ዝገርም ፉሉይ ምድላው ምስ ክቡር ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም መንገሻ ሃፀይ የውሃንስ ራብዓይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 415

  • @semeregebrekidan6013
    @semeregebrekidan6013 3 หลายเดือนก่อน +5

    ትግራይን ተጋሩን ዘልኣለም ብኣኹም ንሕበን፣ ኣብ ልምዓት ትግራይ ዘበርከትክምዎ ብወለድና እንዳሰማዕናዮ ኢና ዓቢና፣ ሎሚ ድማ ነንብብን ቃለ መሕተትኩምን ንሰምዕ ኣለና፣ ኣምላኽ ፈቒዱለይ ገዛኹም መፅኤ ክርኤኩም ፍቓድኩም እንተኾይኑ ደስ ምበለኒ።
    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንወዲ ላሕምና ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም መንገሻ የውሃንስ ራብዓዬ
    ይ 🙏🙏🙏

  • @Hagostsegay-qr3vt
    @Hagostsegay-qr3vt 3 หลายเดือนก่อน +6

    ንኽቡርን ጅግናን አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እንዃዕ ብሰላም አብፀሐኩም ።

  • @gebrehannabalcha6280
    @gebrehannabalcha6280 3 หลายเดือนก่อน +5

    በጣም ደስ ብሎኝ አልቅሼ ሰማሁኝ ጥላው እራሱ ትርጉም አለው ባለትራክትር ከመቀሌ ወደመሶቦ የሚወጣውን የዳገት መንገድ እርሳቸው ናቸው ያወጡት !❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 3 หลายเดือนก่อน +15

    ክገርመኪ ኣብ ካብ ጠረፍ ትግራይ ስካብ ሱዳን በሓባሪናነርና ምስክቡር ኣቦና ብጣዕሚ እየዘኽብሮሙን ዝፈትወሙን ካብ ሱዳን ከኣ ናብዛ ዝነብረላዘለኹ ደስትብል ለምለም ዝኾነት ሃገር ክኸይድ ዝገበረኒ ኸኣ ወዶም ስዩም መንገሻ እዩ ሰዲዱኒ እሞ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ዋላነኣኽዉን ክብረለኒ ክብርትን ምዕርግትን ጓልቶም ሰራሕቲ ቅያ ከያኒ ኣያና ደበሳይዉን ዓቡይ ሓዉነሩ ብዛየነዘገየ ዝበሃል ምሳይ ኣብሱዳን ነሩ እስኪ ናይደስታን ፍቅርን ዘመን ይግበረልና ጓል ዓበይቲ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @ጥኣወ
    @ጥኣወ 3 หลายเดือนก่อน +3

    የመስግን እዚ ምድላው ዝስራሕኹም ክፈልጦ ዝደሊ ስለዝረኸብኹ።ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይመነየሎም።

  • @ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
    @ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 3 หลายเดือนก่อน +5

    አረ ምድላዉ ክፅብቕ ኣቦና ዝተረፈ ዕድመኦም ይባረኽ። ንስኺ ድማ ተባረኺ ከምናቶም ጌሩ ዕድመን ዝናን ይሃብኺ ትዕወትሉ ዘመን ይግበረልኺ።

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 หลายเดือนก่อน +29

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና ክብር አያና ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልኩም🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @medhin8187
      @medhin8187 3 หลายเดือนก่อน +1

      ፊደለይ❤ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ልኹልና ስደትና የሕፅረልና❤

    • @fidleytube
      @fidleytube 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@medhin8187 አሜን መዲየ ምቅርቲ❣️❣️❣️❣️🙏

  • @NuguseMelles
    @NuguseMelles 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ ፡ ኣብዚ ዕድሚኦም መልክኦም ዘይቀየሩ ብወዛሞም ዘለዉ ናይ ዕድመ ባዓል ጸጋ። ቅድሚ 41 ዓመት ብኣካል ኣብ ሮማ ኢጣልያ ኢየ ዝፈልጦም ምንም ምቅይያራት ዘይገበሩ ዘገርምዩ

  • @NewOne-pt9to
    @NewOne-pt9to 3 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤wow good job for bring ሉኡል መንገሻ ስዩም

  • @BamlakTselot-
    @BamlakTselot- 3 หลายเดือนก่อน +3

    ልዑል ራስ መንገሻ ናይ ብሃቂ ፅቡቕ ኣለኹም !!! ስለ ዝሬኤኹዎም ተሃጊሰ!!!
    ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም!!!

  • @AlemayehuWassie
    @AlemayehuWassie 3 หลายเดือนก่อน +6

    The dressing code of the lady journalist is décent, beautiful and respectful. Keep it up lady!

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 3 หลายเดือนก่อน +3

    ልኡል መንገሻ ብጣእሚ ዝፎትዋም ❤

  • @tgtg277
    @tgtg277 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዞም ወላዲ ጋሻ ገይረኩም ብምቅራብኩም ብጣዕሚ ደስ ይብል!!! በረከቶም ይብፀሐና! ዝኩሉ ዘመን ተሻጋሪ ስራሕ ሰሪሖም ኣብ ማንም ሚድያ ስሞም ኣይለዓልን:: ንምንታይ? ኣብትግራይ እካ ምንም ሽሞም ኣይለዓልን:: ኣዋሳ እንተመስሪቶም ናይ ኣባይ ዝስረሐሉ ቦታ እንተፅኒዖም ንምንታይ ክብሪ ዘይወሃቦም? ኣብ ሕድሕድ ዘረባኦም ሽም ኣምላክ የልዕሉ:: ብኣምላክ ሓይሊ ይብሉ:: ብሓቂ ኣብ ዘመኖም ኣምላክ ምስኦም ምንባሩ የመላክት:: ናሎሚ መራሕቲ እዙ ናይ ኣምላክ ሽም ምፅዋዕ ሕፍረት ይመስሎም እሞ ብዓለማዊ ጥበብ ጥራሕ ህዝቢ ክንመርሕ ይብሉ መንግስቶም ግን ኣይፀንዕን ::ሕዝዉን ንኣቦና ዕድመ ይሃበልና ብኣካል ግን ክረክቦም ይደሊ እየ::

  • @the_enun1981
    @the_enun1981 3 หลายเดือนก่อน +28

    ኣዳላዊት "አልሞ ሾው" ክብርን ሞገስን ይገብኣኪ፣ ዓባይ ሰብ፣ ናይ 98 ዓመት ታሪኸና ነዚ ሓዱሽ ወለዶ አቅሪብክሉ፣ ካብዚ ሓዱሽ ወለዶ ይኹን እኒ (ጌታቸውን ደብረጺዮን) ትምህርቲ ወሲዶም ንህዝቦም ዝሓሸ ፍጻመ ከምጽኡ ንትስፎ፣ ሓድነትና ንህላወና❤

    • @abrhahadis940
      @abrhahadis940 3 หลายเดือนก่อน +2

      ፅቡቕ ሓሳብ ክቡር ሓው

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 3 หลายเดือนก่อน

      ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ሓሳብ

  • @haileassefa5362
    @haileassefa5362 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ልጎይታና ልኡል ሊቀ ሊቃውንት መንገሻ ስዩም መንገሻ ዮውሃንስ ፬

  • @BamlakTselot-
    @BamlakTselot- 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንቲ ፅብቕቲ !!ብዘቕረብክዮ ናይ ዝተኸብሩ ልዑል መንገሻ ስዩም ኣዝየ እናመስገንኩኺ ቁሩብ ብወገነይ ከተመሀይሺዮ ዝግባእ ኣሎ ዝብሎ ኣያና ካብ ምባል ኣቦና እንተትብሊ ዝበለፀ ኔሩ !!ልዑል ብዕድመ 98-100 በዓል ፀጋ ኢለ እግምት ኣያና ንብሎ ካባና 5-10 ንዝኾነ ኢና ኣያናንብሎ እንበር ከም ልዑል ብእድመ ሓብታም፣ ብፍልጠት ፍሉይ፣ ብጭዋነቶም ተወዳዳሪ ዘየብሎም ካብ ዝፈለጥኩዎም ኣነ ከም ልዑል ዘድንቆም ሰብ ብወገነይ ኣረኸብኩን!!!!! ኢለ ብትሕትና ርኢቶይ ይህበኪ!!

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay 3 หลายเดือนก่อน +2

    እድመን ጥእናን ይሃብኩም አቦና 150የንብሮም

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ልኡል አቦና መንገሻ ስዩም እድመን ጥዕና ይሐቦም ምስ ቤተስቦም ❤❤❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀደም ሒዞም ክቐርቡ ዝግብኦም ነይሩ ባዓል ታሪኽ ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም 🌷🌷🌷

  • @gebreselassiesimon37
    @gebreselassiesimon37 3 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ፡ አወፃኢ ፡ ዘሎኩ ፡ ሰደት ፡ ራአሲ ፡ መንገሻ ፡ ምክሪ ፡ ተንሰምእ ፡ እዙይ ፡ ፈተና ፡አየመጋጠመና ፡ ናሰብና ፡ እዙይ ፡ አጋጢሙና ፡ ሂዝለ ፡ ፀሎቶም ፡ አይሀደገና ፡ እድሜኦ ፡ እድመ ፡ ማተሰላ ፡ አብራም ፡ ይገበሮ ፡ አሜንገብረ ፡ ስላሴ ፡ ሰየሞኦን ፡

  • @mandyayal3615
    @mandyayal3615 3 หลายเดือนก่อน +3

    Leul Ras Mengesha Seum you are our Ethiopian Flag 🇪🇹 and we all loves ❤️ you by wishing you long life.

  • @azebg7176
    @azebg7176 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣእሚ ደስ ልብል ፕሮግራ አድሜና ጤና ይሰጣቹ ።

  • @abrehetbelayneh5772
    @abrehetbelayneh5772 3 หลายเดือนก่อน +5

    ፈጣሪ የኽብርኺ አያና ስለለኽበርኽልና ዛሓፍተይ፣ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ 3 หลายเดือนก่อน +8

    የቀንየልና እምቤተዋይ ኣቦና ሉኡል ራእሲ መንገሻ ዕድመ ጥዕናን ይሃቦም ኣብ እምነቶም ዘለዎም ፍሉይ ቅራቦ ደስ ክብል❤

    • @kaschmekonta
      @kaschmekonta 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሰላም ለዚህ ቤት ሰላም ጤና ለናንተ ይሁን ተባረኩ እኔ እራሴ እንደመታደል ሆኖ ጓደኛቸው ኢ/ር ተርፈ እራስ ወርቅ ከዚህ አለም በተለየብት ቀን እግኝቻቸው ነበር ቤተሰብ መሆኔን ገምተው እንዳንድ ነገር ስለ ኢትትዮጵያ ጠይቄአቸው እስረድተውኛል መቼም ስለአገራቸው ያላቸው ፍቅር ስንት ሥራ እንደሰሩ ቀድሞ ነገር ጎጠኝነት በጣም ነው የሚጠሉት ዘራቸውም ይሄው እንደገለጹት ነው የአሁኑ ትውልድ ክዚህ መማር አለበት እንኳን ትልቅ ሰው ትልቅ ዛፍ አያሳጣን እና እረጅም እድሜና ጤና ይስጥልን

  • @Rayaadey
    @Rayaadey 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕና ይሃቦም ልኡል ፈጣር

  • @siltanbelay1679
    @siltanbelay1679 3 หลายเดือนก่อน +2

    እድመን ጥእናን ይሐቦም ክቡር አቦና ን ኣኽውን ተባረኺ ጎይታ የኽብርኺ

  • @abha6653
    @abha6653 3 หลายเดือนก่อน +4

    ልዑለይ ነዊህ እድመን ጥእናን

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር አቦና እንኳዕ አብፀሖም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤️💛🌹🙏

  • @Agertiku
    @Agertiku 3 หลายเดือนก่อน +12

    እንኳን አደረሶት ክቡር አባታችን እግዚአብሔር አሁንም ይጠብቆት ክቡር ልዑል ራስ መንገሻ እንወዶታለን እናከብሮታለን ! መልካም አውደአመት ይሁንሎት ! ።

  • @FilmontsehayeTsehaye
    @FilmontsehayeTsehaye 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደሰባሃሊ ባዓልታሪኽ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 3 หลายเดือนก่อน +7

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመትበዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ፈጣሪ በተለይ ኣብ ዓዲ ትርከቡ ህዝብና ሰላምን ጥዕናን ሂቡ ፈጣሪ ዝተፈናቀሉ ህዝብናዉን ናበረበቶም የመለሱልና ኣያና ኣይበሃልን ዘሓፍተይ ኣያና ክበሃል ዝግበኦ ዘይ ዓበየ መካከለኛ ዝኾነ እዩዝበሃል ንኽቡር ራእሲ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩ ከኣ ኣቦና እኺ ክትብልዮም ዝግበኣኪ ኣብ ደገኾይነ ኣብ ዲያስፖራ ዝነብርየ ደስ እሉኒ ክቡር ኣቦና ብርኣየይስ ብጣዕሚ ተሓጉሰ የቀኒየልና ኸኣ ከምዙይ ገርኪ ብሚዲያ ስለዘቅረብክዮም እፈትወኪ የኽብረክን እየ ኸኣ ኣባኹም ሕዚ ቀትሪ ኾይኑ ኣብዝነብረሉ ሃገርከኣ ለይቲ ድቃስ ሰዓትዩ እሞ ደጊመ የቀኒየልና ክብርቲ ሓፍትና

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @mengistuhadera1827
    @mengistuhadera1827 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመይ ጥዒናይ የሃውኹም ኽቡር ናልምዓት አቧና ግድሚ ጮምዓ ልሃደስኹምልና የቐንየልና

  • @SenytiFekr
    @SenytiFekr 3 หลายเดือนก่อน +7

    Well done- he deserves the visit

  • @sahlegmichaelwkidan6919
    @sahlegmichaelwkidan6919 3 หลายเดือนก่อน +5

    ግርማ ሞጎስ ትግራይ አበይ ተረኸቡ ፥ እንኾዕ ደስ በለኩም ራእስ መንገሻ !!!

  • @ብርሃን-መ1ሠ
    @ብርሃን-መ1ሠ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ማቱሱላ ይግበረሎም ክቡር ኣቦና🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ኢና ናኽብረኪ ኽብርቲ ሓፍትና ከምኡ,ውን ንኹሎም መኻይድኺ ባሓፈሻ

  • @Tom-lg1uf
    @Tom-lg1uf 3 หลายเดือนก่อน +2

    ወላድየይ ብዛዕባ ልኡል መንገሻ ይነግረኒ ካብዘነበረ ዝዝክሮ፣ ታይድል ብዝብል ዝፍለጥ ኣብ መቐለ ዝርከብ ናይ ቀደም ፋብሪካ ዘይቲ ህንፃ ዘስርሐዎ ልዑል መንገሻ'ዬም። እቱብፋብሪካ እንትህነፅ እናመፁ ባዕሎም እምኒ እናተሸከሙ ንቶም ሰራሕተኛታት ይሕግዙ ነበሩ።
    ሓደ መዓልቲ ጎይትኡ እምኒ ተሸኪሞም እንተመላለሱ ዝረአይዎም ሓሻኽሮም "ጎይታይ ኣይግባእይ ንሕና እናሃለና "ኢሎም ዝተሸከምዎ እምኒ ካብ እንግድዕዖም ከቕበለዎም እንትጓዩዩ ልኡል መንገሻ " ግደፉ እንድሕር ትሽከሙ ደሊኹም ገና እኮ ብዙሕ እምኒ እኒሆ ዝግዕዝ ናይባዕልኹም ሒዝኩም ንዑ" ኢሎም ፀውረኦም ከየውረዱ ናብቲ ሰረት ዝንደቐሉ ዝነበረ ቦታ ምብፅሖምን ንመልሲ ልኡል መንገሻ ስዘምዑታ ገለ ተወልጀታት'ን "ጨዋታት"'ውን አሰሮም ተኸቲሎም ናይ "ዓዃይ " ዝብልዎ ስራሕ (ፀውራ እምኒ) ክሰርሑ ምፍታነኖም ኣብቱቦታ ናይ ጉልበት ስራሕ ተቖፂሩ ይሰርሕ ዝነበረ ወላድየይ ይነግረኒ ነይሩ። ልኡል መንገሻ ብጣዕሚ ዝፀልእዎ ካብ ዝነበረ ሐደ "ተወልጀነት'ዩ" ።
    ኣብቱ እዋን ብመሬት ትዝቶ ወይ ርስቲ ምጉት በዚሑ ገባር ማሕረሱ፣ነጋዳይ ንግዱ ገዲፉ እስካብ አ/አባባ ካብ ሓደ ወርሒ ንላዕሊ ብእግሩ ተጓዕዙ፣ (ከፍቱን ንብረቱን ሸይጡ ስንቅ ብምሓዝ) ይሟገት ነይሩ ዋላ ምስወድንኡ! ነዙይ ዝተዓዘቡ ልኡል መንገሻ "እዙ ርስቲ ልባሃል ካብ ትግራይ ከይጠፍአ ሓረስታይ ክሓርስ ነጋዳይ ክብ ግድ ኣይኽልይ" ይብሉ ከምዝነበሩ ወላድየይ የዘንትወለይ ነይሩ።
    ብምዃኑ እቱ ታይድል ዝብሃል ፋብርካ ዘይት ዝነበረ ህንፃ ዝርከበሉ ኸባቢ መቐለ "ኢንዱስትሪ" ብዝብል'ዩ ዝፍለጥ። እቱም ስም ዝተውሃቦ ልኡል መንገሻ እቱ ኸባቢ ናይ ኢንዱስትሪ መንደር ክኸውን ትልሚ ስለዝነበሮም'ዩ። እቲ ሎሚ ብዘበን ኢህአዴግ "ኢንዱስትሪ ፓርክ" ብዝብል ዝትግበር ዝነበረ ሓሳብ ቀዲሞ ተረዲኦም ናብ ተግባር ከውዕሉ ምፍታኖም ምርዳእ ይከአል። ልኡል መንገሻ ፍዊዳሉዝም ዘይቕበሉ ገስጋሳይ (ፕሮግሬሲቭ) ኣተሓሳስባ ዝነበሮም ካብ ፊውዳላት ዝውለዱን ዝወሎዱን ፍሉይ ሰብዬም።

  • @destaetay2122
    @destaetay2122 3 หลายเดือนก่อน +5

    I wish him long life he's a great guy

  • @SolomonMehari-f3y
    @SolomonMehari-f3y 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ትግራይ ክቡር ራእሲ መንገሻ ርሑስ እውደ ኣመት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hailekewedom7171
    @hailekewedom7171 3 หลายเดือนก่อน +7

    Prince Mengesha is the greatest man. He's extremely intelligent, smart, cincerely hard worker and humble person. A lots of change he dos in he's leadership time really.
    Thank you for the events.

  • @GebreMekonnen-s8q
    @GebreMekonnen-s8q 3 หลายเดือนก่อน

    ሳላ ልዑል መንገሻ
    ድራረይ ሕምባሻ
    ፀብሐይ መዓርየ --- ተባሂሉ ተደሪፉ::
    ኣቦ ልምዓት
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
    ንመዳለውትውን ክብሪ ይግበአኩም::

  • @DawitbirhanuDevoatran
    @DawitbirhanuDevoatran 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና ኩቡር ኣያና❤❤❤❤❤

  • @MebratTesfaye-w8d
    @MebratTesfaye-w8d 3 หลายเดือนก่อน +4

    ምርጥ ኢትዮጵያዊ አባት የሀገር ፍቅር በናንተ ጊዜ ቀረ በዘመናቸው ""ፅራይ ዳጉሻ ንዓዬ ንዓ ወድ መንገሻ"" ይባሉ ነበር

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 3 หลายเดือนก่อน +5

    Abet chewanet
    You are such an amazing person ❤
    Keep doing a good job 👏
    And thank you for bringing Leul ❤

  • @ganchofeyisa3981
    @ganchofeyisa3981 3 หลายเดือนก่อน +5

    ይህን ክፉ ዘመን ባያዩት ይሻል ነበር ከቶ ፣ለማንኛውም እንኳን ኖሩልን አሁንም እድሜውን ይስጥወት የደጉ ጊዜ ማስታዎሻችን ነዎት

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +14

    ደስ ክብል ፍልይ ዝበለ ፕሮግራም ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤

  • @leoulwoldegiorgis7038
    @leoulwoldegiorgis7038 3 หลายเดือนก่อน +1

    great ideas and great programmers , thanks . may God give long life for the king .

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585 3 หลายเดือนก่อน +2

    ስላመይ ስነስርዓትኪ ይፍለ እዩ ትሕትተይ💓💓💓

  • @adilatninateyzbla8035
    @adilatninateyzbla8035 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውው ደስ ክብል እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኩቡራት ስድራ😍😍😍

  • @oneday12212
    @oneday12212 3 หลายเดือนก่อน +6

    የክብርኪ ኣልየዋይ🌻🌼❤💛🙏

  • @tsegaslasieabraha1633
    @tsegaslasieabraha1633 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክብረት ይሃብኪ ፅብቅቲ ሓፍትና

  • @WediweredeWediwerede
    @WediweredeWediwerede 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤ደስ ዝብል ኘሮግራም ናይ ክቡር አቦና ድማ በረከቶም አይፈለየና ጋዜጠኛ ምርኢት አልሞ ድማ ፍልይ ዝበልኪ ኢኺ ትሕትናኺ ማዓረይ❤❤❤

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare114 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኩቡር ኣቦና ምርቃኦም የስመዐልና ፈጣሪ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና❤❤❤

  • @amenehaileselasse3963
    @amenehaileselasse3963 3 หลายเดือนก่อน +4

    Leul Mengesha had led his people with knowledge and determination. Respect!

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣቲ ለባም ቆልዓ እግዛብሄር ይባርክ ልዑል መንገሻ ስዩም ብሓቂ ንትግራይ ጽቡቅ ስራሕ ካብ ዝሰርሑላ ጅግና አያና ኣያ ፍርያት ትግራይ እዮም. እግዝኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃቦም.

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @Tsrhadesta
    @Tsrhadesta 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም
    ክብሪ ንዓኺ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጢኢና ይሃበለይ ጎይታይ ስለዝራአኹዎም ብጣዕሚደስ ኢሉኒ አቦ ሐቂ ብዙሕ ጅግንነት ዝሰርሑ ኩቡር አቦና ከምወለዶም ጀግና ከነዊህ ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና ጎይታይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐💐💐💐

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ፕሮግራም ተጋሩዋይ ቀጽሉሉ
    ክቡር ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 3 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኒ ማዓረይ🎉❤🎉❤🎉❤

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 หลายเดือนก่อน

      Egziabher Amlak NAbona edmen tienan yhabom btaemi des zblu weladi Rasi Mengesha yehannes 4&

  • @MuluTesfahun
    @MuluTesfahun 3 หลายเดือนก่อน

    እድመን ጥዕናን ለቦና ልዑል ራእሲ መንገሻ ስዩም ይምነየለም 🙏

  • @Eqnts
    @Eqnts 3 หลายเดือนก่อน +16

    This man is a legend. He is a living treasure of Tigray even though TPLF tried hard to paint his legacy with dark paint.
    Thank u for your contribution to Tigray! And have a healthy life

    • @tigrayrimey6418
      @tigrayrimey6418 3 หลายเดือนก่อน +2

      100% you said it correctly.

    • @tigraiembeba4447
      @tigraiembeba4447 3 หลายเดือนก่อน

      Actually the Prince himself admitted on being hard on them but later saw what they were able to do and approved. He is indeed a great man!

  • @DanielKiros-kt2bt
    @DanielKiros-kt2bt 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዓብይ ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኺ ኣልሚ Really Big Respect ካልኦት እውን ክንደይ ታሪክ ዘለዎምን ዝሰርሑን ወለድና ኣለው እዮም።እና Please ፅቡቅ ጌርኺ ከምትሰርሒ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ✌️ & On Friday upload ተትገብሪዮ እውን ይምረፅ።መእንታን Viral ክወፅእ።ተመልከትቲ እውን Like,Subscriber,Comment ምግባር ኣይንዘንግዕ Chanel ተጋሩ ነዕቢ፣መረባና ነስፍሕ ደቂ ዓደይ ❤

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ክቡር ወላዲ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም ፣ ከምኡ ውን አልሞ ሸው ብዝገበርክሞ ፉሉይ ምድላው አቀራርባ በዓል አዚና ነመስግን።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @AmanNega-l4m
    @AmanNega-l4m 3 หลายเดือนก่อน +19

    ንጉስ ነገስት ዘ'እምነገደ ትግራይ አቦና ራስ ሉኡል መንገሻ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኹም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @MebiMebi-ry5xx
    @MebiMebi-ry5xx 3 หลายเดือนก่อน +9

    ደስ ዝብል መደብ ኣያታትና❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @ShrfwjcGreajsj
    @ShrfwjcGreajsj 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ታሪክ እዩ ክቡር ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 3 หลายเดือนก่อน +3

    Good to see you Luel Abonan Kibrinan LUEL RAS MENGESHA.

  • @Dekike27
    @Dekike27 3 หลายเดือนก่อน +7

    He is the enlightened prince who paved the road to modernization and development in Tigray
    He must be called the father of Tigray modernization.
    He created the northern star,
    His contribution has not yet been given due attention.
    May God Bless this benevolent prince.

    • @mtewahade
      @mtewahade 3 หลายเดือนก่อน

      He is truly a great hard working Prince. He will turn 100 in three short years. Leul Ras Mengesha Seiyum is a public servant, grader driver, engineer, city planner. In 1974 early on he saw the ugly and venomous nature of communism. He knew before any one that communist don’t librate anybody instead enslave everyone.
      His effort to establish a strong democratic resistance to oppose communist dictator was a total success. The formation of EDU was direct result of his and General Nega effort. They were infiltrated by communist killers like EPRP. In the end the end many EDU members were hunted down by TPLF.
      It is amazing that His Excellency Leul Ras Mengesha Seyum witnessed the destruction of EPRP Marxist moron l TPLF tribal thugs and Mengestu brutal solders. He has seen it all

  • @michael-m6w2u
    @michael-m6w2u 3 หลายเดือนก่อน +6

    you did good job this is the history of tigrai thanks

  • @Dehaneyti
    @Dehaneyti 3 หลายเดือนก่อน +7

    Tegaru,respect your ancestors❤

  • @HfufHfh-x4e
    @HfufHfh-x4e 3 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራዋይ ሙካን ትዕድልቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfayGebre-ot1lw
    @TesfayGebre-ot1lw 3 หลายเดือนก่อน

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንኣቦና መራሒና ልኡል ራስ መንገሻ።ንኣዳላዊት ድማ ልዑል ክብሪ ይግበኣኪ የቐንየልና።

  • @eyayuwuneh5039
    @eyayuwuneh5039 3 หลายเดือนก่อน +3

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንአያና ልኡል ራእሲ መንገሻ ሱዮም ::

    • @FesehayeGirmay-u4w
      @FesehayeGirmay-u4w 3 หลายเดือนก่อน

      ልአል መንገሻ ነዚ ሐዚ ዘመን ዝሞጥን መልኧኸቲ ተዛሪቦሞ። አብቲ ገዜ መሳፍንቲ ጊዜ እውን እቶሞ መሳፍንቲ ደቀሞን መገልገልቲ ሕዝቢ እዮሞ እቲ ሕዝቢ አይኮነን መገልገሊ መሳፍንቲ ኢሎሞ ተዛሪቦሞ። ናይ ዘመነ መሳፍንቲ ንትግራይ ከይሐሸ አይቀረዪን። ❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @hadish9672
    @hadish9672 3 หลายเดือนก่อน +4

    I remmeber him when we were childeren we went to there paleis at Ashanda and he was like father figuur. HE was hard work and had good contact with our parents to share his plan. We mis hem.

  • @ZemenZemen-x7q
    @ZemenZemen-x7q 3 หลายเดือนก่อน +4

    ❤ምሒር ደሰ ዝብል ምድላው እዩ ብፍላይ ድማ እቶም ካብ ቀዳሞት ወለዲ ሓደ ዝኾኑ ኣቦና ልኡል መንገሻ ስዩም ኣብዚ ሐዚ እዋን ናይ መደብኩም ጋሻ ገይርኹም ስለ ዘቕረብኩምዎም እዋነናዊ እዩ'ሞ ደስ ይብል በርትዑ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @TesfayeGebrehiwet
    @TesfayeGebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน +5

    አቲ ዓባይ ሰብ ኢኺ አለምየ የኽብኪ አቦልምዓት ዝኸኾኑ ክቡር ልዑል ራእሲ መንገሻ ስዩም ምቅራብኪ ሕጉሳት ኢና የኽብርኪ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @abrahagebrekiros2661
    @abrahagebrekiros2661 3 หลายเดือนก่อน +3

    Great 👍 man
    I wish 🤞 congestion, the most peaceful and healthy life for our father, Lu-ul Mengesha Sium🎉🎉❤❤

  • @Weyingaltigray
    @Weyingaltigray 3 หลายเดือนก่อน +8

    ፅብቕ ስራሕ ታሪክ ክስነድ አለው ቀፅልሉ ከምዚ ዝበለ ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @znabu-s5m
    @znabu-s5m 3 หลายเดือนก่อน +1

    ልኡል መንገሸ ብህዝቢ ብጠዕሚ ዝፍተዉ መራሒ እዯም ክቡር ኣቦና ነዊሕ ዕድመ ይንበርልና።

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 3 หลายเดือนก่อน +16

    ክቡር ልኡል መንገሻ
    በጣም ትሁትና ሰው አክባሪ ናቸው
    አሜሪካ አግኝቻቸው ያደረጉልን አቀባበል እናም መስተንግዶ አልረሳውም ልጅንም አዋቂንም በትህትና የሚያናግሩ የተከበሩ አስተዋይ አባት ናቸው።
    እድሜና ጤና ይስጥዎት ክቡር አባታችን።
    ያቀረብሻቸውም ልጅ ማመስገን እፈልጋለሁ
    ልኡል እርስዎ በሂወት ያሉ ታሪክ ኖት እናም
    ሁሉንም እንደዚሕ በጨወታ መልኩ ስለ ነበረው ታሪክ ሲያጫውቱን
    ታሪክ ሳይምታታ ከባለቲሪክ እንሰማዋለን
    በጣም ደስ ብሎኛል ስላየሆት።
    ንመራሕቲ ትግራይ ምኽሪ ለግስዎም
    ናብ ልቦም እንተተመለሱ
    መውጺኢኡ ዝጨነቆም እዮም ዝመስሉ።
    ሰሰናዩ ን ኽቡር ኣቦና
    💛❤️

    • @tsehayberhe1063
      @tsehayberhe1063 3 หลายเดือนก่อน

      Rahwa he is part of Shoa thinking, Tigrai leaders what can they learn another "sera"???

  • @bettytesema1022
    @bettytesema1022 3 หลายเดือนก่อน +2

    Wow!! This is the best show for this New Year The journalist woman is amazing very respectful, humble, and also very pretty too
    We wish him continued health, strangest , end blessings.
    Thank you

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 3 หลายเดือนก่อน +3

    Alemway ; Luul Ras Mengesha Abona eyom :n'General TsadQan Ayana entebelkyo . Luul gn abiyi Abona eyom .❤❤❤

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 3 หลายเดือนก่อน +2

    So wonderful and historical educator program. History will always remember such great people. I hope one will document such living history.

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 3 หลายเดือนก่อน +4

    Graceful, the old Lion still Have it.

  • @goly9965
    @goly9965 3 หลายเดือนก่อน

    ሙሉእ እድመን ጥዕናን አያዋና :: 🙏❤️🌹

  • @afeworkw1291
    @afeworkw1291 3 หลายเดือนก่อน +1

    i am really very happy proud of Ethiopia.

  • @AsmeEndertawi
    @AsmeEndertawi 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕናይ ልክቡር ኣያና ልዑል ራእሲ መንገሻ ስዩም❤❤❤ ኣልሞ ሾው ክብሪ ይግበአኪ ዕድለኛ ኢኺ።

  • @abrahamayfokru8656
    @abrahamayfokru8656 3 หลายเดือนก่อน

    እውነተኛው የኢትዮጵያ ልጅ ክቡር ልዑል ጌታዬ እንኳን አደረሰዎ ቸር አምላክ ረጅም እድሜና ጤና ይስጥልን ላገራችን ኢትዮጵያ አንድነት ይጸልዩ በረከትዎ ይድረሰን።

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 3 หลายเดือนก่อน +3

    God bless, Prince Mengsh Lol Suom, I respect you our father Tigray so God bless you Amen 🙏Amen ❤ I appreciate you that speech so praying 🙏 Amen 🙏 🙌 Gal Mekle 70 Endert,Ferwin Tadious

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሩሑስ ኣውዳኣመት በረኸት ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @getachewnegash7036
    @getachewnegash7036 3 หลายเดือนก่อน +2

    AMEN AMEN AMEN AMEN this is good News Thank you

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ክቡር አቦና ታሪክ ምቅራብኪ ፈጣሪ ይባርኽኪ ሓፍትና ደሰ በሃላይ ዩ እዞም ትግራይ ዝሕምስዋ ዘለዉ ነውራማት ግዝያዊ ምምሕዳር ርእሲ እንተሃልዩዎም ይመሃሩሉ ንብል

    • @amine4019
      @amine4019 3 หลายเดือนก่อน

      Brarik thgos entekonka beal getachew wn dahreway weledo seb tarik kblom slezkone b tarik ketednk seb tarik ayteneaas

  • @Asktravel21
    @Asktravel21 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይ ደስ ዝብል ፕሮግራም ክቡር ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም መንገሻ ብወለድና ኣዝዮም ዝክበሩ በዓል ዉዕለታ ኢ/ይን ትግራይን ኢዮም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 3 หลายเดือนก่อน

      Edeme edme matusala yigerelkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብ ኤርትራ እውን ፍሉጥን ክቡርን ኳዕናን ኢዮም፡ ኮሚኒስታውያን መጽዮም ታሪኽ ነገስታት ቀቢሮሞ እዮም

    • @kidaneisaac7691
      @kidaneisaac7691 3 หลายเดือนก่อน

      Kem manem tgrawai ina nreyo ztefelye kebri yeblun Mengesha bEritreawian 😂😅​@@ቀንዴልሓርነት

  • @amhagebreselassie419
    @amhagebreselassie419 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ምድላው እዩ። ቐፅሊሉ ሓፍትና. ካልኦት ከምኦም ዝበሉ ዓበይቲ ንትግራይ ፅቡቅ ዝሰርሑ ሰባት ምቅራብ ቀፅሊሉ።

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 3 หลายเดือนก่อน +3

    Kibur abona wedi meninet Tigraway Tigray enkuay bselam absahana liul fetari nab kidus Yohannes 2017
    Selamn kisanetn yewurdelna liul fetari ni hizbitat Tigrayn Eritrean ❤🎉🎉🎉❤

  • @abrahagebrekiros2661
    @abrahagebrekiros2661 3 หลายเดือนก่อน +5

    Great 👍 man
    I wish 🤞 longest, the most peaceful and healthy life for our father, Lu-ul Mengesha Sium🎉🎉❤❤

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 3 หลายเดือนก่อน +3

    Alemselam thank you you are Beautiful inside out.

  • @muluneshmetaferia7809
    @muluneshmetaferia7809 3 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር አምላክ ለአባታችን እረጅም እድሜ ከጤና ጋር ይስጥልን❤

  • @fifipomnam5565
    @fifipomnam5565 3 หลายเดือนก่อน +27

    ዋው እድመን ጥእናን ይሐቦም ክቡር አቦና ልዑል ነዊሕ እድመ ዳርጋ አቦይ ዝራኽዎ ኾይኑ ተሰሚኡኒ ❤ አለም እስኽውን ተባረኺ ጎይታ የኽብርኺ❤😘❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @hilug5007
    @hilug5007 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ አቦና ወሲኹ ወሳሲኹ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

    • @hilug5007
      @hilug5007 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 ላብምንታይ ኽድምረኪ ዚያዳይ ፀላኢኺ ይደመር'ዋ

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር አቦና ራእሲ መንገሻ ስዩም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃቦም ንእኦም ንምርአይ ስለ ዘብቀዐና ዕድለኛታት ኢና ብኡነት ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ንአቅራቢት አልሞ ሾዉ እዉ የቀንየልና አቦና ስለ ዘላለክና ብዝበለፀ ብስፍሕ ዝበለን ታሪክ ትግራይ ዘዞንቱን መደብ አቦና ራእሲ መንገሻ ንካልአይ ግዜ ንክተቅርብልና ንምሕፀነኪ ?!