeles7065 26 วันที่ผ่านมา

    አይ ዞም ጨካናት አምላክ አብ ጸልማት ይንብርኩም 💔😭🖤 አነሲ አይፈልጡን ኒረ ግን ከምዚ ግሩ ልበይ ዝሰብረኒ ይለን አነ ዘይፈልጣካ ከምዚ ዝኮንኩ ንቶም ቀረብትካን ክብርቲ ብዓልቲ ቤትክ ከመይ ከም ዝክእልዎ እንዲዒ አምላክ ጽንዓት ይሃቦም 💔🖤 ብኪካ ሓዚንካ ዘመተ ዝምለስ እንተዝከውን ንስካ መተመለስካ ሓወይ ማዓረይ ብዚ ናሀትካ ዘይሓዘነ ፉጡር እንተሎ ሰብ አይኮነን 😭💔አምላክ አብ ገነቱ ይንብርካ ጽንዓት ንደለይቲ ፍትሒ አጅኩም ✊

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 26 วันที่ผ่านมา +2

    Deki higdef Seb haridika mibilae eya akimom .
    Beka nisa eya .
    R.I.P shimia nexanet 😢

  • @helenkahsay459
    @helenkahsay459 26 วันที่ผ่านมา

    Nehna eko zeynfalto kendzi zehazenenas sedru dea kemay yehluwu weday…. Ab yemanayu Amalak yekabeleka hawey 🕊️🕊️🕊️🕊️😭😭😭

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 26 วันที่ผ่านมา

    Ohhhhhhh btami zehazn eu

  • @user-lu7tm1db5d
    @user-lu7tm1db5d 26 วันที่ผ่านมา

    ከማና ከም ኤርትራውያንስ የለን ብጣዕሚ ሓዚነ ።
    እቶም ብሞት ሓውኩም ዓሽ ትብሉ ዘለኩም ።
    እዚ ዘይወጽእ ሓዘን ክሳራ ። በተሰብን ፡ ሃገርን ።
    ዋጋኩም እግዝኣብሄር ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ።

  • @user-ze7qj4pi7k
    @user-ze7qj4pi7k 26 วันที่ผ่านมา

    Eway nmshetu entay iyu zkweno RIP

  • @danielbereketeab1585
    @danielbereketeab1585 26 วันที่ผ่านมา

    He is absolutely right

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 26 วันที่ผ่านมา

    ሰድራቤት ጽንዓት ይሃበለይ

  • @kiebroneizana2166
    @kiebroneizana2166 26 วันที่ผ่านมา +2

    ነብሲ ይምሓር ዝፈትዎን ዝከታተሎን ሰብ ነይሩ ፅንዓት ይሃብ ንኩሉ ስድራን ፈታዉን

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 26 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭mengste semayat yewarska kbur hawna tsnat yhabkim nkulom sdrabiet😭😭😭💔💔💔

  • @kbra5656
    @kbra5656 26 วันที่ผ่านมา

    ኣሕ ንኡስይ😭😭😭

  • @user-us9jx5sw8i
    @user-us9jx5sw8i 26 วันที่ผ่านมา

    መዓርይ😭😭😭😭😭

  • @user-yk1cr9jr1m
    @user-yk1cr9jr1m 26 วันที่ผ่านมา +1

    nsdra xnat yhabkum nmewati mengste semay yewarso😭😭😭😭😭😭

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g 26 วันที่ผ่านมา +2

    Rip 😢

  • @aataat1524
    @aataat1524 17 วันที่ผ่านมา

    ልብና ጎዲአዎ😢😢😢

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 26 วันที่ผ่านมา +1

    Rip so sad 😥 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @danielbereketeab1585
    @danielbereketeab1585 26 วันที่ผ่านมา

    Tesfay is brilliant

  • @user-mx3mp2ih4g
    @user-mx3mp2ih4g 26 วันที่ผ่านมา

    Haweyyy amlak ab genetu yenbrka fetariii😭😭😭💔💔💔

  • @TirashTeklehans
    @TirashTeklehans 26 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭hawey mearey mengstesemay yewarska

  • @mehariteberhe4439
    @mehariteberhe4439 26 วันที่ผ่านมา

    ሓወይ 😢😢😢

  • @dawittesfom8697
    @dawittesfom8697 26 วันที่ผ่านมา

    Thinat yehabkum amlak hawuna dima mengiste semay yewariska

  • @user-if2oz2wt9e
    @user-if2oz2wt9e 26 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራ ጽንዓት ይሃቦም

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 26 วันที่ผ่านมา

    Mengste sem yeworso🎉🎉🎉🎉

  • @almazmongusu6231
    @almazmongusu6231 26 วันที่ผ่านมา

    So sad 💔😭

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 26 วันที่ผ่านมา +3

    ኡጆኮም

  • @salamjordan6093
    @salamjordan6093 26 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍፍፍፍ ናእስይ😢😢😢😢

  • @zetamful
    @zetamful 26 วันที่ผ่านมา

    Haki zeketel kefelet alwo ab Media. Bezey meshefan

  • @efbv5178
    @efbv5178 26 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኩም ፅንዓት ይሃብኩም ልመላእ ብርጌድ ልሓመድ ልመላእ ስድራን ግን ሓደራ ኣብ መትከልና ንፅናዕ ኣለና ኣብ ጎንኩም እቱ ዝወጦኖ ዕላማ ኣብ ሽቱኡ ነብፃሓዮ ሕድሪ ኣለና ሕድሩ ኬነዐብር ታሪክ እዩ ዝነብር ይብራሀይ ሓደ ክንድሽሕ ነርካ ግን ኣሎው ብዙሓት ዝሃነፅካዮም ሕድርካ ዜየዕብሩ ብሰላም ዕረፍ ኣቦ ሰላም😢😢😢😢😢😢😢😢ሓፍትካ ካብ 💊

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 26 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ሰብ ነባሪ ሂወት የብሉን እታ ዘላቶ ንሓቅን ፍትሕን እንተወፈያ ግን ብጹእ ዩ።

  • @mehertabneamn3198
    @mehertabneamn3198 26 วันที่ผ่านมา

    Selam neshnesh nimewati hawna amlak byemanay edu yembro amlak nibeteseb xinat yhab hanti kemehalalfa zideli gin azom bmasmedya gerkum tetafu zelekum ketetarqu dea alekum anber nenhdhna aytetfuna god smae andabelkum mensey tewadu alekum amntamntay ybehal zifetwom dequ reharhiwom kedu begakum yakil

  • @teklenegasi4519
    @teklenegasi4519 26 วันที่ผ่านมา

    rip hawey natey nsdrabt xnat yhab

  • @danielokubazion2836
    @danielokubazion2836 26 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ልብኻ ድሰብር ሓዘን። ኣዲኡ ከመይ ኢላ ትህሉ ውሉዱ በዓልቲ ቤቱ ኩሎም ስድርኡ። ኣንቱም ይሕዋተይ ቅድሚ ሰብ ምቕታልናስ ኣብ ቦትኦም እስከ ኣዴና ነእትዋ እቲ ሓዘን ክንዲ ምንታይ መሪር ብምዃኑ ክርደኣኩም። ድንጋጸ ንግበር ፍቅሪ ሓልዮት ክርድኣና መታን። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ

  • @Lovelove-ip7tp
    @Lovelove-ip7tp 26 วันที่ผ่านมา

    Ufffff 😥😭😭😭 mengste semay yewarska hawey natey

  • @user-hm2tr7di7c
    @user-hm2tr7di7c 26 วันที่ผ่านมา

    Ageb mengstesemay yawarska shiden hawey

  • @beriktimengistu1221
    @beriktimengistu1221 25 วันที่ผ่านมา

    አምላኽ ንሰብ ብመልክዑ ገይርዎ እዩ እሞ እቲ ደም ሰብ ዜፍስስ ደሙ ብሰብ ኪፈስስ እዩ :: ዜፍጥረት 9-6