Ala Agame Denakur entay dehgus ezi dea kinie Elkum kea Jonciced ab alem kemakum be hezbu detsawet yehelu do seltene dea Kaliotn enjeriom tekefetelom lenkine tigray siol kibl ayekeneyen abi be Diron chefchefekum Biltsegna kiteblu Jemrekum dekitekitekum tefetewu dukumat ne gize negdefo ab Kereba ewan 😂😂😂😂
እንኳዕ ደስ በለካ ሰልጠነ ሓዉና በዓል ፅቡቅ ተግባር❤❤💖💖💖🙏🙏🙏
Game is Over tigray gena gena ab oxwan kebeban 😁 🍬 😁
ልፍዓተይ ግን ነቲ ሰልፊ ክጨውዮ እዩ ሓሲቡ።
በጣዕሚ ሰራሕ ብተግባር🎉🎉
ሰናይ ዝሰረሐ ሰናይ ዩ መልሱ ሰልጠነ ሓበን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
😂😂😂
🤦🙈😁
በሉ ተጋሩ ሰልጠነ በዓል ጽቡቅ ግብሪ ሐደራኹም ሐልውዎ ሻዕብያ ከይጻብእዎ ገበርቲ እኸይ እዮም ሐደራ
እታ ጅግና ምግበይ ሃይለ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤🎉
😁😁😁👏👏🍬🍬
ሰልጡነይ ጅግና እዝ ተገብረለኻዮ ፅብቅ ተግባር ኣብ ደቅኻ ትረክቦ እኻ ስልጡነይ ማአገረ ህዝብና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ብዘለኻዮ ሰላምኻ ይብዛሕ ብዘለኻዮ 👏💙🥰💙🥰🥰🥰
እንኻዕ ሐጎሰካ ተፈታዊ ወደይ ምስ ድቅካ ዘራከብካ ብዓል ዓቢ ሐቦ ብደቅካ ብስድራካን ትሐጎ ኣብ ድልየትካ ይብጽሕካ ፈጣሪ።
❤❤❤🎉🎉🎉
ብሩኸ ወዲ አምላኸ፣አምላኸ ይባርካ፣አንኳዕ ደሰ በለካ፣ሰልጠነ ዕደመ ዘመን ሂወትካ ይባረኸ
ሞግበይ ሞግበይ ሞግበይ ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ገዛና 👏💙
ይበል ጀነራል ምግበይን ከልኦትኩም'ውን ምስጋና ይግበአኩም ምእንተ ሓድነት ትግራይ።
ሰልጠነ እዚ ኹሉ ትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ምግባር ኣብ ደቕኻ ክትረኽቦ ኢኻ ኣምላኽ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ፡ ተጋሩ ከኣ ምሉእ ሰላም ይግበረልኩም ፡ ብዓንተቦ ህዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ጸላኢ ኮይኑ ኣይፈልጥን ተማላላእቲምበር ብደም ዝተሓተት ህዝቢ ኣይኮነን ፡ ፖለቲከኛታት ግን ክሓስሞም ፈታዊ ክጥዕሞም ጸላኢ ክገብሩኻ ብውልቆምበር ዝወከሎም ህዝቢ ወይ ባይቶ የሎን ፡ መራሕቲ ሓለፍቲ ኢዮም ክልቲኡ ህዝቢ ግን ንዘለኣለም ነበርቲ ኢዮም ።
መርሓባ ሰልጠነ ጅግና ኣብነት ፍቅሪ ሓድነት ናይቶም ሓደ ዝነበሩ ህዝቢ ሰላም ዝሰኣኑ ሰላም ግን ዝግበኦም ፍቅሪ ዝሰኣኑ ፍቅሪ ዝግበኦም
ሰልጠነ ናይ ብሓቂ መርኣያ ሰናይ ግብሪ
Jegna z hawey😊
ስልጡነይ ንሕሊናኻ ሞንባር ንጊዚኡ የፅርፋ የዋርድ ይኸውን ውኢሉ ሐዲሩ ንሕሊኑኡ ዝነበረ ይክበር ይእወት። እቶሞ ዘዋረድካ ተዋሪዶሞ እቶሞ እቶሞ ከእፋሩኻ ላእልን ታሕትን ዝብሉ ዝነበሩ ሓፊሮሞ። እድመን ጥእናን ፈጣሪ ይሐብካ !!አሜን ❤❤❤ ኣሜን❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤
Thank you,,seltene
ዕድመን ጥዕናን ፀጋ እግዝኣብሄርን ይብዘሐልካ ሰልጠነ ሓወይ ፣ ኩሉ ካብ ፈጣሪ ክትረክቦ ኢካ ካብቲ ዝቅበል አቲ ዝህብ ብፁእ እዩ ይብል ቃል እግዝኣብሄር አሞ ሰልጠነ ሓወይ ቃላት ኣይብለይን ፈጣሪ ምሳካ የኩን።
AMENNNNNNN
ፍትሒ ንሙስሊም ተጋሩ። ፅንፈኛታት መምህራን ናብ ቤት ፍርዲ ይቅረቡ
Thanks to tigray people❤❤
ሰልጠነ ኣቦ ግርም ተግባራት ተባረኽ!
Eway farent zero zero game is Over 😈 😈
እንኳዕ ደስ በለካ ሰልጠነ! በዐል ብሩሕን በሊሕ አዕምሮ ኢካ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ:: ሰላምን መሰልን ራሕዋን ይሓበና::
ንስኻኸ ናበይ ኢኻ
መሓሪ ፣መሓሪ፣መሐሰሪ፣ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና ጀግና። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@FesehayeGirmay-u4w መሓሪ ናበይ እዩ ጠፊኡ?
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
This is Good news .God bless you 🙏 brother selten 🎉.
❤❤❤❤❤ጎቦዝ ሰልጠነ ግርማይ
ዋው ጀነራል ምግበይ ህጂ ግርም
እዛ መደረ ወይ እዛ መልእኽቲ ናይ 2015 ዓ/ም ኣብ ወርቂ-ኣምባ ናይ ኮር 353 ናይ ምረቓ መፅሓፍ ዝተዛረቦ ይመስለኒ ።
Nice good job 👍👍👍🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ትራፕ አምላክን ሰብን ዚፎትዮ ተኻትሉ እንተ ከይዱ እት ኩፉእ ክጠፊእ ጽቡቕ ክመጽእ እዩ እሰይ ❤
እንካእ ብሰላም ናብ ትግራይን ናብ ናይ ህሊና ደቅኻ ብሰላም ኣራኸበካ
❤❤❤
ፅቡቕ መንገዲ ፅቡቕ ተግባር !እምቡር ሰልነ እግዚሀር መንገዱ የቕነዐሉ
ገለልተኛ ሚዲያ እንተኮይንኩም?፤፦ናይ ጀነራል ወዲ ኣሸብር ትማሊ ዘሕለፋ ወሳኒ መልእክቲ ዜና ስርሕዎ & ኣብ መጀመረያ ዜናኩም ዝቀነየ ዘረባ ካብ ትደጋግሙን ናይ ምግበይ ተሪር ኣዘራርባ ተግባር ኣልቦ ምቕራብኩም መርኣያ ፅግዕተኛኩም እዩ።
ሰልጠነ ግርማይ ኣቦ ትግረዋይ ኣፍቲ ናይ ፀበባ ግዜ ናትካ ነገር ብጣዕሚ ኣነ መግለፂ የብለይን ኣምላክ ይባርክካ ቡሩክ ባዓል መትከል ጅግና ጥራይ ኣይኮነን ዝገልፆ
ትግራይ ዓደይ ስላም ፍቕራ ሐድነት ሪህዋ ምትሕብባርን ምክብባር ረቢ ፈጣሪ ሕማቖክ የሪሒቑ ሙሉእ ስላም ኪ ይመልስልኪ ፍትሒ ንአክስም ሙስልም❤❤
እታ እንዳኣባ ጣእማ ዝበልካያ ኣስተኻኺልካ ጸሓፋ ✝ ዋልድባ ኣብረንታንት ቤተ ኣቡነ ጣእመ ክርስቶስ ✝ኢልካ ጸሓፋ እዚይ ኢዩ ናይትማሕበር መጸወዒ
ከምዚይ ኢሉ እናሃለወ እቲ ማሕበር ናብመረበቱ ብምምላሱ ብጣዕሚ መሐጎሲ ኢዩ
Selam ❤❤
Tigrai free Tigrai free
ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና ሰልጠነ ከም ስሙ ዝሰልጠነ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጎበዝ ንብሰልና
ሰልጠነ ሱሉጡን ሰብ
እንኳዕ ደሰሰሰ በለካ በቃ ሰበሰኣውነት ደምበር የብሉን ርህራሄን ሰብ ምኻን በቃ የቀኒየልና ወገን መትከላዊ ሰብ
Thank you Selten for what you did. This is really your goodness and devotion for what you believe in. Believing in human wellbeing. Thank again.
ዋዎ ሰልጠነ ደስ ዝብል ጽቡቅ አርአያ እግዚኣብሔር ናይ ኢድካ ይሀብካ ግን ካብ ኮራኩር ይህግደፍ ተጠንቀቅ??
Enkuaney dess belekum habrkum bemesrahkum. Egziabiher yibarkum miss dekika gigna geganu wedi meninet Seltene Ghirmay. Edmen tinan yehabka ❤🎉🎉🎉❤
እሰላም የሕዋተይ ፀሊም ተከዲነን ትምህርት ክከዳ ፀገም የብሉን ከመይ ከይረን እየን መዝሐልን መሞቅን ዘየብሉ ብጭንቀት ከይተዕብድወን
ብጣዕሚ ክኽበር ዝግቦኦ ኣቦ እዩ እንኳ ዳሓን መፃእኻ
❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
💛❤️
ጀግና ሓዉና ሰልጠነ እንኻዕ አሕጎሰካ በዓል ፅቡቅ ተግባር አብ ትግራይ አብ ፀልማት ጊዜ ታሪክ ዘይርሰዖ ሰካዕ መወዳእታ ዝተቃለስካ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
God spare you your family 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ክብሪ የሃብካ ሰልጠነ ባል ፅብቅ ሕልና
ናይ ምግበይ ዘረባ ግን ዝፀነሐ 2015 ዝተናገሮ እዩ ክንድገለ ትኮኑ ሚድያ ጌጋ እዩ
ይበልፅቡቅ ተግባር መ ምዝኾነ ተግባር ቀደም ዉን ሓደነይር ግዜ ይንዋሕ ይሕፀር ሓደ ምዃና ይተርፍ
Tesfay Kebede , courgeous and brave ! Go ahead ! Thank you !!
መራሕትን ጀነራላትን ትግራይ በጃካትኩም ካብ ዘረባ ወጺኩም ቁምነገር ግበሩ ሰብ ውግእ ዋላ ጠጠውይበል ብጥሜትን ሕማምን ይረግፍ አሎ ዘረባ ይአክል ብሰብ ተገደሱ እዋይ አታ አምላክና ርድድአና🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤረትራነ ከም በዓል ሰልጠነ ዝበሉ ሰብኣውነትን ክብሪ ህዝብን ዝርደኦም ሒዝና ቀፃሊ ብሩህ ተስፋ ህዝብታትና ኣብ ቀረባ ክገሃድ እዩ።
Congratulations Brother that's Nice of you God bless you 🙏
ቅድሚ ሕዋሕት ሕዝቢ ትግራይ እዪ። በተደጋጋሚ ሰመስከረ ንትግራይ ሞት ድኽነት ውረደት ዘስተናገደላ ስደገሰላ አተሓሳስባ ሕዋሕት ካብሱሩ ተፈንቂሉ ጊዚኡ ዝጠልቦ ሓዱሽ አተሓሳስባ ብቅልጡፋ እንተዘይተፈጢሩ ትግራይ ካብ ዝገጠማ ሞት ውርደት ድርብ ተአጉዲ ከሞዘሎ ግልፂ እዪ።
ምግበይ ወኻርያ
ተጋሩ ነቲ ሰብ ዘይብሉ ድዩ ዋላ ሰብ ዝሰኣነ ኣይትከተልዎ ሓድነት ተጋሩ ክበታት ኮነሉ ዝዓጠቀ እዩ:: ከገናዝብ ዝፅግሞ ወለዶ ይበዝሕ ኣሎ ትግርኛ ዝዛረብ ቄሮ እዩ
ካድረ ህዋህት ፈሺልኩም እዩ ዓላማኹም ልህዝቢ እንተይኮነስ ልውቅኹም እዩ !
ይኣክል ኣነ እየ ልፈልጠልካ!
ዓዲ ዓረብ ክከዳ ይሸፈና አብ ዉሸጢ ግን ብነፃ ተቀሊዔን ይምሀራ ፅሬት መሕለዎ ኩሉ ነገር አማልኡለን
እቲ ችግር አብሓደጋ አብፂሕዋ ዘሎ ንትግራይ ግምት'ዩ ብግልፂ ክዘረብ አለዎ
❤🎉
እዙ ሰብ እዚይ ፈለጥኹ ፈለጥኹ እዩ
ኤርትራዊ ትግራዋይ እዩ ኤርትራዊ ጥራሕ አይኮነን
ርሓቕ ጉሓፍ
ኢሳያስ ስልጣን ክትብሕቶ እንዳተቃረበት ትመስል !!
እንታይ ማለት እዩ ጀ/ምግበይ ተፀንቢሩ?ሃለውለው ትብሉ ናብ መን እዩ ተፀንቢሩ መትከሉ እዩ ዝገልፅ ዘሎ እንካብ መጀመርትኡ ።
እዚ ሓሳዊ ሰብ ዝሳኣነ ኣክቲቪስት እየ ባሃላይ መን ተወካሊ ገይርዎ እዩ .
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tesfish jegina
መምሰልቲ መነንቲ ፋኖዶ መነንቲ ተጋሩ አብዋልድባ ተመሊሶም?ናይ ፅባሕ ፋኖ ጳጳሳት ከይኾኑ ይፀናዕ ድአ:
ሓድሓደ ሃፍቲ በዚሕኩም ብዉስኪ ትሕፀቡ ተጋሩ ካብ ሰልጠነን ዘርኡን ተምሂርኩም ብወርቃዊ ቀለም ዝፀሓፈፍ ሰናይ ታሪክ ፀሓፉ።
ጀነራል ካባኹም ዝፅበ ስለዝገበርኩም ምስገና ይግብአኩም
ዝብእ ምድያ ሓሽኸር ኣደመ
ጣዖት አ ይኮነን ትግራይ አብዙይ ዘብጽሒዋ ሕዚቢ ንቅሐት ዝሐቡ መገዲ ጸረጊቲ እዮም ናሐገር ፊቅሪ ታሪክን ዘኽቦሩ ብምኻኖም ብአቅሞም ናይ እውቀት ዘሎዎም ምሑራት ተባሂሉ ብዙሕ ስለ ዜፊሬዩ
ኪኽቤሩ ይግብኣና
ሐዚ ድዩ መግለፂ ዝበሃዉ በሎም፣ ነቶም ለያቡ።
🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉❤
ሰልጠነ እንቋዕ ናብቲ ዝተቃለስካሉ ህዝቢ ብኣካል ኣራኸበካ
Thank you General Migbey
Adgi Nehamedu Abeyenay Awde Kwinat eyu Teawitu? 🤓🤓🤓🤓🤓
General mgbey tkkl eka
እንታይ ጉድ እዩ ደቀይ ሰልፊ ተመዛበልቲ ምጽዋዕ ናሃተይ አኮነን ኢልካ ምግላጽ ታይማለት ዩ ?ታሓጋጊዝካ ጸገምካ አብክንዲ ምግላጽ ።
ዶ/ር ገብረ አብ አባል ኢሃፓ ኮይንኻ ክንደይ ግፍዒ አብትግራዋይ በደል ዘብፅሐ ድምብልቡሎ እምኒ ዝብል አምነት አለኒ።
ኣነ ዝገርመኒ ደብረጽየን ደብረጽዮን ብዛዕባ ሓደ ሰብ ጥራይ ካብምሕሳብ , እንታይ ዓይነት ሕመቅ ዩ. ብዙሓት ፈትሊስ እንተሓብረን ጽኑዕ ገመድ ዘይብተክ ዘይብጠስ ተሪር ንብረት ኮይኑ የገልግል , ሕሰብ ንስካን ከማካን ነብስካ አድሕን ሕብረት እምበር ገንዘብ ጥሪት ኣብ addis ዘሎ ኣይኮነን!
እቲ ናይ መጨረስታ ትግራዋይ እንተጸ ልኣካ ከም ኢትዮጵያውያን ጠቢሱ ኣይበራካን ዩ እሞ ካኣ ምስ ብልጽግና ዋእ........
ካብ ኢሰያስ አፈውርቂ መራሒ ኤርትራ ዝነበሮ አብዛ ዓለም ፣ እዛ ሰልጠነ ዝነብራ ዘሎ " ከም - ሰብ " አብ ዓለም እንዳተዘከረ ክነብር ኢዩ ። አቱም - መራሕቲ - ማሊልት ከ እንታይ " ትማሃሩ ካብ ሰልጠነ " ? ? ?
ቀደሙ እቲ ተናኻሲ ጉጅለ ድሕረት እዩ ናብዝኹሉ ጣጣ የእትይና
Mishumish kilele tgray feresaaa eyaa ayiekedede
ፈሽኳል ሐሳሳዊ ጉጅለ ክሕደት መጭበርበሪ
ቀደሙኸ እቲ ጀግና ንግበር ናበይ ኬዱ ኔሩ?
ፈስሽኳል ለቕላቒ
ሓሳዊ ኣበይ ነይርካ ምግበይ ሃይሐ
ኣበየት መልሓስ ቲ ምንም እጃም ዘይብሉ ሰብ ኮ እጃሙ ፀርፊ እዩ
🙏💙🌿💙🙏💙💚💙🙏✅✅✅✅
❤🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤
Ala Agame Denakur entay dehgus ezi dea kinie Elkum kea Jonciced ab alem kemakum be hezbu detsawet yehelu do seltene dea Kaliotn enjeriom tekefetelom lenkine tigray siol kibl ayekeneyen abi be Diron chefchefekum Biltsegna kiteblu Jemrekum dekitekitekum tefetewu dukumat ne gize negdefo ab Kereba ewan 😂😂😂😂
እዛ ናይ ጥምቀት ኣብ ዋልድባ ፣ብሰብ ዋና (ተጋሩ)ድያ ተኸቢራ ኮይናስ፣ብብልፅግና ኣምሓሩ ፣ስለተኸበረ እዩ ፤ደስ ዘብል እንብሎ?ከምኡ እንተኾይኑማ ጎንደር'ውን ብድምቀት ተኸቢሩ ኣሎ ለክምዎ።
ብተጋሩ ሰብ ዋና ዩ
አቱም ጋዜጠኛታት በሀልቲ ሕዝቢ ማእኸል ዝገበረን ነሀፍቱን ንስልጣን ህርፋን ብሽም መንእሰይ ዝሽቅጥ ቃላት እንዳመረፀ ለለውጢ ለውጢ እናበለ ሐድነት ትግራይ ዝዘርግን እንዳሐዋወሰኩም ምእንቲ ሐቅን ሐድነት ትግራይን አብክንዲ ደው ምባል ነንፃሕልኻን ጥቅምኻን በብዝጥዕመካ ትንተና እንዳቅረብኩም ንሕዝቢ ተደንቁርዎ አለኹም ሕዝብና ግን ንቁሕን አመን እቲ ሐቂ ከምዘሎ እንዳተረዶኦ ይመፅእ ሰለዘሎ ናታትኩም ዝንቡዕ አካይዳ እዝኒ የብሉን
አታ ሐሻዊ ውድብ ሕውሐት አውጅዎ ይብል አየ ብርሀነ ንምንታይ ይሕሺ ጥቅመኛ
👍🌿👌☘️👍🪻👌❤👍❤️👌🩵👍💐
Wey neshinesh and selitene tegaru endikum nmen deamo ktihigzu
ዶላንድ ዘይኮነስ ዶናልድ ኢዩ ዝበሃል፤ ዕንዝር።
ነመስግን😁