King of Tigger tigrinyans TPLF❤ King of Tigger tigrinyans TDF❤ TPLF❤ born for peoples revolution front Powerful to the Tigger tigrinyans❤ TPLF means Tigger tigrinyans period❤ TPLF❤ for ever & ever & evef Generation Our struggle is not a day week months year's Our struggle of Life Long Live Tigger tigrinyans❤❤❤❤❤
He has really talked that right. As they did aggrement individual to bring back that could be Lands & their own homes Tigaru , consequences still haven't yeat therefore they've been suffering and struggling a lot of people who are destroyed their life unfairly that too stayed about that federal situation .
Ambassador Wendemu well said. The worst problem in Tigray Is Getachew Reda Ex General Tesadekan administration if we are ignoring that fact we are giving green light to dismantling Tigray by Abiye . Getachew Reda and Ex General Tesadekan should wipe off Tigray politics. At this time HWEHAT is the government till we have elections.
I like Ambassador Asamenew .He is genuinely expressing his thoughts. I think the former expressing his comment has focused on names.I know Ambassador personally. He is devoted on his stands and for the cause of people of Tigria throughout his life.Thank you Ambassador.
ክቡር ሓውና ኣምባሳደር! ንግልፅን ቅንዕና ዝተመልኦን መብርሂ የቐንየልና!!!
Excellent job Woyen and Ambassador Wendimu we appreciate.
አምባሳደ ከልብ እናመሰግናለን።
ኩቡር አምባሳደር ወንድሙ እቲ ዘሃብካዮ መብሪሂ ብጣዕሚ ፀበቅ እዩ ክብረት ያሃበልና ዕድመና ጥዕና ያሃብካ
. አባሳደር ወንድም እጅግ አመሰግነለሑ ግልጽ የሖነ ማብራርያ
❤❤❤❤❤💛💛💛💛ሠላም ኩቡር ሓውና ወይን ትስዕር እያ።
አምባሳደር ወንድሙ ንመብሪሂኻ የቀንየልና
Excellency, I so glad to hear such outstanding interview!
❤❤❤❤❤❤ክብረት ይሀብካ እባሳደር ወንድሙ ደስ ዝብል መብርሂ
King of Tigger tigrinyans TPLF❤ King of Tigger tigrinyans TDF❤ TPLF❤ born for peoples revolution front Powerful to the Tigger tigrinyans❤ TPLF means Tigger tigrinyans period❤
TPLF❤ for ever & ever & evef Generation Our struggle is not a day week months year's Our struggle of Life Long Live Tigger tigrinyans❤❤❤❤❤
❤ጆኖሳይድ ዝፈፅሙ መከላከያ አብ ትግራይ ጌታቸው ለቂቁዎም ግን መከላከያ ዝነበሩ ተጋሩ ግን አብ እስር ቤት ኢትዪጵያ ይሳቀዩ አለው የሕዝን❤
❤ጌታቸውን ደብረፅን ብክብረት ንብቅዓት ዘሎዎም አመራራሓ ብቶሎ ስልጣን እንትዘይ አረኪቦም ተቀጥቂጦም ካብ ስልጣን ክወርድ አሎዎም❤
ግርም።
ክቡር ኣምባሳደር ክብረት ይሃበልና ሓቂ ምዝራብካ ። ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ። ንምንታይ ኣብ ሜድያ እናወጻኹም ንህዝብና ዘይትነግርዎ? ህዝቢ መን ይሕሱ ከምዘሎ ክፈልጥ መሰል ኣለዎ ። ዘዋጽኦ ምንቲክውስን
ትግራይ ክትሕፈር እንተኮይና ሰራዊታ ከተደልድል አለዋ ስለዚ ዓለም ትግራይ ክትባታተን መናእሰይ ትግራይ ክባታተን ይጽበዩዎ አለዉ ክም ናይ ኤረትራ መንእሰይ አብ መላአ ዓለም ተበትኑ ስደተኛ ክከውን ይጽበዩዎ አለዉ ለብም አስተውዕል ትግራዋይ ሻዕብያ አይ የድልን ናታትኩም ስምምዕ እዩ ዘድሊ አመርካ አፍርሒዋ ዘሎ ትግራይ ሃገር ከይ ትሐትት መንእሰይ ትግራይ ክባታተን እያ ትጽበ ዘላ
እወ ሓቅኻ ክቡር አምባሳደር ምምሕዳርና ይመለስ እንተዘይኮይኑ ህዝብና ንበላዕቲ ከይንህቦም ጌታቸው ተመዛበልቲ ይመለሱ እምበር መሬት ትግራይ መን የመሓድሮ መን አይገድሰንን እሉ እዩ እዚ ድማ ብጣዕሚ ዘናድድ እዩ ነዚ ኢና ድማ ጌታቸውን ፃድቃንን ንወቅሶም ዘለና
ክቡር መስተውዓሊ ሓውና ኣምባሳደር ወንድሙ እቶም ናብ ደቡብን ፀለምትን ዝተመለሱ ተጋሩ ፅቡቕ የለዉን እቱ ፈሪሱ ዝበልካዮ ዘይሕጋዊ ምምሕዳር ኣምሓራ ተመሊሱ መስቶም ገበነኛታት ናይ ብልፅግና ሰራዊት እንዳተመሳጠሩ ተጋሩ ኣብ መገዛእ ዓዶም እንዳተጓነዩን በሽርሒ መንነቶም ንኽቕይሩ እንዳተገደዱ ከምዝርከቡ ትፈልጦ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣብ ትረኽቦም ኣገጣሚታት ኩሉ ድምፂ ከምትኾኖም ኣይጠራጠርን::
❤ህጋዊ እንትዘይ ኮኑ ወይ ወንጀለኛ ቶኮይኑ tplf ምስ ወንጀለኛ ውድብ አለማቀፍ ውዕል ክስማዕማዕ አይካአልን❤
ናይ ኢርትራ ሰራዊት ማዓዘ ወፂየም
ኣቱም ሰብ ኣነ ዝገርመኒ ናይ ምንሊክ ስራሕ እዳተፈፀመ ልቢ ንበል ህዝቢ ከምህዝቢ ከይ ንብላዕ ንሕሰብ መራሕትና ነንባዕሉኹም ዓርዩ
ብግዳማዊ ሓይልታት ተታሒዙ ትብልዎ ዘለኹም ቦታ ኣየናይ እዩ ብግልጺ ተዛረቡ ሰብ ኣይተደናግሩ።
He has really talked that right.
As they did aggrement individual to bring back that could be Lands & their own homes Tigaru , consequences still haven't yeat therefore they've been suffering and struggling a lot of people who are destroyed their life unfairly that too stayed about that federal situation .
ወረ ጥራይ TPLF ሱር ሕመቅ ትግራይ 😡😡😡😡
❤❤❤ወንድሜ እድሜና ጤና ይስጥህ❤❤❤❤❤ እወዳሀላው አከብራሀለው ደስይላላል መልስህ
★ኣብ ትግራይ ሰላም ዝህሉ TDF ብህፁፅ ዕጥቁ እንትፈትሕ እዩ
ይብሉታ ኣለው
★ጌታቸውን ፃድቃን ዝፍርምዎ ይኹን ዝኣትውዎ መብፅዓ
Null and void እዩ!
★እዞም ትግራይ ዝኸሓዱ ጠላማት ብዛዕባ ትግራይ ናይ ምውሳን ስልጣን የብሎምን።
★DDR ወላ disarmament, demobilization, and reintegration ዝብል ትርጉም ተሃለዎ፣ እታ ተደልያ ዘላ ግን
disarmament ዕጥቂ ምፍታሕ ጥራሕ እያ።
★> 40% መሬት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኩሎ፣ ዝተፈናቀለ ህዝቢ ፍቀድኡ ተበቲኑ ከሎ፣ ንሶም ብህፁፅ ክትግበር ደልዮም ዘለው ግን TDF ዕጥቁ ከረክብ ዩ። እዚ ዘይኸውን እዩ።
★ብፍላይ ሎሚ ጌታቸውን ፃድቃንን ብህዝቢ ትግራይ ተፈንፊኖም ስለዘለዎ፣ ጌታቸው ይኹን ፃድቃን ዝዛረቦ ዝስማዕምዕዎ Null and void እዩ።
#amora
ጋዜጠኛ ወይን ብዙሕ ሕቶታት ኣይጠየካን
ፅልምቲ ውረርቲ ሐይልታት አምሐራ አይውፁን ምም/ሮም አይፈረሰን አዚ ጌጋእዩ፣። 16:11
What their name, Asamnew, Getache, Ibabu, Asfaw....
❤❤❤
❤ብልፅግና ኮነ ኢሉ የደናጉዮ አሎ ክፍፅም አይደለን ሒጂውን tplf አፍሪስካ ውዕል ፕሩቶርያ አፍሪስካ ። ብካሊእ መንገዲ ትግራይ ሙጉዳእ እዩ❤
Yes ❤❤❤😅
❤ግዛት ትግራይ ዘይምልስ አመራራሓ ገደሉ ይእቶ ጌታቸው ኮነ ደብረፅን እንታይ ክዓብሱ❤
Sorry for all !!!
Who are these? Why not say confidentially TPLF period.
ኣምባሳደር ከምዙይ ኢልካ ንቕንዕና ምቅላስ ትግራዋይነት እዩ።
❤❤❤እዞም ክልተ ሰብ ክስብ ክንድዚ ከታልሉኹምን ክጠውይኹምን ከመይ ከአሉ???❤❤❤
Ambassador Wendemu well said. The worst problem in Tigray Is Getachew Reda Ex General Tesadekan administration if we are ignoring that fact we are giving green light to dismantling Tigray by Abiye . Getachew Reda and Ex General Tesadekan should wipe off Tigray politics. At this time HWEHAT is the government till we have elections.
Go to hell TPLF never ever TPLF
ወላሂ ስንኩል ሸአቢያ
@@Enqopa9315 welaheee lol
You know Ambassador tell the truth all this mess is because of leadership failure.
ለካ ጉባኤንም አንስተፍ ያሉ ኣሜሪካን ተማምኖ ነው።ህወሓት ፈረሰች ወይ እያለ የሚጠባበቅ አለ።
ኩቡር ኣንባሳደር እዞም ናይ ትግራይ መራሕቲ ንትግራይና ካብቲ ጸገም ከዉጽእዋ ኣይክእሉን ስለዚ ንዚኦም ዘስተካክል ስጉምቲ ዘይዉሰድ
አምባ ሳደር አሳምነውን አቅራቢ ወይንን እንኳዕ ንሓዲሽ ዓመት ብሰላም አብፃሓኩም ምስ በልኩ እታ ዘጥፈአትና ቲም ለማ ብቲም ፃድቃንን ጌታቸውን መፂአ አላ እሞ አታጅግና ህዝብና አስተውዕል እዞም ቲም ኢዚኦም ሓንቲ መዓንቲ ብዛዕባ ግዝአት ትግራይን ጆኖሳይድን አለዒሎም አይፈልጡን ዋእ አቱም ሰባት የጥፉኡና አለው
ሓቂ ኢልካ
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
ወንድሙ አሳምነዉ አማራ ነዉ ወይስ ትግራይ😂😂😂😂😂😂
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
እጡቃት ካብ ግዝአት ትግራይ ክወፁ ተሰማሚኹም እንበር አይወፁን እቲ ዝተመለሰ ህዝብና አብችገር ከምዘሎ እዩ ችግራት ዝቀርብ ።
ንቁኑዕ ስብምፅዋዕኻ ጋንየን ተጋጊኻ
❤ መራሕቲ tplf ጌታቸውን ደብረፄን ንህዝቢ ትግራይ ክመርሑ ብቅዓት የብሎምን ሕጂ ከ እንታይ ክደግሙ ካብ ስልጣን ብቶሎ ወሪዶም ንብቅዓት ዘሎዎም አመራራሓ ስልጣን የረክቡ በቃ በቃ ። ❤❤
Abiy will use getachew and tsadkan to obliterate Tplf then will obliterate getachew ....abiy never lets go of grudges
አባሳደር
ምን አመጣው የአስተዳድር መዋቅር መለወጥ ያለውን እያስተካከሉ መሄድ አይበጅም ውጥረት ባለበት ክልል። ለዚያውም ከማእከላዊ መንግስት ጋር በመተባበር። የትግራይ ውክልና በሌለበት መንግስት
ቀውሢ ቀርኒ ኣፍሪካን ኩነታት ዞባናን ተዘትዩሉ ዶ
ቡሱል ዲፕሎማት አምባሳደር ወንድሙ
አቱም ሰባት አየናይ ክረምቲ እዩ ዝጥቀስ ዘሎ!?
ህግደፍ እሰካዕ ሕዚ ሰባት ይጨወዩ አለው ልዕሊ 52 ቀበሊታት ሒዞም ያማሓደር ኣለው አብዚ እንታይ ትብል
3% ኣፈፂምካስ ምዕባለ ምባል ነብስኻ ምዕሻው እዩ
❤tplf የለን ተተባሂሉ ውዕል ፕሩቶርያ የለን 100% ፈሪሱ እዩ ማለት እዩ 100%❤
That was the strategy and getachew is making it very easy.little did he know ...Abiy will have his head as soon as tplf is out of the way forever
Leba ab skyline hotel tiatir nerka kidmi werhi 😂😂😂 leba medenageri. Zeythafru
ዓንተዉ ዘይነበ ልቢ ሐዚ ካበይ ክመፅእ ? እዚኦም በይዝኦም ንዝሓለፈ መንእሰይ ከይሓሰቡ ንመን ክሓስቡ ኢልካ ይሕሰብ ? በረኻ ተዝተርፉ እኮ ሓዘኑ ኣይምወፀልናን። ለካስ..እዚኦም..! ዝኾ
ከምዙይ ዝበሰለ ሰብ እናሃለወ ሓደ ሰካራምን ከሓዲ ህዝቢ ዝኾነ ህጻን መራሒ ትግራይ ምግባር እንታይ ይብሃል? አምባሳደር እናሃለወስ ጌታቸው ዝብሃል ሐሙኽሽቲ መራሒ ትገብሩ?!
ህዚቢ ወይ ለቦሙ ዓዱ ዶ
ፀለምቲ ናብ ሓዊ ሮቕሪቕካስ ምዕባለ?
ልምንታይ ቆራሪፅኹምዎ ዙ ቪድዬ?
How do you know that? Where you there, when the interview held?
ክበዝሕ ለዋሃት ኢኹም ንሽዋ ፓለቲካ ኣይከኣልኩሞን ። ብተግባር ክሳብ ሒዚ ዳርጋ ዜሮ እንዳሃለወ ኣወረቐት ተፃሒፉዶ ኢሎምና ዶ እንዳበልኩም ተስፋ ትገብሩ ብፁኣን ኢኹም።
ሓደ ገዲዮን ከም ኩዕሾ ይፃወተልኩም ኣሎ።
❤አቢይ አህመድ ኮነ ኢሉ ፕሩቶርያ ክፍፅም አይደለየን ።ቅንዕና የለን። ጌታቸውን ደብረፅን ግዛአት ትግራይ ክምልስ ረሲዖም ። ተዘማዛበልቲ ክምለሱ ረሲዑም ። ደብረፅን ጌታቸውን ክንቀሉ አሎዎም ወንጀለኛታት እዩም ብጣዕሚ የሕዝን ብጌታቸውን ብደብረፅን ምምራሕና❤
ክበዝሕ ለዋሃት ኢኹም ንሽዋ ፓለቲካ ኣይከኣልኩሞን ። ብተግባር ክሳብ ሒዚ ዳርጋ ዜሮ እንዳሃለወ ኣወረቐት ተፃሒፉዶ ኢሎምና ዶ እንዳበልኩም ተስፋ ትገብሩ ብፁኣን ኢኹም።
ሓደ ገዲዮን ከም ኩዕሾ ይፃወተልኩም ኣሎ።
ስራሕካ ከየፈፀምካ ወርዘይዘይ።
ክቡር ሓውና ካብቶም እንኮርዐሎም ሙሁር ኢኻ እንኳዕ ኣብፀሐካ ቀፃሊውን ሰላምን ጥዒናን ክኾነልካ ይምነ።
እዚ ኣምባሳደር ይሐሽ ስለ ትግራይ ዘውግዕ ልቢ ዘለዎ ወግዒ::
What is your name? Is Asaminew Wondimu your real name on nick name? Are you Amhara or Tigray?
እንታይ ገደሰካ?
Lebam des zible hasab eyu I wish l
ዋይ ዋይ ወንድሙ ላበልካ አሳምነው ላበልካ ትግራዋይ የለይ። አማራ እዩ ኡዙይ
I like Ambassador Asamenew .He is genuinely expressing his thoughts. I think the former expressing his comment has focused on names.I know Ambassador personally. He is devoted on his stands and for the cause of people of Tigria throughout his life.Thank you Ambassador.
Clear conspiracy…
ማን ነው የተሸነፈው ደብረ ፂሆን ብለህ ተናገር እብሪተኛ እማ እሱ ነው
ኪድ ልብኻ ትመሸት!!
ንሕና ኤርትራውያን: ቅድሚ ሕጂ ዝበልካዮ ኣይንርስዖን ኢና ::
ማእኸል ሰፋሪ ናይ ለዉጢ ታቃዊሚ ኢኺ
❤ፅግም ቆስሊ ህዝቢ ትግራይ አብ ክንዲ ምጥባር ምሕዋይ ህዝባውነቶም ረሲዕምም ንስልጣኖምን አቀዲሞም ነንባዕሎም ይባልዑ❤ገደሎም ይእቶው ጌታቸውን ደብረፄንን
ጋሀፍ ተኩላ አቅምካ ፍለጥ ሀደ ቻ በሎ ደንቆሮ ውላድ ህዝቢ ትግራይ ህዋህትና ኢና ንፈልጥ ከደምቲ ርእሶም ቀቢሮም ዝእድተው ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ እርይክልነን ግንባሩ ክፈርስ እዩ ዘይተርፍ ትግራዋይ ንስልጣን አንጎይን ብፅብፅ. ፀገም ትግራይ ንተጋሩ እዩ ዝምልከተና ቻ በሎ
አምባሳደር ለህዝብ ሆነ ለማን ም ቅድሚያ መሰጠት ያለበት ህግና ስርአት ማክበር ነው በማንኛውም ምክኒያት ህግና ስርአት የሚያፈርስ አናርኪ ነው። በድምፅ ብልጫ ተሸንፎ ። ከዚህም በላይ በጉባኤው እንዲሳተፍ ተጠርቶ አለመሳተፍ እብሪተኝነት ነው
Law and order tell to your mother.this is a consequent drema of 1993 meles sebhate drema.
የተኛው ጉባኤ ነው ልክ ህገወጥ ምርጫ/ጨበሬ ምርጫ እንደተካሄድ የቅርብ ትዝታ አይረሳም ያመጣው ሰበብ/ለጠላት ምክንያት ሆነባቸው ወደ ወድያው ወደ ጆኖሳይድ ተቀየረ:: የአሁኑም የጨበራ ጉባኤ ነው ብለዋል ገዢ ፓርቲ አይ እሙተን እንገኛለን እንጂ መብታችን ነው ተብሎ እግዛቢሄር ያሳያቹ እንግዲሁ ለሁለተኛ ስህተት የሚዳርግ ነው ስለዚህ ብልጦች ከግባኤው ዘወር አሉ ትክክል ናቸው 100%
ጉባኤው እዲኬሄድ አሁን ያፈነገጡ አስቀድመው የወሰኑት ነው። እነሱ ሲፈልጉ ህጋዊ ሳይፈልጉ ህገወጥ
አሁን የተደረገው ጉባኤ በትግራይ ስርአትና ደንብ ነው
ሌላው በፒክቶርያው ሰምምነት እውቅና ተሰጣጥተዋል። የቀረው ሂደት ነው
በጣም አስደንጋጩ ጦርነት የተካሄደው ምርጫ ሰላደረግ ነው እኛ ነ ን ያጠፋነው ብሎ
መቀበር ጆነሳይድ የተደረገብንን መካድ ነው
ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ተኩላ ትግርኛ ኢና ንስምእ ተጋሩ ኢና😂
አይ ሚስኪን
❤ንህዝቢ ትግራይ ምንፃት ምድካም ወይ አጀንዳኩም አብ ክንዲ ልምዓት ስልጣን ክትጥይቁ ግዜኩም አብ ተፈነቅልቲ አብ ግዛአት ትግራይ ይመለስ ክትብሉ ክትብዝብዙ ከተቃፅሉ እዩ❤
ብጣእዕሚ ያሕዝን ብዝሕ ሙሁሩን ፈላጥን ዛሓዘት ትግራይስ ኢዚ ከሓስብ ዘይክእል ጉጅለ ህውሃት ጥራሕ እዩ ምባልካ ቀልጢፍካ ክትእርሞ ይላዎ።
ፈላጥን ሙሁራትን ቡዙሐት ተጋሩ ከምዘለው ንሕና ተጋሩ ንአምን ኢና ነዚ ኢና እውን ትግራይ ሰብ አለዎ እንብል ዘለና ትግራይ ሙሁሩን ፈላጥን የብላን ዝብል ዘሎ ጉጅለ ሕውሐት እዩ ማለት ብዘይ ንሕና ሰብ የለን ፈላጥ የለን ሙሁር ስለ ዘየለ ንሕና ኢና ንመርሕ ዝብል ካብ ትዕቢት ዝተልዓለ ድንቁርና ተመሪሖም ንሶም ጥራይ ብሂወትና ክመርሑና ይደልዩ አለው ንሕና ድማ የአክል ክንብሎም አለና ትግራይ ሰብ አለዎ ንበሎም አብ ሕውሐት እውን ሙሁራት አለው ንበሎም ንስኻትኩም ግን ይአኽለኩም ንበሎም ክብል እፈቱ
ወንድሙ ግዛዕ አሳምነው ግዛዕ ላበልካ አታ አማሐራይ
አብ ወልቃይት ተጋሩ እዮም ሰፈርቲ ። ወይነ ስልጣን ምስሐዘ ወልቃይት ተቆፃፂሩ ሰብ ርስቲ ሰብ መርየት ከለዉ አብ ትሕቲ ትግራይ የእቲኹም ተጋሩ አስፊርኩምሉ እቲ ሕገመንግስቲ ኢትዮጵይ ከአ ወይነ ዝሀንደሶ ብምፍርራሕ ዝቃወሙ እንዳ አሰርካ ዝተፈፀመ እዩ።መርየት አምሐራ ናብ አምሐራ እንተዘይተመሊሱ ከአ አብ መንጎ አምሐራ ትግራይን ሰላም ክመፅእ አይክእልን እዩ።
ሐሳብካ ክርድአካ አይካአልኩን አምሐርኛ ድዩ ትግርኛ አይተረዳአንን ሐሳብካ አንፅሮ ብዝኾነ ንግዜ ንሀቦ ግዜ ክመልሶ እዩ
ወልደ ነጎድጓድ እየ!
100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ?
1. 2010 ዓም ደብረ ፅዮን ኣቦ ወንበር ህወሓት ኮይኑ እንትምረፅ 35 መዓልትታት ረፋዕ ኢሉ ኣብ መቈለ ተዳጒኒ እንትኸርም ብዛዕባ ንቡር ኩነታት ትግራይ፥ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፥ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈፂሙ ገምጊሙ ክርድኦ ኣከኣለን፤ እኳድኣስ ድሕሪ ናይ 17 ናይ ኢህወደግ መዛዘሚ ጉባኤ ኣርባዕታኦም
ናይ ግንባር ውድባት መርገፂአን ብወግዒ እንተፍልጣ፤ ብፍላይ ሃይለማርያም ደሳለኝ ድሕረ ሐዚ ዝፍተሽ ነገር የለን፤ ሎሚ ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ኩሉ ዳህሲስናዮ ኢና ማለቱ ንደብረፅዮን ግልፂ መልእኽቲ እያ ነይራ። ደብረፅዮን ግና ንፖለቲካ ዘይተፈጠረ ድንዙዝ ስለ ዝኾነ ፈፃሙ ክርድኦ ኣይከኣለ። እረድኣ ኲይናት ከፊትና ክነርእየኩም ኢና ኢሉ ፈከረ፤ ንፀላእቲ ድማ ብዝግባእ ንኽዕጠቁ ፈላማይ ሰላዕ ወቂዑ ኣባህረሮም። ወጋሕ እንተይ በለ እውን ፈላማይ ውድቀት ፖለቲካ ኣመዝገበ።
2. ሃይለ ማርያም ደሳለይ ስልጣን ምስ ለቈቈ ድማ ጌታቸው ኣሰፋ ዝመርሖ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ስልጣን ሰራዊትና ይቆፃፀሮ ዝብል ዝተቈደስ ሓሳብ ቀረበ፤ ብደብረ ፅዮን፥ ስብሓት ነጋ፥ ሳሞራ ዮኑስን ዝምራሕ ዕስለ ግና ዝሃነፅናያ ኢ/ያ ትበሃል ሃገር ካብ ትፈርስ ህዝቢ ትግራይ ይፈረስ ዝብል መርገፂ ብምሓዝ ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተሰጋገረ። ደብረፅዮን ካልኣይ ውድቀት ፖለቲካ ኣስመገበ።
3. ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተስጋገረ፤ በኣዴንን ኦሆዴድን 90 ኣባላቶም ንዓብዪ መረፁ። 26 ኣባላት ደህዴን ንዓብዪ እንትመርፁ፤ ዝተረፉ ከዓ ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ኩነታትን ፖለቲካን ዘይርድኦም ኣባላት ህወሓት ካብ 45 እቶም 43 ተረኪቦም ብዘሊኦም ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ነገር ዕስለ ኮይኑ እምበር ወላሞን ጉዴላን ኣፈላላይ የብሎምን ነይሩ። ንወላሞ ኣይግዛእን ዝበለ ህዝቢ ኢ/ያ ንጉዴላ እሺ ዝብለሉ ምኽንያት የለን። እቲ ሳልሳይን ሓደገኛን ናይ ፖለቲካ ውድቀት መሪሕነት ደብረፅዮን ኣብእዙይ እዩ ዘሎ፤ ካብዙይ እዩ ዝጅምር ወፍሪ ዓብዪ ኣንፃር መሪሕነት ደብረፅዮንን ኣንፃር ህዝቢ ትግራይን።
4. ናብ መቈለ ዝሃደመ ዕስለ ህወሓት ኣፅቂጡ ክንዲ ምቅማጥ ወይከዓ እኹል ዝኾነ ተዋጋኣይ ክንዲ ምድላው ህዝቢ ብግዲ ሰልፊ ውፃእ እናበለ ሕግ መንግስቲ ይከበር ወይከዓ ክኽበር እዩ ዝብል ናይ ድናቁር ጭርሖ ናጨረሑ ፀላእቲ ብዝግባ ንኽዳለዉ ብምጥጣሕ
ራብዓይ ዕንወት ፖለቲካ ፈፀመ መሪሕነት ደብረፅዮን።
5. ሐዝ እውን ድሕሪ ናብ መቈለ ምህዳም ኩነታት ብምርዳእ ልዝብ ወይከዓ ስኽ ክንዲ ምባል፤ ናብ ሚድያታት ብምውፃእ ዓብዪ እቲ ናይ ጥፍኣትና ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ሸይጥዎ እዩ እናበሉ ፕሮፖጋንዳ ብምፍናው ፀላኢ ንኽበዝሐናን ብዓይኒ ግብፃውያን እውን ብጥርጣረ ክንረአ ተገበረ። ሐዚ እውን መሪሕነት ደብረፅዮን ሓምሻይ ውድቀት ፖለቲካ
ኣመዝገበ። .................ክቅፅል እዩ።

Nay amhara kelel merahi diyu asmenau
ሰላም የተፈራረምክ መሰለኝ! አሁንም በጠላታችን የተያዘ እያልክ ነው ያለኸው!
በወዳጅ የተያዘ ማለት ነበረበት?ዕርቅ ሳይሆን የተኩስ ማቆም ስምምነት ነው የተደረገው ወንድሜ።
የሰው መሬት ይዘህ እስከቀጠልክ ጠላት ነህ
Abey Ahmed and his cronies are traitors.
ኣዳምጥ ኣትቸኩል ስማው ከዛ ፍረድ
ዉነትም ኩኩ ለምን ትቸኩላለህ(ሽ)
🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ወልደ ነጎድጓድ እየ!
100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ?
1. 2010 ዓም ደብረ ፅዮን ኣቦ ወንበር ህወሓት ኮይኑ እንትምረፅ 35 መዓልትታት ረፋዕ ኢሉ ኣብ መቈለ ተዳጒኑ እንትኸርም ብዛዕባ ንቡር ኩነታት ትግራይ፥ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፥ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈፂሙ ገምጊሙ ክርድኦ ኣከኣለን፤ እኳድኣስ ድሕሪ ናይ 17 ናይ ኢህወደግ መዛዘሚ ጉባኤ ኣርባዕታኦም
ናይ ግንባር ውድባት መርገፂአን ብወግዒ እንተፍልጣ፤ ብፍላይ ሃይለማርያም ደሳለኝ ድሕረ ሐዚ ዝፍተሽ ነገር የለን፤ ሎሚ ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ኩሉ ዳህሲስናዮ ኢና ማለቱ ንደብረፅዮን ግልፂ መልእኽቲ እያ ነይራ። ደብረፅዮን ግና ንፖለቲካ ዘይተፈጠረ ድንዙዝ ስለ ዝኾነ ፈፃሙ ክርድኦ ኣይከኣለ። እረድኣ ኲይናት ከፊትና ክነርእየኩም ኢና ኢሉ ፈከረ፤ ንፀላእቲ ድማ ብዝግባእ ንኽዕጠቁ ፈላማይ ሰላዕ ወቂዑ ኣባህረሮም። ወጋሕ እንተይ በለ እውን ፈላማይ ውድቀት ፖለቲካ ኣመዝገበ።
2. ሃይለ ማርያም ደሳለይ ስልጣን ምስ ለቈቈ ድማ ጌታቸው ኣሰፋ ዝመርሖ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ስልጣን ሰራዊትና ይቆፃፀሮ ዝብል ዝተቈደስ ሓሳብ ቀረበ፤ ብደብረ ፅዮን፥ ስብሓት ነጋ፥ ሳሞራ ዮኑስን ዝምራሕ ዕስለ ግና ዝሃነፅናያ ኢ/ያ ትበሃል ሃገር ካብ ትፈርስ ህዝቢ ትግራይ ይፈረስ ዝብል መርገፂ ብምሓዝ ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተሰጋገረ። ደብረፅዮን ካልኣይ ውድቀት ፖለቲካ ኣስመገበ።
3. ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተስጋገረ፤ በኣዴንን ኦሆዴድን 90 ኣባላቶም ንዓብዪ መረፁ። 26 ኣባላት ደህዴን ንዓብዪ እንትመርፁ፤ ዝተረፉ ከዓ ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ኩነታትን ፖለቲካን ዘይርድኦም ኣባላት ህወሓት ካብ 45 እቶም 43 ተረኪቦም ብዘሊኦም ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ነገር ዕስለ ኮይኑ እምበር ወላሞን ጉዴላን ኣፈላላይ የብሎምን ነይሩ። ንወላሞ ኣይግዛእን ዝበለ ህዝቢ ኢ/ያ ንጉዴላ እሺ ዝብለሉ ምኽንያት የለን። እቲ ሳልሳይን ሓደገኛን ናይ ፖለቲካ ውድቀት መሪሕነት ደብረፅዮን ኣብእዙይ እዩ ዘሎ፤ ካብዙይ እዩ ዝጅምር ወፍሪ ዓብዪ ኣንፃር መሪሕነት ደብረፅዮንን ኣንፃር ህዝቢ ትግራይን።
4. ናብ መቈለ ዝሃደመ ዕስለ ህወሓት ኣፅቂጡ ክንዲ ምቅማጥ ወይከዓ እኹል ዝኾነ ተዋጋኣይ ክንዲ ምድላው ህዝቢ ብግዲ ሰልፊ ውፃእ እናበለ ሕግ መንግስቲ ይከበር ወይከዓ ክኽበር እዩ ዝብል ናይ ድናቁር ጭርሖ ናጨረሑ ፀላእቲ ብዝግባ ንኽዳለዉ ብምጥጣሕ
ራብዓይ ዕንወት ፖለቲካ ፈፀመ መሪሕነት ደብረፅዮን።
5. ሐዝ እውን ድሕሪ ናብ መቈለ ምህዳም ኩነታት ብምርዳእ ልዝብ ወይከዓ ስኽ ክንዲ ምባል፤ ናብ ሚድያታት ብምውፃእ ዓብዪ እቲ ናይ ጥፍኣትና ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ሸይጥዎ እዩ እናበሉ ፕሮፖጋንዳ ብምፍናው ፀላኢ ንኽበዝሐናን ብዓይኒ ግብፃውያን እውን ብጥርጣረ ክንረአ ተገበረ። ሐዚ እውን መሪሕነት ደብረፅዮን ሓምሻይ ውድቀት ፖለቲካ
ኣመዝገበ። .................ክቅፅል እዩ።
🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉

እታ ሓንቲ ዝረሳዕካያን ብዋናነት ከዓ ህዝብና ክጭፍጭፍ ዝገበረት ኢህኣዴግ ብዝፈረሰ ምሳና ስርሑ ክብሃሉ ከለዉ ንቶም ኣብ ማእከላዊ መንግስቲ ዝሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሕወሓት ኣባላት እናተጸወዑ ናብ ትግራይ ምኻዶም ኢዩ እቲ ዋና ሽግር ካብ ማእከላዊ መንግስቲ ዋላ ስሙ ይቀየር ካብኡ ክወጽኡ ኣይነበሮምን
@@JonNati ኣብኡ እንተኣቲና እማ ወደል
መፅሓፍ ክነሐትም ኢና። ናይዚኣቶም ኣበሳ
ተንቲንካ ኣይውዳእን። ደብረፅዮን ካብ መከላኸሊ ኢ/ያ እናወፀ ናብ ዓዱ ዝተምም ዝነበረ ትግገዋ፤ ኣይትምፅኡና ኣብዘለኹሞ ፅንሑ ኢሉ ንፀላኢ ዘወፈዮም ባዕሉ
ደብረፅዮን እዩ። ኣብ ኣርካይብ ተሰኒዱ
ዘሎ ታሪኻዊ ምስክር እዩ።
ኣብ እድሳት ኣባባ ብሰላም ዝነብር ዝነበረ
በዓል ሃፍቲ ዓድኻ እቶ፥ ንሕና ዘይንመርሓ ኢ/ያ ናይ ሓደ ዓመት ዕድመ የብላን። ተሎ ዓድኻ
እቶ እናበሉ ንብረቱ ብሃታ ሃታ ብሓራጅ እናሸጠ ወፂኡ ኣይንደሓር ኣይንቈደም
ገይሮም ዓንፂሎሞ ይርከቡ።
ወልደ ነጎድጓድ እየ!
100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ?
1. 2010 ዓም ደብረ ፅዮን ኣቦ ወንበር ህወሓት ኮይኑ እንትምረፅ 35 መዓልትታት ረፋዕ ኢሉ ኣብ መቈለ ተዳጒኑ እንትኸርም ብዛዕባ ንቡር ኩነታት ትግራይ፥ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፥ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈፂሙ ገምጊሙ ክርድኦ ኣከኣለን፤ እኳድኣስ ድሕሪ ናይ 17 ናይ ኢህወደግ መዛዘሚ ጉባኤ ኣርባዕታኦም
ናይ ግንባር ውድባት መርገፂአን ብወግዒ እንተፍልጣ፤ ብፍላይ ሃይለማርያም ደሳለኝ ድሕረ ሐዚ ዝፍተሽ ነገር የለን፤ ሎሚ ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ኩሉ ዳህሲስናዮ ኢና ማለቱ ንደብረፅዮን ግልፂ መልእኽቲ እያ ነይራ። ደብረፅዮን ግና ንፖለቲካ ዘይተፈጠረ ድንዙዝ ስለ ዝኾነ ፈፃሙ ክርድኦ ኣይከኣለ። እረድኣ ኲይናት ከፊትና ክነርእየኩም ኢና ኢሉ ፈከረ፤ ንፀላእቲ ድማ ብዝግባእ ንኽዕጠቁ ፈላማይ ሰላዕ ወቂዑ ኣባህረሮም። ወጋሕ እንተይ በለ እውን ፈላማይ ውድቀት ፖለቲካ ኣመዝገበ።
2. ሃይለ ማርያም ደሳለይ ስልጣን ምስ ለቈቈ ድማ ጌታቸው ኣሰፋ ዝመርሖ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ስልጣን ሰራዊትና ይቆፃፀሮ ዝብል ዝተቈደስ ሓሳብ ቀረበ፤ ብደብረ ፅዮን፥ ስብሓት ነጋ፥ ሳሞራ ዮኑስን ዝምራሕ ዕስለ ግና ዝሃነፅናያ ኢ/ያ ትበሃል ሃገር ካብ ትፈርስ ህዝቢ ትግራይ ይፈረስ ዝብል መርገፂ ብምሓዝ ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተሰጋገረ። ደብረፅዮን ካልኣይ ውድቀት ፖለቲካ ኣስመገበ።
3. ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተስጋገረ፤ በኣዴንን ኦሆዴድን 90 ኣባላቶም ንዓብዪ መረፁ። 26 ኣባላት ደህዴን ንዓብዪ እንትመርፁ፤ ዝተረፉ ከዓ ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ኩነታትን ፖለቲካን ዘይርድኦም ኣባላት ህወሓት ካብ 45 እቶም 43 ተረኪቦም ብዘሊኦም ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ነገር ዕስለ ኮይኑ እምበር ወላሞን ጉዴላን ኣፈላላይ የብሎምን ነይሩ። ንወላሞ ኣይግዛእን ዝበለ ህዝቢ ኢ/ያ ንጉዴላ እሺ ዝብለሉ ምኽንያት የለን። እቲ ሳልሳይን ሓደገኛን ናይ ፖለቲካ ውድቀት መሪሕነት ደብረፅዮን ኣብእዙይ እዩ ዘሎ፤ ካብዙይ እዩ ዝጅምር ወፍሪ ዓብዪ ኣንፃር መሪሕነት ደብረፅዮንን ኣንፃር ህዝቢ ትግራይን።
4. ናብ መቈለ ዝሃደመ ዕስለ ህወሓት ኣፅቂጡ ክንዲ ምቅማጥ ወይከዓ እኹል ዝኾነ ተዋጋኣይ ክንዲ ምድላው ህዝቢ ብግዲ ሰልፊ ውፃእ እናበለ ሕግ መንግስቲ ይከበር ወይከዓ ክኽበር እዩ ዝብል ናይ ድናቁር ጭርሖ ናጨረሑ ፀላእቲ ብዝግባ ንኽዳለዉ ብምጥጣሕ
ራብዓይ ዕንወት ፖለቲካ ፈፀመ መሪሕነት ደብረፅዮን።
5. ሐዝ እውን ድሕሪ ናብ መቈለ ምህዳም ኩነታት ብምርዳእ ልዝብ ወይከዓ ስኽ ክንዲ ምባል፤ ናብ ሚድያታት ብምውፃእ ዓብዪ እቲ ናይ ጥፍኣትና ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ሸይጥዎ እዩ እናበሉ ፕሮፖጋንዳ ብምፍናው ፀላኢ ንኽበዝሐናን ብዓይኒ ግብፃውያን እውን ብጥርጣረ ክንረአ ተገበረ። ሐዚ እውን መሪሕነት ደብረፅዮን ሓምሻይ ውድቀት ፖለቲካ
ኣመዝገበ። .................ክቅፅል እዩ።
ወልደ ነጎድጓድ እየ!
100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ?
1. 2010 ዓም ደብረ ፅዮን ኣቦ ወንበር ህወሓት ኮይኑ እንትምረፅ 35 መዓልትታት ረፋዕ ኢሉ ኣብ መቈለ ተዳጒኑ እንትኸርም ብዛዕባ ንቡር ኩነታት ትግራይ፥ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፥ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈፂሙ ገምጊሙ ክርድኦ ኣይከኣለን፤ እኳድኣስ ድሕሪ ናይ 17 ናይ ኢህወደግ መዛዘሚ ጉባኤ ኣርባዕታኦም