ዝተሳዕረ ፖለቲካዊ ባህሊ ዝተሓንገጠ ወለዶ፥

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • ዝተሳዕረ ፖለቲካዊ ባህሊ ዝተሓንገጠ ወለዶ፥ መደብ ምስ ኣቶ መንግስ ዳኒኤል

ความคิดเห็น • 141

  • @zemamfeshazion
    @zemamfeshazion 8 หลายเดือนก่อน +12

    Wow ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ፣ቀጽለሉ❤❤❤

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 8 หลายเดือนก่อน +18

    ዋው ብሉጽ መግለጺ ንፉዕ ሓው ኣምጺኽልና ዮዲታ ጓል ህዝቢ !!!

  • @JohnAytetahale
    @JohnAytetahale 8 หลายเดือนก่อน +18

    ኣበይ ተሓቢኡ ዝነበረ በሊሕ መንሰይ እዩ ፡ቀጻሊ ክቐርብ ዘለዎ እዩ

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn 8 หลายเดือนก่อน +15

    ብጣዕሚ ንፉዕ መንግስታኣብ ኩቡር ሓዉ ዮዲታ ክኣ ከምዚኦም ዓይነት መናእሰያት ብምምጻእኪ ነመስግነኪ 💙💙

  • @መቸም
    @መቸም 8 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you yodit for providing Briliant guest with excellent interpretation.

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 8 หลายเดือนก่อน +6

    ታዓወት ጽቡቕ ትሕዝቶ ዮዲት 🎉🎉

  • @HabtomHaile-ee4tl
    @HabtomHaile-ee4tl 8 หลายเดือนก่อน +6

    መንግስ በሊሕን ምስተውዓልን መንእሰይ ኣጅካ ቀጽሎ

  • @letinak4559
    @letinak4559 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብሉጽ መንእሰይ ኣብ ኩሉ ናይ ፍትሒ መድያትካ ብተደጋጋሚ ክንርእየካ ተስፋ ይገብር::

  • @zewdigeb7067
    @zewdigeb7067 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ክስማዕ ዘለዎ ዘረባ

  • @MFish7980
    @MFish7980 8 หลายเดือนก่อน +2

    Outstanding Presentation. Thank you brother Mengis and our sister Yodit !!

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 8 หลายเดือนก่อน +9

    Thanks, Yodita, to invite this kind of a very intelligent young man. We need to see quite often this kind of individual ( Mrhinet)

  • @letinak4559
    @letinak4559 8 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ዮዲት መደባትኪ ብጣዕሚ ሃናጺን መሃርን ኢዩ::

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 8 หลายเดือนก่อน +6

    Yes, Menghes, I admire you, but Yakel is still strong and existing.

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 8 หลายเดือนก่อน +4

    Woooooooow ብሉፅ መንእስይ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🧢🧢🧢🧢🐆🐆🐆🐆🐆🐆💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ብጣዕሚ ንፍዕ ተንትኒ ክምዚኦም ብሉፃት መንእስይ እዮም ዘድልዩና ።

  • @danieltewelde330
    @danieltewelde330 8 หลายเดือนก่อน +2

    ቡሱል መንሰይ tanks yodit kea

  • @WediDebas
    @WediDebas 8 หลายเดือนก่อน +16

    Yodita you bring a very brilliant guy. G.B.Y.

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks great expiation well done

  • @MMT1858
    @MMT1858 8 หลายเดือนก่อน +2

    Wow, this is the first time, I have watched it on this channel such as Brilliant Young Generation.

  • @petroswoldehawariat7762
    @petroswoldehawariat7762 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ፍሒራ ካበይ አምጺክልና ጂግና ዝኮነ መንእሰይ፣

  • @astertewolde8883
    @astertewolde8883 8 หลายเดือนก่อน +2

    Excellent explanation young man thanks 👏👏👏👏

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ጅግና ጹጹይ ትንታነ ትህብ ብራቮ

  • @hamassien323
    @hamassien323 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውው ብይጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ

  • @semere8059
    @semere8059 8 หลายเดือนก่อน +2

    Wawwww very interesting good job 👍

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 8 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ንበል እዛ ሃገር ብድንቁርና ኣፍለቦን ዘግዘፉ ጥራይ ኣይኮኑን ዘለዉዋ ደቀቕትን በላሕትን ዉን ኣለዉዋ።

  • @Embeyto_Fredrikstad3340
    @Embeyto_Fredrikstad3340 8 หลายเดือนก่อน +5

    Bravo Mengis

  • @elilta70
    @elilta70 8 หลายเดือนก่อน

    👌👌👌👍👍👍💙💙💙💙ብጣዕሚ ኑቁሕ ትንተና🙏🙏🙏

  • @musiebmoshe
    @musiebmoshe 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዉዉዉ ንፍዕ መንእሰይ💙💙💙💙🐆🐆

  • @RggJvrty-up1wc
    @RggJvrty-up1wc 8 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you

  • @biriktiyitbarek4161
    @biriktiyitbarek4161 8 หลายเดือนก่อน

    Waw Yodit haftey Biluzn Bisuln mensey amziikilna
    Thanks 🙏🏽
    💪🏽💪🏽💪🏽💙💙💙🌿🌿🌿👏🏽👏🏽👏🏽🌟🌟🌟🌷🌷🌷

  • @kidanekifle5656
    @kidanekifle5656 8 หลายเดือนก่อน

    ዋው ዮዲ አዚ መንአሰይ አዚ ብጣዕሚ ብሉጽ መንአሰይ አዩ የቀንየልና
    ካልአ ኣብዝሓለፈ ካብ አስራኤል አዩ መስለኒ ጌጋ መልአኽቲ የሕልፍ ኔሩ ብዛዕባ አምነት ካቶሊክ ስርናይ ሂቦም አዮም ሃይማኖት ቀይሮም ዝብል ካብሓቂ ዝርሓቀ መልአኽቲ የሕልፍ ኔሩ ስለዚ ዓገብ ክብሎ ይደሊ ካልአ ግን መንግስ ውላድ ሰምሃርን ተስፋይን ኮይኑ አዩ ዝስምዓኒ ዮዲት ውን ኣዚኺ ብልጽቲ ሓፍት መንአሰይ ኢኺ ቀጽልዮ

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 8 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 8 หลายเดือนก่อน +1

    Its good mengis you so intelligent

  • @zionabraham8881
    @zionabraham8881 8 หลายเดือนก่อน +4

    THANK you

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 8 หลายเดือนก่อน

    መንግየ ኮርዒዳ ኣጆካ በርትዕ

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 8 หลายเดือนก่อน +4

    Smart man❤

  • @askedoetesfayohannes3241
    @askedoetesfayohannes3241 8 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉🎉yodeta

  • @zionabraham8881
    @zionabraham8881 8 หลายเดือนก่อน +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ተስፋ ሃገር ኢኹም ከማኻ ዝኣመስልኩም

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 8 หลายเดือนก่อน +2

    Bravo 👏👏👏

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 8 หลายเดือนก่อน

    I like this young man's narration.

  • @AhmedMohameed-n7d
    @AhmedMohameed-n7d 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዝተሓተትካዮ ገዲፍካ ብሸንኮሐለል ወዲእካዮ፡፡
    ኣታ ኣጋመ

  • @user25645
    @user25645 8 หลายเดือนก่อน +5

    wawwwww great explanation man ተስፋ ትቆርጽ እሞ ሐደሐደ በላሕቲ ከምዚከማካ ምስ ረአካ ከአ wawww ትብል

    • @samtikokesete180
      @samtikokesete180 5 หลายเดือนก่อน

      Bunet gerimni mare kndey ab atehasasbana xegem gerna alena ygerm

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣየ ራድዮ ኤረና Radio Erena ንምዃኑ ዕላማኹም እንታይ ምዃኑ ትፈልጡ ዲኹም፧ እዚ ኩሉ ገንዘብ ናይ መንግስትን ገበርቲ ሰናይን ፈረንሳ ኣብ ግቡእ መዓላ ዘይተውዕልዎ ናይ ዓቕሚ ምንኣስን ድኻምን ድዩ ወይሲ ካልእ ድጕል ዕላማ ሃልይኩም እዩ። ቤንዚና ክደፍኣሉ እምበር ከብርህ ኢሉ ከም ዘይኮነ ኣይተ ሺሻይ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።
    እቲ ዘገርም ነቲ ኣብ ጨንፈር ጀርመን እተፈጥረ ምስሕሓብ መንእሰያት ፡ ያኢ ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ጸገም ኣትዩ ኣሎ ኢልኩምሲ ፡ ነዚ ከብርሃልኩም እሞ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ከተረድኡስ ፡ ንሓደ ንባዕሉ ኣባል እስላማዊ ጂሃዳዊ ምንቅስቓስ እየ ኢሉ ዝኣምን ንኣቶ ስዒድ ተወከል ዝበሃል ዓዲምኩ
    ራድዮ ኤረና ያኢ ካብ ቀንዲ ተዋሳእቲ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን ወይ ካልእ ከተማታት ሰብ ተሳኢኑስ ንሓደ ከም ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ጌሹ ፥ ሰብ ቤት ኣጋይሽ መጺእና ኣለና እሞ ፡ ኣጎዛና ኣንጽፉልና ፡ ዝበለ ዓዲምኩም ንሰብ ከተረድኡ ፈቲንኩም፧
    ኣይተ ስዒድ ተወከል ዝብሃል ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ እንታይ ዝበለ ሰብ ድዩ፧ ኣይተ ስዒድ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧
    "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።"
    ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ። ቤንዚና ክደፍኣሉ እምበር ከብርህ ኢሉ ከም ዘይኮነ ኣይተ ሺሻይ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 8 หลายเดือนก่อน

    አዚወዲ በሃኪ ቡኰአ ፊልተት ዘለዎ አዩ ሙለአ ቢሙለአ ገሊጽዋ ናይ አለት 20 ጉባአ ዘይ ኮነ ኣጻሉኡና ኔአከለጉዛይ አዩ ነይሩ ክክክክ❤❤❤

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 8 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @kessetesiym3462
    @kessetesiym3462 8 หลายเดือนก่อน

    Btami blux menasey 👍

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 8 หลายเดือนก่อน

    Selam yodit Aki sebar nekae eu aziom kea nekan sebarn eki amxaki zelaki ztesaru nsom eyom

  • @AhmedMohameed-n7d
    @AhmedMohameed-n7d 8 หลายเดือนก่อน +1

    ከማካን ደቅ ከማካ ተለኣኣክቲ ሕወሓት ኣበይኣዴኻ ከይትበጽሕ ኤርትራውነት ከተፍርስ ብተጋሩ ዝተላኣክካ ቆዳር ኣጋመ
    እስካን ከምዚ ከማካን ኣብ ስደት ክትበሊኢኻ
    በቲ ኢትዮጵያ በቲ ኤርትራ ኣበይ ኢኻ ክትበጽሕ ኣይኮነን እስኻ እቶም ዝለኣኹኻ
    ከማን ኣሚን ኣያይ ኢሎም ክነብሩ ጀሚሮም ኣለው ፡ ፡ ምሽሙሽ ኤርትራ ኣብ ኣዱ ኮይኑ ወጋ ዝከፍልዩ ዘድልያ ፡፡ ኣብ ስደት ተስፋ ምስ ቆረጽካ ንሕዝቢ ኤርትራ መላመዲ ፓለቲካ ናትካን ከምዚ ከማካ ኣይኮነን

  • @tesbamicael9132
    @tesbamicael9132 8 หลายเดือนก่อน +1

    btaemi nukuh mengis anbesa des zibl zereba

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ቕጃና ክሳብ ትደርቂ ዋ 24ክንጥበና ሕጅክ መን መምህር ከተምትኣልናያ ንብል. ድሓዩኩም ኣይትሃባ ደቂ መለይ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @askedoetesfayohannes3241
    @askedoetesfayohannes3241 8 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @DanielAbraha-y9r
    @DanielAbraha-y9r 8 หลายเดือนก่อน +1

    ንኸብዱ እዮ::
    VIVA ሻዓብያ All the way!!

  • @erenasweet7936
    @erenasweet7936 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you 💙💙💙💙💙💙💙

  • @ሰላም.የቱብ
    @ሰላም.የቱብ 8 หลายเดือนก่อน

    Waww

  • @teamehaile5346
    @teamehaile5346 8 หลายเดือนก่อน

    ጉባኢ ማለ ሕንጻጽ ፖለቲካ ይመስለና

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 8 หลายเดือนก่อน

    ዮናስ ዓቢ ሰብ ያሓስቦ ኔረ ነገርግን ዉዱቅ ኮይኑ ተረኺቡ።

  • @teklusolomonyosab9250
    @teklusolomonyosab9250 8 หลายเดือนก่อน

    ጠንቂ ምፍልላይ እንታይ ኢዩ?እዚ ትዛረብዎ ዘለኩም ሳዕቤን ኢዪ ።መፍትሒ ከኣ ኣይኮነን

  • @biriktiyitbarek4161
    @biriktiyitbarek4161 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you ❤

  • @elilta70
    @elilta70 8 หลายเดือนก่อน

    አየወ ከም አዴታት ምዕዶ ተግሳጽ እንተዝህባስ ከመይ ጨለ ነይሩ :: ካብ ናይ ትግራይ አምጺእካ ዘይድል ዘየድልን ::

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 8 หลายเดือนก่อน +1

    Please don't compare
    Yakil with Jebha
    They are incomparable.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 8 หลายเดือนก่อน

    Nay melhas xelatat eyom anber henti trgum albo eyom

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 8 หลายเดือนก่อน

    Merhaba Yodit naybhaki Mengs kea hayal tentani seb eu sleziy kbret yhabelna Nezi medeb mdlawki

  • @mihretteklom54
    @mihretteklom54 8 หลายเดือนก่อน +1

    Buluts menesey btsami tsbuk gerka eika gelitskayo nfue medari eikia nhaqi knhaqela alrna

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 8 หลายเดือนก่อน

    Waw Atehasaseba GEDLI HEZBI ERITREA ( jebha shaabiya) gena kem gual 18 amet eyu zelo elkayo keytefeleteka haki awtsikaya. 🎉

  • @gebrielakidane9973
    @gebrielakidane9973 8 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏💙💙💙💯💯💯💯💯

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057 7 หลายเดือนก่อน

    ብመሰረቱ ስዕረት ኤርትራውያን ምስሉይነት ጅኦግራፍያዊ ክልል መንነት አውራጃዊ ባህል ክብርታትን ዘይብል ቃልሲ ክልተ ግዜ ሞት ደበስ ክትረኽበሉ ዘጸግም እዩ::
    ኤርትራውያን አውራጃዊ አገባብ ምሕደራ ክንየው ኩሉ ሰብ ዝሓስቦ መትኒ ሓደ ሕብረተሰብ ዋንነት ፖለትካ ቁጠባ ከምእውን ማሕበራዊ አገልግሎት ሃልዩ ማዕረ ተረባሒ ፀጋታት ሃገር ገዛእን ተገዛእን ከምእውን አነ እየ ዝፈልተልካ ዘይብሉ ቅርጡው አገባብ ምሕደራ ነፍስ ወከፍ ዜጋ ብግቡእ ፈልጡ ምስ ዝጸንሕዩ ጥራሕን ጥራሕዩ ዝዕወት:: ዓማጽጽካ ዝግበር ሓሸውየ ግን ካልኣይ ህግደፍ ምድጋም እዩ::

  • @biriktiyitbarek4161
    @biriktiyitbarek4161 8 หลายเดือนก่อน

    🥇

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 8 หลายเดือนก่อน

    ንኽዕረቑ እንቷይ ክገብሩ አለዎም ሕቶ ነይራ ከይመለስካያ ኮለል ኢልካ ወዲኢካያ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ካቢ ጂ 15 ናብ ji16/ጂ 20 በልዮም.

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 8 หลายเดือนก่อน

    He is totally changed man!

  • @astertewolde8883
    @astertewolde8883 8 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙

  • @yemanekidane5491
    @yemanekidane5491 8 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 8 หลายเดือนก่อน

    Subele

  • @Habenasgedom757
    @Habenasgedom757 8 หลายเดือนก่อน

    መንግስ 🎉❤🎉❤❤❤

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 8 หลายเดือนก่อน

    ንብርጌድ ንሓመዱ ካብ ዓቅሙን ድሩትነቱን ወጺኻ ምዛን ምሃብ ጎዳኢ ኮይኑ ይርኣየኒ፣ ብርጌድ ንሓመዱ ጌና ታተ እናበለ ብደረጃ ከተማ ነብሱ ኣብ ምስራዕ መስርሕ ይርከብ። ብዝጀመሮ ድማ ይምርሽ ኣሎሞ፣ ንሓግዞ: ንተሓወሶ:ሃናጺ ነቐፌታን እርማት ኣብ በበትኡ/ከተምኡ ይወሃብ።

  • @okubulebanonsebenemyemotek2085
    @okubulebanonsebenemyemotek2085 8 หลายเดือนก่อน

    Mengs ajoka tesfA zeleka eka

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 8 หลายเดือนก่อน

    ሰይቲ ፖፖዮ ካልሲ ንሰብኣያ ዝረገጸ እግሪ ሓዲጋ ካልሲ እግሪ ሕዋሕት ተሻትት ብላሽ ኢያ።

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 8 หลายเดือนก่อน

    ዉፉይ ወሊዱ

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 8 หลายเดือนก่อน

    ኢሰያስ ወዲ 80 ዓመት እዩ ከምዕድሚኡ እዩ ኽአ ዝሐስብ ትብል ቃል ሰሚዔ ሐቂ እያ

  • @hanig5781
    @hanig5781 8 หลายเดือนก่อน

    Btaemi belih menesey Nay elet 20 znebere tslei hade hbreteseb eyu Akibwom ::

  • @negusseberhane1086
    @negusseberhane1086 8 หลายเดือนก่อน +1

    Dergie yhaysh kab eseyas entay ajenta sle zelewo eyu Roma metsyu?

  • @tadesetesfai6526
    @tadesetesfai6526 8 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 8 หลายเดือนก่อน

    It's ok u guys just go ahead

  • @mebrehatomgoitom5452
    @mebrehatomgoitom5452 8 หลายเดือนก่อน

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ማን ንም ፖለቲካ ከድሕነካ ኣይኬልንዩ ክድሕነካ ዝኬል ሃይል ቁዋም ሕጊ ዝትግብትዩ.

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 8 หลายเดือนก่อน +1

    Aniat.hawina..hjiwon.walhnit.aygemeiqmin

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 8 หลายเดือนก่อน

    Yonas ሐቂ መግለፂ ሂቡ

  • @MenkemGoshu-ke7yv
    @MenkemGoshu-ke7yv 8 หลายเดือนก่อน

    Wwwww❤❤❤❤❤

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ሱኣድያ ቀዳሞት ትሌትናዮም ሕግን ቁውምን ህዝባዊ ምሕደራ ኣይደልንዩ ክንግ. ንጉሰነገስትዩ. ትግታትግታይ ምባል ኣየድልንዩ ሕብርኣይንኻ ዝተብህሉ ኣለዉ. ንሕና ደቕመለይ ድኣ በሉ አቶ አስያስውን ኣፎርቂ ትግራዋዩ ያሕታ ተንበብ ኢትዮጵያ አዮን ትግራይ ህዝቢ ኣኽብሮ. ትግራይ ትግራይ ወይ ኣግኣዝያን ወይ ዓረብ ኣትቦልና ሕጅው ደቂ መለይ ኤርትራ በሉና ኣይትሓውኩና ሕቶና ሕጊ አንዳባ ቁዋም ቁውም ቁዋም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @hadishhagos0720
    @hadishhagos0720 8 หลายเดือนก่อน

    Just to go mengs nfue

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 8 หลายเดือนก่อน

    ሰብኣያ ኣሲሮምላስ ሻአያ ክትብል ገጋ ግን ምስጓላ where is my father ታበላ ዘጊሃ ነራ

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 8 หลายเดือนก่อน +1

    This guy is unfair and has a limited knowledge

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 8 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 8 หลายเดือนก่อน

    Esmns is still functioning.

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 8 หลายเดือนก่อน

    ዘጊሪሚካ ፊፒን ቲጊቢሮ ዚላ

  • @Kibe24
    @Kibe24 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲት ሃላይ አንታይ ኣምጾ ገምጃዕጃዕ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብኣይንኻ ዞሎ ርስሓት ዝይ ኣለካ ብዛባት ትግራይ ደዛርበካ አንታዩ ኣጅንዳካ ግበር ከምህዝቢ ሚስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ትካባበር ኣይቴአሞኖም ግን.

  • @habtombeyene4747
    @habtombeyene4747 8 หลายเดือนก่อน

    Iseyas Iseyas wat 😢

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 หลายเดือนก่อน

    ንኣስተንትኖ ፥ ኣብ ኤርትራ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ጥራይ ኣሎ። ኤርትራ ጽቡቕ ኣላ ፡ ዘመድ ዓሻ ግና ከፊእዎ ሕማቕ ኣሎ።

  • @YosefHadera-x4e
    @YosefHadera-x4e 8 หลายเดือนก่อน

    Yodit, seb diki sinki?