ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 7

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 9 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ነባሪ ዘድነቕ ሰነድ ነዚ ዝሃቡና ኣቦታት ሓወልቲ ይግብኦም ምኽንኣቱ ኩሉ የሕዋት ምኻና ኣምህሮምና ክብረት ይሃበልና ኽቡር ኣንባባቢ ሐውና

    • @mulukidane3798
      @mulukidane3798 9 หลายเดือนก่อน

      Men eu ezi sebay natey weledo like amxewo kebabe keren qune adey eu deki 3 ena deki selab yibehalu legedre nibehal bilen bizuh alet eyom

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኽቡር ሓወይ እዚ ናይ ማሮነ ወዲ ብንያም ቓራ ዚብል ናይ ኣገው ኣካል ምኽንኣቱ ጫሉቕ, ማሉቕ ፋሉቕ ዚብል ትርጉሙ እናትይ ዩ ብብሌን, ኣገውና, ቕማንትና ካብኡ ዩ መስለኒ ኣጻርካ እንተ ትምህረና ኣዝዩ ምበርሃልና ገለ ሰባት ጸርፊ ዩ ዝመስሎም ጫሉቕ, ማሉቕ, ፋሉቕ, ክብረት ይሓበልይ ኽቡር ሓወይ ብትህቦ አስተምሮን ትረኻን የመስግናካ ሰናይ ትገብር ኣለኻ ኢሞ ኣምላኽ ሰናይ ይሃብካ ጽቡቕ ተበግሶ ዩ ኣቦሓጎታትና ወይ ወለዲና ቀደም ብዘይ ዓስቢ ንሕብረተሰቦም የገልጉሉ ነሮም ህዝቦም ዲማ ብፍቕሪ, ስኒት, ቢትሕን, ሰላምን ይነብሩ ታሕጋግዞም ራህዋን ጸበባን ተሻግሮም ኣብዛ ዓለም ብሳሕቕ ነቢሮም ክሳብ ሕጂ ዘለናዮ ዜመን ኽቡር ሓው ሕጂ ካኣ ነትና ተራዩ ኣጆኻ ዝሓውይ ጀዲድ ክዳነይ ይምለስ ጥዑም ዘመነይ ካብ ሓውኻ ኣብራሃም ኩሑላይ 👍👍👍👍👍

  • @mulukidane3798
    @mulukidane3798 9 หลายเดือนก่อน

    Mebel 53 abehagoy deki selab nibeha 3 welidu 😮 gerimine alo adey Qune bilen wow 👌

  • @MezmurKidane
    @MezmurKidane 8 หลายเดือนก่อน

    Liban deqi 4 shimota ena nbhal entaway tekelay eu

  • @ሃገራዊቅዋም
    @ሃገራዊቅዋም 9 หลายเดือนก่อน

    ካብ ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት ስጋብ አባይ 33 ትውልዲ በጺሑ አሎ ማእከላይ ገምጋም ነፍስወከፍ ትውልዲ በብ33,3×33=1100 ስጋብ ሕጂ ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት ብ933 ንንጉስ
    ጠጠው ስለዝወለድዎም መርትዖ