Axumawian Media Network
Axumawian Media Network
  • 1 391
  • 3 931 278
ዶ/ር ኣብዪ ምስ TDF ክራኸብ፣ ተቛውሞ ማእኸላይ ዞባ
#axumawiannews
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund
To be a member- www.patreon.com/axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
TH-cam, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia
มุมมอง: 4 899

วีดีโอ

"ኣብ ልዕሊ ውድብና ጸለመ ይንዛሕ ኣሎ።" እዋናዊ መግለጺ ውድብ ናጽነት ትግራይ
มุมมอง 1K22 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tigraybwne Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, yout...
ፕ/ት ጌታቸው መልሲ ሂቡ !ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ምሩኻት ንምንታይ ተፈቲሖም? ሕቶን መልሲን
มุมมอง 1.9K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tigraybwne Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, yout...
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ብልፅግና ድዩ? ሓገዝ ጀ/ል ፃድቃን
มุมมอง 1.4K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#axumawiannews Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, y...
2ይ ክፋል - ምሉእ ሕቶን መልሲን ውዕሎ ፕ/ት ግምት ጌታቸው ረዳ ምስ ዲያስፖራ
มุมมอง 8K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tigraybwne Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, yout...
ውዕሎ ፕ/ት ግምት ጌታቸው ረዳ ምስ ዲያስፖራ ክፋል -1
มุมมอง 4.2K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tigraybwne Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, yout...
ህፁፅ ዜና ኣኽሱማውያን፡ ድሕሪ መረፃ ፕ/ት ጌታቸው እንታይ እዩ ተፈጢሩ? መጥቃዕቲ ድሮውን ኣምሓራ ፋኖ
มุมมอง 2.9K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tigraybwne Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, yout...
AMN News 101824
มุมมอง 2K9 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, youtu.be/ @Axuma...
"ጸብጻብ ህዝባዊ ዋዕላታት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ" ጋዜጣዊ መግለጺ ሳወት
มุมมอง 5309 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, youtu.be/ @Axuma...
መረዳእታ ቃልሲ መንእሰይ ትግራይ ዝሓንሸሹ ካብ ተጋዳላይ ሓለዋ ኣመራርሓ ህወሓት
มุมมอง 3.6K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund To be a member- www.patreon.com/axumawia AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world. Follow Axumawian Media Network on:- TH-cam, youtu.be/ @Axuma...
“ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ መጭወይትን መቐ‍ተልትን ይበፅሕ ኣሎ።” እዋናዊ መግለጺ ውድብ ናጽነት ትግራይ
มุมมอง 2.2K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
“ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ መጭወይትን መቐ‍ተልትን ይበፅሕ ኣሎ።” እዋናዊ መግለጺ ውድብ ናጽነት ትግራይ
ብሽምግልና ዝፍታሕ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ የለን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መቐለ
มุมมอง 4K14 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ብሽምግልና ዝፍታሕ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ የለን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መቐለ
መልሲ ንሕቶታትን መጠቓለሊን ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
มุมมอง 40714 ชั่วโมงที่ผ่านมา
መልሲ ንሕቶታትን መጠቓለሊን ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝወደቐ ትግራዋይ፣ ሻዕብያ ኣብ ባድመ?
มุมมอง 4K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝወደቐ ትግራዋይ፣ ሻዕብያ ኣብ ባድመ?
ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ መቐለ
มุมมอง 75016 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ መቐለ
መገሻ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ናብ ኣብይ ኣሕመድ። ብድምጺ ስኒት
มุมมอง 4.7K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
መገሻ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ናብ ኣብይ ኣሕመድ። ብድምጺ ስኒት
ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ መቐለ
มุมมอง 53219 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ህዝባዊ ዋዕላ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ መቐለ
ኣብ መሬቶም ዋርድያ ዝኾኑ ተጋሩ፣ ናብ ትግራይ ዝሰፈሐ ኲናት ፋኖ
มุมมอง 2.3K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ መሬቶም ዋርድያ ዝኾኑ ተጋሩ፣ ናብ ትግራይ ዝሰፈሐ ኲናት ፋኖ
ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳን ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልን ዝራኽብሉ ዕለት ተወሲኑ
มุมมอง 8K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳን ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልን ዝራኽብሉ ዕለት ተወሲኑ
ምንቅስቃስ ሰራዊት ሻዕብያ ዶብ ትግራይ ፣ ፃንሒት ምስ ነባሪ ሽራሮ
มุมมอง 2.3Kวันที่ผ่านมา
ምንቅስቃስ ሰራዊት ሻዕብያ ዶብ ትግራይ ፣ ፃንሒት ምስ ነባሪ ሽራሮ
ዜና ኣኽሱማውያን፡ምምልላስ ዓለም ለኸ ዲፕሎማት ናብ መቐለ ፣ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብሰብ ሞያ ሕግን ፖለቲካን
มุมมอง 2.2Kวันที่ผ่านมา
ዜና ኣኽሱማውያን፡ምምልላስ ዓለም ለኸ ዲፕሎማት ናብ መቐለ ፣ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብሰብ ሞያ ሕግን ፖለቲካን
ህፁፅ ዜና - ሓዱሽ ወጥሪ ኢትዮ ኤርትራ ዕልዋ መንግስቲ ንምግባር ዝተዳለው
มุมมอง 19Kวันที่ผ่านมา
ህፁፅ ዜና - ሓዱሽ ወጥሪ ኢትዮ ኤርትራ ዕልዋ መንግስቲ ንምግባር ዝተዳለው
ትግራይ ኣብዚ ሰሙን፡ ብድምጺ ስኒት
มุมมอง 2.1K14 วันที่ผ่านมา
ትግራይ ኣብዚ ሰሙን፡ ብድምጺ ስኒት
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዘይቀንዐ ጉዕዞ ደብረፅዮን ንኣዲስ ኣበባ፣ምጅማር ስጉምቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ
มุมมอง 6K14 วันที่ผ่านมา
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዘይቀንዐ ጉዕዞ ደብረፅዮን ንኣዲስ ኣበባ፣ምጅማር ስጉምቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ሰበር ዜና - ዜና ኣኽሱማውያን ምትዕርራይዶ ዕልዋ መንግስቲ ! ምብራር ባዓል ቀይሕ መስመር
มุมมอง 2.3K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - ዜና ኣኽሱማውያን ምትዕርራይዶ ዕልዋ መንግስቲ ! ምብራር ባዓል ቀይሕ መስመር
ሓተታ ኣብ ክልተ ዝተገመዐ ህውሓት- ዜና ኣኽሱማውያን
มุมมอง 1.8K14 วันที่ผ่านมา
ሓተታ ኣብ ክልተ ዝተገመዐ ህውሓት- ዜና ኣኽሱማውያን
ትዕቢተኛ ወዳቒ እዩ፣ዜና ኣኽሱማውያን
มุมมอง 3.5K14 วันที่ผ่านมา
ትዕቢተኛ ወዳቒ እዩ፣ዜና ኣኽሱማውያን
ፖለቲካዊ ፓርቲታት ሃፍቲ ክውንና የብለይን፣እቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ሒዝካ ምኻድ ኣይከኣልን! ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
มุมมอง 8K14 วันที่ผ่านมา
ፖለቲካዊ ፓርቲታት ሃፍቲ ክውንና የብለይን፣እቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ሒዝካ ምኻድ ኣይከኣልን! ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
ጥርዓን ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ምክልኻል ሃገረ ኢ/ያ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ሱዳን ዝነበሩ!ብተወከልቶም ዝቐረበ ጥርዓን
มุมมอง 1.5K21 วันที่ผ่านมา
ጥርዓን ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ምክልኻል ሃገረ ኢ/ያ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ሱዳን ዝነበሩ!ብተወከልቶም ዝቐረበ ጥርዓን
"ጌታቸው ናይ ፌደራል ጊላ እንተዝኸውን ነይሩ ብዙሕ ነገር ኣፈፂሙ ምሃለወ!" ተጋ/ይ ታደለ መንግስቱ ኣባል ካቢኔ ግ.ም.ት
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
"ጌታቸው ናይ ፌደራል ጊላ እንተዝኸውን ነይሩ ብዙሕ ነገር ኣፈፂሙ ምሃለወ!" ተጋ/ይ ታደለ መንግስቱ ኣባል ካቢኔ ግ.ም.ት

ความคิดเห็น

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    #TDF ክውቃዕ ደብዳበ ዝልኣኸ ጉሩብ ከይዱ ዝልፍልፍ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ግደይ ግና ስድነት ኣይገልፅካን!

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘይምዕዳል እዩ እምበር; 7 ወይ 8 ሚልዮን ናይ መዋእላት ጅግና ህዝቢ ትግራይ ካብ ናይ ኣሜሪካ 100 ሰብ በብመዓልቱ ዝቕተለሉ ዲሞክራሲ ዝበለፀ: ናይ ውልቀ ሰብ ደሕንነት; ኢኮኖሚያው ረብሓ; ስልጣነን ኣስፊንካ ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ደሕንነት ህዝብን ሃገርን ብድሌቱ ቆቓሕ ኮይኑ ክሕሉ ምግባር ከቢድ ኣይምኾነን:: እዚ ኣብ ትግራይ ለውጢ ንኸይመፅእ ዘዕንቅፍ ዘሎ ኣካል ኩሉ እኮ ትግራይ ብኹሉ መዳይ እንተማዕቢላ ነዞም ኣካላት እዚኦም እውን ንደቆምን ደቂ ደቆምን ክትተርፍ ነይራ እያ::

  • @michaelhaile1285
    @michaelhaile1285 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkk 2 dam

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ አዘዝቲ ሰራዊት ናይ ህዝቢ እዮም ሓደሓዲኦም ግን ልተብሃልዎ መልሲ ይሃቡ

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግደይ ቀፅለሉ 👏👏👏👏

  • @mewaelgidaysertsu5889
    @mewaelgidaysertsu5889 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yemane is a bright young man. Keep the good work. Thanks Gidey for coming bold and afresh.

  • @yemanehgebre
    @yemanehgebre 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Excellent news!

  • @MansooraSaeed
    @MansooraSaeed 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tegraye media networke eyo alaleyona

  • @tsigekahsay4478
    @tsigekahsay4478 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ጀጋኑ

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ብኣቢ አህመድ ክታለሉ ኢልና አንፅበይ ግን ድማ ጥንቃቄ የድል እዛ ናይ ትግራይ ፀላኢት ልኾነት ኢትዮጵያ ማንም ሀገር መፂኡ ክወራን ከዋርዳን ንፅበ። ህዝብ ከምዚ ተዋሪዱን መከራን ሀሰራን በፂህዎ አይፈልጥን እሞ ልብና ተርከክ አይበል።

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew's and Kendya's main worries and concerns are the amount of GOLD TIGRAY should be sent to Abiy, not the living condition of IDPs.

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በይዛኩም ኣክሱማውያን ሕሾትኩም በዚሑ ግደፍዎ ህዝቢ ትግራይ ኣይተናግዑ ሐሸውቲ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቀንየልና ኣክሱማዊያን ሚዲያ❤

  • @danielabera5108
    @danielabera5108 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቡኻሩ ኢኹም

  • @danielabera5108
    @danielabera5108 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What an empty head !! Please talk about our displaced people ,our territory of Tigray .do not talk nonsense.do not divide the people of Tigray.who are you to talk about our heroes,generals. Shut your up mouth .

  • @daivex6068
    @daivex6068 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝናፈቀኒ ጅግናና የማነ ❤❤❤

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ TIGRAY...........TRES..........TRES

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    axumawite.........media..........Tg.........CITEY. .......COUNTRY.

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    H

  • @TesfayGegziabher
    @TesfayGegziabher 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ውነ አለኩም ወደይሕ17ብሌየን ተሽይጡ 3እፅፊ ብኮንትሮ ባንድ ይወፅእ ክብል እንተሎ እሞ መን ድዩ ክሕልዎ ዝግባእ እሉ ዘይጥይቅ ድልዱም ዲያስፖራ እዩ ።

  • @avielavi990
    @avielavi990 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The enemy number one of Tigraian people is stupid TPLF communist 🤮❌️

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መጀመርያ ህወሓት ንክልተ መቂሉ ምእትምማን ከይ ነብር ጌሩ ህዚ ደግሞ ንTDF ደግሞ ከይ በታትኖም አብ ክልተ ፈታዊ ሀሳብ ዝህብ መሲሉ እዩ ዝአቱ ንአብይ አይ ተረዳአናዮን !!!

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ድቃስ ዝስእነኒ ስብሳባ ኢሉ ከይ አስሮም ደርጊ ከሙኡ ጌሩ እዩ ስልጣኑ ዘንዉኋ!!!

  • @gebrhiwetgebrmaskle3559
    @gebrhiwetgebrmaskle3559 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ኢየ ዝፈልጠልካ ማፊያዊ አታሐሳስባ ክውቃዕ አለዎ።

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከባቢያዉነት የለን ኢሉ ምድምዳም ልክዕ ኣይመስለኒን፡፡ ብጣዕሚ ብዙሕ ህወሓት ምድጋፍ ንመራሕቲ ፓለቲከኛታት ኢሉዉን ንሓደ ከባቢ ምድጋፍ መሲሉዎ ብኣይኒ እሙተይ ዝድግፍ ኣሎ፡፡ ኣሽኣ ዝብል ዝፀንሓ ከባቢያዉነት መረዳዕታ ኢዮ፡፡ ቶም መጭበርበርቲ መራሕቲዉን ነዙይ ድሕረት ዘዝቀርቦም ብተወላዲነት ብመማሕርቲካ መተኣቢትካ ሰባት ብምቕራብ ብምጥቓምን ሹመች ብምሓብ ንካልኦት ብምርሓቕን ብምጥቓዐን ይጥቀሙሉ ኢዮም፡፡ ስለዙይ የለን ካብ ምባል ብጌጋ መጥቐሚ ንዝኾኑ ብምቕላስን ዘይጠቕመና ድሕረት ምዃኑ ምምሓር ኢዮ ዝሓይሽ ኣይንሸፋፍኖ ብዙሕ ፀገማት ኢዮም ዝነበሩ ሕዝዉን ዘለዉ፡፡ መንቐሊዑ በቶም ሰበስልጣን ኔትወርክን ብጥቕሚ ምትዕስሳር ተኮነዉን፡፡ ባዕልኻ ወዲ ኣድዋ ኾይንካስ ንህወሓት ትቓወማ ዝበሉኒ ኣለዉ ትብል ኔርኻ እምሽ እዙይ ዘሪእኻ እንታይ ድዮ?

  • @ZerfneshDagnew
    @ZerfneshDagnew 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓታዊ ከባብያዊነት እዩ ዘሎ ኢሉ ኣጸቢቑ ዝገለጻ ዶ/ር ሰለሞን መዝገቦ ኣብ ሓኽፈን ሚድያ እዩ:: ብጣዕሚ ኢንተረስቲንግ ኣገላልጻ እያ::

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕዝቢ ትግራይ ብናቀደም ልምዳዊ ፖለቲካ ከይዲ ጠጠው አቢሉ ባዕሉ ሕዝቢ ዘዋጽዎ ክውስን አለዎ ።

  • @zemenhwehat9690
    @zemenhwehat9690 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተረፍ ዋንጫ እንዳጨለጠ ዝዓበየ ህበይ ዝበለ እንተበለ አይገርመናን . እቲ ዘሕዝን ድማ ሓድነት ተጋሩ ዝበለፀ ክሰምር ጠንኪርና ንሰርሕ አለና ይብል which is nonsense Gidey . Such argument is imbcile

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    All respect to Axumawian media!

  • @abebakebede4586
    @abebakebede4586 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍

  • @dejenweldemichael4289
    @dejenweldemichael4289 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣክሱማውያን ቁፅሪ ሓደ ተኣማኒ ሓበሬታ❗️✅የቀኔልና

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይተ የማነ: ነቲ እትገብሮ ዘለኻ ዉፉይነትን እንተይረብረብካ ትሠርሖ ኣዎንታዊ ስራሕቲ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን:: እቶም ኮራኹር ህወሓት ኣመሎም ስለዝኾነን እሞ ድማ ፀሓይ ትዓርቦም ስለዘላ ዓወፅወፅን ጠቐነ ጸሎሎ ባኅርያዊ ስለዝኾነ ናብ ዘይትርፎም ቦቶኦም ክሰናበቱ ( ቦትኦም) ክፈልጡ ንምግባርክ ኩሉ ፍትሒ ደላዪ ትግራዋይ ኣብ ጎንኹም ኣሎ ኣጆና::

  • @feresmay4597
    @feresmay4597 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እኔሄኻ ጌታቸው ክተድንቕስ እዚኹሉ

  • @solkel62
    @solkel62 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅባሕ ጥቅምቲ 13 ኣብ ራሽያ ድዮም ክራኸቡ?

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብዙም እዩ እቲ አኬባ

  • @GebreegziabherTesfay-ei9ko
    @GebreegziabherTesfay-ei9ko 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yemane & Giday thanks so much

  • @hailayfiseha7299
    @hailayfiseha7299 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትማሊ ቅድሚትማሊ ሎሚ pp ጆኖሳይድ ፈፂሙልና እናበልካስ ተጠዊኻ ህዝብናን ዓድን ምስበረስና እሞ እቲ ጨካን ጨፈጫፊና ተረዳዲእኻ ዓለም ዝፈልጦም ወንጀለኛታት ብዘይምን ትርፊ አይ ተጋሩ እስራት አፍቲሕኻ አይመሬትና አምሊስካ ንወለድ ትግራይ አብቁስላ ረመፅ አምፂኻልና ንወንበር ክበሃል መስዋእቲ ትግራይ ተኻሒዱ

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @abrahambeyene4568
    @abrahambeyene4568 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I had the privilege to briefly work with Yemane. What I quickly learned was just like most Tegaru organizations, his approach was top down, unable to entertain agendas and discussion points from participants. A leader needs to have the confidence to entertain a bottom-Up approach to facilitate opportunities for wider ideas and solutions.

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I wasted my time watching you . Lies over lies

  • @kesatebrhanselama1231
    @kesatebrhanselama1231 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qw8ee1bu7h
    @user-qw8ee1bu7h 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thief.

  • @tamrayhaylay
    @tamrayhaylay 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    tanx axumawuyhan media

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Don't let them abuse you. Keep fighting regardless of how small the threatening is

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕወሓት ትግራይ ናተይ ንብረት ጥራሕ እያ ማለት ሕጂዉን አብ ድሑር አታሐሳስባ እዬም ዘለዉ ነዚ እዩ ሪፎርም አድላይእዩ ዝባሐል ዘሎ ናይ ትግራይ መንግስቲ ክጣየሽ አለዎ ንኩሉ አታሐሳስባ ማዕረ ዝርኢ ።

  • @R45-q2r
    @R45-q2r 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What do u expect? TPLF nows nothing better.

  • @Sebrigum
    @Sebrigum 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Very sad 😂😂

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Debretsion zeweseno tegelbitu Getachew yekeses ,yegerem eyu Debretsion kethadem aytefeten qendi tehatati neseka ika.

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባድመ ናይ🇪🇷እዩ4።

  • @Geni_H
    @Geni_H 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tekekel eni menjorino seb mektale serhen sele zekone keqetslalu eyen selezi metenkak yedli