" ቃል ስውኣት ሓዊ እዩ. . .!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 346

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 6 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ተጋሩ ትክቶኮሮች ነዛ ማሕበር ፅንዓት ንምንታይ live ኣትቲና ብኪኮኖሚ ክብርትዑ ዘይንገብሮም።😍😍😍😍😍😍😭😭😭😭😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 9 หลายเดือนก่อน +43

    አጆኩም ጆጋና ኢኩም አዶ ወሊዳ ትምከን ጀግንነትኩም ዓለም ዘስደመመ ዩ❤❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 9 หลายเดือนก่อน +3

    😢😢😢ናተይ ታሪክ ኣሎ ኣብዚ ፍቱወይ ማዓዝ ሞ ረሲዐካ ኣለኩ ኣብ ስቃይ ብፍቅርካ ናፍቆትካ የለን ምስበሉኒ ኣነ ግን ኣይኣመንኩንኩን ዓደይ ተመሊሰ እስካዕ ዝቀብፅ💔😭

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 9 หลายเดือนก่อน +5

    አሓ ሕረር አልካማ ሱቅ እንታይ አም ዝይውፅእ ቃንዛ 😢😢ጀጋኖና ቃላት የብልይን❤❤❤

  • @heru12169
    @heru12169 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ኢኹም እኳዕ ተረፍኩም ዞምሓተይ😢🙏💙

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 4 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ንኩርዕ:ንሕበን በኣኹም
    መርኣያ ቡዙሓት ኣጁኹም✊❤

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 9 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ የፅንዕኩም ጎተተይ tdf ❤ናይኩም ብዙሕዩ 😢ጎተተይ ዘተሰውኡ ኣሕዋትና መንግስቲ ኣምላክ የዋርሶም 😢

  • @mili12619
    @mili12619 9 หลายเดือนก่อน +11

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ኣይ ካኣልኩን ኣነ ኩንዱዙይ ዝተሰመዐንስ ንሱኩምስ ከመይ እልኩም ክእልክምዎ ከብድ እዩ 💔😢

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ
    @ትግራይየይሰላምንዓኪ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና
    ክብርን ሞጎስን ንሰዋኣትን👏😢

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 4 หลายเดือนก่อน

    ንመን ድኩም አዝክርኩምኒ ንገዛኢ አበራ ❤❤❤❤❤ ትክእ ገዛኢ አበራ ኢለ ክፅውዓኩም። በርትዑ ኣጆኩም

  • @HdGhs-sb3yb
    @HdGhs-sb3yb 9 หลายเดือนก่อน +10

    ክሉ ክወፅእ አለዋ አሕዋተይ ፀላእትና ዘገበርዋ ዋና ፀላኢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራዊያ🇪🇷💙💙እዚኦም ተለው ቀዛና ቀፀላኢ እየ😢😢😢😢

    • @HdGhs-sb3yb
      @HdGhs-sb3yb 9 หลายเดือนก่อน

      ትክክክል

  • @YoDaha
    @YoDaha 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ኣይኮነን ንስኩም ኣነ ዝሰማዕዎኳ ንብዓተይ ኣቢኒ ምቁፅፃር ንስኩምሲ. ከመይ ተሳቂኩም አሐዋተይ ኣምላክ ፅንዓት ይሀቦ ህዝቢትግራይ ንስክምውን "ክብረት "ጥበብ "ፀጋ" ጥዕና ምስ ዕድመ" ይሀብኩም እቱብሂወት ዘትረፈኩም ፈጣሪ

  • @NigistFesaha
    @NigistFesaha 9 หลายเดือนก่อน +2

    ከብ መንግስቲእስኻትኩም ትሓሹ እግዛብሄር ይሓግዝኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግኑና 🥰🥰🥰

  • @Haylewedimhrey
    @Haylewedimhrey 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም እንኳዕ ተረፍኩም እዙ ኩሉ ስቃይ ሓሊፍኩም ሕድሪ ብፆትኩም ከየዕበርኩም ኣብዚ ስራሕ እዚ ምስታፍኩም ካብ ልቢ ኢና ነመስነኩም እምብር ፅንዓት ኣጀኩም ቀፁሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 9 หลายเดือนก่อน

    አሓ ዝይውፅእ ቃንዛ ኣጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና
    ክብርን ሞጎስን ንሰዋኣትን

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኹም እዘም ኣሕዋተይ ንስዉኣት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ሕቕፍ ቅዱስን ያንብሮም ንዓኹም 'ዉን ምሉእ ምሕረት ያሃብኹም 👏🌺🌺

  • @Orthodoxsawit1
    @Orthodoxsawit1 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሕቡናት ጀጋኑ ብርኪ ጽንዓትኩም ዕላምኡ ክወቅዕ ተሪሩ ክቅጽል ይምነ: 🙏

  • @BrtukanTuemay
    @BrtukanTuemay 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 9 หลายเดือนก่อน +14

    ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና እዩ እግዝኣብሄር ምሳኹም ይኹን ብሉፃት🙏❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኩም ጀጋኑ ወለዶ ከማኩም እንተዝኮውን ኩሉስ ክንደይ ደስ ምበለ ❤❤❤❤❤❤

  • @Alsehday
    @Alsehday 9 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና እንኳዕ ብሰላም ወፀኣኩም ኣይይይ ኣሕዋተይ ወዲኣቶም😢
    ክብርን ምጎስን ንስዋኣትና ❤

  • @Tares-w2s
    @Tares-w2s 9 หลายเดือนก่อน +3

    አነ አብ ስድት እየ ዘለኩ ግን ክአቲ እየ ዓድይ ዝሓሳብ ዘለኩ ከም እግዚአብሄር ፍቃድ እስቲ አድራሾኦም ላአከልና ዓዲ ምስ አተኩ ምስአም ክስርሕ በረከት ክካፈል

    • @Plotmedia.
      @Plotmedia.  9 หลายเดือนก่อน +1

      ባንኪ ሒሳብ፦ 1000590091058( Filion niguse & milion Desta) ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ
      ቁፅሪ ስልኪ 0919016054-milion Desta
      0955002939- selam gebre

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 9 หลายเดือนก่อน +6

    አጆኩም ጀጋኑና ብመስዋእትኩም ርእስና ክነልዕል ጌርኩሙና ኢኩም
    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን😢😢😢🙏🙏🙏

  • @mmn7636
    @mmn7636 9 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ፅንዓት ጀጋኑ ኣጀኹም 👍👍💛❤️💛❤️✅🤛👊👊✊

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኩም ክብራት ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @DhjkChj
    @DhjkChj 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዛኻ.ማዓረይ.ፅንዓት.ይሃብኻ.እዝ.ሓወይ😭😭

  • @elsamehari9055
    @elsamehari9055 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኹም ጀጋኑ ኣሕዋትና❤❤❤

  • @legeseberhe2935
    @legeseberhe2935 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ayzekum azom ahwatey enkan terefkum❤❤❤

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤😢

  • @trhasabrha
    @trhasabrha 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና

  • @JgHu-j4u
    @JgHu-j4u 7 หลายเดือนก่อน

    ሳምር. ካብራያ. . ጀጋኑዋይ. አዎተይ እካእ. አትርፍኩም❤❤❤❤

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 4 หลายเดือนก่อน

    ፋኒ ጎቦዝ ምስ ብፆትካ በርትዕ አጆካ

  • @GaliLilay
    @GaliLilay 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኩም ጀጋኑ ኢኩም ኣዶ ወሊዳ ትምከን ጀግንነትኩም ዓለም ዘገረመ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 9 หลายเดือนก่อน

    ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና ወትሩ አብልብና አብልቢ ትግራዎይ ኢኩም አጆኩሙ ❤❤❤❤አብ ጎኑኩም ኢና

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕ አይ ኣሕዋተይ 😢ክንደያ ምልምል እመ ከም ዝቅሪዮ ኣሕ 💔😭😭😭ኣንኻዕ በሂወት ተረፍኩም ኣሕዋተይ💔🙏😭

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጁኩሙ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትኩሙ ፅንዓት ይሃብኩሙ ንሕናም ብዓቅምና ክንሕግዘኩሙኢና ጀጋኑና ናናማን ሰብ ሕልና ኢኩሙ ❤❤😢😢😢

  • @Beti_16-
    @Beti_16- 9 หลายเดือนก่อน +9

    ጀጋኑ ወለዶይ አጆኹም እንኳዕ ናትና ኾንኩም አብ ጎንኹም ኢና (ፅንዓት)💊💪

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጆና ተጋሩዋይ ሓፍቲ ዝሰኣንኩም ሓፍቲ ክንካነኩም ሓው ዝሰኣንኩም ሓው ክንኮነኩም ኣፍቃሪት ዝሰኣንኩም ኣፍቃሪት ክንኮነኩም ኣቦ ዝሰኣንኩም ኣቦ ክንኮነኩም ኢና ኩላትና ተጋሩ ምስ ተጋሩ ኣጆና😅😢😢😢😢

  • @DhjkChj
    @DhjkChj 9 หลายเดือนก่อน

    እፍ.አየ.ግፍዕ.ኣዶ.ትግራይ.ፅንዓት.ይሃብኽ😭😭😭

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 9 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ጨካናት😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኩም ጀጋኑ እንኳዕ ተረፍኩም ነቢዕኩም ኣንቢዕኩምኒ ወዲነይ😭 ምንኣሰይ ጎይታዋኒ H😢G😭T😭T😭F😭 K😢S😭Gኣበይሞ ኣካልኩም ጎዲልኩም ተትምለሱ ኣሕዋተይ 😭

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 9 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጀጋኑ እንዃዕ ብሰላም መፃኹም
    አጆኹም ጀጋኑ ኢኹም አይኮነን ንእና እቶም ጀጋኑ ሰማእት ብመንፈሶም እውን ከም ዝሕጎሱ አይጠራጠርን በጣዕሚ ንኮረዐልኹም ጀጋኑ አሕዋትና ነቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ስራሕ 🙏🕊💘💘💘

  • @ራኢውሽጠይ
    @ራኢውሽጠይ 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ TDF ደቂ ህዝቢ ኣጆኹም❤❤
    ስለና ብዙሕ መስዋእቲ ተኻፊ❤️‍🔥🥹💔

  • @ጋልትግራይሓላል-ዘ5ጀ
    @ጋልትግራይሓላል-ዘ5ጀ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኩም ጅግና🙏💛❤💛❤😢

  • @AmaenኣሜንyouTube
    @AmaenኣሜንyouTube 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና❤❤❤❤❤

  • @ያለምያለም-ዘ8ዐ
    @ያለምያለም-ዘ8ዐ 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና 🙏🙏🙏🙏🙏ንጀጋኑ ስዋኣትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዋተይ ማዓረይ ደቅነይ😭😭😭

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 9 หลายเดือนก่อน +4

    ወዳበ ጽብቕ እዩ ኩሉ ክውደብ ኣለዎ ሓንቲ ስድራ ኩላ ክትወደብ ኣለዎ ካብ ታሕቲ ክሳብ ላዕሊ

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 9 หลายเดือนก่อน

    አጆኹም ኣብ ዝኸድኩሞ ፅቡቅ የጋጥምኩም ። ደሞ ዓለም ሙሉእ ዘዛረብኩም ኢኹም

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኩም ጀጋኑና ዋይእሕዋተይ😢😢😢😢😢😢

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 9 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢እፍ አነ እዉን ሓወይ አሎ ከማኩም እፍቅሪቱ ተሰዉአ 😢እፍ

  • @yfgfhggc1498
    @yfgfhggc1498 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዋተይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @selammebrhtom2438
    @selammebrhtom2438 9 หลายเดือนก่อน

    Ef fetari aboy baelka selamka habena ef ah ahwatey mareyyy

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ።
    ብጣዕሚ መትከላውን ሰብኣውን
    ቅዱስ ዓላማ ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።🙏🙏🙏🙏

  • @ሃገረይትግራይእያ
    @ሃገረይትግራይእያ 9 หลายเดือนก่อน +2

    በርትዑ ጀጋኑና 🎉🎉❤

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሳላኹም ርእስና ክነቅንዕ ጌርኩምና ብኣካልኩም ኣካል ብመስዋእትኹም ሂወት ሂብኩምና ቃላት ይሓፅረኒ ንዓኹም ዝገልፅ ድርብ ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና🙏❤💛

  • @SanduKasahya
    @SanduKasahya 9 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ተጋሩዋይ ፅሩያት😢

  • @fetashow-ABRHAM
    @fetashow-ABRHAM 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፅንዓት አጀኩም ፅንዑ

  • @kblovers9284
    @kblovers9284 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕሕሕ ኣሕዋተይ መዓረይ ዙ ወዲ ንትርሓስ ክጥይቀሉ ግን ምናልባት ፍሉይ ቦትኡ ተዝነግረኒ ክሕግዞ ነይረ ጓል ኣፅቢ እየ

    • @FaniHazard
      @FaniHazard 9 หลายเดือนก่อน

      Facebook ኣድራሻ fila wedi adeway

  • @Ghdg-b3t
    @Ghdg-b3t 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤

  • @eteneshmesfin3998
    @eteneshmesfin3998 2 หลายเดือนก่อน

    ንፉዓት ቀፅሉሉ

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሕ ደቅነና ጠልሞሙና💔💔💔😢
    እንካዕ ንስካትኩም ተረፍኩሙልና❤

  • @Rora112
    @Rora112 9 หลายเดือนก่อน +3

    ናየይ ንብዓት ይፍሰስ ዞም ሓተይ ብዓይንኩም ክንርኢ ብእግርኩም ክንከይድ ጌርኩም ኢኩም ሞ ክብሪ ንዓኩም ኣነስ ታይ ኔሩዎ ዓቅሚ ተትህልወኒ ምሉእ ሂወትኩም ኣመቺአ መንበርኩኩም ዘዝተክኣለና ሓቦ ንበሎም ተጋሩዋይ😢😢

    • @FaniHazard
      @FaniHazard 9 หลายเดือนก่อน

      የኽብረልና ሮራየ 🙏🙏🙏🙏🙏

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 7 หลายเดือนก่อน

      ​​@@FaniHazardf/bካ ንገረኒ ወድነይ🥺

  • @brhaneye
    @brhaneye 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዋተይ 😢💔😣 ስቃይ ጀጋኑና ክብረት ይሃበልና ስለና ዝኸፈልኩምዎ ዋጋ የቀንየልና ንዓኹም ዝኸውን ዘበን የምፅአልኩም 💪🥰🥀🥹🫶

  • @Tslat-zx1gy
    @Tslat-zx1gy 8 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኹም ጀጋኑና

  • @نعنعهنعنعه-د1خ
    @نعنعهنعنعه-د1خ 9 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኩም😢❤ ኣሕዋተይ ማዓረይ

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan 9 หลายเดือนก่อน

    ኩንት ኣዉዳም ሰላም ግን ንኹሉ ጠቃሚ እዩ😢😢😢😢😢😢😢 ብስኪ ቦቶሊካ 😢😢😢ከይድገም ኣዶ ትግራይ ስኢሊ ሕዛ ቀሪያ 😢😢😢😢

  • @hehdjrj8161
    @hehdjrj8161 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኹም❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi7599 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ ኣጀኩም ጀጋኑና

  • @rahwagalweyanegaltomtekiso3201
    @rahwagalweyanegaltomtekiso3201 3 หลายเดือนก่อน

    Jigna ahwatina

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 9 หลายเดือนก่อน +2

    እህህህህ ኣሕዋተይ ኣዞኩም እስኪ ብሓቂ ትፈትዎ ሰብካን ብፃይክን ክፍለካ ካቢድ እዩ እና ኣዞኩም ዞም ሓተይ😢😢😢😢

  • @seblevali719
    @seblevali719 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokum Jeganu Ekum Alem Zegeremkum kbri nakum❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hs7Due
    @Hs7Due 9 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ጀጋኑ 🙏😢😢😢

  • @TigistMulugeta-o5l
    @TigistMulugeta-o5l 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና በርትዑ

  • @sarayan525
    @sarayan525 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኒና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @عععع-ع1ث
    @عععع-ع1ث 9 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢካ ይንባዕ

  • @taspikonjo2742
    @taspikonjo2742 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ እኩም ኣጀኹም😭💪💪💪💪💪💪

  • @ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
    @ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ❤❤😢

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነዞም ጽቡቃትይ ምሩጻትይ መናእሰይ ካብ ብሱል ጥራይ ተሪፎም ክትርኢ ከለኻ ክንደይ ጀጋኑ ከምዝሰአና የርእየካ የሕመካ ድማ !

  • @TigistMulugeta-o5l
    @TigistMulugeta-o5l 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጀጋኑና በርትዑ 4:31

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 9 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍኣሕዋተይእንኳዕብሂወትተረፍኩምጀጋኑ

  • @buudle8284
    @buudle8284 9 หลายเดือนก่อน

    ሓታቱ መስቀልካ ደስ ክትብል ❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኢቲ ብሂወት ዘሎ ተጋዳላይ አዉን ብዙሕ ቁስሊ አዩ ሒዙ ዘሎ

  • @Nua-s1r
    @Nua-s1r 9 หลายเดือนก่อน

    አሕሕ አጆኹም ጀግና❤❤

  • @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ
    @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኩም ጀጋኑ😢😢😢😢

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly 9 หลายเดือนก่อน

    አጆኹም አሕዋተይ ከንደይ ዘይሓለፍኽሞ 💔🥺🥺

  • @YourLocalCamera1229
    @YourLocalCamera1229 9 หลายเดือนก่อน +1

    Anhna nhmemelkummmmm zom ahwateyyyyy tselaekummm ynbaeeeee lbna nebiuuuu bewnettttt .bakummmm ezi kulu birhan reenaaaaaa yekenyelnaaa❤❤❤💪💪💪💕💕🙏🙏🙏✊️✊️✊️yekenyelnaaa

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ እስኪ ንስካትም እንኮዕ ተረፍኩም እንኮዕ ዝኮነ ሰግርኩም እዙይ ኣረአየኩም አሕዋተይ❤❤❤

  • @genetkidane5813
    @genetkidane5813 9 หลายเดือนก่อน

    Jeganu❤abkikumna abet ewe ab wushtukum kindey yhlu ahhh🙏selamkum ybzah🙏

  • @سارهساره-ط7ط6ت
    @سارهساره-ط7ط6ت 9 หลายเดือนก่อน

    😢አጅኩም ጅግኑ እሕዋተይ

  • @yordigebr985
    @yordigebr985 9 หลายเดือนก่อน

    ዝ ዓይኑ ዝተወቅዐ ሓውና ግን ብፃይ ሓወይ ይመስል ሓወይ ኣብይ ከም ተሰወአ ክጥይቆ ብምንታይ ክረክቦ ይክእል በጃኪ ሓወይ ጠይቀለይ 🙏😭😭

    • @FaniHazard
      @FaniHazard 9 หลายเดือนก่อน

      ኣለኩ ጠይቅኒ ሓፍተይ

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 9 หลายเดือนก่อน

    Ajokum Jeganuna 👍👍👍👍

  • @ማሂተይ
    @ማሂተይ 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ኣጀኹም🙏💊♥️

  • @GueshDesta
    @GueshDesta 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድሜኹምይባረኽ

  • @محمد-ج3ج5ط
    @محمد-ج3ج5ط 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢 ጀግኑና

  • @naol2002
    @naol2002 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኩም ጀጋኑ ❤

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay9815 9 หลายเดือนก่อน +2

    AJOKUME JEGANUNA
    aheeee😢😢😢❤❤🙏

  • @AbrahamDose-yc2og
    @AbrahamDose-yc2og 9 หลายเดือนก่อน

    ኢጀኪሚ ኣሓዋቲይ