ኣይትብዝሑስ ኣይመርገምን ኣይትርብሑ ድኣምበር!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 37

  • @John-e2m3b
    @John-e2m3b 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ዮዲታ ጅግና ኣጆኪ ምሳኪ ኢና ቀጽሊ ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 8 หลายเดือนก่อน +2

    ቁኑዐ ኣቦ ናይ በሓቂ አግዚኣብሄር አባርካ ::❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Belesaproduction
    @Belesaproduction 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ🎉❤

  • @yonimiki1020
    @yonimiki1020 8 หลายเดือนก่อน +3

    ባባ ብርሃነ ነመስጊን ብኩሉ ትገብርዎ ስራህ ናኣና ኒምንካህ

  • @awettekle-cm3qt
    @awettekle-cm3qt 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ክብርቲ ሓፍቲ

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም የወርደልና አምበር ኣዘዬ አዪ ዝስምዓካ

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 8 หลายเดือนก่อน +2

    You are intelligent and handsome woman 👩 I appreciate your show ❤

  • @goitomzeray5666
    @goitomzeray5666 8 หลายเดือนก่อน

    ከማካ እንተዝበዝሑስ ኣይምከርተትና።

  • @teresaenoughisenough512
    @teresaenoughisenough512 8 หลายเดือนก่อน

    Wow !! እዛ ደርፊ ልብኻ ትሰብር😢😢

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዮዲታ ምስ ኩቡር ጋሻኺ። ንትገብርዮ ናይ ቃልሲ እናመስገንኩ።
    እዚ ሓውና ነዚ ናይ ኤርትራዊ ሽግር ናይ ዘይምትእምማን ብልክዕ ገሊጸዎ ኣሎ።
    እዚ ድማ ካብቲ ዝነበረ ቃልስታት
    ዝቐጸለ ናይ ገዛእ ርእስና ሕመቕ ጥራሕ እዩ ኮለል ዘብለና ዘሎ።
    ኣብ ሜዳ ከሎና ጸላኢ ወይ ገዛእቲ ሓይልታት ንህዝብና ብዓሌት ብወገን
    ፈላሊዮሞ ኢሎም የነቓቕሑና
    ኔሮም ተመሊሶም ድማ ንስልጣን ኢሎም ነቲ ህዝቢ ክፈላልይዎ ይርከቡ ከምኡ ኢሉ
    ናይ ሕድሕድ ምፍንጫላትን ምትንዃላትን ክገብሩ ትርእዮም
    ግን እዚ ሕመቕና እምበር ንጻላኢና ስለምንታይ ዘይንምክቶ ካብ ክመቓቕለና ዕድል ንህቦ።
    ሕጂ እውን ህግደፍ ደይኮነ ዝፈላልየና ዘሎ ድኽመትና እዩ።
    ስለምንታይ ንህግደፍ ዘይንምክቶ ካብ ክፈላልየና ዕድል ንህቦ። ስለዚ ብጠቕላልኡ ሕመቕናን ድኽመትናን እዩ ኮለል ዘብለና ዘሎ። ምናልባት ድማ ናይ ስልጣን መን ጨበጠ። ሃገር ከየውሓሱስ ብስልጣን ይበኣሱ። ብሓቂ እዩ ዘሕዝን።

  • @robel4420
    @robel4420 8 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน +1

    ክልቲኡ መርገም.

  • @merhawihaile2575
    @merhawihaile2575 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 8 หลายเดือนก่อน

    እሞ ንሕና ድማ አብ ትግራይ ዘለው ኢዮም አሕዋትና እንተበልና ሓጥያት አለዎ ዲዩ?

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይምብዛግ ትብልዘለካ ብዛዓባ ወድብ ምብዛሕይ ካበርኣስትየ ኮመንት ሕቤ. ስልጣን ሕልምኩም ቁዋም ከየቀደምኩምዩ.

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ዘረባ ጹቡቅ ማዕዳ መንስእሰይ ኤርትራ ኣይማርን እዩ

  • @sabaabraha7204
    @sabaabraha7204 8 หลายเดือนก่อน

    👍🙏🏽❤️❤️💙💙💙💙

  • @John-e2m3b
    @John-e2m3b 8 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ሃሳባት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน +1

    ግድብልክን 40 ዓመት ኣደይ ሴነያ. ኩልና አሕሕ ንብል ኣሎና ወዲ ተንባን ኢትዮጵያ ዊ ጉይታ ኣድሃሎ ሓንግቶም መቲኦም ኣስፊርዎም ኣራዓሮ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵w💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 8 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍👍💟

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 8 หลายเดือนก่อน

    ለኸብጥ ምሳኹም ከመይ ገሩ ደቂ ካልእ ኣውራጃ ከቐርበኩም tekal ሓሶቶም ከድዓት

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ሽኮር

  • @tightaraya
    @tightaraya 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🩵🩵🩵🩵✅️✅️✅️✅️✅️

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 8 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት አኮሎግዛይ ብብዝሒ አብ ዲያስፖራ ይቃለሱ አለው፡ ግን ብኻልእ ገጹ ድማ አብ ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኖም ሃገር ዘጥፍኡ ወይ ህዝቢ ዘጥፍኡ ዘለው ብዓል አብርሃ ካሳ አከለ ኢዮም፡፡ እዚ ዘይካሓድ ሓቂ ኢዩ፡፡😮😮

    • @Hereawnet
      @Hereawnet 8 หลายเดือนก่อน

      እሞ ንሕና እኮ ኣቦታትና ስለ ዝዕሙጹ ዘለዉ ኣቦታትና እዮም ኢልና ስቅ ኣይበልናን
      ብኣንጻሩ እኳ ድኣ እቶም ካልእ ኢኩም ከባቢታት ኢኩም ትድግፍዎም ገንዘብኩም ትህብዎም::
      እንበር ኩሎም ህዝባዊ ግንባር ኣቦታትና እዮም ኩሎም

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 8 หลายเดือนก่อน

    Ayneteababyio bejakum ab midia yeabi alo

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሆላንድ 99% ደቂ ኣከለጉዛይ ዮም ዝቕመጡ ንሶም ብንሶም ክኣ ንቃዎም ኢና ይብሉ:: ደቂ ካልእ ኣውራጃ ዉሑዳት ዮም ተሳቕዮም ክኣ ይነብሩ ኣለዉ:: holand ዓዲ ሓሽሽ ደቂ ኣከሎጉዛይ ግዳይ ሓሽሽ ኮይኖም ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ተቐማጦ ሕኡላንድ ኩለን ተፋቲሐን ኣይ ጽቡቕ ሓዳር ኣይ ምስ ህዝቦም ዶው ኢሎም ምስ ተጋሩ መራሕቲ ሕዉሓት ክሕግዙ ዘርሞ ዘርሞ ተሪፎም:: ኣብታ ነዋሕ መገዲ ተራኽበና

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 8 หลายเดือนก่อน

    ንስኻ ኸ እንታይ ክትገብር ድኹም ጸቢብ ብርሃነ ፌራ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 หลายเดือนก่อน

    mmmm ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ኣብዚ ዘመናዊ ድጅታል ተክኖሎጂ መራኸቢ ብዙሃን ናይ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብቐዳምነት ዝስራዕ ተባዕ በዓል ሞያ እዩ። ኣብዚ ንሕና ኤርትራውያን ነንሓድሕድና ኢህን ሚህን እናበልና ፡ ፖለቲካውን ማሕበራዊ ጸገማትናን ጕዳያትናን ክንዛተይ ዓቢ ዕድል ብመርበብ ኣዝማሪኖን ሓጺር ማዕበል ራድዮን ዓቢይ ኣበርክቶ ጌሩ እዩ።
    ብተውሳኺ ፡ እታ ንሱ ዝመስረታ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ ፡ ካብተን ጸግዒ ናይ ሻዕብያ ወይ ናይ ጀብሃ ወገን ዝሕዛ መርበባት ናጻ ኮይና ፡ ንናይ ፍልጠትን መረዳእታን ናይ መንእሰያት ኤርትራ ፡ ኣብዚ ሎሚ በጺሕዎ ዘሎ ብራኸ ክብ ኣቢላቶ እያ።
    እዚ ናይ መንእሰያት ኤርትራ ናይ ምንቃሕን ምስትምህራን ስራሕ ብዝተፈላላዩ ኣዝዮም ብዙሓት ተባዓትን ሰብ ክእለትን ውፉያት ፡ ካብ ወገናውነት ገድሊ ጀብሃ ሻዕብያ ናጻ ብዝኾኑ ስለ ዝተኻየደ ፡ ሎሚ ነቲ ኣድማዕነቱን ፍረኡን ኣብዚ ደረጃ ንቕሓት ፣ ተወፋይነት ፣ ርሱን ክትዕን ቃልስን ድያስቆራ ኤርትራ ንምርኣዩ ይከኣል እዩ።
    ብተወሳኺ ኣቶ ተስፋልደት ነቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ህሉው ኵነታት ኤርትራን ህዝባን በብእዋኑ ኣብ ገጻት ኣዝማሪኖ እናጠቐዐን ብራድዮ እናፈነወን ፡ ፖለቲካዊ ኵነታት ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ከም ዝፈልጥ ጌሩ እዩ።
    ንጕዳይ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፡ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ፡ ግዱድ ሃገራዊ ባርንነት ኤርትራ ፡ ርሙስ ማፍያዊ ቁጠባ ኤርትራ ፡ ሃይማኖታዊ ጸቕጢ ኣብ ኤርትራ ፡ ኵነታት ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ እቲ ድፉን ምህሙን ቁጠባ ኤርትራ ወዘተ ኣገጻት ኣዝማሪኖ እናቃለዐ ንህዝቢ ኣፋሊጡ እዩ። ህዝቢ ውን ከም ዚዛተየሉን መፍትሒ ዝናድየሉን ኣዛትዩን መድረኽ ፈጢሩን እዩ።
    ካልእ ገለ መርበባት ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ብፍጹም እናፈለጣ ዘይተዛረባሉ ጕዳይ ውርደት ስቓይ ዝምታ መጭወይቲ ወሲባዊ ዓመጽ ኣክላዊ ዝምታ ኵሊት ራስያ ንብረት ሞት ቅዝፈት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ግብጺ ሲናይ ፡ ኣብ በረኻ ሰሃራ ፡ ሞት ኣብ ትሕቲ ዓረብ በደዊን ራሻይዳ ፡ ማሕረድቲ ሞት ስንክልና ኣብ ትሕቲ እስላማዊ ጂሃዳዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ወዘተ ፡ ንኹሉ መከራን ስቓይን ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕርን ኣብ ምድረበዳ ዓረብን ኣብ ገጻታ እናውጸአት ኣዝማሪኖ ኣውያትን ቃንዛን ናይ ህዝብና ኣቃሊሓ እያ።
    ክቡር ሓውና ተስፋልደት ንኹሉ ሰናይ ተግባራትካ ህዝቢ ኤርትራን ኩሉ ፈታዊ ፍትሕን ንዘላለም ክዝክሮ እዩ።

  • @eritreanmodernkirarmusicin3992
    @eritreanmodernkirarmusicin3992 8 หลายเดือนก่อน

    በስመኣም ወወልደ ወ መንፈስ ቅዱስ ምስሊ ወዲ ስብ ዘለዎም ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ዝሓስቡ ደቂ ሰባት ክፍለ ዘመን ኣርኪብና
    ንሃገርካ ዘማሓድር መንግስቲ መንግስቲ ምኻኑ ዓለም ዝፈልጦ ስርዓት ህግደፍ ኢልካ ምዝንጣል ሲ እንታይ ማለት'ዩ ?
    ነቲ ሃገር ዝመርሕ ወዲ ሃገር ጸላኢና ክትብል እንኮለኻ ኸ ንስኻ ወዲ ኣየነቲ ጎረቤት ሃገር ኢኻ ?
    ኣነ ካብ ስድራይ ዝወረስክዎ ጸላእየይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምኻኑ ብግቡእ ፈሊጠስ ምስ ጊበዝኹ ከኣ ብዓይነይ ርኤዮ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምኻኑ ጸላእየይ
    እቲ ናይ ኣውራጃታት ከኣ ኣብ ናይ ክዕሶ ጸወታታት ከምዝኾነ'የ ዝፈልጦ ነይረ
    ኣብ ዲያስፖራ ምስ ነጻእኩ ግን ናይ እዘን ክልተ ኣውራጃታት መዓልታዊ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ይስምዕ ካብቶም ካልኦት ውራጃታት ግን በጀካ ኣብ ኤርትራ እንከለኹ ክንደይ ብሄራት ከምዘለዋ ኣብ ኤርትራ ዘብርህ ትምህርቲ እንተዘይኮይኑ ፍልልያት ኣይሰማዕኩን
    ካብ ኣብ ደቡብ ዘለው ቤተሰበይ
    ከምዚታት ዘረባ ሰሚዔ ኣይፈልጥን
    ስለዚ እዚ ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝብ

    • @kbribrhane8459
      @kbribrhane8459 8 หลายเดือนก่อน +1

      ምስኪናይ መንግስትን ሽፍታን ኣይትፈልጥን ማለት ኢዩ።
      ብሰይጣን እንዳ ተማሓደርካ ሽም ኣምላኽ ምጽዋዕካ ይገድድ።

    • @eritreanmodernkirarmusicin3992
      @eritreanmodernkirarmusicin3992 8 หลายเดือนก่อน

      @@kbribrhane8459
      ኣባኻ'ዩ ዘሎ እቲ ኣፍልጦ ጉድለት ኣብ መንጎ መንግስትን ሽፍታን
      ሰይጣን ዝበሃል ከኣ ኣብዛ እንበብረላ ዓለም የለን

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 8 หลายเดือนก่อน

    ክኽክክክ እዛ ሰብኣይ ክጸብብ ሓሳቡ!!! ንስኻ ማሕዮ ኣቀባባሊ ዘረባን ሕመታን ዝነበርካ ኣብ ገድሊ መሳርሒ ገሮም ክኣ ጉሑፍ ኣብሎምካ ኣብ ቁዞማ ክትነብር ገሮምኻ

  • @ዘምሩለኣምላክነ
    @ዘምሩለኣምላክነ 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 8 หลายเดือนก่อน

    ግድብልክን 40 ዓመት ኣደይ ሴነያ. ኩልና አሕሕ ንብል ኣሎና ወዲ ተንባን ኢትዮጵያ ዊ ጉይታ ኣድሃሎ ሓንግቶም መቲኦም ኣስፊርዎም ኣራዓሮ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵w💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤