I am looking carefully and I seeing eritrean real proffesionalism in the EMN media and thank you. Our mind is polluted by the carbage medias outside eritrea and keep it up.
Our hero Hagos it’s so powerful story it feels like since-faction when you tell this magical history. I don’t know where do you gate this energy. Proud to be one of you. And thanks for this program. Thanks 🙏 🇪🇷♥️🇪🇷♥️
I’m so happy to hear that deki Eri jeganu nadow nadow ❤️🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🌹❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️merry Christmas and happy new year my lovely beautiful country one love Eritrea for Eritrean 👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️👌👌👌❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️👌👌❤️🇪🇷🌹🌹🇪🇷❤️❤️👌👌❤️❤️🌹🌹❤️❤️👌👌🇪🇷shanet from Seattle Washington I love you ❤️
I am so proud of you Deky Erey jeganu. And I glad u telling the truth story of the three Sovietawian Wedy Erey ✊❤️🇪🇷 , and Yonas hawey ms meserahtka thank you for your hard work you do, also keep up the grade work deky Erey weresti hdry ✊✊❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ያ ህዝባዊ ግንባር መትሓዚ ኣልቦ ሰራሒ ቅያ ኢዩ
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ታሪክ ሓደ ውድብ ኣይኮነን ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ፡ ህዝባዊ ግንባር ብዘይ ህዝቢ ኤርትራ ሞተር ዘይብላ ማኪና ኢዩ።
@@God-db9vp ኣንታ ሓወይ ን ኹሉ ዲኻ ትቃወም።
"ህዝባዊ" እኮ እዩ ዝብል ዘሎ ስሙ ህዝባዊ ግንባር ቁሩብ እባ ኣበይን ንመንን ትቃወም ኣስተውዕል።
ኒዚ ታሪክ ክትትርኹ ዘብቅዓኹም አምላከ ይመስገን።
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
💕💕💕💕💙💚
ሃልውልና ኣናብስ ሳሕል ጀጋኑ ሕጹብ ማዓንጣ ደቂ ኤረ ጻዕዳ ረቢ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም💪❤🇪🇷💪❤🇪🇷
ኣነ ንተጋደልቲ ኤርትራ ምንኣስ ኣብጅጎ እየ ዝሰርዖም። ምኽንያቱ ክንዲ ሓዉ ፡ብጻዩን ሂወቱ ዝሃበ ሓደ ፈጣሪ ጥራይ እየ ዝፈልጥ። ኩርዓትና ኢኩም ተጋደልትና።
ነፍስወከፍ መሬት ኤርትራ ብማዕድንን ታሪክን ዝተመልአዩ እሞ በርብርዎ ደኣ ደቂ ሓላል መሬት.
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ከም ወርቂ ብሻ. 🇪🇷🇪🇷
I'm proud of you and I'm proud to be an ERITREAN
Egziabher Amlak n hagernan hizbnan ybarkelna
Thank you EMN keep it up
ኤርትራዊ ኽቡር መንነት እዩ.
ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት nhafash❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤👍👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍🙂🙂👍❤🙂❤🙂👍❤🙂👍❤🙂
🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🐪🌟✊✊✊🌟🌟
ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገብረ የለን ተጋዳላይ ህግ ፍጡር ወዲ ሰብ ክጻወረ ዘይክእል ሽግር ተጻዊሩ ፍጽም ክእመን ዘይክእል ብዙሕ ታሪኽ ሰሪሑ ናጽነት ክውን ዝገበረ ወለዶ ኢዩ። ከም ባህሪ ተጋዳላይ ብዛእባ ነብስኻ ምዝራብ ሰለዘይፈቱ እዚ ከሉ ታሪኽ ከይተሰደ ከይተርፍ ስክፍታ ክህሉ ግድን ኢዩ ። ምስ ተጋ ሓጎስ ገብረ ድሕሪ ናጽነት ካብ 20 ኣመት ንላእሊ ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ትካል ሰሪሕና ብዛእባ እዚ ታሪኽ ከእልል ሰሚኤዮ ኣይፈልጥን ። ሕጂ ግን እድል ረኺቡ ምስ ብጸቱ ኣብ ምምራኽ ሰቤታውያ ዝተሰረሐ ታሪኽ ምዝንታው ግን ኣዝየ የመስግኖ ። ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተሰረሐ ታሪኽ ታሪኽ ወለዶታት ስለዝኾነ ተጋዳላይ ከይሓለፈ ክስድ ይግባእ ። ታሪኽ ዘይብሉ ህዝቢ ከም ሱር ዘይብሉ ገረብ ሂወት የብሉን።ብፍላይ ኣብዚ እዋን ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘቋሽሹ ዘይረብሑ ቲቶ ይቀላቐሉ ስለዘለው ታሪኽና ብግቡእ ክስነድ ይግባእ።ንብጻይ ተጋዳላይ ሓጎስ ገብረ ምስ ምሉኣት ስድራቤቱ እድመን ጥእናን ይምነየሉ።
ይካአሎ ሰራሕ ቅያ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ምሳኹም ይኹን ወትሩ ኣብ መትከልኩም ኣለና ዘልአለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንስዋአትና ክብሪ ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
ኤርትራዊ ዘይጂሀር ጅግና አምበሳ ወዲ ሐላል መሬት ተዓወት 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽❤️🇪🇷❤️👍🙏🏾
@@stellaberhane1053 ብልክዕ 💪
God bless Eritrea and Eritrean People💞💞💞🙏🙏🙏
AMEN
@@esayastesfamariam6931 AMEN
I am looking carefully and I seeing eritrean real proffesionalism in the EMN media and thank you.
Our mind is polluted by the carbage medias outside eritrea and keep it up.
ህዝባዊ ግንባር our Hore African 🥰🥰🥰💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am proud to be Eritrean 💯💞💞💞
መርሓባ መርሓባ መርሓባ ጅግና ተጋዳላይ ሕጎስን ዬናስን እንኾዕ ድምጹኹም ሰማዕና ይካአሎ ስዩም ስዩም እበልካዩም ንባዓል ዛህላይ ማህላይ ቃላት የብሉን ጅግንነትኩም ሞገስ ይሃብኩም መድሃኒአለም
ዓወት ንሓፋሽ ከቢድ ክብርን ዝኽርን ንስውአትና
🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🐪🐪🌹🙏🙏🙏🌹
መን ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር!! ክብርን ሞጎስን ነዓኹም ንጀጋኑና🙏🇪🇷💖::
Our heroes proud to be Eritrean forever 🇪🇷❤💪
ደቂ ኤሪ ሓየታት ዓለም ታሪኩም ኣንዳዕዲዓ ተፈልጦ እያ ዲል ክትህበና ስለዘይትደሊ ግን ታሪኽና ክቀብሩ ከይደቀሱ ይሓድሩ... ግን ደሓን ንሳቶም ክቀብሩና ንሕና ድማ ከም ድንሽ ንታሕቲ ክንፈሪ ክንረባረብ ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ሕጹባት መዓንጣ፡ ዓለም ዳንደ፡ ናይ ቀደም መንእሰያት ብጉብዝንኦም ንጸዓዱ ይማርኹ፡ ናይ ሕጂ መንእሰያት ከኣ ብፍሉይ ኣቀማቅማን ኣከዳድናን ኣዋልድ ጥራሕ ይማርኹ!
Kkkkkkkkkkkk
paw eway kemziom beal danga abey yrkebu nay lemi meneseyat ke nab bangiladihs xeria
Akkkkkkkkkkk
ጽብቅቲ ሓሳብ እዩ ሂቡካ ወዲ ሓጎስ ፡ ብሰንኪ ክእለት ናይ ምጽሓፍ ዘይምህላው ከተሰነደ ከይተርፍ ብኸምዚ ኣገባብ ሰንዱልና በጃኹም።
ታሪክ ይበርበር ጽቡቅ
መንሞ ኸማኹም ደቂኤረይ ሰራሕቲ ተኣምር መንእሰያት ጅግንነት ኣቦታትኩም ዝወዳደሮ የለን መስተውዓልቲ ኹኑ ኣይንተሃመል።🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ኣየ ተጋደልትና ጀጋኑ ዓለም ብጅግንነትኩም መግለጽ ስኢናትሉ መስደመም 🇪🇷♥️🇪🇷
Thank you EMN for reviewing our history for our hero Anabs Nakfa Our father mather brother sister welcome wetru Awet Ngash
Thank you our heroes for these heroic acts.
Awet Nihafash
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🐪🐪🐪💪💪💪❤️❤️❤️👌👌👌🌺🌺🌺🌺✌🏻✌🏻✌🏻✌🏻🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘሕብን ታሪኽ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናትና ህዝባዊ ግንባር ኣርሓ ኣፍሪቃ
ዮኒ ካኣ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
Our heroes i am proud of you and I am proud to be an Eritrea
Our hero Hagos it’s so powerful story it feels like since-faction when you tell this magical history. I don’t know where do you gate this energy. Proud to be one of you. And thanks for this program. Thanks 🙏 🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ጂግና ተጋ. ሓጎስ ዉጻእ መዓት ኡንቋዕ ነዚ ከተዘንትዉ ኣብቀዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ : ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ኤርትራ በዓል ታኣርከ
ከማኩም ይብዝሑ💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት ።ኤረና ነቅድሚት።❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትዝክርን ተዘንቱን ክቡር ኣያና ተጋዳላይ ሓጎስ።
ተጋዳላይ ሓጎስ ዕድመ ሂቡካ ነዚ ዛንታ ከተዘንቱ ምብቃዕካ እንቛዕ ሓጎሰካ። ብዘይ ጃህራ ነቲ ፍጻመ ከም ተራ ፍጻመ ናይ ኩሉ ተጋዳላይ ጌርካ ምቕራብካ፡ ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ።
ኤርትራዊ ሕጹብ መዓንጣ፡ EMN ዮናስ ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ነመስግነካ።
Serahtiy tarike tagadalay hagos eza terfatka zela hiweat selamen tanan zelewa kthlfa ms sdrabetka amlake yhagezka gegena mehbeniy hager🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
ተጋደልቲ ሰብ ትማሊ! ሰብ ውዕለትና! የቐንየልና!
I am so proud to call my self SON of the jeganu serahti qiya. Eritrea nizelalem tihafira timber.
ክብርን ሞጎስን ምስ ምሉአ ዕድመ ጥዕና ንጀጋኑ ህ. ግ. ሓ. ኤ. 🇪🇷. 💪
ብጣዕሚ አና አና ተብዝሕ ኣለኻ ደሓን ዲኻ
Prude of u EPLF THANK U FOR UR SERVICES TO OUR COUNTRY
መርሓባ ደቂ💖🐪🇪🇷
ምናልባት ከም ተጋዳላይ መጠን ጃህራ ኣይፈትውን እዮም እምበር መዓርግ ኣለዎ ምናልባት ምርጨኡ ስለ ዝኾነ እዩ ተጋዳላይ ሓጎስ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ሓደ ኣሃዱ ኢና ኔርና ኣዝዩ ዕጉስን ሂወቱ ከኣ ትኽብትኽ እያ ኣዝየ ዝፈትዎን ዘኽቭሮን ሓላፊ ናይ ዕድግን ስንቅን እዩ ኣብ ኣሃዱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያይ ኣባጅጎ ንዓኹም ምስ ሃበ ማዓንጣ ንዓና በቂቁልና እዩ keep it up captain hagos
🙏👍
ናይ ብሓቂ ክክክ
ከማኹስ ይህሉ ዶ ድሕር ሕጅስ ኣይመስለንን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣሎን ፈረቃን ቅድሚኦም ኔሮም ኣቦታቶም ድሕሪኦም ከኣ ኣለና ደቆም።
ኣብ ወራር ወያነ ስረ ይሕዋቱ ገጥ ዘበለ ዋርሳይ ህያው ምስክር ኩናት እግሪ መኸል ፡ ዓሰብ፡ ዓዲ በጊዖ
Mhretey warsay warsay
Jigna, jigna eyu zweld.
@@sosweet6192 ሓወይ ናተይ ከሙኡ ማለተይ ኣይኮነን ካብ ዓለም መዋዳድርቲ ዘይብሎም ኢለ አየ ዋርሳይ ከኣ ደቂ መን ዲዮም
ጀጋኑና ሳላኹም ከቢርና ብርሃን ርኢና ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ታሪኽናስ ንገሩና ድኣ
VERY GOOD HISTRY !
ሃደመድ እየን ዚመስላ 😂😂😂😂ወዲ ኢሪ ጂግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 keep it up eritrea ወትሩ ቲንበር
The eritrean heroes
I’m so happy to hear that deki Eri jeganu nadow nadow ❤️🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🌹❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️merry Christmas and happy new year my lovely beautiful country one love Eritrea for Eritrean 👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️👌👌👌❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️👌👌❤️🇪🇷🌹🌹🇪🇷❤️❤️👌👌❤️❤️🌹🌹❤️❤️👌👌🇪🇷shanet from Seattle Washington I love you ❤️
ዘይድገሙ ወለዶ diamond generation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you our Heroes!
ደቂ አረይ ሰራሕቲ ቅያ፣ ነቶም ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ይሃብኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ክብሪ ይግባኣኩም፣ ን ሰማእታትና ድማ ክብርን ሞጎስን 💞
Welcome EMN enqe dihan mexakun deki Eri halal tkrbwo medbat betmi egubat ena kulu geza kruat ena. bakum edman tenan yehabkum fetri aytkarxwo ekum
I am so proud of you Deky Erey jeganu. And I glad u telling the truth story of the three Sovietawian Wedy Erey ✊❤️🇪🇷 , and Yonas hawey ms meserahtka thank you for your hard work you do, also keep up the grade work deky Erey weresti hdry ✊✊❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዘደንቅ ጅግንነት ተጋደልትና እሞክኣ ብዘይ ጃህራ ገሊጽካዮ!
ጀጋኑ ትጋደልትና ሓበን ኤርትራና ኢኹም!
LONG LIVE ERITREA !❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ናይ ለሚ ወለዶ ክንሓምቕ ብፈላይ ካ ኣብ ሰደት ዘለና ካብዚኦ ድና ተፈጢርና ክንበል እስከ በሎ ኣቦታትና ኣዴታትና ከማኽም ከንከወን ኣምላኽ ይሓገዘና ንኣኾም ካ ዕደምን ጥዕና የሃብኮም ፈጣሪ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Keslwo Deki Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
Anabesta hager jeganu
God bless and protect you our lovely HERO AND HERO ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊ በዓል ቅያ : ዓለም ዘስደመመ ስርሒት ምድምሳስ ናደው እዝ : ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷⭐️🇪🇷
Viva deki erey mearey edmen tienan yhabkum Egziabher
Www Eritrea 🇪🇷 we kubur menenete 🇪🇷 Anbesatate Eritreaw kuuluu 🎁🎁🎁🙏🏾🌹💯💯💯🌹
ጀጋኑ ሓርበኛታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና።EMN ቀጽልዎ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👍🏼💪👊
ሽሕ ግዜ ሰሚእካ ዘይምኖ ታሪኽ ቀጽልዎ ደቂ ኢረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን።
Eritrawi kubur meninet...❣️❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊👍💪💪🙏🙏 proud of Eritrean..💯🇪🇷🇪🇷
Gele aynet medeb bravo ❤️🇪🇷❤️💪
Well came my first Eritrea 🇪🇷 home
ብጻይ ሓጎስ፡ናይ ብሓቂ ንኡድ ኣገላልጻ ሂብካና።ንበር ክበር ጂግና።ነቲ ናይ ልዕሊ 35 ዓመታት ዝሓለፈ ታሪኽ ምድምሳስ እዝ ናደውን ምምራኽ 3 ሶቬታውያንን ዝነበረ ፍጻሜታት ልክዕ ከምዛ ትማሊ ዝነበረት ጌሩዩ ገሊጽዎ።ጂግና ተጋዳላይ።
ኤርትራውያን ሰብ ታሪኽን ሰብ ጅግንነትን 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ንሰማእተትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
Tarikum ngeru geganu bejakum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍edmen teanan yhabkum deki eri geganu 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ብዙሕ ታሪክ ኢዩ ዘሎ፡ ግን ከምቲ ዝበልካዮ፡ ናይ ምጽሓፍ ልምዲ ኣይነዘውትርን ኢና፡ እተዘይ ጻሓፍና ብከምዚ መንገዲ ታሪክና ከነዘንትዎ በብዝወዓልናዮ በብዝሰርሕናዮ ታሪክ ነዚ ንእሽቶ ወልዶ ክነሕልፎ ዝበልካያ ክትጸቅጡላ ተስፋ ንገብር፡
ክሉ ዝወዓልኩሞን ዝሰራሕኩሞን ታሪክ ክተዘንትውልና ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ🙏🙏ክቡራት ጀጋኒና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌿🌿❤
ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ኤርትራን ነቲ ጅግና ኣብ ምክልካልን ዝርከብን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿
Thanks ERITREAN MADEA NETWORK
we Proud of UUUUUU OUR HERO
WETRU AWET NHAFASH!!!!!!!
💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
እዋይ በጃኹም ድምጺ ሐፋሽ ንኮሬኔል ዛህራ አቅርቡልና ክንደይ ጀጋኑ ሰራሕቲ ታሪኽ አብድፋዕ አለዉ ዋላ አብኡ እናኸድኩም ርኸብዎም በጃኹም።
nice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ታሪኽና ወትሩ ነባሪ ዩ ዘኹርዕን ዘሕብንን ታሪኽ ኤርትራውያን
በጣዕሚ ጽብቅቲ መደብ እያ እሞ ተተኻኢሉ ንኹሎም ናይ ቀደም ተጋደልቲ ዝሓለፍዎ ታሪኽ ኸምዚ ገርኩም ምቅራብኹም ወትሩ ኹራዓት ኢና እሞ ታሪኽ ታሪኽ ገድሊ ይሰስን።
Eritrean Hero ✊🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Enber YKEALO
Egziabher Amlak Ymesgen bsalakum ERITREA kem hager qoyma nzelekum Edmen tienan n zhalefu semaetat dma mengste semayat yewarselna intekielkum please b video intetesenywo btaemi mesati jegninetn tsniatn
Thank you EMN
Hzbawi gnbar nzelalem tnber GBU them our Hero's
ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ግንባርት ዘፍረሰ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ንገር ክብሃል ኮሎ እንታይ ዶ ገር ኢዩ ይብል ገና ኣብዛ ዓለም ክሳብ ዞሎ ብሂወት ክሓልፈላ ምኻኒ ቃል ኪዳን ኣሲሩ ኢዩ እዛ ሽፍታ ጃንዳ ማለሊት ዘይ ሰረሖቶ ሰሪሐያ እዳበለት እዝንና ኣጽሚማትና እዚ ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ተትሰርሖ ነይራስ ኤርትራውያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣይ ምሃለና ነጥፈአትና ነይራ ደቂ ኤሪ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆✊
ኣገላልጻ ታሪኽ ዊዕሎ ጀጋኑ ጽቡቅ።
ኣብሽርካ ጎብለል ዓብለሎም ዓባሊላ ይካኣሎ ወዲ ኤሪትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
Proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
መን ከም ደቂ ኤረ🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷
Long life our heros 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
♥️ Eritreawi kiburi menineti ✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Hizibawi ginibari serahi kiya abi Alemi zeyeteserhi abi #Eritrea tarik serahi.
Jigninet Ertrawyan gelixka aywdaen eyu, kbrin moges n jeganu suwatna
EMN good job as always
Proud of my people!!
ጀጋኑ ኤረይ
Nay hji weledo kea b haymanot b awuraja nkasem ya kem jeganu abotatna nkun ab eritrea hager niemen we r shabiya 4 ever ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Anbesa 👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿
Excellent interview, thank you both. Awet n'hafash
Thank you
Btamy nemesign Yonas Eratrawiy kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻💚❤️💛💙🌹🌹🌹
Hagos maekel sltena Sawa fluy hayltat
Bravo
Abate jagnenat hizibaw genbare zaydegam. tarekum nebre eyu seweatena 🇪🇷🙏🙏🙏🌹
ገዲም ተጋዳላይ ኢልካ ጸወዓዮ ተጋዳላይ ሓጎስ ኢልካ ምጽዋዕ እኹል ኣይኮነን
82 ዝተሰለፈ ገዲም ኣይበሃልን ኢዩ ዝሓወይ።
@@God-db9vp gedim kbehal kndey amet dyu zedlyo
@@gerieberihuhailu121 እንተወሓደ ቅድሚ 73 ክስለፍ ኣለዎ
Gidime ember 40 amet eyu geyeru ab wetehdernea general kibeleo yigebea
ዮናስ ገረኣልፋ አከንየልና ስለቲ ታሪክ ትብርብሮ ደሎካ ሓንቲ ህቶ ክሓትት ደልየ በጃካ እባ ካብ ክፍለሰራዊት 85 መራህቲ በራጊድ ድነበሩ ሓደ ኣምጸኣል ታሪክ እጥምዘዝ ኣሎ እዚ ደሎ መንእሰይ ሓቂ ክፈልት ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
wow great job
Ykealo ewe ykealo ayrekebkun sienelka meseta😍😍😍😍
ተጋደልትና ብሰንኪ ትሕትንኦምን ጌረ ናይ ምባል ስክፍትኦምን ንሕና ንኡስ ወለዶ ጽቡቅ ጌርና ታሪክና ከይንፈልጥን፡ ታሪክ ገድልናን ኣያታትናን ውን በዞም ጎረቤትና ይስረቅ ስለዘሎ በጃኩም ከምዚ ጌርኩም ታሪክና ሰንድዎ!
ብኤርትራውነትና ሓበንን ኩርዓትን ክስማዓና ስለዝገበርኩም ኩልግዜ ክብርን ምስጋናን ንዓኩምን ንሰማእታትናን ይኩን!
Thank u EMN. Intressant keep doing.
Enka erterawet konku🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷