ኣእዳው ኣዝማሪኖታት (Kleptocracy) ፡ (ናብ ጅባኻን ሂወትካን)!!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 283

  • @mehariaynealem9509
    @mehariaynealem9509 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዮዲት ግን ነዞም ሰባት ኣምጺኺ ቃልሲ ተባላሽሽዊ ኣለኺ

  • @ZeriezgiTesfa
    @ZeriezgiTesfa 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሳሕል ዝበጽሐ ጥዕዩ ኣይጥዕን

  • @KubsulSul
    @KubsulSul 2 หลายเดือนก่อน +7

    😂 ንመጀመርታ ግዜ ማንታ ርእሲ ዘለዎም ሰብ ርእየ😂 ዋውውው ስምምዖም ከቅንኣካ እንታይ እሞ ንሕምየታ እንዶ ኮይኑ። ምድንጋር ከይፍጠር ግን እዚኦም እቶም ዝበልሑ ህግደፋውያን እዮም።

    • @mihretabyobio3671
      @mihretabyobio3671 หลายเดือนก่อน

      Belahti eyom zibliwo delewu dima 90% haki eyu

  • @gebremichael-ds4ft
    @gebremichael-ds4ft 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዓፍራ ኢኹም ዜሮ ሓሳብ ጸርፊ ጥራይ።

  • @gebremichael-ds4ft
    @gebremichael-ds4ft 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣነስ ነዞም ሰባት ሰማርን ተስፋይን እንታይ ዕላማ ከዕውቱ እዮም ምርድኣ ኣቢዩኒ?? 😢 ከም ሰብ ክሳብ ሕጂ ን ሰብ ከይተንከፈ ንነዊሕ ግዜ ዝምህር ዘሎ መ/ም በየነ ክትጸርፉ ተሕዝኑ ኣማራጺ ሓሳብ ዘይብልኩም ዘረባ ጥራይ መሰልቸዋት። ዮዲት እንተኪኢልኪ ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ኣምጽኢ።

    • @simonm.7755
      @simonm.7755 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነውን ገሪሙኒ! ኣይፍለጥን ኣካል 03 ህግደፍ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም። ህግደፍ ብነዊሕ ኢዩ ዝመጸና። ከም ኣቕሽሽቲ/ ነጋዶ ከምዚኦም ኮይኖም ኢዮም ኣብ መንጎና ብትንትን ዘእትውልና።

    • @DHYNETT12
      @DHYNETT12 2 หลายเดือนก่อน

      Wifuy genzeb srkn klemd yblun. Hgawi zkone stamiu krekb alewo. Tedey koynu srah mafya kem hgdef. Yehatwo alewu, nsu kea hasot tekoynu, hasot ybel. Kalie wfuy kendi knkef bahryawi iyu. Emeneni . Tbeit yeblun

    • @rahelmerkeb4564
      @rahelmerkeb4564 2 หลายเดือนก่อน

      እዞም መሽረፍቶምን ኣንበድበዶምን ካብ ተባሕለ ክብሉ ናይ ኣይኦም ዕቡድ ከልቢ ወሲዶም 3ወርሒ ከም ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕባ ውፉይ ክዛረቡ ካልእ ዋላ ኣይዛረቡ ክገርም ዝገርም ከኣ ኣዝማሪኖ ኢሎም ይዛረቡ ደቂ ኣረዊት መን ፍለጡ ኢሉኩም።

    • @binyammehreteab8598
      @binyammehreteab8598 2 หลายเดือนก่อน

      እዝኦም ሓመት ጥራይ በይኖም ክመጹ ደይክእሉ ትካል ይብሉ ክንድ ዉፉይ ክመጹ ኣይክእሉን እዮም ኣብ ይቱብ መጹ ይብሉ ኣበይ ድዮም ድለዉ ይገርም

    • @Justice_Seeker121
      @Justice_Seeker121 2 หลายเดือนก่อน

      *ካብ ኣምልኾ ውልቀ ሰባት ክሳብ ዘይወጻኻ ደኣ እንታይ ይብሉ ከም ዘለዉ ክርድኣካ ኣይክእልን ኢዩ።*

  • @Eripeace1
    @Eripeace1 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ፥ ምዓልታዊ ብዛዕባ ውፉይ ክትዛረቡ፥ ውፉይ ከማኹ ይቃለስ ኣሎ።

    • @Fagiፋጊ
      @Fagiፋጊ 2 หลายเดือนก่อน

      ናብ ምጥፍኦም ገጾም ምስ ከዱ ኣተንሽን ንምርካብ ኢዩ መደቦም ካልእ ዕላማ የብሎምን

  • @burhanekahsay565
    @burhanekahsay565 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየክየ መጀመርያ ስነምግባር ዘይብልኩም ስድታት ቁብነገር ከትምህሩ aynxben

  • @alemghaim6230
    @alemghaim6230 2 หลายเดือนก่อน +13

    Tesfay and Semere himak alekum. Kulu tibleo Kab haki zirehske. Hide belu.
    Seb moitu enti daa kigebrwom dekika ni deki mueut.
    Kab genzeb mueutsaa nilali intay , mefthi alekum . Betami himak alekum.
    Kali Wufy enda restroom tezareb agedasi tiblu.
    Yodit bezi zikeb ytrefki, kem kedemki kinena yehisheki.
    Mes gize media kitwedik eya.

  • @wedieri6762
    @wedieri6762 2 หลายเดือนก่อน +5

    ን ውፉይ ይፈትዎየ ግን ኣብዛ ዝብልዋ ዘለዉ ይድግፋየ ብፍላይ ምስ ኣያ ድራር ክሰኣል ኣይነበሮም ።ከምኡ ውን ምስ ሰልጠነ ዝግብሮ መደብ ክሳብ ዝእረም ደው ከብሎ ኣለዎ ርኡይ ዓሌታዊ ስለዝኮነ፡ ዓገብ ክብሎም ኣለዎም ምኽንያቱ ንቃልስና ቀንዲ ዘዳኹሙ ሰባት ስለዝኾኑ ከምዚ ተዝገብር ዝያዳ ድማ ን ውፍይ ምኣመናዮን ምደገፍናዮ።

  • @andemeskelaraya1083
    @andemeskelaraya1083 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሃለውለው ! ዕላጅ ድኣ ይበሃል. በቃ ሰባት ኮይኖም ዕላምኦም.

  • @YohanesAlem-c7q
    @YohanesAlem-c7q 2 หลายเดือนก่อน +17

    አዘራርባኹም ግን ስነስርዓት የብሉን

  • @NeguseM-z2o
    @NeguseM-z2o 2 หลายเดือนก่อน

    I like these two guys ideas and their thoughts because we need to listening to the different ideas and opinions.

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 หลายเดือนก่อน

    ንሕናውን ማራ ናፊቅናኪ ዮዲታ ሕፍትና እስኹም ደቂ ተጋደልቲ ኢኹም ንሕና ድማ የሕዎት 4 ዝተስዉኡና ኢና 4 ተስዊኦምና ዝርኽብናዮ ነገር የልቦን ተስዲድና ነፃነት መፀዩ ግን እንታይ ተርኺቡ?ፍልሶ ነፃነት😂😂😂😂
    እዚ ናይ እዝማሪኖ ዝበልኩሞም ግን ናይ ብሃቂ ምስኹም እልኹ።👏👏

  • @ddselam
    @ddselam 2 หลายเดือนก่อน +23

    ናይ ባሓቂ ተስፋይን ሰማር ርእሳ ረኪብኩማ፡ይበል ዘረባን ፡ልዝብን ኣስተምህሮን።
    ኣጆካትኩም ቀጽልዎ ኣስተምህሮኩም ምንቅቃሕን ።ንዞም ኣዝማሪኖታትን ተበለጽትን ምቅሎዖም።
    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።

    • @tedrosasghede9919
      @tedrosasghede9919 2 หลายเดือนก่อน

      ንምፍልላይ ዝዕላምኡ ቀጽልዎ
      እንታይ እዩ ዕላማኻ????

    • @zemikieltesfazion4908
      @zemikieltesfazion4908 2 หลายเดือนก่อน

      Enque dhan mexakum tefiekumna

  • @tesfiegebreslasie2593
    @tesfiegebreslasie2593 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናይዞም ስደተኛታት እዚኦም ዝገርመኒ ነገር ኣሎ:ኣብ መሰልን ጉቡእን እናፈለጡ ዝሰግርዎ ጉዳይ ኣሎ:ኣነ ዋላ ሓንቲ ኣይህብን ኣይገብርን እናበልካ ንዝገብሩን ንዝህቡን ክትጻባእ ብከመይ?::
    ደሓር ንስኻትኩም እንታይ ኢዩ ዕላማኹም ባዕልኹም ክትነግሩና ኣይንጽበን:ነዚ ቃልሲ ህዝቢ ከተዕንዉ ዝተወቅረን ዝተሳሕለን ሰብ ዕላማ ኢኹም::

  • @ሰላምንኹሉወዲሰብ
    @ሰላምንኹሉወዲሰብ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዝገርመኒ ነዞም ክልተ ሰባት ኣብዑር ናይ ዮዲት ይብሎዎም ኔሮም ካብ ምንታይ ተበጊሶም ይብል ኔረ ለካ ብየማንን ጸጋምን ክትጸምዶ ስለ ዝረኣይዋ እዮም በልዮም በሊ ሕረስዮ ቀውዒ ካኣ ጽቡቕ ምህርቲ ናይ ጽልኢ ክትዓጽዲ ኢኺ😂😂😂😂

  • @kahassenegusse7584
    @kahassenegusse7584 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ኣነ! ከምዚ ዓይነት ከቢድ ቅንኢ እምበር ሓሚምኩም በዚ ውፉይ ዝብሃል ወዲ። ኣታ እንታይ ረኺቡኩም ኣታ፡ ምሕረት የውርደልኩም!

  • @ruuruuer6302
    @ruuruuer6302 2 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሜ ስድታት እኹም ክንድዚይ ጸርፊን ውርደትን ኣብ ሓደ ደላይ ፍትሒ ኣዕነውቲ ቃልሲ እኹም

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሓደ ነገር ዝገርመኒ"ሲ፥ናይ ባዓል ስማርን ተስፋይ ን ይሶምዖም ምሽ ሓቆም እዮም።ይብል፥ ምሽ ዳሓር ካኣ ናይ ውፉይ ድማ ይሰምዖ ንዑ ድማ እዎእ ጽቡቕ ኣሎ ይብል።ያ ጀምዓ confuse ይኾውን ኣነ ጥራሕ ድየ? Anyways, good conversation

    • @Nhamedu2724
      @Nhamedu2724 2 หลายเดือนก่อน +4

      ጹቡቅ ኣለካ ኩቡር ሓው እቲ ጸገም እንታይ ይመስለካ ናትካ ሓሳብ ስለ ዘትሕውሰሉ እዩ ንነብስካ ቁሩብ ግዜ ሂንካ ብዘኣዓባ እቲ ሕሰብ እሞ ሹዑ ክርደኣካ እዩ thanks

    • @ዐዲገዳዐድይ
      @ዐዲገዳዐድይ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ከምዚኦም ኣይትጽላእ ምክንይቱ ን ኢሰያን ዝነቅፎ ስለዘይነበረ እዩ ኣብ ከምዚወዲቁ

    • @abelyemane9786
      @abelyemane9786 2 หลายเดือนก่อน

      @@Nhamedu2724thanks next time I will thank you so much for your great advice

  • @liyategay874
    @liyategay874 2 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ዉልቀ መላኪ ከነጥፍእ ክንብል ዝገደዱ ብፍላይ ዉፋይ ካራባታ መልሐሱ ንበይኑ እዩ አነ ዝበልኩካ ነጊረኩም አነ ዝበልኩዋ ኮይና እንዳበለ ነዚ መንእሰይ ዋላ ሐንቲ ዘይ ፈልጡ መላገጺ ጌርዎም ዘይሐፍር ንበይኑ እዩ
    እሱ ጥራይ ዘይኮነ ሰልጠነ እቲ ደራፋይ እየ ምትእስሳሮም ገንዘብ

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ቆልዓስ ሉባ ሉባ እንተበልዎስ ሲቅ እሉ ዝጺለል እዞም ደቂ ዓባይ ድስቲ ካኣ ዕብዳን ጀሚሮም መጀመርያ ነቲ ንስኹም እትብሉዎ ዘይትትግብርዎ ምኻንኩም ተረድእና ኣለና። ምኽንያቱ ካብ ምሕር ብድዐ ምሕር ጽላለ ኣድሂቢልኩም። ስለዚ ሓላፍነት ዘይቢሉ ዘርባ ካብ ምዝራብ እቲ ከስርሕ ዝኽእል ለዉጢ ከምጻኣሉ ዝኽእል መንገዲ እንተ ተናድዩ ጽቡቕ ምኾነ።

  • @amantsegayhenok3230
    @amantsegayhenok3230 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ተሕዝኑ

  • @menghistabghebrehiwot4737
    @menghistabghebrehiwot4737 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ዝገርመኒ ተስፋይ ሰመረን ሓሳቦም ንምግላጽ ዘሎዎም ድፍረት ኣብቦቱኡ ኮይኑ ግን እንታይ ኢዮም ምንቃፍ ጥራሕ ፡ ሓደ ዝተላገበ ር እሲ,፡ መልሓስ ኣፍ ድዩ ዘሎዎም ። ክምዕዶም ዝደሊ ስታይሎም ክቕይሩ ኣሎዎም ።ምንቃፍ ጥራሕ ሞራል ናይ ሰባት ኢኹም ትትንክፉ ዘሎኹም ሕሰብሉ ።

  • @berye63bim64
    @berye63bim64 2 หลายเดือนก่อน +1

    2 ጀምዓ ተዋጻኩም ድያዳኣ ምስ ኣዝማሪኖ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ

  • @Abera854
    @Abera854 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ትዕዝብቲ ተስፋይን ሰማርን.....ኣጆኹም ሩድእና ድኣ....

  • @danifn8972
    @danifn8972 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሂወት ክሳብ ዘለና ምንቃፍ ዩ ስራሕና ኢልካ' ሎ ዘረባ፡ ናትኩም ነገር ሲ ንበይኑ'ዩ ነዚ ቃልሲ ክሕግዝ ዝኽእል ሓሳብ ግዳ ዘይተምጽኡ

  • @danielhabteslase3932
    @danielhabteslase3932 2 หลายเดือนก่อน +3

    Btkkel eti haki kof abilkuma keep it up guys

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 2 หลายเดือนก่อน

    ዘገርም ዩ ደምበታት ተፈጢረን ኣብዚ ቃልሲ ህልክ ዝመልኦ፡
    ቁጽሪ 1፥ ደምበ ዮዲት ፡
    ቁጽሪ 2፣ ደምበ ዓይነታ፡
    ቁጽሪ 3፣ ደምበ ሰልጠነ፡
    ቁጽሪ 4፥ ደምበ ጂስቲድዮ(jstdio):

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane9247 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ዝነበሩ ጠፋሻት አዮም አዚኣቶም ኣብዚ ቅሪብኩም ዘሎኹም እስትረስኹም ንኸተውጽኡ ኢኹም ካልእ ትገብሩዎ ነገር የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 2 หลายเดือนก่อน +5

    Welcome back guys! We love you all ❤

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 2 หลายเดือนก่อน +1

    You guys are very crazy

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 2 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👌

  • @AbrahamAhforom-v3h
    @AbrahamAhforom-v3h 2 หลายเดือนก่อน +5

    Good job guys

  • @NeguseM-z2o
    @NeguseM-z2o 2 หลายเดือนก่อน +1

    These two gentleman's are saying the truth why most eritrean people they don't understand the true or the facts.

  • @gagimoke7566
    @gagimoke7566 2 หลายเดือนก่อน

    Part 2 gberula kem wufuy keytetelmua ember xbuk hasab

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 2 หลายเดือนก่อน +1

    Both of you guys you have heterag to wufuy

  • @medhanieande4481
    @medhanieande4481 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብቀዳምነት ጹብቅ ትንታነ ግን ሰብ ምዝንጣል እንተ ኣቋረጽኩሞ ጹብቅ ምክንያቱ ንመሰል እንዳ ተቃለስካ ምክብባር ዘይብሉ እንተኮይኑ ትርጉም የብሉን

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዘለናዮ ሾዉ ዐጀዉጀዉ ሾዉ ምባል
    ይሐይሽ ምኽንያቱ ንጹር ዝኾነ ትምህርቲ የብሉን:: ምኽንያቱ ሀለዉለዉ እንተዘይኮይኑ ትሕዝትኡ
    ዘሮ ኢዩ ::

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 หลายเดือนก่อน

    እንቓዕ ብደሓን መጻእኩም (ሰማር )_ (ተስፊ ) ግን እዚ ናትኩም ቃላት ንዘይ ነቕሑ ሰባት ክርድእዎ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ።

  • @habtomhagos3861
    @habtomhagos3861 2 หลายเดือนก่อน

    ዮድታ ከም ጋል ኣንስተይቲ መጣን ሚድያ ከፊትኪ ክትቃለሲ ምሕሳብኪ ዝድነቅ እዩ እንተኮነ ነገር በት ትምህርቲ ሳውራ ከይትተሪፍ ካብ ስነስርዓት ናጻ እንዳኮንኩም ትከዱ ኣለኩም ሕመታን ዘለፋን ዘይምነወኩም

  • @tidrosekalo-wx9sq
    @tidrosekalo-wx9sq 2 หลายเดือนก่อน +11

    ዪዲት ርኢቶይ ንዓኺ አዩ ክብሪ ናይ ሜዳኺ ብጣዕሚ ባዕልኺ ትሃስዪ ኣለኺ ኣዝዩ ካብ ልቡ ግዚኡን ስርሑን ገዲፉ ንዝቃለስ ዘሎ ዉፉይ ሰራቒ ንኽብሉ ሞ ኽኣ ምስ ሓደ ናይ ህግደፍ ባርያ ንህዝብና ዝበደለ ከመሳስልዎ ክመጹ ስቕኢልኪ ክትሪአዪም ተሕዝኒ ርግጸቻ አየ አዚ ኣርአስቲ ቅድሚ ምምጽኦም ከምትፈልጥዮ ግን ኣብ ልዕሌኺ ዝነበረና አምነትን ክብርን ባይታ ይዘብጥ ኣሎ አምበር አዞም ክልተ ኣብ ግብሪ ዜሮ ኣብ ማስሜድያ ግን ሓቀቻታት ተቓለስቲ ዝመስሉ ቀደም ኢና ቀቢጽናዮም ንዓኺ ግን ይልክሙኺ ኣለዉ ዝህቡኺ ኣጀንዳ ክተስተውዕልሉ ይላበወኪ መንአሰይ ክመቓቐል ክሪኢ ከለኹ ይሕዝነኒ አዩ ዳበልኪ ንይምሰል ዲኺ ትበኽይ ኔርኪ ዳ ዘመቓቕል ሓሳብ ዳምጹ ሞ ኻ ንጸላኢና ዝብልዎ ገዲፎም ንተቓላሲ ከመይ ዲኺ ትሓስቢ ኣጀዳና ህግደፍ ዶ ኽኸውን ኣይምተገበኦን ።

    • @hagoszeru690
      @hagoszeru690 2 หลายเดือนก่อน +1

      እሳ ንባዕላ ደጋፊት ናይዚ መደብ እንድያ ከመይ ኢላ ክትዛረብ

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay7340 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዮዲት እታ ዝዓበየት ቁምነገር ኣብዚ ሕጂ እዋን እትዉሃብ ትምህርቲ ኣብዛ ገዛ ኣብ ልዕሊ ሰባት መጥቃዕቲ ጽቡቅ መደብ ኣገናዕ ቀጽልዎ ::

  • @zareghere2606
    @zareghere2606 2 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያስ ነዞም ሰባት ኣዝየ የድንቖም ኔረ ፡እንተ ሕጂ ግን ብዙሕ ጉድለታት ይርእየሎም ኣለኹ ።ተስፋ ይገብር ዝተዛረብዎ ንድሕሪት ተመሊሶም ሰሚዖም ማዕረ ክንደይ ካብ መስመር ቃልሲ ይወጹ ምህላዎም ርእሰ ገምጋም ክገብሩ።

    • @Ambes-e2r
      @Ambes-e2r 2 หลายเดือนก่อน

      Nwuramat ata kndey thamqu

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane9247 2 หลายเดือนก่อน

    አርትራውነት ኹቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DjbvvFuvcgz
    @DjbvvFuvcgz 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኮነ ከም ሎሚ ገርኩም ነዛ መንነት ዘይብላ ክፋል ሕብረ ተሰብ አዚመሪኖ ገሊጽኩማ ካላአይ ክፋል ግበሩላ thanks

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 2 หลายเดือนก่อน +1

    አንቱም ሰባት አዝማሪኖ ሰራቂ አይኮነን ብስነስርዐት ዝዐበዬ ህዝቢ እዩ ብ inferiority complex ዝተወደአ ሰብ ጸገም እዩ ዐገብ አስማሪኖ ሀይማኖት አውራጃ አይፈልን እዩ አሕዋት 🙏

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 2 หลายเดือนก่อน

    Guys what is your problem for your words semhr you are going to have answer

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 2 หลายเดือนก่อน

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤❤

  • @burhanekahsay565
    @burhanekahsay565 2 หลายเดือนก่อน

    የዲት hadaraki ካብዞም ሰባት ግልል ምባል ይሕሸኪ

  • @yoabimmes8271
    @yoabimmes8271 2 หลายเดือนก่อน

    why you cant have them debate against who ever they criticizing.

  • @goitompaulos7143
    @goitompaulos7143 2 หลายเดือนก่อน

    Agokum Semiharin Tesfayin

  • @brhanehabte7757
    @brhanehabte7757 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብዘይካ ሒመታ ካልእ የብልኩሙን ዲኺም ኣድድ

  • @miliyonabrham88
    @miliyonabrham88 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nesmarn tesfyen mama gouy tetweskelom xebuk neru

  • @medatedrus5319
    @medatedrus5319 2 หลายเดือนก่อน

    ዮዲታ mute ግበርዮም ክትዛረቢ ከለኺ እምበር ኣየዛርቡኽን'ዮም። ድሕሪ ሕጂ ግን ነዚኦም ገዲፍኪ ንሙሴ ጥራይ ምምጻእ ይሕሸኪ ።

  • @MicOkchannel-wp5ns
    @MicOkchannel-wp5ns 2 หลายเดือนก่อน

    ፍጹም በላሕቲን ጠቐምትን

  • @AJa-q1r
    @AJa-q1r 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተረጊምና። ደኣ ከይንከዉን ኣነስ ኩሉ ግዜ ነሕዴና ክንበላላዕ

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 2 หลายเดือนก่อน

    ሓድሽ ፕረሲደንት ኤርትራ ኣሜሪካ ዝመረፀቶ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ እንቋዕ ትግረ ኮነ:: ትግርኛ ክሳብ ትከባበር ክትመርሕ ኣይትኽእልን ሱቅ ኢካ ተገዛእ:: ኣቶ ገብረ መሰል ህዝብና ክትሕሉ እግዚአብሔር ይሓግዝካ 🌿🌿🌿🌿🌿

  • @DawitGerezgiher-g8g
    @DawitGerezgiher-g8g 2 หลายเดือนก่อน +4

    Nonsense koynkum trifkum bhaki hmakat sebat

  • @Amanuel_haile
    @Amanuel_haile 2 หลายเดือนก่อน

    አዝማሪኖ፡ ማለት በጋሚንዶ ወይ ድማ ካፖ ፒያሳ ማለት ኢዩ፡ አይተጋገኹምን ጥራሕ ካብ ቡዙሕ ትንተና ካልእ ቅርጺ ከይተትሕዝዎ፡፡

  • @alemghaim6230
    @alemghaim6230 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodit haftey, now you’re disrespecting your self to identify with this guys. They are really in a wrong track. So please bring different guests.

  • @AmaMedia92
    @AmaMedia92 2 หลายเดือนก่อน

    Skip ተባሂልኩም 😂
    መንእሰይ ኣለልዩኩም እዩ ኣቱም ክልተ ክንሶም ሓደ መልሓሶም ኣትማን ትም ኢልኩም ኣይትዕፈሩ !

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 2 หลายเดือนก่อน

    ሰክት እኩም ባይ ናብዛ ይቱብ ኣይቅልቀልን

  • @adamyonas6711
    @adamyonas6711 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good job

  • @ሓዳርካግበር
    @ሓዳርካግበር 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንፉዓት ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @BruckGhebre-xf5dt
    @BruckGhebre-xf5dt 2 หลายเดือนก่อน

    Nice one

  • @bobomega1836
    @bobomega1836 2 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ሰማር ኣትሪርኩማ

  • @okubaleake8552
    @okubaleake8552 2 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ንዓይ ኽትዕኹም ንኩሉ ዝተዛረብካዮ ዘይኮነ ሓሳብኩም ተትሸጡ ምሓሸ

  • @tekletesfagabir8344
    @tekletesfagabir8344 2 หลายเดือนก่อน +1

    I wasn't expected from you, but what happened has happened. I believe You scrolled up. Get over it. Please Think twice and get a rest. And come back for a Better idea.

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 2 หลายเดือนก่อน

    Kedenagru xenihom bigzena texawitom kem bial wufuy
    Higi gn tegahidu beta zigebera interview

  • @mediafamily2023
    @mediafamily2023 2 หลายเดือนก่อน +3

    ንስኩም ኢኩም ሰረቅቲ ንቃልሲ ተፍርሱ አለኩም።

  • @natnaelgebreamlak6854
    @natnaelgebreamlak6854 2 หลายเดือนก่อน +3

    Anta kemey aynet sebat eyom ezom : bantobu ab Sahel zabkum do seb mzental nakum da normal: clear natkum ideology ngorna seb aytzentulu : inti yodet gen completely tkerki

  • @wediansba6551
    @wediansba6551 2 หลายเดือนก่อน

    What is kleptocracy with example?
    In a kleptocracy, corrupt politicians enrich themselves secretly outside the rule of law, through kickbacks, bribes, and special favors from lobbyists and corporations, or they simply direct state funds to themselves and their associates.

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 2 หลายเดือนก่อน

    Felitkumom alekum ezi guday qelil aykonen! Deki akele zbhalu nezi woledo dem kekflwo eyom!!

  • @rutagoytom5258
    @rutagoytom5258 2 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww bravotatt semhar & tesfay 🤗🤗

  • @ruuruuer6302
    @ruuruuer6302 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኢሰያስን ውፍይ መዓረ ክትሰርዕ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኢሰያስ ኣብ ኣንደር ሰብ ዘሳቂ ዘሎ ውፉይ ፍትሒ ዝሓትት ዘሎ ነዞም ክልተ ክተመሳስል ዘሕዝን እዩ

  • @ዐዲገዳዐድይ
    @ዐዲገዳዐድይ 2 หลายเดือนก่อน

    ከምዚኣ ጊርኩም ከተጽሪዋ ኢኩም ኢሰይስ ዝነቅፎ ስለዘይነብረ ኣብ ከምዚ ወዲቅና ዘሎና ሕጂ ድማ ክጽሪዩ ኣሎዎም እዞም ኣዝማሪ ናይ ሎሚ

  • @brhanehabte7757
    @brhanehabte7757 2 หลายเดือนก่อน +2

    የዲት ኣጆኺ ሒመታ ጽቡቕ ትኸደልኪ ኣላ

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 2 หลายเดือนก่อน +3

    Bal tesfay nay bahaqi ni wufuy felitkumo

  • @wdeisereke1964
    @wdeisereke1964 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome back my dear

  • @YohanesAlem-c7q
    @YohanesAlem-c7q 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ቅንኢ

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 2 หลายเดือนก่อน

    ምንቃፍ ጥራሕ ዲዩ ስራሕኩም ወይስ ዝተወደብኩሙሉ ቃልሲ ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ኣለኩም

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውፍይስ ይግኖር ገይርኩም ሓሻኪ

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 2 หลายเดือนก่อน

    ኣድናቒ ኣቦይ እንጦንይስ እየ መልእኽቲ ኮለል ኣይትበሉ

  • @amanluel98
    @amanluel98 2 หลายเดือนก่อน

    Hji Menseyat ms kebebiwo teredikum nay wufuy seltene durar...Shawush 😢😢😢

  • @TaweldeKidane
    @TaweldeKidane 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ሕጂ ሒዝኩማ ዘለኹም መደብ ዉልቓዊ ጽልኢ ሕመታ ስለዝኾነት ካብኡ ወጺእኹም ናትኩም ሓሳብ ሒዝኩም ምጹ እዚ ሶሻል መድያ የታልለኩም ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ምኽንያቱ ናብ ዉልቃሰብ ጸርፊ እኹም ኣቲኹም ዘለኹም ሶ እቲ ትዛረብዎ ደጊምኩም ስምዕዎ ጽባሕ ከየጣዕሰኩም።

  • @mihretabyobio3671
    @mihretabyobio3671 หลายเดือนก่อน

    Eza gitmi 100 gzie semiae zeymenwa wawwwww

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome back❤

  • @alemghaim6230
    @alemghaim6230 2 หลายเดือนก่อน

    Btami zetseyf , kalat mitiksmkum meninetkum yeri.
    Bible said, melhas mlaat libi Yazareb.
    Slezi Tesfai and Semere hidaa belu.
    Tetew bel tibleo zeloeochum.

  • @Meaditv1234
    @Meaditv1234 2 หลายเดือนก่อน

    ቤትምህርቲ ሰውራ ምኻንኩም ከይተርፈኩም እዩ ደሓን ዬነዓል ሚኒን ዮዲት ድማ ውልቀ ሰብ atack ጽቡቕ ኣይኮነን ምስ ክብረት

  • @tekluyemane
    @tekluyemane 2 หลายเดือนก่อน

    Zhamekum tekalesti hameiti

  • @tedrosasghede9919
    @tedrosasghede9919 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግናውን ክትባሃል ኣይትኽእሉን ብፍጹም ::
    መጀመሪያ ንሰብ ንምቅናዕ ዘይኮንኩም ንሰብ ንምጥቃዕ ስለ ትመጹ ብጣዕሚ የሕዝ ንክኣ::

  • @WediYbrah
    @WediYbrah 2 หลายเดือนก่อน +18

    Nskum sebat ktnaesu enber wela hanti qmnger yblkumen mdre minin ab kulu zylkum natkum wdabe gberu

    • @alonaeyob6648
      @alonaeyob6648 2 หลายเดือนก่อน +3

      Zaytmhar gedi dankro

  • @akberettesfazgi4015
    @akberettesfazgi4015 2 หลายเดือนก่อน

    አርእስቲ ብዛዕባ ውፉይ ኸም ዝርኣየልኩም ንፈልጥ ግን ገምጋም ግበሪ ንመጻኢ ሕሰቢ

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 2 หลายเดือนก่อน

    Hasab yeblkumn.

  • @yemanekahsai1031
    @yemanekahsai1031 2 หลายเดือนก่อน +1

    WELCOME YODIT TESFAI AND SEMERE

  • @DawitGerezgiher-g8g
    @DawitGerezgiher-g8g 2 หลายเดือนก่อน

    Ms drar seleztesaeile awrajawi u,1,nhna awrajawiu aybelnayon btami thawawiskum.

  • @h.gebrielgebrezgiher9638
    @h.gebrielgebrezgiher9638 2 หลายเดือนก่อน

    Please listen to the host. Talkative

  • @wediansba6551
    @wediansba6551 2 หลายเดือนก่อน

    ክለፕቶክራሲ ምስ ኣብነት እንታይ እዩ?
    ኣብ ክለፕቶክራሲ፡ ብልሹዋት ፖለቲከኛታት ካብ ልዕልና ሕጊ ወጻኢ፡ ብሕቡእ ይህብትሙ፡ ካብ ሎቢስትን ኮርፖሬሽናትን ብዝረኽብዎ ገንዘብ፡ ብጉቦን ፍሉይ ሞገስን ይህብትም፡ ወይ ድማ ገንዘብ መንግስቲ ናብ ገዛእ ርእሶምን መሻርኽቶምን ጥራይ እዮም ዘቕንዕዎ።

  • @gitup7918
    @gitup7918 2 หลายเดือนก่อน

    So are you guys starting a war with Asmarino?

    • @ben5115
      @ben5115 2 หลายเดือนก่อน

      Yes we are

    • @gitup7918
      @gitup7918 2 หลายเดือนก่อน

      @@ben5115 LOL 😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣. Drama deki Abay Disti. How can we trust you while your parents are torturing our people.

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 2 หลายเดือนก่อน

    01:48:14 ኣይትሕሰቦ ንህዝቢ ኤርትራ ዝስዕሮ ሓደ ኣምላክ ጥራይ እዩ ፍኒታ :: ለካታት