But they are dying and more like them are not being born because everything has changed. First of all these people mainly have lots of inabilities at home. Military men will kill 100 people and loose no sleep, but tell them to spend time with family and it's hard for them. But indeed they are heroes in one light. God is good we shouldn't complain when men aren't what we want them to be because no man is perfect.
The presentation was interesting i couldnt believe i sat down for 51 minutes. This is just a sample of our history. Great presentation Thank you both of you. Keep it up. Awet ne Hafash💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you, brother, for sharing your experience. But do you believe the objectives of the Eritrean People are met? For me we are Back to Square ONE after losing all our brothers and sisters !! Even worst than before !! Currently Eritrea is , with No Parliament, No constitution, our youngsters are fleeing the country worst than the DERG Regime and the nation is with over 350 prisons and our people are living in a BIG Prison!! It is So SAD !!
You don't know nothing about the world, but I understand your frustration trust me. The black man will be shit until he has the technology to attack its enemies first and succeed doing so. The enemies are not Ethiopia or any other barya for that same reason we must advance in technology, and weapons.
በቂ ኤረይ ኣነስ ሰቅ ኢለ ይሕጎስ ኣለኩ። ከምዚ ከማይ እሰከ ሓጎስ ይፍጠረልኩም ፈጦሪ። 🇪🇷❤👌
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና፡
ጋዜጠኛ ግን ቁሩብ ወዒኻ ፡
Where the interviewer seats background walls was bad too!
Tikikil
ናይ በሓቂ ጅግና ዘይድገም ኣቦና ❤❤❤ጋዜጠኛ ግን ኣትክሎፎ ፡ታሪክ ንኣና ወሎዶ የገድሰና እዩ ካልኣይ ክፋል ግበረልና pls.
ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ጋዘጠኛ ሳሚ ፡ ንበዓል ኮሮነል ኤልሳ ሃብተሚካኤል ( ጁንቢ ) ከኣ ሓደ መዓልቲ ከተምጻልና ተስፋ ንገብር ።
ጽቡቅ ታሪክ ይነግር ኣሎ ኣይትሃዉኮ ፓርት 2 ግበርሉ ኣይትሃውኮ 🙏
ማራ ይህውኮ ኔሩ እንበር ብጣዕሚ ብሑሕ ታሪክ ምነገረና ❤❤❤❤❤❤
Eta zhasebkuwa
ጽቡቕ መደብ ምቑሉል ትሑት ጋዜጠኛ ኣጂኻ ኣጆና💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዘኩርዕ ታሪክ ኤርትራውነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ። ኣንታ ጋዜጠኛ ግን ንምንታይ ትኾልፎ ኣለካ ኣዛርቦ ። ኣብ መንጎ ኣይትኩለፎ ኩሉ ዛንታ ጀጋኑና የድልየና ኢዩ ።
በሐቂ እዚ ጋዘጠኛ ህውክ እንዳበልካ ትኮልፎ አለካ እንተኪኢልካ 2ክፉል ተገብረሉ ቅያ ክንፈልጥ ህንጥዋት ኢና መንግስት ሐወይ ጅግና ወዲ ጅግና አደ ወሊዳ በርቂ ጅግና እልል በሊ 🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🐆💪👍
Bravo Gzetegna ykolfo alo Teare belo😂
አይተቋርጾ ከክንድኡ ሐሪቐ አብ ግብሪ ዝወዓለ ኮፍ ኢልካ ክትሐቶ ክሳብ ክንድኡ ቀሊል ድዩ ??? ኤፍሬም ግደስ አይቋርጾምን ኢዩ ብሙሉኡ ኸአ ኢዩ ዘቕርበልና 1 ክፋል እንዳበለ እዉን አየቋርጾን ኢዩ ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ❤❤❤❤❤
🙏 በጃኹም እዛ ናይ አሶሳ ሰፊሕ መደብ ግበሩላ ወፍሪ ስግረዶብ ቀሊል ኣይኮነን
ሳሚ ሳሚ ሳሚ ፡ ዓቢ ጸገም ጎሊሑ ይርኤ ኣሎ ። ከምዚ ዓይነት ሰብ ጂግና ነቲ ፍጻመታት ፡ ሓደ ብ ሓደ ክዝክሮ ዝክእል ፡ ከሙኡ እውን ብ ዝርዝር ክገልጸልካ ዝክእል ሰብ ብዙሕ ኣይርከብን እዩ ። ናብተን 2 ፍጻመታት መታን ከተቶክር ኣዚካ ደሪትካዮ ፡ ካሊእ'ሲ ይትረፍ ስእላዊ መግለጺ ገይሩ ክገልጸልና ፡ ኣብቲ ከባቢኡ ዝነበሩ ሰባት ፡ ነገራት ፡ ኣሃዱታት ወዘተ ክገልጽ ዕድላ ኣይሃብካዮን ። ምናልባት እውን ምስቲ ዋሕዚ ናይቲ ታሪክ ኣተሓሒዙ ክገልጽ ከሎ እውን ኣዝዩ ን ምርድኡ ቀሊል ፡ ሙቁር ዕላል እውን ምኮነ ነይሩ ። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ሳሊና 1977 ተዋጊእና ተደፊእና ወጺእና ፡ ኣብ 1990 ተመሊስና ኣጥቂዕና ተዓዊትና ኢያ ኽትኮወን እታ ታሪክ ። እዚ ከኣ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ታሪክ እዩ ። ስለዚ ሓደራካ ሳሚ እዞም ጀጋኑ ( ፈጸምቱ ) ከለዉ ብ ሂወት ግዜ ወሲድካ በብ ክፋላት እናገበርካ ምቅራቡ እውን ኣማራጺ እዩ ። ምክንያቱ ናይ ሎሚ ዝርዝራዊ ታሪክ ናይ ጽባሕ መወከሲ ሰነድ እዩ ።
ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷👍👍👍
Yemsgneka
Welcome ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ መርአይቲ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም 🇪🇷🙏🏾❤️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ። ኣብ 1974 ነቲ ሃገራዊ ስምዒታት ዘነሃህር ብዙሕ ኩንታት ነይሩ። ኣብ 1973 ካብ 9 ክፍሊ ንላዕሊ ሸብሮ ስለዝጋበርና ዓመት ምሉእ ኣይተማሃርናን። መንእሰይ ብስልኪ ይሕነቕ ኣባይቲ ብብዝሒ ይቃጸል ህዝቢ ብብዝሒ ይሕረድ ይርሸን ይእሰር ደርፍታት ወደባት ዓደይ ይርኣየኒሎ። ዎናሃለት ሩባ ዓንሰባ። ተረኸብካያ መለይ ሰላም በለለይ። ዓቢ ተራኢዩ ንውይርዎ እቲ መንእሰይ ኣብ ዉዕዉዕ ስምዒት ንክኣቱ ኡን ናብ ሜዳ ንኽውሕዝን ክጋደልን ዝደፋፍኦ።
መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ታሪኽ ጅግንነት፣ ህዝባዊ ግንባር መምህር ዓለም
ዋዋው! ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ጋዜጠኛ ሳሚ ምስ ምቁሉል ኣቀራርባካ፡ግን ናይ ኣሶሳ ታሪክ ብጣዕሚ ኣሕጽርካያ።ካልኣይ ክፋል ክህልዋ ተስፋ እገብር። Viva Eritrea 🇪🇷🇪🇷💪💪💪
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኹቡር ሐወይ ታሪኽና ተፍሉጥና ዘልኹም ይሐግዝኩም 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾❤❤❤❤💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
I love my history and proud to be Eritrean. It is short pls make it longer without interruption .thank you Sami 🇪🇷❤️
Do you know what the introduction song is called?
ዋውውው please part 2 ግበረልና ናይ ተ/መንግስ(ፋሉል) ኣዝዩ ብሉጽን ኣነቓቓሒ መደብን ኢዩ ክብርን መጎስን ነቲ ንህዝቡን ሃገሩን ወትሩ ዝራማረምን ዘውርስን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ💟🇪🇷💟🫶
ስላም ኣዝዩ ሃብታም ተመኩሮ ዘልዎ ሓውና ካልኣይ ቃለመጠይቅ እንተዝከኣል ጽቡቅ ይመስለኒ የቀንየለይ ሩስተቶም
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ።ጀጋኑና ከይሓለፉ ታሪኾም ክገልጹ ምትብብዖም ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ።
ከም ጋዜጠኛ ግን ኩልፍ፡ኩልፍ እንተትገድፍ።ሓሳባቱ ምስ ወደአ እንተትመልሶ ምሓሸ።ነቲ ዝከታተል ደስ ኣየብልን ኢዩ ምስናይ ይቕሬታ።
Let the hidden history of Eritrea 🇪🇷 come out, put it on a display for all our friends and Enemies……. Wotru Awot Ne Hafash!!!!!!!!!!
But they are dying and more like them are not being born because everything has changed. First of all these people mainly have lots of inabilities at home. Military men will kill 100 people and loose no sleep, but tell them to spend time with family and it's hard for them. But indeed they are heroes in one light. God is good we shouldn't complain when men aren't what we want them to be because no man is perfect.
ጀጋኒና ታሪኽ ዉዕለቶም ከም ዛራ ማይ ተቐዲሑ ዘይውዳእ እዩ፡ሓታታይ ግን ኣይግድን ብዙሕ ግዜ ተኸታቲለዮ ኣለኹ፡ ታሪኾም ብጉቡእ ንኸየሕልፉ ኩሉፍ ኩሉፍ እናበሎን ፡ውዕለቶ ከም ልቦም ክገልጹ ክኽእሉ ኣለዎም።
Eritrea live forever god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንስውአትና።
Etya derfi mejembraya dela ety tibhal?
ዋርሳይ መሳጢ መደብ ኢኻ ተቕርብ፣ ቀጽሎ ኣጆኻ በርብሮ ፈትሾ እዚ መስተንክራዊ ዝኾነ ቅያ ጀጋኑ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
አየወይ ጅግና ወዲ ጅግና ❤ እዚ ኩሉ ቅያ ከተዘተወልና ብዙሕ የሐልፍ ነምንታየ ጀጋኑ ቅያ ከለኩም አለና በሉ ክትመጱ ጅግና አገላልጳ ወዲ መን ዲካ ኤሬ ብዘሐለፈ ምረት ብርሃን ኮላዕኩምልና ክበሩ ንበሩልና ❤❤ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም።
እንተ ጋዜጠኛ ግን ክገልጵ ትኮልፎ አለካ 🇪🇷🇪🇷💪💪🐆🐆💪🇪🇷🐆🐆💪🐆💪🇪🇷🇪🇷👍🌹🐫🐆🐆🐆🇪🇷🐆
ጅግንነት ህዝበይ❤❤❤❤
Thank you for the amazing truth story 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ኬፍ ዘለዎ ተጋዳላይ ❤❤❤
🙏🙏🙏
👍👍👍
💐💐💐
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዚ ዚንታ ዚ ንከተዘንቱ እንቃዓ ኣብቃዓካ 👍👍👍👍
ብሩኽ ጋዘጠኛ በጃኻባ ዘረቦኡ ኣወዳኣዩ፡ ይርዳኣኒዩ ከይገፍሓካ ኢልካ ትኸውን ግን ወይ ካልኣይ ክፋል ግበረሉ። እዚ ክስማዕ ዘለዎ ታሪኽ እዩ። ብዝተረፈ ቀጽሎ❤
Our hero eternal glory for you ❤❤❤❤
Selam Kburat jegna tgadelti 🇪🇷❤🇪🇷🙏🇪🇷🙏
🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌾🌾🇪🇷🇪🇷❤❤🌴🌴🌹🌹🌿💕🌿🙏
Awedaayo abey eka thwek zelek
We r proud of our hero Mengs. I appreciate the journal , ur question was critical and the point. Keep up bro.
Long live to Eritreanism ❤❤❤❤❤❤
Long live Eritrea, Eritreanism, and black power mate.
ህድሞና ጽቡቕ መደብ ኣዛናትዋ ጽቡቕ ሓንቲ ጉድለት ዝተሰምዓትኒ መረጻ ቦታ ዛንታ ምስቲ ዛንታ ዝኸይድ ክኸውን ኣብ መጻኢ።
ሰላም ሰላም ሳሚ ሓወይ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ
Thank you well done 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great storyteller, I imagine how fun it would be to spend time with this guy...
ጂግና ኣቦና ባዓል ታሪኽ ናዓኻ ዩኩን ብጾትካ ነመስገነኩም ታሪኽ ካምዚ ኢልኩም ንህዝቢ ምፍላጥኩም።
ናይ ሚሊቲ ጓል ዓብደላ ታሪኽ ከተዛንተወልና ተስፋ የገበር ሓደ መዓልቲ ተፈልጡ ብዛዕባ እዛ ጓል ብዙሓት ተጋደልቲ የዛረቡ ሰሚዐ
ኣብ ምሕራር ግምባር ደቂመሓረ ናይ ሞዎዳታ ማዓልቲ ኣብ ትቓ ገዛኣ ምስ በጸሐት ተሰዊኣ ኩብሉ ሰሚዐ ነረ
Hatay ykreta gbereley tsbuk geru enageletse thwek konka ktzareb abi tarik kmhrena zgbo atsikayo
haki tarik ( HISTORY) silezikone ziakil gizie kithibo neyruka
ጀጋኑ ኣቦታትና እስከ ንበሩልና ክበሩልና ብጣዕሚ ኣዝዩ ሰሓቢ ኣተራርኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና መንግስ ተስፋይ ኣዚኻ ተኹርዕ ኣቦ ታሪኽኩም ገና ክብርበር ተስፋ ይገበር፡ ህድሞና ሓደራኹም ቀጽልዎ እዚ መደብ ።
Wawwwww nay bhaki sehabi agelalxa des zebl edmen tenan abona
የቀንየልነ
እዚ ሰባይ ኬፍ ኣለዎ ግን ናይ ብሓቂ ፋሉል እዩ ክክ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎊🎊🎊💎💎💎💎💎💎🥀🥀🥀🥀👊👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷ሩሑስ ብዓል ናጽነት ንኹሉኩም አናብስ ኤርትራዊን ዝኽርን ሞጎሱን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ🌷🇪🇷👊🥀💎💎💎💎💎🎊🎊🎊🎊🎊🎊
The presentation was interesting i couldnt believe i sat down for 51 minutes. This is just a sample of our history. Great presentation Thank you both of you. Keep it up. Awet ne Hafash💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Do you know the first song title.
Am sorry i dont
Yehxirkuma, bzuh zfelt xbuk ktntnn kzkrn zkeel tegadalay eu. Again ab mango tkorxwo nerkum, so endegenena amxwo, nice job anyway
This guy is addictive to listen to, someone related...
Our Hero
ምቕራብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ሙሉእ ሓሳቡ ከይገልጽ ግን ሓጺርካዮ ኣብታ ናይ ባጽዕ ጥራይ ደፊኻዮ ኣብ ቀጻሊ ብሰፊሑ ኣምጻልና ኣገላልጽኡ ብጣዕሚ ስእላዊ መልክዕ ዘለዎ እዩ
Admen tanan n shaibia 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 😍 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 😍 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 😍
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸✅
Asey❤Tum dehay
Edme yhabka❤
What is the first song in this program called
Eza hager kxbk edla 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
ሓቀኛ ታሪኽስ ክጥዕም!
Mejembrya derfi ni min eya
እቲ ታሪኽ ዘደንጹን ዘደንቕን እዩ :: ታሪኽ ጅግንነት ታሪኽ ሓበን ኤርትራውያን ከኣ'ዩ :: ኩሉ ግዜ ነዚ ታሪኽ እዚ እናዘከርና ከም ተቃጻሊ ጽዓት ኮይኑ ንነገራት ክንጽመሞምን ክንጸንዕን ንቕድሚት ክንጥምትን ይገብረና :: ኤርትራና ብደቃ ወትሩ ሕፍርትን ክብርትን ኮይና ክትነብር እያ::🇪🇷🐪::
☝️ርእይቶ :- ጋዜጤኛ ጥዕይ ዝበለ ኣከዳድናን : ኣቃውማን እንተትገብር እንታይ ነይርዎ ! ባክ ግራውንድ ፈራስ መንደቕ ምምራጽ'ሲ እንታይ እዩ ቁንቁኝኡ ? 50 ናቕፋ ናይ ታክሲ ከፊልካ ኣብቲ ገምገም ቤት ገርግሽ ንሰምሃር ድሕሬኻ ገይርካ እንተዝግበር ከም ሰነድ ክንደይ ምጸበቐ ምስቲ ጽውያ ታሪኽ ጽቡቕ ትርኢት' ክህሉ'ውን ኣገዳሲ'ዩ ነይሩ :: ሞራል ! ሞራል ! 🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
ጽቡቕ ፕሮግራም
ኩቡር ጋዜጠኛ ነዚ ጂግና ተጋዳላይ ሰራሒ ቅያ ዓዲምካ ታሪኽ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ክገልጽ ብምዕዳምካ ኣዚና ነመስግነካ ግን ብጣዕሚ ትኾልፎ ኔርካ ኣብ ሞንጎ ንኸይዛረብ ካብዚ ጂግና ኣቦና ቡዙሕ ክንማሃር ንኽእል ኢና ብፍላይ ኣንሕና እዞም ናኣሽቱ ዎሎዶ ስለዚ በጃኻ 1ይ 2ይ 3ይ ክፋል እንዳ በለ ክሳብ እቲ ታሪኽ ዛንታ ህ/ግ ንሱን ቡጾቱን ዘሕለፍዎ መስተንክራዊ ቅያ ከዘንትወልና ካልኣይ ግዜ ዓዲምካ ብዘይ ምቁራጽ ኩሉ እቲ ዝሓለፈ ታሪኹን ታሪኽ ቡጾቱን ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣስፊሑ ክገልጸልና በጃኻ ዓድመልና ኩቡር ሓው ጋዜጠኛ እከለ Sorry ግን ስምካ ስለ ዘይፈልጦ እየ እከለ ዝበልኩኻ ብምቅጻል በብዘለናዮ ሰሰናዩ ይግበረልና ቡሩኽ ማዓልቲ
Merihaba Deki erey Maareyi Ruhusi Baali natsineti Nimelai Hizibi Eritirani nijeganu halefitinani nijeganu hayilitati mikilikali Eritira Kibirini misiganani ni jeganu serawitina 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐅🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴😘😘🌟💪💪🌟⭐️⭐️🐆😍🥛🥛🌿🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🍾🍾🍾🎋🎋🍀🌴😘😍😍🌿🌿🎋🌴
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Btami kembri zgebo jogna eritrawi❤️❤️ we lovvve uuu part 2…
ጽቡቅ መደብ ግን ጋዘጠኛ ክነቅፈካየ ምኽንያቱ ትኮልፎ ነርካ ኩሉ እቲ ታሪኽ ሽግርን መስዋውትን ክንገረሎ አሎዎ ተሪኽና ብ አቓራጭ ገርካ ዝዕጾ አይ ኮነን እሞ ት አረመሉ ምናልቫሽ ግዚኤ ዘይ ብልካ ትኾውን ግን አርካናት ከተምጽእ ከለኻ ግዚኤ ወይ ብቢ ምዓልቱ እንዳ ገበርካ ከተቅርበልና ተስፋ ይገብር ደፊረ እንተ ኾይነ ይቕረታ።ሩሑስ ቅኒያን ምዓልቲ ናጽነት ይግበረልና ዓወት ንሓፋሽ🎉🎉🎉🎉🥀🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብ ባሕሪ ብመንካ: እኹል መግለጺ ዘይርከቦ ጅግንነት ንወሎዶታት ብዝተኻእለ መጠን ክሓልፍ ዝካኣል ጻዕሪ ክግበር ይግባእ
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
why a rush, can't you continue as a series of interviews
🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 👍 👌 👍 👌 zibuk program 🙏 ♥️ 🙌
Mejembrya derfi ni min eya
Hatatay ayrekeben
Weteru hagery❤❤❤
ቢላሂ መን እዩ ኸቲብልና፡ እዚ ጋዜጠኛ፡ህልኸኛ ዓቅሊ ግበር፡ወይ ኣይትሕተት
Ata Kabey Eyom Amxeimo Ezi gazetegna Huwtut Enda Kolefe Mizrab Keliwo pert 2-3 Wala Aytigebrelun Hilkus .
Gazeteya azarbo aytklefo hmak gazateya
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btami hayal gelaxi eyo Part,2 gberlou
Gazetegna Kurub Dicplin yigodleka Eyu .
ጌኤጋ ሓበሬታ ከይትኸዉን እዛ መአደብ ብልኽዕ ንዝምልከቶም ሑቶ እንተሓተትካ ይሓይሽ መአኽንያቱ ካብ ክ/ሰ 61 ብርጌድ 81 ኣሃዱ ከም ዝነበረት ኣብ ታኣሪኽ ይዕለል ኢዩ ስለዚ ኩቡር ጋኣዜጠኛ እንተሓተትካ ይበልጽ።
interviewer's tasks: ask and listen actively.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሰብ ታርኽ ሰባት ተቕርበልና ኣሎኻ ኣብዛ ግን ሳሚ ሓዉና መራ ትህውኾ ኔርካ እንታይ ቆጸራ ድዩ ኔሩካ ኮይኑ ምስ ካልእ ዋላ እንታይ'ዩ ኣይተረዳእንን
እዚኣ ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ጅግና ተጋዳላይ ኣብዚኣ ቃል ማሕትት ዘላ ዝፈልጣ አንተሎ አባ link አባ ሱደዱለይ ?
Salina eya ariesta
th-cam.com/video/E5f4Dj3uZiI/w-d-xo.html
ኤርትራዉነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤
Sle mntay asfihu kgelx end deleye thwko. Kemey dyu kgelz tdelyo zeleka.
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Bitaemi tsibuk agelalitsa gin hatsiru. Kalie gize adimelna. Zey teqmu sebat eko ena ademka. Gize habo pls.
በዚ ኣካይዳዚ ዝዕዓበየ መሪሕ ርህራሄ ህዝቢ ዚምህርን ዝሓሊንመን ከምዚ ህዝቢ ጽኑዕ ኣብ ጺንኩር ኩነት መሊሱ ዝበሊሕ❤❤❤❤
Sami anbesa 🇪🇷❤️🐪
Kkkk tgray si kemzi ktgebr si bhlmi tray eyu kban exwan knfinth ena hahahah 🎉🎉🎉❤❤
ኣገዳሲ ዛዕባ ክንሱ ትኾላልፎ እናኾንካ መቐረት ይስእን ኣሎ። ንፉዕ ነባቢ ታሪኽን ሓያል ዘካሪ ምዃንካ ትፍለጥ ኢኻ ቴምፖ ግን ኣይትሕሉን።ምናልባት ምስ ውሱንነት ሸፈነ ክኸውን ይኽእል ኢዩ'ሞ ካብ ኣይብሱል ኣይጥረ ክፋላት መዲብካ እንተዚበስል ዚብል ርእይቶ ኣሎኒ።
Ezi gazetna ewuk eyu. Btami yhwuko neru bzuh tarik knger zgbao nbhanti tray asru hawkwo/wayhawikayo.geze hbka asfhka interview agbro nay salina.
He is a hero.
But the journalist is not professional
🎉🎉🎉🎉🎉❤
Kbrn megosn njeganu sweatna Kbrn megosn nmerahtnan Kbrn megosn Serawitna ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጋዜጠኛስ ፐርፈክት ብሓቂ ዝድነቅ ኢዚኦም ከለውስ ሓይሎም በረቀ ተምጹኡልና
ሰርሕት ኣሶሳ ኣብ ጥር 1990 ዶ ኣይኮአነን እዮ #መንግሰ ሓውና
❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
wedi er amilk mesk yken
❤️♥️♥️
Bitsaaimi. Tsibuki. Medebi. Ketsilu. Wedi Erey. Jeganuna. Hizibawi. Gibari. Jeganu Arikanati Sahili Aidimeni tsianani Yahabikumi Jeganuna. Kiburona. Niburuna. 💪🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟⭐️⭐️🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀😍😘🌿🎋🌴🌴🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘
Thank you, brother, for sharing your experience. But do you believe the objectives of the Eritrean People are met? For me we are Back to Square ONE after losing all our brothers and sisters !! Even worst than before !! Currently Eritrea is , with No Parliament, No constitution, our youngsters are fleeing the country worst than the DERG Regime and the nation is with over 350 prisons and our people are living in a BIG Prison!! It is So SAD !!
You don't know nothing about the world, but I understand your frustration trust me. The black man will be shit until he has the technology to attack its enemies first and succeed doing so. The enemies are not Ethiopia or any other barya for that same reason we must advance in technology, and weapons.