EMN - ጅግና ወድ ሓምቢር 20 ዓመታት ተጋዲሉ ፡ ናጽነት 2 መዓልቲ ክተርፋ ብጅግንነት ዝተሰወአ ሓርበኛ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - ጅግና ወድ ሓምቢር 20 ዓመታት ተጋዲሉ ፡ ናጽነት 2 መዓልቲ ክተርፋ ብጅግንነት ዝተሰወአ ሓርበኛ - Eritrean Media Network

ความคิดเห็น • 311

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 2 ปีที่แล้ว +26

    ታሪኽ ጀጋኑና እናክንገር ሓበን ይስመዓና: እንቃዕ ኤርትራውያን ኮንና ተመስገን🙏: ጀጋኑና ወትሩ ልብና'ዩ ሰፈሮም🇪🇷💖::

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว +12

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ጀጋኑ ኤርትራ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @rsrs6550
    @rsrs6550 2 ปีที่แล้ว +21

    ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ!!!!!!!!!!! ኤርትራና ብጀጋኑ ደቃ ከቢራን ኮሪዓን ሓፊራን ትነብር❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዮኒ ከኣ የቀንየልና ብተቅርቦም መደባት ሕጉሳት ኢና። በጃኹም ታሪኽ ንገሩና ብ ሂወት ከለኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 ปีที่แล้ว +51

    ጅግና ወዲ ሓምቢር ጭርቃን ሰሓቕ ለዋህ ቦቕባቕ ገጸ ባህርያቱ ብሰራዊት ብህዝቡ ፍቱው ተዋጊኡ ደዋግኤ ጅግና ሓርበኛ እዚ ኩሉ ዓመታት ምስ ሓንቲ ዓይኑ ጅግንነት ፈጺሙ ኣብ ድሮ ናጽነት ምስዉኡ ማራ ድስማዓካ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ
    ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ !!!
    ታሪኹ እዩ ድውረስ !!!
    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ !!!
    ✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷🙏❤🇪🇷

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 2 ปีที่แล้ว

      ሱቕ በል ኣንታ ቆማል ዘርኢ ቆማላት ካርነሽመታይ

    • @selamisak3739
      @selamisak3739 2 ปีที่แล้ว +11

      @@weldenegodguad4974 guhaf husur karnshem geganu eyom aenta komal aegame

    • @bqse6142
      @bqse6142 2 ปีที่แล้ว +3

      @@weldenegodguad4974
      ኣታ ሮኽራኽ እቶናይ ዓጢነ ቆማል ወዲ ደብረሳጥናኤል ጁንታ ተሮሪስት ውዳቕ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 2 ปีที่แล้ว

      @@bqse6142 ኣታዮ ንዓኻ ካርነሽመታይሲ ጁንታ ምስ ሰበይትኻ አጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 2 ปีที่แล้ว +1

      @@weldenegodguad4974 congratulations 👏🎉🎉 Weyane is dead kondaf Agame 🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 2 ปีที่แล้ว +28

    ጀጋኑና ክብርኹም ንምግላጽ ቃላት ይሓጽረኒ: ወትሩ ኣብልብና'ዩ ሰፈርኩም🇪🇷🙏🙏🙏::

  • @semharkidane775
    @semharkidane775 2 ปีที่แล้ว +3

    I'M PROUD TO BE ERITREAN 🇪🇷♥️🇪🇷🌴🐪🌴

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 2 ปีที่แล้ว +17

    ወዲ ሓምቢር ሓዊስካ እዞም ኣብ ድሮን ጽባሕን ናጽነት ኣብ ግንባር ጊንዳዕን ደቀምሓረን ዝተሰውኡ'ስ ብፉሉይ ይስማዓካ። ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ !!!!!!!!!🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪💪💪😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @geriegerie3568
    @geriegerie3568 2 ปีที่แล้ว +4

    ታሪኽ ጅግና!

  • @eliyasberhe6498
    @eliyasberhe6498 ปีที่แล้ว

    Wadi hanbire
    I am very sad to hear all the Eritrean Heroes lost at the end of the war. RIP my Heroes. I am very proud of you and the program you brought keep doing we very appreciate 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @JMK--dt1lk
    @JMK--dt1lk 2 ปีที่แล้ว +1

    R.I.p to all my Eritrean heroes 🇪🇷
    ⛪️+🕌= ♥️
    اللهم ارحم كل شهداء أنا🇪🇷

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว +17

    1 - ወኻርያ በሊዓታ ጤለይ ፡ ወልደዝጊ ወሲድዋ ጓለይ
    2 - ኣደይ ኣመርዕዉኒ ተሎ ፡ ወልደዝጊ ጠፊእለይ ከሎ
    እዚ ዕጡቓት ቃኚን ምልሻ ስርናይን ወረዳታት ቆሓይን ፡ ደምበላስን ዘይደኮሎምን ዝደርፍሉ ዝነበሩን ድሓር 'ዉን እቲ ህዝቢ እዘን ከባቢ ከም ልሙድ ፈቐዶ ጓይላ ዝደርፎ ዝነበረን እዩ ። ወልደዝጊ ብህዝቢ እዘን ከባቢ ኣዝዩ ፍቱውን ጅግናን ዝነበረ ጀማሂር እዩ ነይሩ ። ካብ ክፍሊ ጀማሂር ናብ ተዋጋኢ ሰራዊት ምስተሳሕበ ድማ ብደረጃ መራሒ በጦሎኒ ይሰርሕ ነይሩ ። ጽሑፍቶኡ ኮይኑ ግን ኣብ ዕለት 27/05/1991 ምስቶም ንሸነኽ ሱዳን ዝሃድሙ ዝነበሩ ሰራዊት ስርዓት ደርግ ኣብ ዝነበረ ናይ ሃዳንን ተሃዳንን ኲናት ብጅግንነት ተሰዊኡ ። ስለዚ ብዙሓት እንተስ ቅድሚ እንተስ ኣብታ መዓልቲ ወይ ድሕሪ ዕለት 24 ምስ ክቱር ህርፋኖም ተሰዉኦም እዮም ።

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea 🇪🇷♥❤🇪🇷♥❤🇪🇷eritreawi kubur meninet 🇪🇷♥❤

  • @jonnyefrem6420
    @jonnyefrem6420 2 ปีที่แล้ว +17

    ጅግና ናይ ጅጋኑ ውዲ ሓንቢር

  • @1stifo
    @1stifo 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ሓርበኛ መምህር እምሃጵየን። ምስ ረኣኹኻ ሓጎስን ሃዘንን ተፈራሪቑኒ።ኣብ ጀግኞች ት/ቤት ምስ በዓል መምህር መዓሾ፡ኣብ አምባጋልጋኖ ናይ ሳይነስ መምህረይ ኔርካ። ኣብ1978 -1979 ግን ፈዳይን ኮይኑ ጰኒሑስ ተረሺኑ ተወርዩ።ድሓር ግን ብሂወት ከምዘላካ ፈሊጠስ ኣብ 1992 ባጋጣሚ ኒ ሰመናዊ-ባሕሪ ናብ ወዲ ስራጅ ብሓንሳብ ወሪድና።ሕጅ ድማ ታሪኽካን ናይ ስዉኢ ጅግና ወዲ ሓምቢርን ከተዘንቱ ምርኣየይ ይሕጎስ።
    አቲ ምልኩዕ ቒሕካን፡ጵረትካን ጉብዝናኻን ዘኪረ/ሪኢ ግን ሓዚነ ።ብዚኾነ ኣብዚ ሓጲር ግዜ መጴ ክረኽበካ ተስፋ ኣለኒ ወይ ብተለፎን ክረኽበካ ክፍትንየ።EMN ድማ ኣዚና ነመስግን፡በርትዑ።
    ዓወት ንጀጋኑና።🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷

  • @dawedgherense7580
    @dawedgherense7580 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹ ጥራይ ኢዩ ዝነብር። ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +2

    Yoni hawey thanks leli kulu dma n tegadalay emahation kemesgno yfetu😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @gaimkobrum3394
    @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว +8

    ታሪኽ ናይ በርሀ ጻዕዳ ዝፈልጥዋ
    አንተልዮም ኣቅርበልና

    • @tediloveeri4371
      @tediloveeri4371 2 ปีที่แล้ว

      Aleka endo ab TH-cam

    • @gaimkobrum3394
      @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว

      @@tediloveeri4371 አዚ ናይ ይቱብ ገንዝብ መብልዒ አምበር ብኣካል ምሱ ነረ ዝብል ኣይስማዕኩን

    • @zerutesfaendrias4277
      @zerutesfaendrias4277 2 ปีที่แล้ว

      @@gaimkobrum3394 Ab TV Sened aleka B/G Tekeste Haile beakal msu znebere

  • @yonasyosief3225
    @yonasyosief3225 2 ปีที่แล้ว +3

    EMN.ጽብቅ ጌርኩም ታሪክ ወዲ።ሓቢር ምዝካርኩም።ወዲ ሓቢር ጂግና እዮ ኔሩ።ሓርበኛ ኣይነብርን እዮ።ታሪክ እዮ ዝውረስ።

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 2 ปีที่แล้ว +1

    Proud Eritrean.

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 2 ปีที่แล้ว

    Thank you 🙏🏻 proud of you 👍 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @biniamembaye3084
    @biniamembaye3084 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ወዲ ሓቢር ዮኑ ብትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ዮኒ ድምጺ ጅግና ስዉእ ወዲ ሓምቢር ክንሰምዖ ንጅግና እምሃጼን የውሃንስ እታ ካሰት ክማልኣ ክይትሕብሮ ነርካ
    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @zakariasberhane4383
    @zakariasberhane4383 2 ปีที่แล้ว +2

    Harbeja ay nebren eyu tariku eyu zwures..✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrawi kubur meninet 🐪🐪💕💕💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪✊🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️

  • @rsrs6550
    @rsrs6550 2 ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ሓንቢር ጅግና 2 በራዉር ዝኾና ቆልዑ ወሊድልና ሓሊፉ.... ታሪኹ ንዘንትእለት ነባሪ ዩ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️Eyobiela haftey ni Tarik aboki semi gual jigna

    • @yonasfre8869
      @yonasfre8869 2 ปีที่แล้ว

      Deku tfelten entekonka eba habrea

    • @rsrs6550
      @rsrs6550 2 ปีที่แล้ว

      @ Yonas...... yeah n hanti eye zefelta

    • @gaimkobrum3394
      @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว

      @@yonasfre8869 አንታይ አሞ ኣብ ስደት አንዲን ዝነብራ ዘለዋ አቲ ዘሕዝነካ

    • @hidatbeyene6554
      @hidatbeyene6554 2 ปีที่แล้ว +1

      Eta anti dima ab Norway ala tehebeni Fere Sawra heftey gali jigna

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    Glory to our Martyrs 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +3

    Amoy eya😭😭😭😭😭

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke9762 2 ปีที่แล้ว

    Deki erey jeganu!!!

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 ปีที่แล้ว +2

    nzelena edmen tenan yhabena

  • @fishtesfay3713
    @fishtesfay3713 2 ปีที่แล้ว +2

    He was hero and best fighter

  • @sophiamedhaniemaekele3391
    @sophiamedhaniemaekele3391 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Geganuna Nhberna

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 2 ปีที่แล้ว +1

    Harbena iyneberen u tariku u zneber ,kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna Awet nhafash ✊🇪🇷✊🇪🇷✊ 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊

  • @whdesta4655
    @whdesta4655 2 ปีที่แล้ว

    Thank u EMN. Rest in Peace our beloved Hero.

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 2 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊❤❤❤

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭😭😭baba aykealkun entetmles hasab mreakuka😭😭😭😭😭

    • @nardostekle945
      @nardostekle945 2 ปีที่แล้ว +1

      Gualu diki ajoki haftey gual jigna eki 😢. Ketkori aleki gual harbena .

    • @Gl.f
      @Gl.f 2 ปีที่แล้ว +1

      Ajoki gal gigna harbenja aynebrin tarik e u zwres aboki hager bmlieta arekibna e u tesewieu .

  • @ሚለይመክሰብ
    @ሚለይመክሰብ 2 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 2 ปีที่แล้ว

    Jeganu Deki Eri halalat harbejah aynebrin eyou Tariku eyou diwires 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @YourWorstNightmare525
    @YourWorstNightmare525 2 ปีที่แล้ว

    Zelalemawi zekeri neswatna jeganuna wtru kezekeru eyom ❤️🇪🇷🙌🇪🇷❤️

  • @hagerawizete3390
    @hagerawizete3390 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝኸበርካ ጋዜጠኛ፡ እዛ ታሪኽ ተጎሊማ ምሉእ ስእሊ ምእንቲ ክህልወና፡ ግድላዊ ውዕሎቭስውእ ወዲ ሓንቢር ኮነ ስም ጅግና ሰበይቱን ደቁን እውን ክስነድ ይግባእ። መራሕ ብርጌድ ዝኣክል በታ ናይ መወዳእታ ክልኢት ዘበበ ገድሉ ክትዛዘም ኣይግድን።

  • @danutesfay9312
    @danutesfay9312 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 6 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 ปีที่แล้ว +1

    👍😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @michaelhaile8190
    @michaelhaile8190 2 ปีที่แล้ว +2

    Ezra video keytefeleteni kale medeb enkeloni chamay and kdaney ena lebesku 1 hour kem 1 minute koyna tesemiatni wedieya
    Tarik jeganunas enka medenzez eyu

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 ปีที่แล้ว

    Jagnuna tarekum nebre eyu seweatena kesanu nezente eilet nabari eue. 🇪🇷🙏🕯️🙏🕯️🙏🕯️💜

  • @mengsteabtekle9078
    @mengsteabtekle9078 2 ปีที่แล้ว

    Naybihaki resin tarik zelalemawi zikri niswaatna 🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 2 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว +1

    🐪💖🇪🇷✊✊✊✊✊

  • @maekeleyuel7855
    @maekeleyuel7855 2 ปีที่แล้ว

    Menti hezeb elom zehlfu geganu kalom keynbr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪

  • @tabetumenghistu7802
    @tabetumenghistu7802 2 ปีที่แล้ว

    አወ አዞም ጀጋኑ ኣሕዋትና ብጽንዓት ካብ መጀመርታ ክሳብ መጨረሻ ተዋጊኦም ተሰዊኦም ናጽነት ኣምጽኦምልና.. ሳሎም ካኣ ህዝቦም ብሰላም ይነብር ኣሎ. ታሪኾም ካኣ ንዘልለም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ አናትማሕለፈ ክዝከር ኪነብር አዩ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሓራት ❤️መስሪቶም. 🙏🙏🙏🙏

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 2 ปีที่แล้ว +1

    ምዛ ዛንታ እታ ድምጺ እንቱትስማዕ ሲ ክንደይ ምመቀረት

  • @biniamdaniel9748
    @biniamdaniel9748 2 ปีที่แล้ว

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰምኣታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!።

  • @mehrteabberhane8396
    @mehrteabberhane8396 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኤፍረም የቀኔልና ነዚ ረዚን ታሪክ ዘቅረብካልና ነመስግን ብቀጻሊ ከትቅርቡልና ንጽበ።
    ዓወት ንሐፋሽ

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 2 ปีที่แล้ว +3

    ታሪክ ወዲ ሓምቢር 20 ዓመት ተጋዲሉ ኣብ ዛዛሚ መግዛእታዊ ኩናት ደቀምሓረ ምስውኡ ቅድሚ ሕጂ'ውን ተገሊጹ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ግን ኣዝዩ ጸቢቡ ምኽንያቱ ተጋ/ እምሃጽዮን ናይ ውሱን ሰዓታት ሌላ ስለዝነበሮ ልዕሊኡ ክገልጾ ኣይከኣለን፡ ግን ከም ርኢይቶይ ምስኡ ንነዊሕ ዝተጋደሉ ሓቲትካ ምሉእ ታሪኽ ሂወቱ እንተተቅርበልና ዝያዳ ምፈለጥናዮን ምተማሃርናሉን ኮይኑ ይስምዓኒ። EMN ንትገብርዎ ታሪኽ ኣብ ምብርባሩ ጻዕሪ ኣዝና ነመስግን። ኣብ ኤርትራ ሰብ ኣይኮነን እምኑን ገረቡን ብዙሕ ታሪኽ ዓቒሩ ኣሎሞ' ብዓቕምኹም ፈትሽዎ ሓድሽ ወለዶ ክመሃረሉ ስለዝኽእል። ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ንስውኣትና።

    • @kebromweldegebreal1461
      @kebromweldegebreal1461 2 ปีที่แล้ว

      ኣነ ውን ምስዛ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ። ከም ጋዘጠኛ ንብዙሓት ሓቲትካን ኣኪብካን ክግበር ይክኣል ነይሩ። ምክንያቱ ተራ ሰባት ይኮኑን ጉሱይ ኣቢልካ ትሓልፎም ። ጸዓዱ ንሓንቲ ኣርእስቲ መጽሓፍ የሕትምዋ ንሕና ግን ንመጽሓፍ ኣንቢብና ምቅራቡ ስኢና ኣለና

  • @dirarberhedirarberhe1087
    @dirarberhedirarberhe1087 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ስለ ሃገር ዝተበጀወ ወዲ ሓምቢር ደቁ ግን ኣብ ስደት ዶ ሰሚዐ ሓቀይ ንሱ እንድዩ ዘሕዝነካ ኤርትራ ሃገርና ካብቶም ዝተበጀዉላ ንላዕሊ ናይ አምሱሉታትን ሰብ ነዋሕቲ መልሓስን ኮይና ተሪፋ ሕጂ ዉን ይተሓሰበሉ?

    • @dawitkifle2087
      @dawitkifle2087 2 ปีที่แล้ว

      B rgts k bur haw. Sdet b sdetu keman ab Sudan alew.

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว

    ኣገናዕ ወዲ ኤረይ ኣዝዩ ፍሉይ ነገር ዩ ብፍሉይ ኣጋጣምታት ንጅግና ብምርካብካ ተመሊስካ ከኣ ንዕኡ ከተዘንቱ ብምብቃዕካ። እንተኾነ ዋላ’ኳ ኣዝዩ ፍሉይ እንተ ነበረ ጅግና ግን ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ፣ ኣዝዩ ዓቢ ጠቕሲ እዩ።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ክብርን ዝኽርን ንክቡራት ሰማእታት ኤርትራ።
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @mhrettesfagergish9248
    @mhrettesfagergish9248 2 ปีที่แล้ว +1

    Bejakum kemzietat tarik Eritrea kab kdmi naxenet ksab naxenet mewehas tarikna
    Arkanat tegadeltena arkib arkib abluwom neziom jegqnuna tarik mesiom key kber haderakum deki Erey

  • @freweiniberhe4530
    @freweiniberhe4530 2 ปีที่แล้ว +1

    AAAhhhhh chura naxnet msreayu tekelifom jaganu

  • @zereghebreyohannes5143
    @zereghebreyohannes5143 2 ปีที่แล้ว

    Naybahaki jgna aynebrn eyu nzelaelem gn ab lbna nebari eyu neza hager zeganatsba edu ktrekbo eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @tesfalemmichael5293
    @tesfalemmichael5293 2 ปีที่แล้ว +2

    ብተቅርብዎ ዘሎኩም ሃናጽ ታርክ ኢና መስገና ኢተኾነ ግን ድምጽ ነይርዎ ኢና ተዛረበ ኢዩ ኣብ ኢደይ ተሰዊኡ ኢሉ ነይሩ ኢቲ ቃለ ማሕተት ምስት ስድዶ ኢና ተታሓሓዘ ኢተትገብርዎ ዝያዳ ምጎልሐ ነይሩ።

  • @hagostewelde9688
    @hagostewelde9688 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣይነብርን ታሪኹ'ዩ ዝነብር
    ጅግና ወዲሓምቡር ወትሩ ኣብ ልብና ኣሎኻ

  • @zekaryasaraya281
    @zekaryasaraya281 2 ปีที่แล้ว +1

    Jeganu

  • @aronandemikael8920
    @aronandemikael8920 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘

  • @wedizeray4619
    @wedizeray4619 2 ปีที่แล้ว +1

    Jeganu hzibawi gbari

  • @hntsarussom
    @hntsarussom 2 ปีที่แล้ว

    jigna ay nebrn u znebr tarik gn yserh

  • @hirmayhale7038
    @hirmayhale7038 2 ปีที่แล้ว

    ይዝከረኒ ጸጋልኡል ኪሮስ ኢዩ ዝበሃል ወዲ ዓድዋ ኮይኑ ናይ ኢሰፓ ሓላፊ ትግራይ አብ መቐለ ነሩ ንክንደይ ኤርትራውያን አብ መቐለ ብቀይ ሽብር ዝረሸነ ብድሕሪኡ ናብ ኣስመራ ተቐይሩ ይዝከረኒ አነ አብ መቐለ 7ይ ክፍሊ ይማሃር ኔረ መርድእ ጸጋልኡል ድማ ኣይቀነየን ኣስመራ ገበል ጸኒሑዎ 🇪🇷👍

  • @abebakidane9717
    @abebakidane9717 2 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ሓወና እታ ጽሕፍቲ ኣቅርበልና
    ዝካኣል ተኮይኑ
    ኣንታ ፍቁር ዮናስ ሐውና ብዙሕ ኣብ ቀጻሊ ክንቀጽሎ ኢና ዝበልካና ኣሎ እሱ ከይቀጽልካ
    ኣብ ካልእ ተሳግረና ንምርዳእ ክሕግዘና ግዜ ከይወሰድካ ተትቅጽለልና ፍልጠትና ምዓበየ
    ዘሐለፈ ዝሰማዕናዮ ከይረሳዕናዮ የቀኒይቅልና

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye8845 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway mesakin yehwat geza mis atewu halifom nzelealem kibrn megosen nsematatna.

  • @eritreanhennahabeshahenna3729
    @eritreanhennahabeshahenna3729 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ንዓኩም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት የ፡, ,

    • @angesomberhane6586
      @angesomberhane6586 2 ปีที่แล้ว +1

      Entay elna emo subscribe kingebrelki anti shikorina

    • @rimey8334
      @rimey8334 2 ปีที่แล้ว

      Eta Habesha Tbl Kal Awxeya Kulu Eritrawi Sub Kgebrelki Gul Ere Shikor bhaki ❤️🇪🇷🇪🇷💕

  • @Mezekreritrea
    @Mezekreritrea 2 ปีที่แล้ว

    እዚ ኩሉ ሰኒደ እንዳ በልካስ ድምጺ የለ ስእሊ የለ ተንቀሳቃሲ ስእሊ የለ፣ ኣበይ ድኣ ኣሎ መሊእናዮ ትብልዎ ዘለኩም፧
    ዘላእለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።

  • @hagereyalemey244
    @hagereyalemey244 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷Ewayyyy ezom swatna bzkone kzkeru kelews mlue edmeka hne ktfedi nber ymexeka sala swatnas xehayna beriqa qsenu sematatna 🇪🇷🇪🇷

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 2 ปีที่แล้ว +2

    ታሪክ ዳኣ ስርሖሞ ናይ ሕጂ እንዶ ገደደና

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +13

    ልዕሊ ኹሉ ኣነ ዝተገረምኩ ብናይ ባባ ኣቦይ ኮይኑ ዘይኮነ ወዲ ሓምቢር ኣዚዩ ለዋህን ፈቃር ሃገሩን ኢዩ ኔሩ ግን ካብ ኩሉ ድብርጽ ኣይብሎን ኢዩ ኣደይ ነብሰጾር ነዓይ ከላ ከይትተርፍ ኢሉ ብጽሕቲ ወርሒ ንኩናት ዘእተወ ኢዩ ፍቅሪ ሃገር ልዕሊ ሰበይቱ ብጽሕቲ ወርሒ ዘእተወ ኢዩ 😭😭😭😭😭😭ባባ ሕልፊ ሰቡ ኣይኮነን ኔሩ ግን ከም ጋሉ ይስምዓኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yosiefkinfe4266
      @yosiefkinfe4266 2 ปีที่แล้ว +4

      ዎው ኣጆኺ ጓል ጅግና 🙏

    • @baqr4383
      @baqr4383 2 ปีที่แล้ว +3

      ክብረት ይሰማዕኪ ኣቦኺ ታሪኽ ሰሪሑ ዝሓለፈ ክቡር ጅግና እዩ ኩሉ ሰራዊት ዝፈትዎ ውሩይ ጅግና እዩ ተሓበኒ

    • @ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ
      @ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ 2 ปีที่แล้ว +3

      ወዲ ሓንቢር ጅግና ከምዘይ ተሰውአ ኢና ንሓስቦ ክልተ ዉላድ ስለዝገደፈልና ኣጆኽን ክኣ ንስኽን አንተኽኢልክን ክኣ ንስኽን ካብቲ ኣዴኽን ትዕልለክን ዝነበረት ባህርያት ወዲ ሓንቢር ኣብዝኾነ ቻነል ከምዕላል አንተ ተቅርብኦ ጽቡቅ ኔሩ ንኣብነት አዚ ጽሒፍክዮ ዘለኺ ንባዕሉ ታሪኻዊ ተግባር ኢዩ

    • @yebioberhe6118
      @yebioberhe6118 2 ปีที่แล้ว +3

      ጋል ከዳዕ እንቓዕ ኣይተብሃልኪ፡ ሳላ መስዋእቲ ጀጋኑና ብርሃን ናጽነት ርኢና ኢና። ጋል ጅግና ኣጆኺ ተሓበኒ ኩርዒ ኣቦኺ ብሓበን ክዝከር ክነብር ኢዩ።

    • @hidatbeyene6554
      @hidatbeyene6554 2 ปีที่แล้ว +3

      እንቋዕ ካብ ፈረ ብርኹም ፈረ ከርስኹምን ኮንነ ሓበንን ኩርዓትን ይስምዓኒ ሓላላተይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @tesfaayusnkey728
    @tesfaayusnkey728 2 ปีที่แล้ว +47

    ጅግና ኣይነብርን አዩ ታሪኩ ዝውረስ. ወዲ ሓምቢር ኩሉ ግዝ ኣብ ልብና ኣለካ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️❤

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 ปีที่แล้ว +15

    ዮናስ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ኩሉ ኣተሓትታኻ ትድነቕ ጋዜጠኛ ኢኻ የቐንየልና ክቡር ተጋዳላይ እማሃጽዮን ድማ ብልቢ ነመስግነካ ክብረት ይሃበልና ዮናስ ሓወይ ድከኣል እንተ ኮይኑ እታ ተቐሪጻ ደላ ተይብ ናይ ወዲ ሓምቢር ብቭድዮ መልክዕ ጌርኩም እባ ድምጹ ኣስሙዑና የቐንየለይ 🙏🇪🇷👍

  • @kidaneestif5361
    @kidaneestif5361 2 ปีที่แล้ว +26

    ጽቡቅ መግለጺ ዱሙጹ ግን ከተስሙዑና ነሪኩም ናይ ጅግና ድምጺ ክሓልፍ ከሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 2 ปีที่แล้ว +3

      Naybhaki

    • @amanuelghebray1621
      @amanuelghebray1621 2 ปีที่แล้ว +5

      እዚ ሕድሪ እዚ ሕድሪ ህዝቢ ኤርትራዩ ።
      ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ሓላፍነት እዚ ሕድሪ ጀጋኑና ክስምዖን መበገሲ መጻኢት ኤርትራ ሃገርና ጌሩ ክርእዮን ንምዕባልኣን ንኸይትድፈርን ዝክኣሎ ኩሉ ክገብርን ዘስክም ሕድሪ ምዃኑ ክንርድኦን ከነስተውዕሎን ይግባእዩ ።

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ዩቲብ ናይ ኤረ ቲቪ ኣለካ በለን ነዘን ዓራዛዘነ ጽባሕ ግዳና ኢየ ትሰምዓኒ ዶ ሎኻ እንዳ በለ

  • @hermonyemane3421
    @hermonyemane3421 2 ปีที่แล้ว +14

    ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹዩ ዝዉረስ 🇪🇷💪🇪🇷 ወዲ ሓምቢር ጅግና ጀጋኑ💪🇪🇷💪

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +18

    God bless Eritrea and Eritrean People
    Awet Nhafsh!!!!💯💯💯💞💞💞💞

  • @divtekie5472
    @divtekie5472 2 ปีที่แล้ว +13

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❣ መርሐባ ሀገረ ሰማታት ምእንታና ከም ሽምዓ መኽኾም ቕሰኑ ጀጋኑ ዋርሳይ ተክእኹም ኣሎኹም ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ወትሩ ኣብ ልብና

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +21

    I am proud to be Eritrean 💯💯💯💞💞💞

  • @yemaneberaki6938
    @yemaneberaki6938 2 ปีที่แล้ว +13

    ጽብቕ ስነዳ ታርኽ
    ብዝበለጸ ግን ኣብ ቦታ ኬድኩም እንተትገብርዎ ዝበለጸ ምኾነ ።

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 2 ปีที่แล้ว +31

    I am very sad to hear all the Eritrean Heroes lost at the end of the war. RIP my Heroes. I am very proud of you and the program you brought keep doing we very appreciate 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

    • @shunumii7214
      @shunumii7214 2 ปีที่แล้ว

      Appreciation not in word but in deed. That is do our obligation like paying the 2% as the law require us, participate in fund raising gathering.

  • @baqr4383
    @baqr4383 2 ปีที่แล้ว +6

    ተጋደላይ ሞባእ ዝብሃል ወዲ ዓዲ ሓወሻ እታ ናይ ነጻነት መዓልቲ ብዓዱ እንዳሓለፈ ከሎ ናይ ደርግ ወተሃደር ተሓቢኡ ዝነበረ መጺኒ ኢሉ ንሞባእ ተኪሱ ቀቲልዎ ኣብ መብቆል ዓዱ ድማ ተሰዊኡ ሞባእ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣስመራ እዩ ታሪኽ ናይ ሞባእ ክትስንዶ ይላቦ

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +24

    ሳላ ስውኣትና ክብረት ረኽብና ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +13

    We are proud of our heroes. God bless Eritrea.

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +8

    ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ አቦታት ጀጋኑ ከማኹም ፍጹምአይተፈጥረን ጀግናአይነብረርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ ነቶም ዘለኹም ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ነቶም ከደዐት ከአ ዐቢ ትምህርቲ እዩ እንተ ተሪዲእዎምሲ ብጣዕሚ ነመስግነካ ናይ ግድን ክትዕቀብን ክትህነጽን ቅሰኑ

  • @henosaymon
    @henosaymon 2 ปีที่แล้ว +8

    ጅግና ኣይ ነብርን እዩ ዝኣለም ድማ ኣብ ልብና እየም ❤❤❤❤❤❤💪🏼💪🏼💪🏼 ዓወት ንሓፋሽ

  • @nazurobel3183
    @nazurobel3183 2 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ታሪኽ'ዚ ረዚንን ክቡርን እዩ ፡ ምናልባት ግን ታሪኽ ወዲ ሓንቢር ተዘንትዩ ዘብል ኣይኮነን ፡ እዚ ፍጻመ'ዚ ናይ ወሱን ደቓይቕ እዩ ። ከምዚ ዓይነት ኣርእስቲ ከተልዕል ከለኻ ግን ብዝያዳ መተዓብይቱን መሳርሕቱን ኣዘንተውቲ ክህልውኻ ጽቡቕ እዩ ። ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ባሕሪ እዩ'ሞ ፡ ሓንበስቲ ምብዛሕ ድማ እናተሓጋገዙ ነቲ ድንቒ ዝኾነ ታሪኽ ከዘንትውልና ይኽእሉ እዮም ። ታሪኽ ክዝንቶ (ክግለጽ) እና ተጸቤና ይሓልፉ ኣለዉ'ሞ ታሪኽ ኣትርፉ !!!

    • @ichbin3779
      @ichbin3779 2 ปีที่แล้ว

      Nay behaqi adniqeka

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +8

    I am porud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐫🐫🇪🇷🇪🇷✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ከጀግኖቹአንዱ
    @ከጀግኖቹአንዱ 2 ปีที่แล้ว +3

    "" ጀግና ኤርትራውያን ማን እንደናንተ """
    ንገረው
    አስተምረው
    እንዴት እንደመጣ ያገርህ ነጻነት
    ምን ማለት እንደሆነ ኤርትራዊነት
    እንዲነቃ እንዲማር ካለፉት
    እንዳይፈጽም ስህተት
    እንዳይሳሳት
    አሳየው ያንን ፊልም ያንን"ጽንአት"
    አገርህን ኤርትራን ጠብቃት በአንድነት

  • @wedieri5883
    @wedieri5883 2 ปีที่แล้ว +3

    ታሪኽ መኮነን ተኽለ (ጉብጣን) ገለ እሰከ በሉና ክንደይ ዕዉት ሰሪሒት ዝፈጸመ ጀጋና እዩ ኔሩ ገለ ንምጥቃስ ኣብ ቅያ 18 ደቃይቅ ከም መራሒ ኮይኑ ተስቲፉ እዩ::

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay5870 2 ปีที่แล้ว +5

    ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ወዲ ሓንቢር ወዲ ዓኻይ ነብሮ ጅግና ሓርበኛ

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +4

    Baba gilay 2y aboy u zfetwo hdri aboy zfeteme jgna aboy eyu😭😭😭😭😭😭

    • @hidatbeyene6554
      @hidatbeyene6554 2 ปีที่แล้ว +2

      እንቋዕ ካብ ፈረ ብርኹም ፈረ ከርስኹምን ኮንነ ሓበንን ኩርዓትን ይስምዓኒ ሓላላተይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 2 ปีที่แล้ว +2

    ብልክዕ ተጋደልቱ ጾሞም ክሓድሩ ወይ ክውዕሉ ፈጺሙ ዘይደሊ ወዲ ሓምቢር ………… ካብ ናይ ቀደም መንፈሱን ሕልንኡን ዩ ። ኣብ 1978 ምትሓዝ ናይ ከተማታት ናይ ሓይሉ ክልተ ጋንታታት……… ብፈረስሰጊ ናይ ጊንዳዕ ክኣትዋ ከሎዋ እታ ሓንቲ ጋንታ ተስፍኣለም ከኣ ነሱ ሒዙዋ ንዓርጎሎ ከይዱ… …… ኣብዚ ውግእ ዚ እተን ክልተ ጋንታታት መዓስከራትን ከተማታት ደንጎሎ ጊንዳዕ እምባትካላ ነፋሲት ምስተን ካልኦት ኣሃዱታት ስለዝኣተዋ ኩሉ ነገራት ረኺበን ክሳብ ጊንዳዕ ሓሊፈን እምባትካላ ዝበጽሓ ጋንታ ተስፍኣለም ነዊሕ ጉዕዞ ተጓዒዛ ብዓርጎሎ ንዝመጽእ ረዳት ፣ዓጽያ መግቢ ኣይነበራን ካብ እምባትካላ ክሳብ ዝስደዳ ………3 መዓልቲ ከይትጠሚ ኢሉ ብዕራይ ሓሪዱና………… ወዲ ሓምቢር ወላዲ ሂወት ናይ ኣሃዱ……… ኣብ መውዓሊ ኣብ ሑጻ ቃልስን ጸወታን ዝፈቱ ሓልዮቱ ንወትሩ ዘስንቅ ብጻይን ኣቦን ዩ ።

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 2 ปีที่แล้ว +3

    የቐንየልና ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኩ እዩ ዝውረስ.
    ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤🙂👍❤🙂👍🙂👍👍🙂👍👍🙂👍👍🙂🙂👍🙂❤❤❤❤❤🙂👍

  • @hidatbeyene6554
    @hidatbeyene6554 2 ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ካብ ፈረ ብርኹም ፈረ ከርስኹምን ኮንነ ሓበንን ኩርዓትን ይስምዓኒ ሓላላተይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว +4

    Adeyyyyyy bsenki aboyyyyy hmaq nera 😭😭😭😭😭😭😭😭😭kem tegadalit keman mkal siena nera 😭😭😭😭😭😭adeyyyy nsu bmhlafu kulu eya Siena😭😭😭😭😭😭😭

    • @selam-291.
      @selam-291. 2 ปีที่แล้ว +1

      ደሓን ኣጆኪ ዚሓብተይ ን ኣቦኪን ኣምልክ ብ የማኑ ይቀበሎ።ኒዓኪን ኣዴክን ክኣ ኣክእሎ ዪሃብኪን እምበር ዘከኣል እዩ ሓቅኪ።እቲ ዚገደደ ከኣ ንስካትክን ቀሲንክን ትቕመጣሉ ሃገር ዚይምካኑ እዩ።ብዝኮነ ግን ኣዴክን ኪንዲ ኣቦክን ኮንክን ኣጆኪ ትብላሉ ግዜ ስለ ዝኮነ ን ኣዴክን ሓደራ ኣይተዘክትማ የቀንየለይ።

    • @yemanetesfalfet9769
      @yemanetesfalfet9769 2 ปีที่แล้ว

      😭😭😭

  • @almazfikadu823
    @almazfikadu823 2 ปีที่แล้ว +2

    Aywe xenat tewfynet jegnenet eritrawenet Zelalmawi kebren Zekren NJEGNU Smatatna 🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷Wetru ab lebna ynveru Wetru awet nehafash ❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷❤💛🇪🇷

  • @makively_Edi91
    @makively_Edi91 2 ปีที่แล้ว +2

    ገለ ዓይነት ታሪኽ. ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ, ዘሕብን ታሪኽ, ዓወት ንሓፋሽ 💯💯💯, አታ መደብካ ጸቢብ ዓንኬል ትብል ሺም ኣሰምያ, ተወሳኺ ድማ ናይ ንያላ ዝባሃል ሰብ ታሪኽ ሰሜካ ትፈልጥ ዶ?

  • @gziawibrhane2546
    @gziawibrhane2546 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ኤርትራ አዚ ኩሉ ሂወት ደቃ በሊዓ ኣብ ከም'ዚ ምውዳቃ ብጣዕሚ'ዩ ደሐዝን። ካባኩም ጀሚርካ ኣብ ኢድ ለቁማጻትን መዳናገርትን ብስም ታሪክ ጀጋኑ ኤርትራ ዝሽቅጡ ምውዳቓ ኤርትራና ብልቢ ንሓዝን።
    ከይሓፈርካ ከኣ ዮናስ ውዕሎ ጀጋኑ ክንስንድ ትብል ድሁል ኮልታፍ ደቂ ጀጋኑን ደቂ ስውኣትና ፈቐዱኡ ከም ደቒዛግራ ፋሕ ኣቢሉዎም አዚ ርኩስ ኣርዮስ ጎይታኩም ስርዓት ሂግደፍ ደይትምሕሩና እንታይ በዲሉ አዚ ምስኪን ህዝቢ!? ትም አልካ እንጀራካ እረ ብስም ጀጋኑ ኣይትሸቅት። ኤርትራዊ ዝሓስረሉ ኣምሓራይ ደርጊ ዝከብረሉ ጊዜ ኣምጺእኩምልና ጽቡቕ ስራሕ እንዳ እሰያስ ድያብሎስ ዓዲ ሃሎ።ዮናስ ከኣ መንእሰይ ኢካ ናይ መንእሰያት ስራሕ።እዚ ስርዓት'ዚ ጊዚኡ ኢኪሉዩ ሎሚ ከም ዳይኖሰር ክጠፍእ።ኤርትራውያን ታሪኽኩም ኣይተባላሽዉ።ወዳሓንካ አሱዩ አቲ ሓቂ።ጀጋኑ 30 ዓመት ኣብ ጉድጋድ ኣስፊርካ ደቂ ጀጋኑ ኣብ ዘይምልከቶም ኪናት ሽዋ ጎንደር እንዳጥፋአካ አዚ ድዩ ታሪኽኩም ምስናድ? ብታሪኽ ኩሉና ተሓተቲ ኢና።ሓሰውትን ሰረቅትን ቀተልትን ምስ በዛሕኩማ ሃገርና ገዲፍና ሃጽ ኢልና ወጺእናልኩም።ሕጂ ግን ያኣክል ዪኣክሎ አዚ ህዝቢ ሩፍታ ሃብዎ።

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና አይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝዉረስ ወዲ ሓምቢር ጅግና ወትሪ አብ ልብና አለካ 👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ 👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷