ህወሓት ብልፅግናን ብሰሓቕ | ፅቡቕ ውሳኔ ኣውሮፓ ንትግራይ |መቐለ፣ መግለፂ ሓዘን ንኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024
  • #ጌታቸው #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 59

  • @HalefomeAlle
    @HalefomeAlle 18 วันที่ผ่านมา

    መስመር እዩ ሓይልና ህዝቢ እዩ ሓይልና ❤

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t 20 วันที่ผ่านมา +2

    ሓይልና እግዚአብሔር ጥራሕ እዩ።

  • @MmN-gl4mt
    @MmN-gl4mt 20 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ዝኾነት ጋዜጠኛ ድምፃ ምንፃሩ

  • @luelgebre
    @luelgebre 18 วันที่ผ่านมา

    an forget-able hero God bless you

  • @azeb9433
    @azeb9433 20 วันที่ผ่านมา +3

    ምኞታችሁ በጣም ደስ ይላል ❤ አሜን ይሁንልን 🙏

  • @gebrebahre-ld2db
    @gebrebahre-ld2db 20 วันที่ผ่านมา +3

    ነብስካ ብገነት ትንበር 💖💊💖🙏🙏🙏

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip 20 วันที่ผ่านมา

    ብሰላም ዕረፍ ሓውና ንደቁ እትሕግዙ ድማ ፈጣሪ ይሓግዝኩም በርትዑ አሕዋተይ

  • @letushletush9999
    @letushletush9999 20 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኣጸደ ገነት የንብርካ

  • @user-vt1fi4wc6x
    @user-vt1fi4wc6x 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @Gualtigrigna
    @Gualtigrigna 20 วันที่ผ่านมา

    ስሓቅ የብዘሐልና

    • @Gualtigrigna
      @Gualtigrigna 20 วันที่ผ่านมา

      ጓል ትግሪኛ ቻናል ሳብስክራይፕ🎉ናብ ስሩዕ ስረሓ ንክትጅምር ንረባረብ ደቂ ትግሪኛ

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 20 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ተጋሩ ሓቀኛታት ክኾኑ ስለ ዝፍትኑ እቲ ዝተገብረ ገምጋም ማለት ዝዓነው ንብረት አዝዩ ብዙሕ ምኻኑ ፍሉጥዩ!! ንአብንት ዋጋ ጀሪካን ዝተሰብረ መጎጎ ዝነደደ አርዑትን ነዊትን ዝተጉሓለ ዓይነት እኽሊ ወርቂ ሽልማት አዴታት, ጥራውዝቲ መጽሓፍቲ ኮምፒተራት መድሃኒታት ኩሉ ተደሚሩ ልዕሊ እቲ ክልል 3 ዝበልዎ ዕንወት ምኻኑ ርግጸኛየ!!❤❤❤

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d 20 วันที่ผ่านมา

    Tsibuk mikora ab wikuro,,, keep it up!!!

  • @amehachewa4757
    @amehachewa4757 20 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ትውእሉ ዝባሃል ትግርኛ የለን
    ከመይ ከምንውእል ኣምላኽ ይፈልጥ
    ከመይ ዉኢልኩም ኣምላኽ ይመስገን

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 20 วันที่ผ่านมา +1

    Please talk about peace war war war always what are benefits…..you know better than any one

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 20 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ አብሾክ እያ ዘላ ሐግዝዋ

    • @user-fh4in7bt5u
      @user-fh4in7bt5u 20 วันที่ผ่านมา

      ትግራይ ክትህገዝ መጀመርታ ልትግራይ
      ህዝቢ ለይጠቀ ጀኖሳይድ ክፍጸመሉ ዝገበረ አመራርሃ ስጉምቲ ምስወሰደሉ ጥራይ እዩ።

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 20 วันที่ผ่านมา +1

    አብ አምሓራ ልዕሊ 700ቢልዮን ብር ዓንዩ፣አብ ትግራይ ዝዓነወ ልዕሊ 2 ትሪልዮን (2.000,000,000,000)ከምዝኸውን ይግመት።

    • @user-yk2xs3vn4v
      @user-yk2xs3vn4v 20 วันที่ผ่านมา

      Wonder full

    • @user-yk2xs3vn4v
      @user-yk2xs3vn4v 20 วันที่ผ่านมา

      Ertirya 200bilyon birrzerfa alech bergtegnnet

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 19 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ትፈልጥዎ መሳወርቲ

  • @user-jn4su5tr4b
    @user-jn4su5tr4b 20 วันที่ผ่านมา

    Bmot kfref ygbae

  • @user-nn6mk2bt3i
    @user-nn6mk2bt3i 20 วันที่ผ่านมา

    ታይ ቆንጠርኩ ም ትፅብዕቡ ማንካ ዘይተረፈናስ ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ማለተይ እየ

  • @AwetKiros-tv7ho
    @AwetKiros-tv7ho 20 วันที่ผ่านมา

    ንከዳዕ ስብ ለ4ክሎ ክሕጎስ ልንጎብሮ ስራሕ ብጥንቃቄ ብየማንን ፀጋማይን ዘሎ ሓውና የሐሽና አማራጭ ንሱ እዩ

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h 20 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ሰረቅትይ ዐመጽትይ ጨወይት መንደቅ ኣንውሕና ኢና ክንዐጽዎ ሕዱድና ገጽኩም ክንሪእ ኣይንደልይን

    • @Haftomtubeshow-
      @Haftomtubeshow- 20 วันที่ผ่านมา

      ኣምላኽ ትምኒትኩም ኣየስምረልኩም ረሰሓት ጨነውቲ ዓጽሚ ሓውኩም ክትቀትሉ ዘይሓነኩም ንትግራዋይ ጽቡቅ ክትምነይሉ ኣንጽበን

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 20 วันที่ผ่านมา

      @@Haftomtubeshow- ቆማል ለማኒ ጨው እግሩኩም ትግራይ ኣብ መንጎና ኣትኩም ንገለ ገንዘብ ኢትዮፕያ ዝሰረቅኩሞ ትዕሙኩዎ ንገለ ትጨውይዎ ራሃጽ ድካ ውሕጅ ኮይኑ ይውሰድኩም ሽጋራማት ሐሳዳት ሐውና ንስካ ቆማል ኣይኮንካን ተረዳእና እተን ዝዕመጻ ደሎዋ ብስድርእን ብሃንግ ዝቅተል ደሎ ትግራዋይ ጎኑ ኩኖ ብህዝብካ ትሐምም ተኮንካ ትግራዋይ ሃመማ ኣብ ዝተከፍተ ዳጠለቅኩም ትናዐቁ ደናቁር ሐሰውትይ ክልል ውጻእ ወድ ጋሕባ እክብካብ

    • @gogohimbasa
      @gogohimbasa 20 วันที่ผ่านมา

      ሎሚ ትፋሊጥና ኣሎና፡እቲ እከይ ሰሪሕኩም እታ መንደቅ ኣብ ቅድሚ ገዛኩም ክትሰሑዋ እኩም፡ ኣቱም ባራዩ

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 20 วันที่ผ่านมา

      @@gogohimbasa ውጻእ ቆማል ትግራዋይ ባርያ ጁንታ

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 20 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዕረፍ ኣባልና ኣባል በርጌድ ንሓመዱ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 20 วันที่ผ่านมา

    Baelikum ekum negirnakum nerna tsemamat merahti alewukum bizeyka nihna nifelit jalie yebilomin.

  • @AfariWackoSleuthExportingSalt
    @AfariWackoSleuthExportingSalt 20 วันที่ผ่านมา

    ዕቩዳት አክላቫት

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😂

  • @user-bh1cq8ym2q
    @user-bh1cq8ym2q 20 วันที่ผ่านมา +1

    "ሕወሓትን ብልፅግናን ብሰሓቕ"
    ከይገርመኩም እምበር ኣነ ኣብዘን ዝሓለፋ 6 ዓመታት ከምዝተዓዘብኩዎ ካብ ፈኸራን ምፍርራሕን ናይ ዓቢይን ብልፅግናኡን ንላዕሊ "ፍሽኽታን፣ ሰሓቕን፣ ሞገስን፣ ናፍቆትን ፍቕሪን" ናይ ዓቢይን ብልፅግናኡን በክንደይ ዕፅፊ የፍርሐኒ።
    ምክንያቱ፣
    1. ፈኸራን ምፍርራሕን ወይ ክሃድም ወይ ክከላኸል ወይ ንዝኾነ ሳዐበን ንክሰናዶ ዕድል ይህበኒ።
    2. ሰሓቕን፣ ሞገስን ኣፍኣዊ ፍቕሪን፣ ብፍላይ ናይ ዓቢይን ብልፅግናኡን፣ ብፍላይ ከም ትግራዋይ፤
    ሀ. ወይ የዘናግዐኒ
    ለ. ወይ የተዓሻሽወኒ
    ሐ. ወይ ይደባለቐኒ
    መ. ወይ ሓሶት'ውን ሓቂ ይመስለኒ
    ሠ. ወይ ንጥቕዓት የቃልዐነ
    ረ. ወይ መን መኣዝ ኣበይ ብኸመይ መጥቃዕቲ ከምዝበፅሐለይ ከየስተንትን ኣእምሮይን ዓይነይን ካልኦት ኣካላተይን ይዓፅወኒ።
    ሰ. ሕነይ ከይፈዲ የዐንቅፈኒ።
    ሸ. ከምቱ ተጋሩ ኣብ ታሪክና ክንከውን ዝፀናሕናዮን ሐዚኳ ዝኸውን ዘሎን ፅቡቕ ዘረባ መፃወቲ ይገብረኒ።
    ተጋሩ ኣብ ታሪክ ወለድና ከምዝፀንሐናን ሐዚ'ውን ብግልጺ ይረአ ከምዘሎን ፅቡቕ ዘረባ የተዓሻሽወና እዩ። ሓደ ቤተሰብን ብልበይ ዝፈትዎ ዓርከይን መታዓቢተይን "ሓደ ሰብ ዋላ ፀላኢየይ ክቐትለኒ ካራ ሒዙ እናመፀኒ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ እናረኣኹዎ፣ ከቐትለኒ ምዃኑ እናፈለጥኩ ፅቡቕ እንተተዛሪቡ ተዓሻሽየሉስ ብቐሊሉ ክቐትለኒ ይኽእል" ይብል።
    ከምኡ ከዓ እዙ ሎሚ ትግራዋይ ሕይወቱን፣ ደሙን ኣካላትን ገቢሩ ካብ እድ ቀታሊኡ ዝመንጠሎ መሣሪያ ከሕድጉዎ "ንመጣየሺ ሠራዊት ትግራይ $14 እባ $36 ሚሊዮን ነወፊ ኣሎና " ዝብሉ ሃገራትን ትካላትን ንትግራይ ኣብ ምንታይ የእቱዉዎ ከምዘሎዉን ንትግራይ እንታይ ዓይነት ሓደጋ ኣንፀላሊዩዎ ከምዘሎን፣ ኣብ ጊዜ ፀበባስ ክሻብ መፈፀምታ መን ኣብ ጎኑ ጠጠው ከምዝብልን ካልእ ታሪክ ኩሉ ተረሲዑ ካብዘን ዝሓለፋ 4 ዓመታት እኹል ትምህርቲ ተወሲዱስ ጥንኩርን ንፁርን ጥበብ ዝመልኦን መልሲ ክወሃብ ተስፋ ኣሎና።
    ስለዙይ ከምቱ ሐደ ለባም ኢትዮጵያዊ "ጧት ከእንቅልፍ ስትነሳ ኣንድ ሚሊዮን ብር በትራስህ ሥር ብታገኝ ምን ታደርገው ነበር?" ኢሎም ምስ ሓተቱዎ "ተው እባክህ! ሲገኝ እነግርሃለሁ" ከምዝበሎ ፍሽኽታ ይኹን ሰሓቕን ሞገስን ፍቕሪን ናይ ዓቢይን ብልፅግናኡን ኣብ ተግባር ምስ ተረጋገፀ ጥራሕ እዩ ክእመን ዝከኣል፤ ንሱ'ውን ምስ ደቂቃዊ ንቕሓትን ምስትውዓልን።
    ብፍላይ ካብ ዓቢይን ብልፅግናኡን ሞገስን ፍቕሪን ምትሕቁቃፍን ምስዕዓምን እንተበዚሑ እዙ ኩሉ ምስ ኢሳያስን ኣምሓራን ዝነበረ ምትሕቁቃፍን ምስዕዓምን ሰሓቕን ሞገስን ቀለበት ምትእስሳርን ኣብ ምንታይ ከምዝተወደአ ምዝካር ኣድላዪ ኾይኑ ይረኣየኒ።
    BE ALWAYS ON THE WATCH!
    SUGARY TOUNGUES AND WIDE AND BRIGHT SMILES MAY NOT NECESSARILY AND TRUELY REVEAL WHAT IS INYENDED AND PLANNED IN THE HEART!

  • @user-yk2xs3vn4v
    @user-yk2xs3vn4v 20 วันที่ผ่านมา

    Mik ehhhhhhhhhhhhhb?

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 19 วันที่ผ่านมา

    ሽጣራኹም ደዉሩ ንዘይፎልጦስ ምየስ የጥርጦ ተጋሩ ንፋለጥ ኢና

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 20 วันที่ผ่านมา

    እኒ መንጀሪኖ ተናጊሮም ናይ ምዕማን አቅሚ አለዎም ዶ(ልምዶም መንዳንኡ መን ከማይ ስለ ዝኾነ

  • @dawitmesfin8867
    @dawitmesfin8867 20 วันที่ผ่านมา

    ጽብቅ ገረድ ምካን ...ይከአል እዮ
    ጎዳይ አፈጸሚ አውን....ሚልዬናት አሰዊካ

  • @DawitWm
    @DawitWm 20 วันที่ผ่านมา +3

    በጃኹም ሻዕብያ ክጠፍእ ኢዩ ዘለዎ ባህርያት ሻዕብያ ናፈለጥኩም ዕርቂ ክፍጠር ኢዩ ኢልኩም ምሕሳብኩም የሐዝን ሕነና ክንፈዲ ከለና

    • @samru2018
      @samru2018 20 วันที่ผ่านมา

      Suk bel bahriat hwhat serakit mdanagerit aqomitkas grm shabia kedimkayo geb ktbel ika ata kondaf lemani sernai shabia shnti n shnti eya tgbrekum mechem puppet mike hammer

    • @samru2018
      @samru2018 20 วันที่ผ่านมา

      Mexa bel hne ktfedi ktbl ktdefae ika kektel zemxe teketilu alo eritreawi aykonen kendi tgrawai eyu ktflet serekti mdnagerti

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 20 วันที่ผ่านมา

      ቆማል ምስቶም ለመንትይ ስድራካ ዘይትጠፍእ ትግራይ ለመንትይ ጨው እግሮም

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 20 วันที่ผ่านมา

      agame

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 20 วันที่ผ่านมา

      @@sarajoh313 ቆማል ባንደራና ኣይተርስሑልና

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 20 วันที่ผ่านมา

    Tigray abandoned geledo ayitibelu baelikum niethiopia ketemaebilu tsenihkum meliskum Bernina tiblu meliskum dima higi nab ethiopia yigerim eyu enkilil ekum tiblu ethiopia ayitideliyekumn nisikum gin Filipina bihayli eyu.

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 20 วันที่ผ่านมา

    ኣርባዕተ ኪሎ ኣይበሃልን ኣራት ኪሎ በሉ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 18 วันที่ผ่านมา

      What does it makes difference, don't split words

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 20 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 20 วันที่ผ่านมา

    ኣርባዕተ ኪሎ ኣይበሃልን ኣራት ኪሎ በሉ

    • @tbstig
      @tbstig  20 วันที่ผ่านมา

      የቐንየልና፣ ክንእርሞ ኢና

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 18 วันที่ผ่านมา

      What does makes a difference don't split words instead help tegaru fancially and morally,

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 18 วันที่ผ่านมา

      ​@tbstig please stop be sympathizer of Shabia, you can't make deals with Shabia, the only language they understand is force dula