ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ኢኪ ወረጃ, ስነ ስርዓተኛ, ዓባይን ለባምን።ኣከዳድና 💯 ኮፍ ኣበሃህላ 💯 ትሕትና 💯 ልቦና 💯 መልክዕ over 💯 ኣብ መዓስከር ናዕና ንኤርትራውያን ብምሕጋዝኪ ካብ ልቢ’የ ደመስግነኪ ቀጽልዮ። I love you ❤️❤️❤️🌹
*ኣሰይ ጅብዕተይ❤💋 ብፍላይ ድማ ህድኣቲ❤ ኣወጻጽኣ ቃላትኪ100% ሄቭዬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏 ምቅርተይ❤ ኣጆኺ ንፍዕቲ ቀጽሉ🇪🇹👍 ቤኪ ሓወይ❤👍የቀንየልና*
ላዕሊ ላዕሉ ይኤ ድፈልጠኪ ድነዎርኹ ሄቩ ሽኮር ከምወድሽ በላይ ጨምሬ ወደድኩሽ 🙏🙏🙏 ብርትዒ ❗
💖💖💖
Brex Habeshawi እስኹም እውን ኣብታ ማሕበር እተው ዓርከዋ
Brex gobez ketslelu nska ewn
@@rayasesat4137 suk.beli.lokmaxe.nski.etewi😉😉
Brex Habeshawi why amarigna?
ሄቭ በሓቂ ለባም መርአያ ጀጋኑ ደቂ አንእስትዮ ኢኺሞ አጆኺ ቀፅልሉ። በኪ የቐንየልና ከምዚኣ ዓይነት መርኣያን ትምህርታዊ ምድላዋትካ ሕጉሳት ኢና ቀፅለሉ።
ገኒ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ሽኾሪና
ከማኪ ዝበላ መምልሰን ይወልዳ ኣንበስቲ ክበስል ትልባ 🥰💗💓
ፅርተይ እታ መስቀል ክንደይ የጥዕመልክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🎉🎉♥️♥️♥️♥️
ጋል መንደር እግዛብሄር ይባርኺ ማዓረይ
Abey eyou sefera?
ገኒዋይ ጎበዝ በርትዕ ዛሓፍት በርትዕ ጓልመንደረይ
ኣሰይይይይይይይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዒናን የሃብኪ ጋልዞም ጀጋኑ ተኪሶም ዘይስሕቱ💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇻🇳
ንፍዕቲ ሓፍትና ትምኒትና ትምህርታ ምስወደአት ንዓዳ ክትሰርሕ ወይ ክትሰርሒ ንምነየልኪ ዓወት ንምነየልኪ ክብርቲ ሓፍትናዋዕሮ ትግረወይቲ
ኣምላክ ኣብ ዝለክምዎ ይሓሉኩም ን በኪን ገነትን ከምኡ ውን ንኩሉኩም ትግራዎትን ካብ ሓዉኩም ኤረትራዊ
ንፍዕቲ ሓፍትና ኹሉ መናኺ ፅቡቅ🥰🥰ካዚ ልላዕሊ ኽትብርትዒ ፈጣሪ ይሓግዝኺ ምሳኺ ይኹን😘😘
በእውነት እግዚአብሄር ኩሉ አማሊኡ ሂቡኪ መልክእን ጽቡቅ መልካም አታህሳስባን መልካም ምግባርን አማሊኡ ሂቡኪ እግዚአብሄር ይመስገን ብጣሚ ደስ ይብል ሰብ ካባኪ ይማሃር ከማኪ ድማ የብዘሃልና
ንፍዕቲ ! እምበር ኣብነታዊ ት ቀጽልዮ ጽቡቅ ስራሕ ከማኪ ሚልየናት ይኩናልና 👍🙏
እሰይ ዓሳድዋ እግዚኣቢሄር ሓይልኺ ይባርከልኺ ብዳውፀእኽዮ ይመልሰልኺ በረከትዋ ዮናስ ሃይሉ ድበሃል ምስኣ ድሰትሕ ብጣዕሚ ድሕብረተሰቡ ድሕግዝ ሰብ እዩሞ በይዛኻ ኣቕርበልና
ሽምኪ ገነት ☑ ኣብ ሰብ ዘለኪ ትሕትና ፣ ኣኽብሮትን ሓልየትን ገነት ☑ ከማኺ ዝበለ ሽሕ ይወለድ 💗You are the 🔝
ጅግና ምስ ማዕተባ ናብ እስትድዮ ትኣቲ ጋል ኣንስተይቲ ካብ ማዕተበይ ክበጥስ ስካደይ ትበጠስ
ምቅርተይ ብጣዕሚ ብኩሉ ነገራትኪ ተመቺኪኒ ዝያዳይ💓💓💓💓
ጎበዛት ደቂ ፍቃር ትግራይ
ገንዋይ ማዓረ ጀግና ኢኺ
Kemzien ziamesela biluxat dekihizibi kirie keleku libey tefesihe nimukanu weyane 27 amet kab habiti nilaieli muhuran mifiraykum yekenielna our future is bright 💯
ገኒ ዋዕሮ ሃማኺ ድበለ ያብዝሐልና 😍😍😍😍💞💞💞💞💜💝💝💝💝💝
ዋዕሮ ማለት ምን ነበር ጋልራያ😜
ስራሕካ ካብ ትጅምር ክሳብ ሕጂ መደብካ በጣዕሚ እየ ዝካታተሎ ዘስሕቀኒ ኣሎ ዝምስጠኒ ዉን እዩ።ግን ኣይከም ሎምን ብጣዕሚ ብጣዕሚ (diligent) ዝኮንት ጋል። ፈጣሪ ክሕግዛ ካኣ የምነ very very nice ገነት(ሄቨን) ሓፍትና!!!!!
✍️♥️➪ከማኺ ንሙዃን ዑድል ካብ ጎይታ ምድረ ሰማይና ድትዓደለ ዩኡ ♥️ማርያም ሕዝባ ማይጨውይ ሚችኣል ተጉለ ማይጨውይ ብቕድመኺይ ብድሕረኺይ ከለ ብ2ተ ጎንኺይ ምስኣኺ ኾይኖም ይሓልዩኺ {Genet} ሄቨን ብርሃኑ ኣሰሊ ጓል ሓመድ ራያ የዕስ ሰጋ ሰብ ዓድናዋ ብሓቂ ጥሕሳ የኺ ካዓይኒ ሸፋጢይ ሕማቕ ረኣዪይ ይሓልዩኺ ኹሎም ገዳማት ማይጨው ዓድኺ ብድኸድኽዮ ኸሉ ሃምና ዓድኺ ላዛ ጡዑሙ ዳርውየኪይ ዳሐጉሰኪይ ይኹን ሕማቕ ኣይነኸይኺ..!!🙏♥️♥️♥️
ኣሰይ ምቅርቲ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ የብዛሓልና 😍😍
Shkor 💟💟💟💟👍
እሰይይይይይ ዓሳዲዋይ ጓል ዓደይ ኒበርልና ዓሳዋ ቅድመኽ ዳአነ ሸገ ስራሕ. ዩኡ በርትዕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘💞💞💞💞💞💪👌🙏
ሀይ ጋል ራያ ሸኮር
ገኒ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ጎበዝ በርትዒ ናይ ቡዙሓት ሰባት መርአያ
Atyo entay eya ktmkr edmen tenan yhabki mkrtey kemaki zbele yebzhalna😍😍😍
ብሓቂ ኣብነታዊት ገነት ሽኮር ካብ ኣጠቃቅማ ቋንቋ ከሳብ ኣታሓላልፋ መልእክቲ ሰሚዒካ ዘይፅገብ ፍሉይ ተመክሮ ቀፅሉሉ የቀንየልና በረከት ኣዛ ኣብነታዊት ሰለ ዘቅረብካልና
ኣየኻ ጓል ልሕምና
ሄቪየ መርአያና
ሰናይተ ራዕይ ወግብር!
ገኑ ዋዕሮ ትግራወይቲ ከማኪ ዝበለ የብዘሐልና ከመይ ድኪ ምቅርቲ በርትዒ ቀፅልሉ💕🇻🇳🌷።🇪🇹?
ውዕሮ ትግራወቲ ኣጆኪ ናትና ።
Very inspiring ❣️ young lady ❤️ well done Geni keep improving your knowledge and understanding the communities problem.
ቀደማኪ ልኣነ...ጨግበ ሓዲረ'ዋልኣየለ ርድእኒ ሓሞኺ🙏🏾
Good job heaven shikor ❤🙏
መልካምነት ለራስ ነው
ኣሰይ ምቅርተይ ዝያዳ ኹለን ምስ ማዕተብኪ ደሞ ደስ በሃሊት ቀፅልሉ።
መስቀልኪ ደስ ክብልYou're an excellent person keep going sis
መጀመሪያ ሰላም ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትኩም ደገፍቲ ቤኪ ይኩን ወገናተይ ቤኪ የቀንየልና ብጣዕሚ መደብ እዩ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ቀጽለሉ ሕጂ እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ኩሉ ግዜ ንሙሉብራሃን ወይ ዋሪ ኣቅርበለና ኢልናካ ነይራና እንታይ እዩ ትጸገም በጃካ ኣቅርበልና ሶ ግን ታንክስ❤❤
ሽኮርና ቀፅልሉ ጅጋና
ዋዕሮ ትግራይ ኣጆኺ
በሳል መንእሰይ ጋል ኣንስተይቲ ገነት ብርሃነ እቲ ሓቂ ሹምኪ ቀጽልዮ ኣጀኪ ንብዙሓት መሪኣያ ኢኪ
ሰብኣውነትኪ፥ ትሕትናኺ፥ ኣከዳድናኺ፥ መንፍዓትኪ፥ ኣዘራርባኺ፥ ኮፍ ኣበሃህላኺ እንታይ እሞ ክወጸኪ እስኺ ኣብነት ኣዴታትኪ ኢኺ።
Beautiful, strong, motivated, honest I really appreciate you. And I will follow you. Thank you.
ጎበዝ ኣብነታዊት ኢኺ በርትዒ 👍🏽
ፀሪተይ
Wey berte shukry,
Good job my people God bless you
Selam
Wellcome ገኒ
ክንደይ ከ ክትጽብቅ ያ?
ኣሰይ ምቅርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💗💗
yesss ጓል ራያ ራዩማ
Wawwwww shikorna eki nay bhaqi
Jignaweti waaro
Esey gobez bertai
ሄቨን ፅብቅ ስራሕ አዩ ቀፅለል ብቻ ብአፍ ማሕብር ልማዓት አይትበል ስራሕኩም አረኢን
ትሰርሕ እኮ አለ ዳኣኽ ዳኣ ትሰረሐክ ደልኽ
Wewwww 🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹🥰🥰❤️🙏
betam des ylal mearey ketybet ❤❤❤❤
Kemaki zebele gigna yebzhelna genetey miar Genet Brhanu
waw great keep it up
💖💖💖💖
👍👍💖
ዋዉዉ
ብጣዕሚ ገሪሚኒ ስብ ነሰቡ
Waero Tgraweyti 😍😘
አንበሳ ሶ ቀፅልሉ የኔ ቆንጆ😍😍😍
❤❤
Ganiye yane kimami 👌😘
ኣምበሲት ቀፅልሉ
ምኽንያቱ ዘይትብል
ቆንጆ
❤️❤️💋💕💖💘🙏🙏🙏
asey gal adey ambesit
ዋዕሮ ምጭውቲ ጓል ትግራይ ቀፅሉሉ
😍😍😍😍😍
Eway ktshkur 😯😯😯💘💘💘💘
ምቅርቲ
Wwwww ata kmreawa amaxuleyyy fkri hizuni alo
Geniye shikor jegna gual adey ttsbki kea
ሄቭ ሽኮር ለባም ሰብ
እንኳዕ ናትና ኮንኪ ፍትውትው
💔💔💔💔💓💓💓💖💖💖💘💘💘
Beauty and Brains Geni Haftey 👏👏👏👏😍😍😍 Asadi Raya 💪
እሰይ ምቅርተይ
Kemzi kemaki deki anestiyo 1000 yiweleda nifieti deki anestiyo eski nabza channel etewa entefetikina subscribe gebera
ሄቢ ሽኮር ቀፅልሉ
ክንደይ ከ ኪፍ ትህበካ እያ
ኬፍ አይባሃልን አዚኖ /አስመሪኖ /አንሰባ አንሰቦ ዲኻ።
Wala ane kef hibatni
👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Is the hair ,her own (natural) .
Foo Ata ezi gazetena kexleni sne amrawiii
Entadika ymlketeka gohaf
Waro Tigray. Sesni kem Enka Taff. Kemakes millens yeweleda. Dess behalit. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹❤👄
JEGNIT AJOKI QETSLLU, EDMEN TNAN DMA YHABKI.
hasabatki genet eyu zetu
ንፍዕቲ በሓቂ ንኩሎም መሳርሕትኪ የቀንየልና ግና ዝሪኦ ዘለኩ ፀጉሪ ድዩ ዋላ? ፀጉሪ አርቴ ፀጉርኪ ምሳኪ ኮፍ ኢሉ
ATA JEGNA NEWIH EDME YHABKA BEKI
Shkorena eke ajuke
Helen brhanu?
ብጣዕሚ ኢኪ ወረጃ, ስነ ስርዓተኛ, ዓባይን ለባምን።
ኣከዳድና 💯
ኮፍ ኣበሃህላ 💯
ትሕትና 💯
ልቦና 💯
መልክዕ over 💯
ኣብ መዓስከር ናዕና ንኤርትራውያን ብምሕጋዝኪ ካብ ልቢ’የ ደመስግነኪ ቀጽልዮ። I love you ❤️❤️❤️🌹
*ኣሰይ ጅብዕተይ❤💋 ብፍላይ ድማ ህድኣቲ❤ ኣወጻጽኣ ቃላትኪ100% ሄቭዬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏 ምቅርተይ❤ ኣጆኺ ንፍዕቲ ቀጽሉ🇪🇹👍 ቤኪ ሓወይ❤👍የቀንየልና*
ላዕሊ ላዕሉ ይኤ ድፈልጠኪ ድነዎርኹ ሄቩ ሽኮር ከምወድሽ በላይ ጨምሬ ወደድኩሽ 🙏🙏🙏 ብርትዒ ❗
💖💖💖
Brex Habeshawi እስኹም እውን ኣብታ ማሕበር እተው ዓርከዋ
Brex gobez ketslelu nska ewn
@@rayasesat4137 suk.beli.lokmaxe.nski.etewi😉😉
Brex Habeshawi why amarigna?
ሄቭ በሓቂ ለባም መርአያ ጀጋኑ ደቂ አንእስትዮ ኢኺሞ አጆኺ ቀፅልሉ። በኪ የቐንየልና ከምዚኣ ዓይነት መርኣያን ትምህርታዊ ምድላዋትካ ሕጉሳት ኢና ቀፅለሉ።
ገኒ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ሽኾሪና
ከማኪ ዝበላ መምልሰን ይወልዳ ኣንበስቲ ክበስል ትልባ 🥰💗💓
ፅርተይ እታ መስቀል ክንደይ የጥዕመልክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🎉🎉♥️♥️♥️♥️
ጋል መንደር እግዛብሄር ይባርኺ ማዓረይ
Abey eyou sefera?
ገኒዋይ ጎበዝ በርትዕ ዛሓፍት በርትዕ ጓልመንደረይ
ኣሰይይይይይይይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዒናን የሃብኪ ጋልዞም ጀጋኑ ተኪሶም ዘይስሕቱ💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇻🇳
ንፍዕቲ ሓፍትና ትምኒትና ትምህርታ ምስወደአት ንዓዳ ክትሰርሕ ወይ ክትሰርሒ ንምነየልኪ ዓወት ንምነየልኪ ክብርቲ ሓፍትና
ዋዕሮ ትግረወይቲ
ኣምላክ ኣብ ዝለክምዎ ይሓሉኩም
ን በኪን ገነትን ከምኡ ውን ንኩሉኩም ትግራዎትን ካብ ሓዉኩም ኤረትራዊ
ንፍዕቲ ሓፍትና ኹሉ መናኺ ፅቡቅ🥰🥰ካዚ ልላዕሊ ኽትብርትዒ ፈጣሪ ይሓግዝኺ ምሳኺ ይኹን😘😘
በእውነት እግዚአብሄር ኩሉ አማሊኡ ሂቡኪ መልክእን ጽቡቅ መልካም አታህሳስባን መልካም ምግባርን አማሊኡ ሂቡኪ እግዚአብሄር ይመስገን ብጣሚ ደስ ይብል ሰብ ካባኪ ይማሃር ከማኪ ድማ የብዘሃልና
ንፍዕቲ ! እምበር ኣብነታዊ ት ቀጽልዮ ጽቡቅ ስራሕ ከማኪ ሚልየናት ይኩናልና 👍🙏
እሰይ ዓሳድዋ እግዚኣቢሄር ሓይልኺ ይባርከልኺ ብዳውፀእኽዮ ይመልሰልኺ በረከትዋ ዮናስ ሃይሉ ድበሃል ምስኣ ድሰትሕ ብጣዕሚ ድሕብረተሰቡ ድሕግዝ ሰብ እዩሞ በይዛኻ ኣቕርበልና
ሽምኪ ገነት ☑ ኣብ ሰብ ዘለኪ ትሕትና ፣ ኣኽብሮትን ሓልየትን ገነት ☑
ከማኺ ዝበለ ሽሕ ይወለድ 💗
You are the 🔝
ጅግና ምስ ማዕተባ ናብ እስትድዮ ትኣቲ ጋል ኣንስተይቲ ካብ ማዕተበይ ክበጥስ ስካደይ ትበጠስ
ምቅርተይ ብጣዕሚ ብኩሉ ነገራትኪ
ተመቺኪኒ ዝያዳይ💓💓💓💓
ጎበዛት ደቂ ፍቃር ትግራይ
ገንዋይ ማዓረ ጀግና ኢኺ
Kemzien ziamesela biluxat dekihizibi kirie keleku libey tefesihe nimukanu weyane 27 amet kab habiti nilaieli muhuran mifiraykum yekenielna our future is bright 💯
ገኒ ዋዕሮ ሃማኺ ድበለ ያብዝሐልና 😍😍😍😍💞💞💞💞💜💝💝💝💝💝
ዋዕሮ ማለት ምን ነበር ጋልራያ😜
ስራሕካ ካብ ትጅምር ክሳብ ሕጂ መደብካ በጣዕሚ እየ ዝካታተሎ ዘስሕቀኒ ኣሎ ዝምስጠኒ ዉን እዩ።ግን ኣይከም ሎምን ብጣዕሚ ብጣዕሚ (diligent) ዝኮንት ጋል። ፈጣሪ ክሕግዛ ካኣ የምነ very very nice ገነት(ሄቨን) ሓፍትና!!!!!
✍️♥️➪ከማኺ ንሙዃን ዑድል ካብ ጎይታ ምድረ ሰማይና ድትዓደለ ዩኡ ♥️ማርያም ሕዝባ ማይጨውይ ሚችኣል ተጉለ ማይጨውይ ብቕድመኺይ ብድሕረኺይ ከለ ብ2ተ ጎንኺይ ምስኣኺ ኾይኖም ይሓልዩኺ {Genet} ሄቨን ብርሃኑ ኣሰሊ ጓል ሓመድ ራያ የዕስ ሰጋ ሰብ ዓድናዋ ብሓቂ ጥሕሳ የኺ ካዓይኒ ሸፋጢይ ሕማቕ
ረኣዪይ ይሓልዩኺ ኹሎም ገዳማት ማይጨው ዓድኺ ብድኸድኽዮ ኸሉ ሃምና ዓድኺ ላዛ ጡዑሙ ዳርውየኪይ ዳሐጉሰኪይ ይኹን ሕማቕ ኣይነኸይኺ..!!🙏♥️♥️♥️
ኣሰይ ምቅርቲ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ የብዛሓልና 😍😍
Shkor 💟💟💟💟👍
እሰይይይይይ ዓሳዲዋይ ጓል ዓደይ ኒበርልና ዓሳዋ ቅድመኽ ዳአነ ሸገ ስራሕ. ዩኡ በርትዕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘💞💞💞💞💞💪👌🙏
ሀይ ጋል ራያ ሸኮር
ገኒ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ጎበዝ በርትዒ ናይ ቡዙሓት ሰባት መርአያ
Atyo entay eya ktmkr edmen tenan yhabki mkrtey kemaki zbele yebzhalna😍😍😍
ብሓቂ ኣብነታዊት ገነት ሽኮር ካብ ኣጠቃቅማ ቋንቋ ከሳብ ኣታሓላልፋ መልእክቲ ሰሚዒካ ዘይፅገብ ፍሉይ ተመክሮ ቀፅሉሉ
የቀንየልና በረከት ኣዛ ኣብነታዊት ሰለ ዘቅረብካልና
ኣየኻ ጓል ልሕምና
ሄቪየ መርአያና
ሰናይተ ራዕይ ወግብር!
ገኑ ዋዕሮ ትግራወይቲ ከማኪ ዝበለ የብዘሐልና ከመይ ድኪ ምቅርቲ በርትዒ ቀፅልሉ💕🇻🇳🌷።🇪🇹?
ውዕሮ ትግራወቲ ኣጆኪ ናትና ።
Very inspiring ❣️ young lady ❤️ well done Geni keep improving your knowledge and understanding the communities problem.
ቀደማኪ ልኣነ...ጨግበ ሓዲረ'ዋ
ልኣየለ ርድእኒ ሓሞኺ🙏🏾
Good job heaven shikor ❤🙏
መልካምነት ለራስ ነው
ኣሰይ ምቅርተይ ዝያዳ ኹለን ምስ ማዕተብኪ ደሞ ደስ በሃሊት ቀፅልሉ።
መስቀልኪ ደስ ክብል
You're an excellent person keep going sis
መጀመሪያ ሰላም ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትኩም ደገፍቲ ቤኪ ይኩን ወገናተይ ቤኪ የቀንየልና ብጣዕሚ መደብ እዩ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ቀጽለሉ ሕጂ እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ኩሉ ግዜ ንሙሉብራሃን ወይ ዋሪ ኣቅርበለና ኢልናካ ነይራና እንታይ እዩ ትጸገም በጃካ ኣቅርበልና ሶ ግን ታንክስ❤❤
ሽኮርና ቀፅልሉ ጅጋና
ዋዕሮ ትግራይ ኣጆኺ
በሳል መንእሰይ ጋል ኣንስተይቲ ገነት ብርሃነ እቲ ሓቂ ሹምኪ ቀጽልዮ ኣጀኪ ንብዙሓት መሪኣያ ኢኪ
ሰብኣውነትኪ፥ ትሕትናኺ፥ ኣከዳድናኺ፥ መንፍዓትኪ፥ ኣዘራርባኺ፥ ኮፍ ኣበሃህላኺ እንታይ እሞ ክወጸኪ እስኺ ኣብነት ኣዴታትኪ ኢኺ።
Beautiful, strong, motivated, honest I really appreciate you. And I will follow you. Thank you.
ጎበዝ ኣብነታዊት ኢኺ በርትዒ 👍🏽
ፀሪተይ
Wey berte shukry,
Good job my people God bless you
Selam
Wellcome ገኒ
ክንደይ ከ ክትጽብቅ ያ?
ኣሰይ ምቅርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💗💗
yesss ጓል ራያ ራዩማ
Wawwwww shikorna eki nay bhaqi
Jignaweti waaro
Esey gobez bertai
ሄቨን ፅብቅ ስራሕ አዩ ቀፅለል ብቻ ብአፍ ማሕብር ልማዓት አይትበል ስራሕኩም አረኢን
ትሰርሕ እኮ አለ ዳኣኽ ዳኣ ትሰረሐክ ደልኽ
Wewwww 🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹🥰🥰❤️🙏
betam des ylal mearey ketybet ❤❤❤❤
Kemaki zebele gigna yebzhelna genetey miar Genet Brhanu
waw great keep it up
💖💖💖💖
👍👍💖
ዋዉዉ
ብጣዕሚ ገሪሚኒ ስብ ነሰቡ
Waero Tgraweyti 😍😘
አንበሳ ሶ ቀፅልሉ የኔ ቆንጆ😍😍😍
❤❤
Ganiye yane kimami 👌😘
ኣምበሲት ቀፅልሉ
ምኽንያቱ ዘይትብል
ቆንጆ
❤️❤️💋💕💖💘🙏🙏🙏
asey gal adey ambesit
ዋዕሮ ምጭውቲ ጓል ትግራይ ቀፅሉሉ
😍😍😍😍😍
Eway ktshkur 😯😯😯💘💘💘💘
ምቅርቲ
Wwwww ata kmreawa amaxuleyyy fkri hizuni alo
Geniye shikor jegna gual adey ttsbki kea
ሄቭ ሽኮር ለባም ሰብ
እንኳዕ ናትና ኮንኪ ፍትውትው
💔💔💔💔💓💓💓💖💖💖💘💘💘
Beauty and Brains Geni Haftey 👏👏👏👏😍😍😍 Asadi Raya 💪
እሰይ ምቅርተይ
Kemzi kemaki deki anestiyo 1000 yiweleda nifieti deki anestiyo eski nabza channel etewa entefetikina subscribe gebera
ሄቢ ሽኮር ቀፅልሉ
ክንደይ ከ ኪፍ ትህበካ እያ
ኬፍ አይባሃልን አዚኖ /አስመሪኖ /አንሰባ አንሰቦ ዲኻ።
Wala ane kef hibatni
👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Is the hair ,her own (natural) .
Foo Ata ezi gazetena kexleni sne amrawiii
Entadika ymlketeka gohaf
Waro Tigray. Sesni kem Enka Taff. Kemakes millens yeweleda. Dess behalit. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹❤👄
JEGNIT AJOKI QETSLLU, EDMEN TNAN DMA YHABKI.
hasabatki genet eyu zetu
ንፍዕቲ በሓቂ ንኩሎም መሳርሕትኪ የቀንየልና ግና ዝሪኦ ዘለኩ ፀጉሪ ድዩ ዋላ? ፀጉሪ አርቴ
ፀጉርኪ ምሳኪ ኮፍ ኢሉ
ATA JEGNA NEWIH EDME YHABKA BEKI
Shkorena eke ajuke
Helen brhanu?