Dnkuan Hagos - ድምጽኺ ኣስምዕኒ - NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - ብቤ/ት/ሰ/ደ/ብ/ቅ/ገብርኤል ኣኽርያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 454

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +34

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላኽ አሜን
    ልበይ ክሕጎስ ነገር ጽድቂ ንገርኒ
    መሰንቆ ዳዊት ድምጽኪ ኣስምዕኒ
    ውሉድኪ ሎኪ ማርያመይ ዘክርኒ
    ጥዑም ድሃይኪ ማርያመይ መንፈስ ይሕድስ
    ሕማም ፈዊሱ ንነብሲ ህይወት ይዘርእ
    ሃረርታ ኣለኒ ክሰምዖ ቃላት ናይ ኣፍኪ
    ፈውስን ምሕረትን'ዩ ማርያመይ ቅዱስ ልሳንኪ
    ኢዝነይ ጸምሙ ብድምጺ ፍትወት ኢዚ ዓለም
    ኣነ ኣይክኣልኩን ክጸሮ ኮይንኒ ሕማም
    ቤት ልበይ ክኲሕኲሕ ክኣቱ እቲ ጎይታ ሰላም
    ልበይ ክዕርፍ ኣስምዕን ድምጽኪ ማርያም
    ትጽሙኡ ልበይ ማይ ጽድቂ ተሳኢንዎ
    ደርቂ ሓጥኣተይ ፍጹም ኣዳክሙዎ
    ልበይ ክጠልል ብህወት መታን ክርእዮ
    ሩባ ናይ ሰላም ሰላምኪ ሎሚ ኣውሕዝዮ
    ኣብ ላዕላይ ሰማይ ዘለኽ ርህርህቲ ርግበይ
    ተስፋ ቅዱሳን ዝኮንኪ ኣደ መንፈሰይ
    ድምጽኪ ኣስምዕኒ ክወርደን መንፈስ እቲ ልዑል
    ከም ናይ ኤልሳቤት ክዛረብ እቲ ሰናይ ቃል
    ዝማሬ መላእክት የስሜዓልና ኣሜን!
    ረድኤትን በረከትን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ይሕደረና ሕዝበ ክርስቲያን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 11 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna abet mezmur maryam nebsey hadraki❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @semeretesfalem8189
    @semeretesfalem8189 6 ปีที่แล้ว +29

    ትጽሙእ ልበይ ማይ ጽድቂ ተሳኢንዎ
    ደርቂ ሓጥያተይ ብፍጹም ኣዳኺምዎ😭!!!
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ปีที่แล้ว +4

    ዝማረ መላእክት የስማዓልና ክቡራተይ ❤
    ልበይ ክሕጎስ ነገር ጽድቂ ንገርኒ
    መሰንቆ ዳዊት ድምጽኪ ኣስምዕኒ
    ዉሉድኪ ለኩ ማርያመይ ዘክርኒ
    ጥዑም ደሃይኪ ማርያመይ መንፈስ ይሕደስ
    ሕማም ፈዊሱ ንነብሲ ህይወት ይዘርእ
    ሃረርታ ኣሎኒ ክሰምዖ ቃላት ናይ ኣፍኪ
    ፈውስን ምሕረትን 'ዩ ማርያመይ ቅዱስ ልሳንኪ
    እዝነይ ጸሚሙ ብድምጺ ፍትወት እዚ ዓለም።
    ኣነ ኣይከኣልኩን ክጸሮ ኮይኑኒ ሕማም።
    ቤት ልበይ ክኩሕኩሕ ክኣቱ እቲ ጎይታ ሰላም።
    ልበይ ከዕርፍ ኣስምዕኒ ድምጽኪ ማርያም።
    ትጽሙእ ልበይ ማይ ጽድቂ ተሳኢንዎ።
    ደርቂ ሓጥያተይ ፍጹም ኣዳኪምዎ።
    ልበይ ክጠልል ብሂወት መታን ክርእዮ።
    ሩባ ናይ ሰላም ሰላምኪ ሎሚ ኣውሕዝዮ
    ኣብ ላዕላይ ሰማይ ዘለኪ ርህርህቲ ርግበይ።
    ተስፋ ቅዱሳን ዝኮንኪ ኣደ መንፈሰይ።
    ድምጽኪ ኣስምዕኒ ክወርደኒ መንፈስ እቲ ልዑል።
    ከም ናይ ኤልሳቤጥ ክዛረብ እቲ ሰናይ ቃል።

  • @filimonmichael8278
    @filimonmichael8278 2 ปีที่แล้ว +14

    +++ድምጽኺ ኣስምዕኒ+++
    ልበይ ክሕጎስ ነገር ጽድቂ ንገርኒ
    መሰንቆ ዳዊት ድምጽኺ ኣስምዕኒ
    ውሉድኪ ሎኹ ማርያመይ ዘክርኒ,,,
    ጥዑም ድሃይኪ ማርያመይ መንፈስ ይሕድስ
    ሕማም ፈዊሱ ንነብሲ ህይወት ይዘርእ
    ሃረርታ ኣለኒ ክሰምዖ ቃለት ናይ ኣፍኪ
    ፈውስን ምሕረትን'ዩ ማርያመይ ቅዱስ ልሳንኪ,,,
    እዝነይ ጸሚሙ ብድምጺ ፍትወት እዚ ዓለም
    ኣነ ኣይክኣልኩን ክጸሮ ኮይንኒ ሕማም
    ቤት ልበይ ክኩሕኩሕ ክኣቱ እቲ ጎይታ ሰላም
    ልበይ ክዕርፍ ኣስምዕኒ ድምጽኺ ማርያም,,,
    ትጽሙእ ልበይ ማይ ጽድቂ ተሳኢንዎ
    ደርቂ ሓጥያተይ ፍጹም ኣዳኺሙዎ
    ልበይ ክጠልል ብህይወት መታን ክርእዮ
    ሩባ ናይ ሰላም ሰላምኪ ሎሚ ኣውሕዝዮ,,,
    ኣብ ላዕላይ ሰማይ ዘለኺ ርህርቲ ርግበይ
    ተስፋ ቅዱሳን ዝኾንኪ ኣደ መንፈሰይ
    ድምጽኺ ኣስምዕኒ ክወርደኒ መንፈስ እቲ ልዑል
    ከም ናይ ኤልሳቤት ክዛረብ ነቲ ሰናይ ቃል።

  • @AzmeraGalTewahdo
    @AzmeraGalTewahdo ปีที่แล้ว +4

    ደጋግመ ሰምዐ ዘይፀግባ መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ👏👏✝️🕊🕊

  • @simongebreluel7723
    @simongebreluel7723 5 ปีที่แล้ว +34

    ከመይ ሊብኪ ፍሰሃ ሃጎስ ይምለኣዮ
    እመብርሃን ወትሩ ሰናይ ዝማረ ዝፍልፍል ልሳን ትሃብኪ

  • @robielokubazgi4015
    @robielokubazgi4015 6 ปีที่แล้ว +28

    ኣሰይ!!!!
    ኣሕዋተይ ምዓረይ ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የንብርኩም።ጥዑም መዝሙር ያሬዳዊ መዝሙሩ ዝሓለ ።
    ኣሰይ ደኣ ኣሰይ !!!
    ኣምላኽ ይመስገን

  • @asmeromabraham1077
    @asmeromabraham1077 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna Egziabhier nay agelglot zemenkum ybarkekum bereketn redietn nay eme brhan qdste qudusan dingle weladit amlak ms kulatna hzbe cristian ykun

  • @yonastesfasilasie8352
    @yonastesfasilasie8352 3 หลายเดือนก่อน +1

    zimare malaekiti yesmealna Yehwat.Egzabiher amlak zege yebzehalkum. Btaemi dest tbleka tiemtin mezumur ❤❤❤

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmana yehwatey xegeu yebzhalkum eizigiabihier semiaka zey tmno mezmur

  • @SalamSalam-ru6wv
    @SalamSalam-ru6wv 4 ปีที่แล้ว +12

    ልበይ ክሕጎስ ነገር ፅድቂ ንገርኒ መሶንቆ ዳዊት ድምፅኪ ኣስምዕኒ ውልድ ከለኩ ማርያመይ ዘክርኒ (4)
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንዎሖዩ ኣሕዋተይ አሜን

  • @edengoytom3695
    @edengoytom3695 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna egzabiher xega bereketu yebzhalkum ❤❤❤

  • @tirhasyosief8541
    @tirhasyosief8541 5 ปีที่แล้ว +6

    Aseyyyyyyyyyy Ellllllllllllllll👏👏👏 zmare meleakti yesmealna amlak xegu yebzhalkum yehwat 🙏🤲💒💒💒❤

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ዸ3ዀ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ዸ3ዀ 4 ปีที่แล้ว +4

    *Amen Amen Amen*
    *ዝማረ ማላእክት የስመዓልና ወገናተይ ፍትዋት ደቂ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እሜበታችን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነታን ረዲኤታን ምስ ኩላትና ይኩን ተጸናናዓና ውን ነዚ ሕማቅ ሕማም መጺኡ ዘሎ ውን ምሕረቱ ክሰደልና ንፍቁር ወዳ መድሓኒናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ትለምነልና Amen*

  • @memumsganandnglmaryamyish4739
    @memumsganandnglmaryamyish4739 6 ปีที่แล้ว +8

    ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልል ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና በሉ እስኪ ክምዚኣ ኢልና ታኪብና ባሓባር ኤርትርውያን ንእግዚኣብሄር ኣምላክና ነምስግነሉ ግዜ ይሃበና ጸጋ ናይ እመ ብራሃን ኣይፈለየና

  • @tesfayabfetaryeytrayeu9708
    @tesfayabfetaryeytrayeu9708 6 ปีที่แล้ว +18

    አግዝኣቤሔር ጐይታ ሰራዊት ገለ ሒደት ትርፊ አንተዘይገድፈልና ከም ሰዶም ምዀና ንጎመራ ምመሰልና ኔርና። አልልልልል ዝማሬ ምላአክቲ ይስምዓልና ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና

    • @yonasgebrekidan9535
      @yonasgebrekidan9535 5 ปีที่แล้ว +1

      Kal hiwet yesemeelna zemari melhkti yesemeelna

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 6 ปีที่แล้ว +1

    Zmare mlaekti yesmeaelna ahwatey amlak aezizu ybarkum btaemi des zebl mezmur egziabiher zmarekum whazi ygboro eme amlak tslala tenbrkum

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari5448 6 ปีที่แล้ว +50

    እም ቤተይ ዑቅባኪ ሓደረኪ ንዱኩማት ደቅኪ በኣማላድነትኪ ዘክርና ኢኪ ንሕዋትና ውን ዝማሪኦም ተቀብሊ ዝማሪ መላኣኢክት የመኣልና ብሩካት ይሕዋትና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @TrhasKahsay-g3n
    @TrhasKahsay-g3n 11 หลายเดือนก่อน

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ሜን ኣ ሜ ን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @ghsghshjshhs5709
    @ghsghshjshhs5709 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውድ እህታችን ጸጋው ያብዛልሽ

  • @gb-ey3oz
    @gb-ey3oz 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሓቂ ደጋጊመ ሰሚዔ ኣይጸገብክዋን እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብኩም ናይ እመብርሃን ኣዴና ከኣ ዘውትር ጽላል በረከት ረዲኤታ ዘይውዳእ ጣዕማ ፍቅራ ርህራሄኣ ኣይፈለኩም ኣሜን።

  • @tsegafsha8044
    @tsegafsha8044 4 ปีที่แล้ว +2

    Ellll amen zmeare melakti yesnealna yhwatna

  • @ማርያመይኣደተስፋ
    @ማርያመይኣደተስፋ 6 ปีที่แล้ว +16

    AMEN AMEN AMEN zmare melakti yesmealna nay agolgulot zmenkum amlak ybarek 💒💒💒🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖

    • @fevenhabtab2311
      @fevenhabtab2311 6 ปีที่แล้ว

      😁😁😁😁😁😁ellllllllllllllll

    • @FM-wl5lw
      @FM-wl5lw 4 ปีที่แล้ว

      Nay agolgulot zmenkum amlak ybarek

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣሰይ ክንደይ ይጥዕም ደስስስስስ ክብለካ ጡዑም ዝኮንካ መዝሙርእልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ

  • @ichglaubeangottgottseidank7681
    @ichglaubeangottgottseidank7681 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmaelna Amlake kudsan xegu yebzhalkum yehwatey maerey

  • @semu2151
    @semu2151 5 ปีที่แล้ว +3

    Aseyyyyyyyyy ellllllllllllllll zmare meleakti yesmalna nay agolgulot admekum amlak yebzahayo 💒

  • @BetuBetuDebesay-ml7kh
    @BetuBetuDebesay-ml7kh หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zimare melaekiti yesmealna 🙏🙏🙏 ዕልልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልል

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 10 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @muesetekliet5679
    @muesetekliet5679 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen zmarie malekti yesmalna Sidra kerstos yehawtey deki ema brhan

  • @ኣዘክሪድንግል-ለ2ኰ
    @ኣዘክሪድንግል-ለ2ኰ 6 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና
    እመ ብርሃን ጣዕማ ፍቅራን ኣማላድነታን
    ኣይፈለየና ንኩልና ደቂ ተዋህዶ ብድጋሜ ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና።

  • @DanidaniNatey
    @DanidaniNatey ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኽትይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 የስማአልና

  • @ኩሉፍቃድካይኩን
    @ኩሉፍቃድካይኩን 6 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyy aseyyyy aseyyyy aseyyyy aseyyyy aseyyyy aseyyyy enqa bselam mxakum amlak xegu yebzhalkum nay aglgelot zebnkum ybarkelkum embrhan thalkum bzu ena nxb kabakum ztebarken zteqdes qdam senbt ygberelna

  • @desetdawit3507
    @desetdawit3507 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይ እልልልልልል ዝማረ መልኣኽትይ የስምዓልና ዘበን ኣጎልጉለትኩም እዝግኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም

  • @bereketberihe6456
    @bereketberihe6456 5 ปีที่แล้ว

    zimare melakti yesmealna fitwat ahwat bteami des zibl mezmur egziabher amlak nay agelgulotkum zemen ybark

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒
    Zemare melaktey yesmalna.Egzabeher Amlak xega yebzhalkum fukrat yehwatey.

  • @ወዲማርያምምእዙዝ
    @ወዲማርያምምእዙዝ 6 ปีที่แล้ว +7

    እእልልልልል ኣሰይይይ ዝማሪ መላእክቲ የስምዓልና በረከት ናይ ኣብ በረከት ናይ ወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ምሳኩም ይኩን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ረዲኢታ ምሳኩም ይኩን ።

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 ปีที่แล้ว

    አሜን.አሜን.አሜን..ዝማረ.መላአክት.ያሰመዐልና.ክዋራት.አቦታትና.ክዋሪት.ሓፊትና.አግዛበሄረ.አምላክ.ፀጋኡ.ያብዘሐሉክም.አሕዋተይ

  • @ድንግለይኣደፍቕሪ-ጀ6ሐ
    @ድንግለይኣደፍቕሪ-ጀ6ሐ 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmaelna egzabiher amlak xegu yebzahalkum.

  • @مونعلي-ش1ع
    @مونعلي-ش1ع 4 ปีที่แล้ว +4

    🙏💞🙏💞🙏💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤🌻❤🌻❤🌻🌺🌺🌺🕊🕊🕊ኣሜንኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @ወዲህብቶም
    @ወዲህብቶም 6 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዘመሕዋተይ እግዝኣብሄር ኣምላክና ጸጉኡ የብዝሃልኩም

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @semharjohn7517
    @semharjohn7517 6 ปีที่แล้ว +4

    Lelelelelelelelelelellelellelelellelelelelellelel asey desi zebil mezmur amlak nay agelglot admeki yibark haftey natey amlak xegu yebzhalkum burk kedam senbet yigberelna

  • @debesayandom3219
    @debesayandom3219 6 ปีที่แล้ว +6

    Elllllll ellll amen amen amen zimare melakti yesmlna amen

  • @mehari8943
    @mehari8943 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna xegue yebzhalkum egziabher amlakna ahwatey bereket nay kuduste kdusan dngl maryam mskulna hzbe Christian ykun

  • @nimrodberhe8239
    @nimrodberhe8239 6 ปีที่แล้ว +7

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣ ሜ ን ኣ ሜ ን ኣ ሜ ን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብዚሑ ጸጋኡ ይዓድልኩም።

  • @liyaminase5236
    @liyaminase5236 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና
    ልበይ ክሕጎስ ነገር ጽጥቒ ንገርኒ
    መሶንቖ ዳዊት ድምጽኺ ኣስምዕኒ
    ዉሉድኪ ኣለኹ ማርያመይ ዘክርኒ(4)🇪🇷 🇪🇷

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 5 ปีที่แล้ว +2

    AMEN Amen Amen zemare mlaketey ysmalna yehwatey tsegeu yebzhalekum 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @eyobyakob656
    @eyobyakob656 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen Zimare Melakti yesmealna Ezigabher xegakum yebzihayo yehwatey.

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ ፀግኡን በረኸቱን ያብዘሐልኩም ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን

  • @gjfug8880
    @gjfug8880 5 ปีที่แล้ว +3

    zemar melakti yesmalna shikornatat ahwateyy💒🙏❤❤❤❤

  • @weldayzereu7342
    @weldayzereu7342 6 ปีที่แล้ว

    amen amen amen zmare melakti yesmalna egziabhier amlake nay agelglotkum edme yberkelkumn ykedselkumn

  • @Rgbegaltewahado
    @Rgbegaltewahado ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የሰማዕልና ክቡራተይ ኣሕዋተይ ብጣዓሚ ደሰ ዝበል መዝሙር ፀጉኡ ይብዛሓልኩሙ እግዚኣብሄር አምላክ አሜን❤❤❤❤

  • @Filipos610
    @Filipos610 6 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና፣ዝማሬ ናይ ቅዱስ ዳዊት፡ቅኔ ናይ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝማሬኹም ይቀበለልኩም፣ድንግል ማርያም በረከታ ተብዝሓልኩም አሜን።

  • @genetygaultewhdo3954
    @genetygaultewhdo3954 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemra melakti yesmalna yehwatey xegu yebzhlekum hagrena temlisna meskum mezmer yebqana dengley tahgzena amen

  • @yosieftekeste3016
    @yosieftekeste3016 6 ปีที่แล้ว +13

    እልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋት

  • @jonihadish2064
    @jonihadish2064 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣምላክ ዝማረ ዳዊት ዝሰመዐ ዝማረኩም ይስማዕኩም አዞም ኣሕዋተይ ኣሜን።

  • @mamanafekihamqaalkusedt.6829
    @mamanafekihamqaalkusedt.6829 5 ปีที่แล้ว +1

    Asey asey aseyyyyyy zemara melakti ysmalna yhwateyyyyy 🙏🙏🙏⛪

  • @samrawitweldeab9444
    @samrawitweldeab9444 6 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላክቲ የስምዕልና እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይይይ

  • @okbugebre8606
    @okbugebre8606 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንን ኣሕዋተይ ምዓረይይይ

  • @ortotv127
    @ortotv127 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመነ ኣጎልጉለት ዕድሜኹም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን ኣሜን!!!

  • @ikbenaltijdblij4603
    @ikbenaltijdblij4603 6 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን(3) ዝማረ መላክቲ የስማኣልና
    ናይ ኣጎልጉለት ዕድመኪ ይባርከልኪ
    ዝሓፍተይ!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @ablelteame7357
    @ablelteame7357 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zemare melaeki yesmalna ahewatey 🙇‍♂️

  • @ኤልሻዳይኩሉትክእል
    @ኤልሻዳይኩሉትክእል 4 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @bhaftaargawi606
    @bhaftaargawi606 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራተይ

  • @lemlemtsegay6552
    @lemlemtsegay6552 6 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መለክቲ የስማልና ኣምላክ ጸጋኡ ይብዝሃልኩም

  • @ajmalkhankhan2078
    @ajmalkhankhan2078 5 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልል ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ነዛ ፃሓይ ዘረኣካና ጎይታና

  • @thewayofjustice9466
    @thewayofjustice9466 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ፍቑራተይ ፡መድሃኔ ዓለም ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @lidulove3192
    @lidulove3192 4 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmalna amlak xegu yebehalkum

  • @efremamanuel8594
    @efremamanuel8594 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen zemarye melakti yesmalna Amalk xegu yebzhalkum

  • @ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ
    @ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ👏💒👏

  • @saronfutsum6576
    @saronfutsum6576 5 ปีที่แล้ว +3

    Eeeellllll eeeeelllllllll
    Zmare melakti ysmalna egzabiher amlak tsega ab leli tsega yebzhalkum amen

  • @musyenguse3185
    @musyenguse3185 6 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓላ ፍትዋተይ እግዝኣቢሄር ኣዕዚዙ ይባርኩም

  • @senaitsamuel2800
    @senaitsamuel2800 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna ⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @ናይድንግልንብዓትሲመንእሞ
    @ናይድንግልንብዓትሲመንእሞ 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemare melakti yesmalina nay behaki egzabher amalk xsegu yebzhalkum deqi emabrhan mareyyy

  • @ትሕትናእዩእቲጽበለጸ
    @ትሕትናእዩእቲጽበለጸ 6 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyy እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዛኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @awethaile2307
    @awethaile2307 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen (3) Zmare melaekt yesmealna fqurat Ahwatey Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkhelkum 🙏🙏🙏💒❤️

    • @selamyemane7936
      @selamyemane7936 6 ปีที่แล้ว

      Amen amen zmare melaekt yesmealna fqurat ahwatey egziabher amlak meskm yekn🙏🙏❤

  • @ኣደሩፍታይ-ኘ4ለ
    @ኣደሩፍታይ-ኘ4ለ 6 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልል ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና

  • @brhinsium437
    @brhinsium437 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና የሕዋት!!! እግዛብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም!!!......

  • @ፈቅሪጥዑምሰቃይ
    @ፈቅሪጥዑምሰቃይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መለአክት የሰመዐና በረከት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣብ ሰደት ዘለኩም ኣሕዋተይ ብሰላምን ብደሰታን ምሰ ወለድና የራክበና

  • @robelbahlbi6206
    @robelbahlbi6206 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaeikt yesmealna yehwatey amlak xegu yebzhalkum.

  • @maetebnatube9779
    @maetebnatube9779 6 ปีที่แล้ว +15

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna

  • @ነዚህዝቢነጻግደፍዎ
    @ነዚህዝቢነጻግደፍዎ 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen zmarie melaekt yesmealna bxelotkum nezom ab sdet kertet zelena ahwatkum zekuruna

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ኸ9ዘ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ኸ9ዘ 6 ปีที่แล้ว +6

    Ellllllllllllll
    Elllllllllllllllll
    ElllllllllllllllAmen amen amen zimare meliakti ysmialina xegiu ybzihalikum yhiwatey🙏🙏🙏

  • @merhawihabteslasie6040
    @merhawihabteslasie6040 6 ปีที่แล้ว +2

    እልል እልል እልል እግዚኣብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዛሓልኩም ናይ ብሓቂ ትድነቑ ዝግበኣኩም ኩቡራት። † ዝማሬ መላእኽት † የስምዓልና †

  • @girmaykifle3465
    @girmaykifle3465 6 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መለኣክት የስመዓልና

  • @medhinheile4786
    @medhinheile4786 5 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesimihalia

  • @divora5905
    @divora5905 6 ปีที่แล้ว +2

    Amenn Amenn Amenn Zimare Melkati Yesmealna

  • @filmonteklya814
    @filmonteklya814 6 ปีที่แล้ว +2

    Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna egzabihier amlak zmare dawit kem zteqebele zmarekum.n yqebelelkum

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 6 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
    Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllll
    Aseyyyyy timti mezmur❤❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @okbazgiherestifanos2195
    @okbazgiherestifanos2195 6 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንንንን ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር የፈጽምኩም ክቡራት ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ።

  • @arontsegai
    @arontsegai 6 ปีที่แล้ว +5

    Beautiful Mezmur!!!! Zimare melaekt yesmalna!

  • @kudusanabrahateklehaimanot1723
    @kudusanabrahateklehaimanot1723 6 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amennnnnnnnnnnn mzumure mlekite ysemalna

  • @hannalinatube6955
    @hannalinatube6955 5 ปีที่แล้ว

    Amen amennn amen beslam abxehana egzabihar amelak ruhus awedeamet zemare melaekti yesmealna agelguletkum yebareklkum egzabihar amelak betemi ikum nefuat amelak barikekum

  • @habutes7358
    @habutes7358 6 ปีที่แล้ว +1

    Zmarie melakti yesmealna yehwatey . Zemen agolguletkum ybarek.💒💒💒

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ። ልበይ ክሕጎስ ንገር ጽድቂ ንገሪኒ ።

  • @yedngelmaryamljiorthodotew7034
    @yedngelmaryamljiorthodotew7034 6 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልን።

  • @danieldanil6592
    @danieldanil6592 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen zemare meleakti yesmealna Bereket Emeamlak ms kulatna ykun