ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የነጌታቸው ደጋፊ መሆንሽን አረጋግጠሻል
Respect this wise ,humble ,Brave and smart Man!!❤❤❤Thank you! wish you all the best 🙏
Thanks axumswian
❤❤❤❤❤ jegna
ፀረ ትግራይ
ናይ ጉጀለ ኣደመ(ጨቆንቲ) ሰልፊ ርዒናዮ ናይ ጭቁናት ሰልፊ ቶሎ ግምት ይፀዉዐልና!
ጅግና ኣያና ኣስገደ
ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሴ ዕድመን ጢዒናን ይምነየልኩም ቡዙሕ ለባም ሰብ ካባኹም ክመሃር ይኽእል እዩ ብዘይካ ደንቆሮታት እታ ሓቂ ታዝተዛረብኩምዋ እያ ዘይርድኦ ቡዙሕ መሃይም ስለ ዘሎ ብዘመን ውበያ ዝፀመመት እዝንስ ውበ እናበለት ትነብር ይበሃል
ኣስገዶም ዕድሜኻ ልክዕ እንዳ በኸኻ ክትነብር ፣ ወታደርን ተጋዳላይን ዘይፈሊ ደንቆሮ ሰብ ።።።።።
ሓደ ፀግዒ ኣይትሓዙ ንህዝቢ ወግኑ ።
ንነዊሕ ዘመን ተቓሊስካ፣ብዙሕ ነገራት ኣቃሊሕኻ ኔርካ።ግና ካባይ ጀሚሩ ብዙሓት ዓይይንና ተዓዊሩ፣ኣእምሮና ተደፊኑ።ደንጊዩ ተረዲኡና። ተስፋ እገብር ሎሚ ብዙሕ ይርደአካ ይኾን።
ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ስገደ ፡
ተጋዳላይ ሽመት ከምቲ ናይ ቀደም (ፊተራሪ) ኮይኑ መለት ድዩ ? ተኾይኑ ኸ ልክዕ ድዩ ?
Jegna ❤
መራሒ ህወሓት ዝኾነ ደብረፅዮን ድሕሪ እቲ ኣዕናዊ ህልቂት ኲናት ንትግራይ ዘጋጠማ ዘስካሕክሕ ክውንነት ሙሉእ ብሙሉእ ዕዉር ኮይኑ ይረአ። ኣብ ስልጣንን ህላወ ውድቡን ዘይሕለል ኣተኩሮኡ፡ ነዚኦም ከም ቅልውላው ምዝንባል ዝኣመሰሉ ዘይተኣደነ ብድሆታት ብሕታዊ መፍትሒ ከም ዝቖጽሮም ይሕብር። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ግዝያዊ መንግስቲ ፍርያት ስምምዕ ፕሪቶርያ ምዃኑ - ናብ ሰላምን ምሕዋይን ዝወስድ ኣድላዪ ስጉምቲ ምዃኑ ኣፍልጦ ክህብ ኣይከኣለን።ደብረጽዮን ዘስምዖ ዘረባ ምስቲ ሓድሽ ክውንነት ምትዕጽጻፍ ምእባዩ ዘንጸባርቕ’ዩ። ሕጂ’ውን ከምቲ ቅድሚ ኲናትን ስምምዕ ፕሪቶርያን ዝነበሮ ስልጣን ሒዙ፡ ንዓብላልነት TPLF ስልጣን ካድረታቱን ኣብ ልዕሊ ህጹጽ ድሌታት ህዝቢ ቀዳምነት ሂቡ ይዛረብ። እቲ ነቲ ስምምዕ ንምትግባር ሓላፍነት ዝተዋህቦ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝካየድ ዘሎ ምብስባስ ንገስጋስ ዝዕንቅፍን ስቓይ ዘናውሕን ብምዃኑ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ እዩ።ብናተይ ኣረኣእያ ሓደ ሓደ ኣብ ውሽጢ ህወሓት እቲ መሪሕነት ሙሉእ ብሙሉእ ውፅኢታዊ ዘይኮነን ንትግራይ ንምሕዋይ ቅልጡፍ መፍትሒ ክረክብ ዓቕሚ ዘይብሉን ኮይኑ ከምዘሎ ክግንዘቡ ኣለዎም። ምስ ግዝያዊ ካቢነ ሚኒስተራት ምትሕብባር ኣገዳሲ እዩ፣ ዋላ ነቲ ሕጂ ዘሎ ፕረዚደንት ሸለል ክብሉ ይመርጹ። ከም በዓል ጌታቸው ረዳ ዝኣመሰሉ መራሕቲ ልዕሊ ውልቃዊ ረብሓታት ተላዒሎም ክብደት እቲ ኩነታት ከለልዩ ኣለዎም። ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ንኽልቲኦም ካድረታት ህግደፍን ምምሕዳር ኣብይን ዝያዳ ተቐባልነት ዘለዎ ሰብ ቦታ ክኸፍት ልቦና ምኾነ። እዚ ምስግጋር ብሃናጺ መንገዲን ጽቡቕ ሂወት ትግራይ ብቐዳምነት ትኹረት ብምግባርን ክካየድ ኣለዎ።እቲ ዘሕዝን ግን ዲስኩር ደብረጽዮን ቅድሚ’ቲ ቅድሚ ኲናት ምጽናት ዓሌት ዝነበረ ጭርሖታትን ምኽንያታትን የቃልሕ ኣሎ። እዚ ደው ዝበለን ንርእሱ ዘገልግልን ኣካይዳ፡ ነቲ ድሮ ተበላሽዩ ዘሎ ኩነታት ዝያዳ ከይረጋጋእ፡ ህዝቢ ትግራይ ንዝዓበየ ሰናይ ክላመድ ወይ ክተሓባበር ዘይደሊ ኣመራርሓ ሳዕቤን ከጋጥሞ ሓደጋ ኣለዎ።
ስብሐታውያን 50 ዓመት ደም ሕዝቢ መጢጦም እዮም። የአክል ንበል።
ግዳይ ፅሎቲካ ዘይትገብር አብ ቤት እሚነትካ ከይዲካ
ሰራዊት ናይ ሐደ ድርጅት ደጋፊ ክከውን የብሉን
ጀግና አያና 👍👍👍
ብትኽክል ኣታሓሳስቦኦም ወሪዱ ንሶም ዝውንንዎ ተጋዳላይ የለን ህዝቡ ንምድሓን እንበር ንሓደ ጉጅለ ክውግን ዝተጋደለ የለን:: ጀነራል ታደሰ ወረደ ስልጣን ከማዕዱ ምውሳን ዝሰኣነ ይመስል ጽቡቕ ግይርኹም ንገሩዎባ
መደናገሪ
ስበል ከዳዕ
Absolutely right 👍
ኣቦይ ቤተ ክርሰትያን ምእታዉ እዩ ዝግቦኦም እምበር ዓዘፍዝፍ ኣይፀቡቅን ኣብዚ
❤❤❤❤❤❤❤❤
በርትዑ ኣክማውያን ሚድያ❤
Axumawit media: Asking Tigrayans in Tigray and Addis Ababa FINANCIALLY support them.👎👎👎👎Zara media: Asking the Tigrayans in Tigray and Addis Ababa to support TDF verteans👍👍👍👍We now know who is really the voice of Tigrayans.
ዓቢዪ ጋሻ አቶ አስገደ ሐቂ እዩ እቱ ዝበሉዎ! አብ አ አን ካልኦት ቦታ ኢትዮ.ን ዝነብር ተጋደልቲ መከላከልያ ዝነበረ ትግረዋይ እይነገሩናን ንመቀለ ሐዲሞም አወዲኦሙና እዮም እውነትም አሸበርቲ(አፈንጋጭ)ብዓል ደብረጽዮን እዮም።
Are you Aregawi Berhe's son?
@@wediofla3230 ሠናይት መብራህቱ(ዲቃላ እስታሊን)ጭፍን ማን ልበል?
@@wediofla3230Adwa's son
ንሰራዊት ትግራይ ዝሓስቡ መሲሎም ቂሞም ክዋፅኡ ህወሓት ከጥፍኡ ክብሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ከምፅኡ ይፅዕሩ። መስደመም። ከምዚ ይቐፅል ዲኻ ትብል ዘለኻ?
ስልጣን የለን ተቃፀል
Unsubscribe 🤪👎👎
ይጨፍልቅካ ርኩስ ሐሳዊ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጂግና ኣቦና
ኣስገደ ጡስጡስ ብኽያት ኣይተብዝሕ
ደደብ
ኣንታ ቁሩብ ዘይትሓፍር !
ሀሰውቲ ኮይነኩም
ሐሳዊ ባርያ ወዲ በሻሻ ልእላዉነት ይከበር ዝተፈናቐለ ናብ በትኡ ይመለስ ዶ ምንባል የሕሽስ ዝበታትን ሐሳብ ።
ናይ ምሰትዋስን ንቅሓትን ዓቅሚ ከምዘለዎም ብመጽሓፍቶም ይፍለጡ ኢዮም።አቶ አሰገደ።ንትግራይ ዘድልያ ፀርፊ ዘይኮነስ መፍትሕዩ።ብመነፈሳዊ ወይ ብሕጊ ዘይምራሕ ናይ ውልቂ ጣምጣም ኢዩ ዘሎ።ሰብኣዊነት ጥበብ ምስትውዓል ዝጎደሎ ባህሊ ነጊሱ።ነዊ ታሪኽ አለና እናበልና አተሓሳስባናንተግባርናን ግና ናይፓጋንዩ።እስኪ ንዝመፅእ 100 ዓመታት 50 ን 10 ዓመታት ወሎዶ ንሕሰብ።ድላዩ ይኹን እናተብሃለ ምውሳን ጭካነ ኢየ።የማንን ፀጋምን ንድሕሪትን ንቅድሚትን ሪኢኻ ምውሳን የድሊ።ናይ አሥመራን አ.አ.ን ንትግራይ ዘሎ አመለኻኽታ ብቋሚ እናተንተነካ ምርአይ የድሊ።ማንም የፈጽሞ እቲ አብ ክልቲኤን ከተማታት ንትግራይ ዘሎ አረአእያ አቦቱ ኢዩ ዘሎ።ህልኽን ናይ ውልቂ ጥቅምን ንግደፍ።ዝብላዕ ገዛ ተልዩና እኹልዩ።እኒ ብልጌት ናይ ዓለም ቁፅሪ1 ነይሮም ሀዚ አሪጎም ናብ ሞት ይኸድለው።80%ህዝቢ ካብ ድኽነት እንተወጺኡ እስኻቱምውን ዘላቂ ዘለዎ ናብራ ይህልወኩም።ንሰብ ሥልጣን ማለተ እየ።ንመፍትሕ ምሁራት በቢ ዘፈሮም ይፅሓፉ።
You didn't understand the situation of displaced on millions from their land, at least
ኣይይ ብጣዓሚ ንፈትወክን ነኽብረክን ጋዜጠኛ ኢኺ ግና ዝኾነ ረብሓ ንዘይብሉ ሚድያ ብምስራሕኺ ግን ንሓዝን።ዝሚድያ እዙይ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ሚድያ ስለዝኾነ ንዓኺ ኣይምጥነክን።
Exactly!
ሳናቲም ክትኣርዩ ፣ ህዝቢ ትበታትኑ ኣለኹም አኽሱማውያን ። ዓገብ !
Axumawit Media asks financial help from the people of Tigray and Addis instead of asking those in Addis Ababa to help IDPs and TDF veterans.
Mhaym aregit
መኖ ድኣ ኣሎ ነጉናግ ኣረጊት
ጊዚያዊ ምምሕዳር ስርሑ አሰርሐን ዋና መታለሊ ኣባህላ ክሰርሕ ዘይካኣለ እኮ አደመ ከስርሕዎም ስለዝካኣሉ እዩ ። ናኣብነት ኣብዑር ፀሚድኩም ክትሓርሱ ደሊኹም ኾይኑ ግና ድጉሪኹም እንድሕር ሰሪቐዮ ከመይ ገይርኩም ክትሓርሱ ትኽእሉ ? ድግሪ ኽሳብ ትረኽቡ ትፅበዩ ማሕረስኩም ይተኣጓጎል ሻዕብያ ሐዚውን ብታዝተረፈት tplf ገይሮም ትግራይ ይሕምስዋ ኣለው ። ይኣኽለኩም ይኾነኩም በቃ በሉዎም ኣብ ወዲ ዓድኹም ጥይት ተኩስኩም ኣይትቕተሉ ፀላኢ ዝቐተሎ ይኣክል ።
KMISH ADENAKIFUNI KULESHAE
ኣኩሱም ሚድያ ካብ ሓሰውቲ ሰባት ናብ ሚድያ እናቅረበ አብ ትግራይ ዝተፈጠረ ኪናት ሕጋዊ ከም ዝኮነ የቃልዕ ኣሎ
እዛ ጋዜጠኛ አምታይ ሓዲራእ መፅያ ነዚ ሚድያ አይትምጥንን አስተካክልዎ...
ከመጀመሪያው ሀሳቡን ከ20አመት በፊት ያኮረፈ ሰዉ ነዉ ሲጀመር
ጀነራላት ትግራይ ክሳብሕጂ ካብፈኸራሓሊፎም ዑልዋምዋመንግስቲ ኣይፈጸሙ ኣስገደጡስጡስ ሓሳዊግን ዑልዋምውንግስቲ ገሮምኢሉይሑሱሎ ኣስገደጡስጡ ቃለመሕተት ኣብዝገበረሉ ቁጽሪዩዝሕሱ ሓሳዉን በኻይን
አነ ዝገርመኒ እዞም ደናቅር ክንዲ ይአክል ኢልካ ግዝአት ትግራይ ነዉሕስ ክንዲ ማለት ነንሕድሕድካ ምብላዕ????እቲ ዘሕፈር ግምት 2 ዓመት ብዘይካ እሱራት ጀኖሳይድ ምልቃቖ ከቢድ ብረት አረኪቡ ን ትግራይ እንታይ ጌሩ ።
ፈርቃቅ ኣረጊት
ቆማል ወዲ ኣረጊት ተረፍ ምርኮኛታት ዋሓጦ እቲ ሓቂ ገይና ክትሕነቁ ኢኹም ባራዩ ምርኻት
🙃🙃🙃this man is upside down 🙃🙃🙃
ደንቆሮ
ዱሁል
ታይኖኻ ኻንካ ነጉናግ ታደሰ ዘይትኣምን
ጅንታ ከብዴም ኢኻ ኣረጊት
ግዜዌ,ምእምሕዳር,ስርሑ,አገበረን,ሰአባት,ገአዝኦም,ታሐርዎም,ከይዋሓቡ,ስሩሑ,አይገበረን,ቀአልቢ,ዘአሎዎ,ተአዛረብ,መልሓስካ,አይፅረኻን,ኦኦአይትበል
መጀመሪያ ምፅሓፍ ተምሃር ቅድሚ comment!😂
የነጌታቸው ደጋፊ መሆንሽን አረጋግጠሻል
Respect this wise ,humble ,Brave and smart Man!!❤❤❤
Thank you!
wish you all the best 🙏
Thanks axumswian
❤❤❤❤❤ jegna
ፀረ ትግራይ
ናይ ጉጀለ ኣደመ(ጨቆንቲ) ሰልፊ ርዒናዮ ናይ ጭቁናት ሰልፊ ቶሎ ግምት ይፀዉዐልና!
ጅግና ኣያና ኣስገደ
ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሴ ዕድመን ጢዒናን ይምነየልኩም ቡዙሕ ለባም ሰብ ካባኹም ክመሃር ይኽእል እዩ ብዘይካ ደንቆሮታት እታ ሓቂ ታዝተዛረብኩምዋ እያ ዘይርድኦ ቡዙሕ መሃይም ስለ ዘሎ ብዘመን ውበያ ዝፀመመት እዝንስ ውበ እናበለት ትነብር ይበሃል
ኣስገዶም ዕድሜኻ ልክዕ እንዳ በኸኻ ክትነብር ፣ ወታደርን ተጋዳላይን ዘይፈሊ ደንቆሮ ሰብ ።።።።።
ሓደ ፀግዒ ኣይትሓዙ ንህዝቢ ወግኑ ።
ንነዊሕ ዘመን ተቓሊስካ፣ብዙሕ ነገራት ኣቃሊሕኻ ኔርካ።ግና ካባይ ጀሚሩ ብዙሓት ዓይይንና ተዓዊሩ፣ኣእምሮና ተደፊኑ።ደንጊዩ ተረዲኡና። ተስፋ እገብር ሎሚ ብዙሕ ይርደአካ ይኾን።
ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ስገደ ፡
ተጋዳላይ ሽመት ከምቲ ናይ ቀደም (ፊተራሪ) ኮይኑ መለት ድዩ ? ተኾይኑ ኸ ልክዕ ድዩ ?
Jegna ❤
መራሒ ህወሓት ዝኾነ ደብረፅዮን ድሕሪ እቲ ኣዕናዊ ህልቂት ኲናት ንትግራይ ዘጋጠማ ዘስካሕክሕ ክውንነት ሙሉእ ብሙሉእ ዕዉር ኮይኑ ይረአ። ኣብ ስልጣንን ህላወ ውድቡን ዘይሕለል ኣተኩሮኡ፡ ነዚኦም ከም ቅልውላው ምዝንባል ዝኣመሰሉ ዘይተኣደነ ብድሆታት ብሕታዊ መፍትሒ ከም ዝቖጽሮም ይሕብር። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ግዝያዊ መንግስቲ ፍርያት ስምምዕ ፕሪቶርያ ምዃኑ - ናብ ሰላምን ምሕዋይን ዝወስድ ኣድላዪ ስጉምቲ ምዃኑ ኣፍልጦ ክህብ ኣይከኣለን።
ደብረጽዮን ዘስምዖ ዘረባ ምስቲ ሓድሽ ክውንነት ምትዕጽጻፍ ምእባዩ ዘንጸባርቕ’ዩ። ሕጂ’ውን ከምቲ ቅድሚ ኲናትን ስምምዕ ፕሪቶርያን ዝነበሮ ስልጣን ሒዙ፡ ንዓብላልነት TPLF ስልጣን ካድረታቱን ኣብ ልዕሊ ህጹጽ ድሌታት ህዝቢ ቀዳምነት ሂቡ ይዛረብ። እቲ ነቲ ስምምዕ ንምትግባር ሓላፍነት ዝተዋህቦ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝካየድ ዘሎ ምብስባስ ንገስጋስ ዝዕንቅፍን ስቓይ ዘናውሕን ብምዃኑ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ እዩ።ብናተይ ኣረኣእያ ሓደ ሓደ ኣብ ውሽጢ ህወሓት እቲ መሪሕነት ሙሉእ ብሙሉእ ውፅኢታዊ ዘይኮነን ንትግራይ ንምሕዋይ ቅልጡፍ መፍትሒ ክረክብ ዓቕሚ ዘይብሉን ኮይኑ ከምዘሎ ክግንዘቡ ኣለዎም። ምስ ግዝያዊ ካቢነ ሚኒስተራት ምትሕብባር ኣገዳሲ እዩ፣ ዋላ ነቲ ሕጂ ዘሎ ፕረዚደንት ሸለል ክብሉ ይመርጹ። ከም በዓል ጌታቸው ረዳ ዝኣመሰሉ መራሕቲ ልዕሊ ውልቃዊ ረብሓታት ተላዒሎም ክብደት እቲ ኩነታት ከለልዩ ኣለዎም። ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ንኽልቲኦም ካድረታት ህግደፍን ምምሕዳር ኣብይን ዝያዳ ተቐባልነት ዘለዎ ሰብ ቦታ ክኸፍት ልቦና ምኾነ። እዚ ምስግጋር ብሃናጺ መንገዲን ጽቡቕ ሂወት ትግራይ ብቐዳምነት ትኹረት ብምግባርን ክካየድ ኣለዎ።
እቲ ዘሕዝን ግን ዲስኩር ደብረጽዮን ቅድሚ’ቲ ቅድሚ ኲናት ምጽናት ዓሌት ዝነበረ ጭርሖታትን ምኽንያታትን የቃልሕ ኣሎ። እዚ ደው ዝበለን ንርእሱ ዘገልግልን ኣካይዳ፡ ነቲ ድሮ ተበላሽዩ ዘሎ ኩነታት ዝያዳ ከይረጋጋእ፡ ህዝቢ ትግራይ ንዝዓበየ ሰናይ ክላመድ ወይ ክተሓባበር ዘይደሊ ኣመራርሓ ሳዕቤን ከጋጥሞ ሓደጋ ኣለዎ።
ስብሐታውያን 50 ዓመት ደም ሕዝቢ መጢጦም እዮም። የአክል ንበል።
ግዳይ ፅሎቲካ ዘይትገብር አብ ቤት እሚነትካ ከይዲካ
ሰራዊት ናይ ሐደ ድርጅት ደጋፊ ክከውን የብሉን
ጀግና አያና 👍👍👍
ብትኽክል ኣታሓሳስቦኦም ወሪዱ ንሶም ዝውንንዎ ተጋዳላይ የለን ህዝቡ ንምድሓን እንበር ንሓደ ጉጅለ ክውግን ዝተጋደለ የለን:: ጀነራል ታደሰ ወረደ ስልጣን ከማዕዱ ምውሳን ዝሰኣነ ይመስል ጽቡቕ ግይርኹም ንገሩዎባ
መደናገሪ
ስበል ከዳዕ
Absolutely right 👍
ኣቦይ ቤተ ክርሰትያን ምእታዉ እዩ ዝግቦኦም እምበር ዓዘፍዝፍ ኣይፀቡቅን ኣብዚ
❤❤❤❤❤❤❤❤
በርትዑ ኣክማውያን ሚድያ❤
Axumawit media: Asking Tigrayans in Tigray and Addis Ababa FINANCIALLY support them.👎👎👎👎
Zara media: Asking the Tigrayans in Tigray and Addis Ababa to support TDF verteans👍👍👍👍
We now know who is really the voice of Tigrayans.
ዓቢዪ ጋሻ አቶ አስገደ ሐቂ እዩ እቱ ዝበሉዎ! አብ አ አን ካልኦት ቦታ ኢትዮ.ን ዝነብር ተጋደልቲ መከላከልያ ዝነበረ ትግረዋይ እይነገሩናን ንመቀለ ሐዲሞም አወዲኦሙና እዮም እውነትም አሸበርቲ(አፈንጋጭ)ብዓል ደብረጽዮን እዮም።
Are you Aregawi Berhe's son?
@@wediofla3230 ሠናይት መብራህቱ(ዲቃላ እስታሊን)ጭፍን ማን ልበል?
@@wediofla3230Adwa's son
ንሰራዊት ትግራይ ዝሓስቡ መሲሎም ቂሞም ክዋፅኡ ህወሓት ከጥፍኡ ክብሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ከምፅኡ ይፅዕሩ። መስደመም። ከምዚ ይቐፅል ዲኻ ትብል ዘለኻ?
ስልጣን የለን ተቃፀል
Unsubscribe 🤪👎👎
ይጨፍልቅካ ርኩስ ሐሳዊ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጂግና ኣቦና
ኣስገደ ጡስጡስ ብኽያት ኣይተብዝሕ
ደደብ
ኣንታ ቁሩብ ዘይትሓፍር !
ሀሰውቲ ኮይነኩም
ሐሳዊ ባርያ ወዲ በሻሻ ልእላዉነት ይከበር ዝተፈናቐለ ናብ በትኡ ይመለስ ዶ ምንባል የሕሽስ
ዝበታትን ሐሳብ ።
ናይ ምሰትዋስን ንቅሓትን ዓቅሚ ከምዘለዎም ብመጽሓፍቶም ይፍለጡ ኢዮም።አቶ አሰገደ።ንትግራይ ዘድልያ ፀርፊ ዘይኮነስ መፍትሕዩ።ብመነፈሳዊ ወይ ብሕጊ ዘይምራሕ ናይ ውልቂ ጣምጣም ኢዩ ዘሎ።ሰብኣዊነት ጥበብ ምስትውዓል ዝጎደሎ ባህሊ ነጊሱ።ነዊ ታሪኽ አለና እናበልና አተሓሳስባናንተግባርናን ግና ናይፓጋንዩ።እስኪ ንዝመፅእ 100 ዓመታት 50 ን 10 ዓመታት ወሎዶ ንሕሰብ።ድላዩ ይኹን እናተብሃለ ምውሳን ጭካነ ኢየ።የማንን ፀጋምን ንድሕሪትን ንቅድሚትን ሪኢኻ ምውሳን የድሊ።ናይ አሥመራን አ.አ.ን ንትግራይ ዘሎ አመለኻኽታ ብቋሚ እናተንተነካ ምርአይ የድሊ።ማንም የፈጽሞ እቲ አብ ክልቲኤን ከተማታት ንትግራይ ዘሎ አረአእያ አቦቱ ኢዩ ዘሎ።ህልኽን ናይ ውልቂ ጥቅምን ንግደፍ።ዝብላዕ ገዛ ተልዩና እኹልዩ።እኒ ብልጌት ናይ ዓለም ቁፅሪ1 ነይሮም ሀዚ አ
ሪጎም ናብ ሞት ይኸድለው።80%ህዝቢ ካብ ድኽነት እንተወጺኡ እስኻቱምውን ዘላቂ ዘለዎ ናብራ ይህልወኩም።ንሰብ ሥልጣን ማለተ እየ።ንመፍትሕ ምሁራት በቢ ዘፈሮም ይፅሓፉ።
You didn't understand the situation of displaced on millions from their land, at least
ኣይይ ብጣዓሚ ንፈትወክን ነኽብረክን ጋዜጠኛ ኢኺ ግና ዝኾነ ረብሓ ንዘይብሉ ሚድያ ብምስራሕኺ ግን ንሓዝን።ዝሚድያ እዙይ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ሚድያ ስለዝኾነ ንዓኺ ኣይምጥነክን።
Exactly!
ሳናቲም ክትኣርዩ ፣ ህዝቢ ትበታትኑ ኣለኹም አኽሱማውያን ። ዓገብ !
Axumawit Media asks financial help from the people of Tigray and Addis instead of asking those in Addis Ababa to help IDPs and TDF veterans.
Mhaym aregit
መኖ ድኣ ኣሎ ነጉናግ ኣረጊት
ጊዚያዊ ምምሕዳር ስርሑ አሰርሐን ዋና መታለሊ ኣባህላ ክሰርሕ ዘይካኣለ እኮ አደመ ከስርሕዎም ስለዝካኣሉ እዩ ። ናኣብነት ኣብዑር ፀሚድኩም ክትሓርሱ ደሊኹም ኾይኑ ግና ድጉሪኹም እንድሕር ሰሪቐዮ ከመይ ገይርኩም ክትሓርሱ ትኽእሉ ? ድግሪ ኽሳብ ትረኽቡ ትፅበዩ ማሕረስኩም ይተኣጓጎል
ሻዕብያ ሐዚውን ብታዝተረፈት tplf ገይሮም ትግራይ ይሕምስዋ ኣለው ። ይኣኽለኩም ይኾነኩም በቃ በሉዎም ኣብ ወዲ ዓድኹም ጥይት ተኩስኩም ኣይትቕተሉ ፀላኢ ዝቐተሎ ይኣክል ።
KMISH ADENAKIFUNI KULESHAE
ኣኩሱም ሚድያ ካብ ሓሰውቲ ሰባት ናብ ሚድያ እናቅረበ አብ ትግራይ ዝተፈጠረ ኪናት ሕጋዊ ከም ዝኮነ የቃልዕ ኣሎ
እዛ ጋዜጠኛ አምታይ ሓዲራእ መፅያ ነዚ ሚድያ አይትምጥንን አስተካክልዎ...
ከመጀመሪያው ሀሳቡን ከ20አመት በፊት ያኮረፈ ሰዉ ነዉ ሲጀመር
ጀነራላት ትግራይ ክሳብሕጂ ካብፈኸራሓሊፎም ዑልዋምዋመንግስቲ ኣይፈጸሙ ኣስገደጡስጡስ ሓሳዊግን ዑልዋምውንግስቲ ገሮምኢሉይሑሱሎ ኣስገደጡስጡ ቃለመሕተት ኣብዝገበረሉ ቁጽሪዩዝሕሱ ሓሳዉን በኻይን
አነ ዝገርመኒ እዞም ደናቅር ክንዲ ይአክል ኢልካ ግዝአት ትግራይ ነዉሕስ ክንዲ ማለት ነንሕድሕድካ ምብላዕ????
እቲ ዘሕፈር ግምት 2 ዓመት ብዘይካ እሱራት ጀኖሳይድ ምልቃቖ ከቢድ ብረት አረኪቡ ን ትግራይ እንታይ ጌሩ ።