ይኣክል ጌታቸው! የኣክል ፃድቃን! ወዲ ወረደ ንቃሕ! መራሕቲ ሰራዊት ኣብ መስመርኩም! ይኣክል ሓሶት ግምት! ይኣክል ኣጫፈርቲ ግምት! ቃልስኹም ነፅርዎ! እንተዘይኮይኑ ይኣክል ጅምላ ፍረጃ! ኣታ ህዝባዊ ውድብ ከይብሉኒ ምባል፣ ካብ መስመር ዘልሓጥሓጥ ምባል የኣክል! ፅናዕ ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ! ይኣክል ጌቾ! safe exit to Gecho! thanks for your service Gen. Tsadika go away. ይኣክል! GSTS ይኣክል! Let your representative, Gen. Tsadikan, go away. Terminate your delegation. No worth from him. him. Our people is paying cost due to his hostage. ይኣክል! ይኣክል! ይኣክል!
አዮና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😢😢😢
ሓሳውቲ ዝኮኑ መረሕቲ ሕጂ መፆም መግለፂ ክህቡ እዮም ዘይምነዎም 😢😢 ረሳሓት😢😢😢😢😢ኣሕሕሕሕሕሕሕ
😢😢
ህዝበይ ኣምላክ ይኃግዝክም
ብጣዕሚ የሕዝን!!
ህዝቢ መቐለ ብፍላይ መንእሰይ መቐለ መሕፈሪ ኢኻ፣ ጉሓፍ ኢኻ ብሓቂ። ፀገዒ ሒዝኻ ከም ትዓዛቢ ክትሪኦምስ ብጣዕሚ መሕፈሪ፣ ማለሊት ክላሽ ኣዕጢቓ ላብ ኺናት ክተእትወካ ተትፅወዐካ እላዘለልኻ ክትኣቱ ነይርኻ። ለጃይ ማሕበረሰብ።
😢😢😢😢😢😢
ኣጆኩም ክትምለሱ ኢኩም
ህዝቢ መቐለ ውፃእ ይአክል እሽክዕላል
አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይአክል በል !!
😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔
ህዝቢን ወጣትን መቀለን ከባቢኣን ጸገሞም ፀገምኩም ስለዝኮነ ሓግዝዎም ብሰለሜዊ መንገዲ
ኣጀኩም ዞም ሓተይ
እድሜ ይሀብካ ሐውና
🙏🙏👍👍💊💊💊💪💪💊💊👍👍👍👍👍
እዋይ ህዝብና
💔💔💔😭😭😭💔💔
ሓሳብ እቲ ሰልፊ ከምኡ እንተኾይኑ ጌጋ እዩ። "ንዓና ዘይትኸውን ትግራይ ኣይንፈልጣን" ዝብል ጌጋ። ህወሓትን መራሕታን ንኹሉ ህዝቢ እዮም ሸይጦም። ስለዚ ሓበራዊ ቃልሲ ይደሊ። እዚ ሰልፊ መጻወቲ ዕላማ ህወሓት ይኸውን ኣሎ። ነዚ እውን እዩ እቲ ዕላማ እናደገፍና፡ ኣብቲ ሰልፊ ዘይንርከብ።
ዋይ ህዝበይ ዝረከብካዮ
ብህዝቢ መቐለን ብመንእሰይ መቐለን ሓፊረ ብጣዕሚ የሕዝብ ክንዲ ምስ ህዝቦም ድምጾም ዘስሙዑ ኣብ ከተማ መቐለስ ተፋናቐልቲ ጥራሕ ክወጹ የሕዝን
😢😢😢😢😢
ብፀጋም ምጭራሕ መሊስካ ንምዕራባውን እናተማሕፀንካ በቲ ሐደወገን ፀርፍን ኣንፃራዊ ቅዋም ምስጓምዩ ማሌሊታውነት ዋጋ ከፍለናን እናኽፈለና ዝመፀዩ።
💔💔💔😪😪😪🙏🙏🙏
ፍትሒ ሃብዎ ህዝብና ብሰንኩም ህዝብና ይሳቀ አሎ አፍቲ ትግርይ ይውረር አሎ ህዝብና ብጥምየት ይሳቀ አሎ ንስካትኩም ከምሱዋአ ዝጠዓመላ ሽርጉድ ትብሉ አለኩም ፍትሒ ነቲ ለዋህ ፀዋር ህዝብና!!!
ህዝቢ ኣይትሸወድ መራሕቲ ተፈናቀል ሌያቡ እዩም ምምላስ ኣይደልዩን
አየ ትግራይ በቃ ዓለም ትስምዕና ነብስኻ ውሽጥኻ እመን ንሱ እዩ ዘድሕነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😢😢😢😢😢😢😢😢
🥲🥲🥲🥲🥲
Hwehat entey dehaney hzbi aydhniy elom eyom 🥵🥵🥵. Ab kenda lelewu wegenatna hhagzom😪👏👏
ዶናቁር መረሕቲ እዚኦም ኣሕ ህዝበይ ንርእሶም ይኩን
10 sebat nab hegi keyteqrebu 1 million mensey kefilkum .
Hejiweni 10 sebat tehateti keytgebru seqyatkum yeqetsel alo.
Hewehat kateteret teray eyu zelewa.
Ara bitiami yahizen eyou
ህዝቢ መቐለ ግልብጥ ኢሉ ወፂኡ ነዞም ዝተፈናቐሉ አሕዋትና ክሐግዞም ፤ ምስ
ኣሕዋቶም ኮይኖም ኣፍት ሰልፊ ክርከቡ
ዘይምኽኣሎም ንዕቐት ናይቶም ተፈናቐልቲ ኣሕዋትና ምዃኑ ክፈልጡ
ይግባእ ካብ ህዝቢ መቐለ ከምዙይ ዝበለ ኣስነዋሪ ስራሕ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ኮይንካ
ድጋፍ ዘይምሃብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘይምዉ
ፃእ የታዓዛዝብ'ዩ ብጣዕሚ የሕዝን
ነቲ ጉዋኤ ኣካይደ ዝብል ጉጅለ ህወሓት ተውጉዙ ይግባእ መንግስቲ ይፅዕር ኣሎ ውድብ ኻሊእ ኣጀንዳ ይሕዝ ኣሎ ብተወሳኺ ብኣውያት ከም ልምዓት ጉጅለ ክኾን ኣይግባእን
አጀኽ ኩሉና ምሣኽም ኢና አጀኽሞ።
nay baki ahwat ntehagagez !
Diaspora were are you? Why you keeping silent what happened to you?
እሩባት
ተወሊደ እስካዕ ለኣበኩላ ትግራይ ፡ትግራዋይ ብምኻነይ ካብ 1983 kab iኤርትራ እስኻዕ ኸዚ ( 2015.....) ብስደትይ ብውርደትይ ኣለኩ ለለ ኸዚ ኣብ ኣደይ( ሽኸት ) ተፈናቂለ ኣብ ሽግር ኣለኩ ። ችግሩ ዕድለይ ድዩ ወይ መንነተይ ፧?ኸምዚ 47 ዐመት መከራይ ልረእኩ
አጀኸም ኩልና ምሳኩም አብ ኩሉ መዳንይ ብኹሉ ኩሉ መዳንይ ምሳኽ ኢና ክብራአብ እንካብ አደሰአበባ ።
ሓሰዉቲ ተጋሩ መንቂ ኣሪትራ ምሽ ኔሪኩም ኣንቱም ሓሰዉቲ ማሕልቲ ሪሳሓት
ስቃይ፡ህዝብትግራይ፡ይኣክል፡ቆላሕታ፡ንተፈናቀልቲ።ምዕራብትግራይ።❤❤❤
ትግራዋይይ
ርእሲ ዕትሮ
ናጺነት ክብሪ መምዚዕካምብርር፡ለሚንካ ኣይመጺእን ኢዩ።
ፊሊስጠም 80 ዓመት ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም መጥፊኦም ኮይኑ።
ናትኩም፡ከምኡ ኢዩ።
ኣብዚ ከባቢ ናይ ጺሊኢኢ ደምን ተኺልኩምም
ብዓይኒ ኢርትራ ትግርዋይ ኢሙን ኣይኮነንን።
ምዕራብ ትግራይ ዝበሃል የለን። ቃፍታ ሑመራ፡ ወልቃይት፡ ጸገዴ፡ ዳንሻ መሬት ኣምሓራ ሰሜን ጎንበር እዩ።
እታደንቆርሰቃታጀርካን።መዓልትካምሓለው
kıdı gohaf nı adkı gberı gohaf jerıkankı dleyı
Ajoka hzbna hzbi miera Tigray. Merahtka zhansheshiwo meftihi bqalska kimles eyu. b filay dima gizyawi mimhdar (wana nay hinshesha) tewasaeti G.Tsadqan, telaki wedu Getachewn nay ezi tselim tarik tehatetti eyom. Eni Debretsiyon ewun ezuy himaq akayda enareyu b zsekenen biblhatn ab kindi etu afalalay mitsbab kemtselae ferijika afalalayu ab misfah zgeberkumiwo kiyado atrina ena nineqf. Kiltekum Hadnetna wedibna hzbnan meretna nkeynmelis abi enqfat koynomna eyom. Hiji wey yiariiyu wey siltan yilqequ...mam yikun manm ab tuition hzbnan meretna eyu.
ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን መሬትና ሸይጦምዎ እዬም ክተስታውሱ እንተኮይኑም መሬት ማንም የማሓድሮ ኢሉ ነይሩ ጌታቸው ። መነአሰይ መቀለ ድማ ናይዚ ሸውጥቲ መሬቶምን ህዝቦምን ደጋፊ እዩ ደቃሉ ስለዝኮኑ ።
@@TaferegebruTfse yekenyelena Ata wed sebeyti....
@Dawit-ku2ty አንታ ረሳሕ አእምሮ ካብ ፀቢብነት ወፂኢኻ ስለ ህዝብኻ አይተሓስብን ዲቃላ ። እንደገና ካዓ ርእሲ ዘይብልካ ስለ ዝኮንካ እንበር ካብ ጋል ተነስተይቲ አይኮንካን ዲኻ ተወሊድካ ዲቃላ ዝሓስብ ርእሲ ዘይብልካ
ሱዑር ምርጫ የብሉን።
ብዝወላዕኩሞ ናይ 25 ዓመት ዉግእ እገዳ ኣብያ ንዉሳነን ንኣህጉራዊ ቢት ፊርዲ ጎበጣ ኣንጻርር ሃገረ ኢርትራ
ኣብ መወዳእታ
1 ሚልዮን ወዲ ድኻ ንብላሽ ኣጥፊእኩም ስረኹም ፈቲሕኩም ኣለኹም።
ተለሚንኩም ኣቢኹም ምብቲታን ኢርትራ 25 ዓመትኮ ኣሽካዕልልኩምም።
ምርጫን ታሪኽን ናይ ዕዉታት ኢዩ።
ዚተሳዕረ ቦታ ኮነ ምሪጫ የብሉን
እቲ ምንታይ ናጺነት መምዚዕካምብር
የእዊኻን ለመንካን ዩካኣክል ኢልካ ኣይመጺእን ኢዩ
ይኣክል ጌታቸው!
የኣክል ፃድቃን!
ወዲ ወረደ ንቃሕ!
መራሕቲ ሰራዊት ኣብ መስመርኩም!
ይኣክል ሓሶት ግምት!
ይኣክል ኣጫፈርቲ ግምት!
ቃልስኹም ነፅርዎ! እንተዘይኮይኑ ይኣክል ጅምላ ፍረጃ!
ኣታ ህዝባዊ ውድብ ከይብሉኒ ምባል፣ ካብ መስመር ዘልሓጥሓጥ ምባል የኣክል! ፅናዕ ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ!
ይኣክል ጌቾ!
safe exit to Gecho!
thanks for your service Gen. Tsadika go away. ይኣክል!
GSTS ይኣክል! Let your representative, Gen. Tsadikan, go away. Terminate your delegation. No worth from him. him. Our people is paying cost due to his hostage.
ይኣክል!
ይኣክል!
ይኣክል!
ERITREA th-cam.com/video/t_QKtQpUoxU/w-d-xo.htmlsi=fbGFYdQyGy9gsk98