Kaale hiwwet yesme'alna, Amen, Amen, Amen! Thank you, our beloved father, Btsue Abune Selama, for standing for the rights of your people. Thank you for being the voice of the people of Tigrai! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
You're qualified & professional, Aboy. God bless our fathers Churches. We never have disappeared ,just scared that conflicting and fighting badly war against for four years a go badly memories there, so we have been thinking for innocents people that druons scared for everyone cuz we never forgotten for 4 years that's why diaspora need tolerancely. At day to day changing and they should be back their Refugees where live in shelters who are still suffering , starving and struggling people.God bless all people Tigray 🙏 🙌 🙏 🙏 🙌
It’s very very sad & terrible tragically that our brothers & sisters once dying for the freedom of tigryan people but the people can’t even live in peace now
Peace to the good people of TIGRAY some of them are going through a tragic life of displacement, hunger, and death. The cause of this tragedy upon the people of Tigray is the weyane and this priest who was a Banda cadre of the weyane when they were in power. This priest is not a true Christian, he is a preacher of ethnic hatred, especially swearing ETHIOPIAN and the Ethiopian Orthodox church hater. He is still the cadre of the defeated and dead weyane. Why don't the weyane and the like of this monk live the good people of Tigray live in peace with his neighbors as they did before the creation of the weyane unjustified rebellion to serve foreign interests at the cost of the Tigraian people
ብፁዕ ኣቦና ነዚ ቤዛ ህዝቦም ዝኸፍልዎ ዘለዉ ቕዱስ ተግባር ልዑል ኣምላኽና ንኽሕግዞም ካብ ልበይ ይምነየሎም፤
እግዚአብሔር ኽምዝሕግዘና እምነተይ ፅኑዕ እዩ።
ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ ኣቦና !!!ይኣክል!!!
ብሓቂ ኣቦዋይ ከማኹም ዝበለ የብዘሓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏♥️
ብሓቂ ብፁዕ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይሰመዕና እ/ሄር ምሕረቱ ይልአክልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉❤
አሜን አሜን ክቡር ብፁዕ አቦና አባ ሰላማ በረከትኩም ይብጻሓና, ቃለ ህይወት የሰመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቦና ቃሉ ህወት የስመዐና ካማካቱኩም ዝበሉ ተባዓት ኣቦታት የድልያሎ ትግራይ ንእትገብርዎ ከሉ ግዜ ድምፂ ንህዝብኩም የቀንየልና ያኣክል😢😢😢😢😢😢😢
ኸማኻትኩም የብዝሓልና ኣምላኽ ብጹኡ/ ወ /ቅዱስ ኣቦና ኬሳቲ ብርሃን ብዓል ሙሉእ ትብዓት ዝበልኩሙና ክንፍጽም ኣምልላኽ ይሓግዘና
Wowsoooo✅✅✅✅✅my dearest father stay blessed 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና ኩቡር ኣቦና እግዝኣብሄር አምላክ ምሕረቱ ይሃበና 👏👏👏👏
Kaale hiwwet yesme'alna, Amen, Amen, Amen!
Thank you, our beloved father, Btsue Abune Selama, for standing for the rights of your people. Thank you for being the voice of the people of Tigrai!
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ኣሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤❤
Amen amen kubur abona edmen tenan yhabkum hzibi tigray tesfa alewo ❤🎉 bimenbere selama nkdmit ❤🙏🙏🙏🙏
ቃለህወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኩሉ ሻብ ፀግዒ ህዝብኹም ስለ ትኾኑ የቐንየልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይሰመዐና አግዝብሔር አምላክና ሰላም አባና ብጹሎተኩም ዚክረኒ አባዋይ❤🎉🙏
ብጹኡ ኣቦና በረኸትኹም ይብጽሓኒ ቃለሕይወት የስመዕለና ብተግባር ግብረሓዋርያት ትፍጽሙ ዘለኹም እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም ካብዚ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ከተገልግሉ መታን::ይኣኽል ብሓቂ ይኣኽል ይኹኖ
Kulunaye Tigray Aboutatena kemakume tezukunu Dese mebelna kebure Abouna Berketum yebtsehana 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ኣቦና ታይክንብል ባእሉ ዝፈጠረኩም ኣምላክ እድመን ጢእና ይሓብኩም : ኩሉ መላእ ትግራዋይ ዝኮነ ክትግብሮ ዝግባእ መልእክቲይ እዩሞ ኩሉ ትግራዋይ ተስእ ተበራበር ድምፅካ ነኣለም ኣስምእ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጽእ አቦና ቃል ሂወት ያስመዓና 🎉🎉😢😢😢🎉🎉❤❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር ወብጹእ ኣቦና ከማካትኩም ዝበሉ ኣቦታት የብዝሓልና በረከትኩም ይሕደረና ክቡር ኣቦና
Bravo Aba Selama! Great speech! Great Truth!
ብሓቂ ቃል ህይውት ያሰመዕልና ክብር ኣቦና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏 🙏🙏
ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ቃለ ሂይወት ያስመዐልና ፈጣሪ!! ዕድመን ጠዕናን የሃበልና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤... ኣቦ ጉፉዓን!! መ/ር ወመገሥጽ ዘኢያደሉ ለገጽ!!
ብሓቂ ኣቦዋይ ከማኹም ዝበለ የብዘሓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏❤❤❤
Kale hiwet ysmeana kubur Abona 🙏✝️💒🌼🌻🍀🌿🌺💐
Amene Kubure. Abona. Be. Tselotekume. Asetawesuna,Kale Hewete.
ቃለ ሕይወት የስመዓልና አቦና ።የአክል ናብ መረበትና መልሱና 😢😢😢
አቦ ማለት ናይ ገነት መግስት ሰማያት ሓቀኛ ሓቀኛ አቦ ሰላማ ባሓቂ ባሓቅ በጸለት ኩም ሕሰብና🎉🎉🎉❤❤❤😢😢😢😢😢😅😅😊😂🎉
ብፁዕ አቦና ቃለ ሂወት የስመዓና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ይመለስ
ኣምላኽ ድምጺ ህዝቡ ይስምስዕ
ትክክል ኣቦና
❤❤❤,God bless Abona abo Slama and all fathers churches God beside of you Amen.
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen🙏🙏🙏🎉🎉🎉
You're qualified & professional, Aboy. God bless our fathers Churches.
We never have
disappeared ,just scared that conflicting and fighting badly war against for four years a go badly memories there, so we have been thinking for innocents people that druons scared for everyone cuz we never forgotten for 4 years that's why diaspora need tolerancely. At day to day changing and they should be back their Refugees where live in shelters who are still suffering , starving and struggling people.God bless all people Tigray 🙏 🙌 🙏 🙏 🙌
AmenAmenAmen
Amen Amen Amen🎉🌿💙
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃበሊና ፈጣሪ ኣቦ ሰላማ ወታደር ናይ ክርስቶሰ መምህር ወመገሰፅ❤🙏ያኣክል ያኣክል ያኣክል☝
God bless Kebur Abona Kudes hopefully peace of all people Tigray 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 Amen Amen
ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልና ኣቦና
እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏
ብሓቂ መራሕትና ናብ ልቦኖኦም ይመልሶም ፈጣሪ
አሜን አሜን አሜን
ቃለሂወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና ትክክል እዩ ይአክል ክባሐል አለዎ ሕዝቢ ትግራይ ናብ መረበቱ ክምለስ አልዎ ❤❤❤
የቀንየልና ብሓቂ ዝተሰመዖም ዝዛረቡ አቦና አምላክ ይሓግዞም ናብ መረበቶም ይመልሶም 😢
Kal hiwet yesmealna Kbur Abona, 🙏 🙏 🙏.........Yiakl.......Yiakl!
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. Auneselama. Selama ⛪😢🙏🙏🙏❤️❤️✔️
Amen Amen Amen ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብውልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏
Yes enough is enough 🙏🏾🙏🏾
God bless you amen amen amen
አሜን አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤🙏
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና❤❤❤❤❤
Edmen Tienan yihabelna kibur Abona Aba Selama 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🎉❤
It’s very very sad & terrible tragically that our brothers & sisters once dying for the freedom of tigryan people but the people can’t even live in peace now
Thank you our father.
💜💜💜🥰🥰
Kahle Hiwet yesmaelna kibur Abona 🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ 🙏🙏🙏😢
Indeed enough is enough!
Amen Amen Amen 😭💔
ይኣክል❤😢
❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓና
Amen Amen Amen
❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Amen, amen, amen.
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏
🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️✌️✌️
🤲👏❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏💊🥰❤
ህዝቢ ትግራይ ከም ኣባ ሰላማን ከም ጀነራል የውሃንስ ሚዲድን ንህዝቡ ዝፈትዉ ፖሎቲከና መራሒ እተዝረክብ ብሓደ ወርሒ ትግራይ ብጣሚ ንተቀየረት
Selam ❤❤
Bolticja dikum aboy kishi haymanot maharu beyzakum welfi du kiynkum kkkk
🥰🥰🥰😭🇻🇳✅️🙏🙏🙏
አቦና ዝገብርዎ ዘለው ፃዕርን ቃልስን ብሐቂ ዝድነቕ እዩ። ሰማዒ ክረኽቡ ድማ ፀሎተይ እ ዩ። ትግራይ ዝዋግአኡ ጀጋኑ እምበር ፀማ ቓልሳ ዘራጋግፁ ፖለቲካዊ መራሕቲ አፍርያ አይትፈልጥን። እዚ ድማ ንዲያስፖራ ትግራይ ሞራሎም ሰባቢሩ አብ ተስፋ ምቑራፅ አስሚጥዎም ንርከብ። እዚ ዘልዕሎ መሰረታዊ ጥያቐ ድማ፣ ዲያስፓራስ ብፍቕሪ ህዝቢ ትግራይ ድዮ ጀግንነት አርእዩ ወይስ ፀላእቲ ትግራይ አብ ህልኽ አእትዮሞ ስለዝነበሩ እዩ። ሕጂ ዲያስፖራ ንህዝበ ትግራይ ፍቕሪ አለዎ ድዩ የብሉን አብዝብል ሕቶ ወዲቑ እዩ።
Abotatina nay Heymanot ziserihuwo zelesenay tegibay kinidefom ena pleas absiletsan zelekum tesfa nigebry
ኣቦዋይ ኣቦ ሓቂ እኮ ኩሎም ከም ብጹእ ሰላማ ተዝኮዉን እኮ ትግራይና መሓለፈላ ነይሩ ግን ንሓቂ ተቢዑ ዝናገር እዩ ተሳኢኑ ዘሎ ዝግስጽ
ስባኺ ጽልኢ
አቦና፡እድመን፡ጥእና፡የሃበልና፡፡
🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍💊💊💊💊💊
⛪♥♥♥♥🙏🙏🙏
Peace to the good people of TIGRAY some of them are going through a tragic life of displacement, hunger, and death. The cause of this tragedy upon the people of Tigray is the weyane and this priest who was a Banda cadre of the weyane when they were in power. This priest is not a true Christian, he is a preacher of ethnic hatred, especially swearing ETHIOPIAN and the Ethiopian Orthodox church hater. He is still the cadre of the defeated and dead weyane. Why don't the weyane and the like of this monk live the good people of Tigray live in peace with his neighbors as they did before the creation of the weyane unjustified rebellion to serve foreign interests at the cost of the Tigraian people
ትክክል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤𝕪𝕖𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
No way
ፓለቲከኛ ሞሎክሴ
ትጥቀምሎም ቃላት ነቲ ሒዝክምዎም ዘለኩም ቦታ ዘይምጥኑ እዮም። ርግዕ ኢልኩም መንፈሳዊ መልእክቲ ኣሕልፉ። ከም ፖለቲከኛ ዘይኮነ ከም መንፈሳዊ ኣቦ ተዛረቡ። Be humble and polite. ኣባ ሰረቀብርሃን ካብ ፖለቲካ ናፃ ኣይትመስሉንን። ኣነ ክርስትያን እየ ግና ብዛዕባ ኣክሱም ሙስሊም ተምሃሮ ዝሃብክምዎ መግለፂ ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ። 1 ሙስሊም ክንዲ ትግራይ እዩ። ክብደል ኣይንደልን። ካልእ ይኣክል ዝብል መፈክር ናይ ፖለቲካ ኣጀንዳ እዩ። ፖለቲከኛታት ይኣክል፡ምስ በሉ ስዒብኩም ይኣክል ዘይኮነስ ቅድም ኢልኩም ብናይ ባዕልኩም መንገዲ ክትቃለሱ ይግባእ ነይሩ። ደሓር ዋጋ ከየክፍለኩም ካብ ፖለቲካ ርሓቑ። ኣብ ፖለቲካ ከምዝኣተኩም መርትዖ ኣየድልየናን ኣብ ገፅኩምን ቃላትኩምን ይንበብ ስለዘሎ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ወርቂ ይዝረፍ ኣሎ ብከሚካል ብህዝቢ ይውዳእ ኣሎ ኢልኩም ዝተዛረብኩም ኣይመስለንን። ይኣክል ምባል መፍትሒ ኣይመፅእን። ሕጋዊ መንግስቲ ከይሓዝካ ይኣክል ምባል ናብ ገደል ምእታይ እዩ። ይኣክል ክበሃል ዘለዎ ጉጀለ ህወሓት እዩ። ብሰንክካ እዩ ህዝቢ በሪሱ ካብ ስልጣን ግለስ በልዎ። ልምዓት ጉጅለ ገይሩ ግዝያዊ መንግስቲ ብክልተ እግሩ ጠጠው ከይብል ተመዛበልቲ እውን ከይምለሱ ዝሰርሕ ዘሎ ሓደገኛ ጉጅለ ብስሙ ጸውዕዎ። ውግንናኩም ምስ ጉጅለ ኣለም ገብረዋህድ እዩ ብግልፂ። እታ ናይ መወዳእታ ዘረባኩም እክልቲ መርትዖ እያ። ምስ መብረስትና ኮይኖም ፀገምና ከይፍታሕ ዝገብሩ ዘለው ትብልዎም ዘለኩን ንጌታቸውን ፃድቃንን እዩ። ናይ ስብሓት ነጋ ፕሮፖጋንዳ ተራምዱ ከምዘለኩም ተረድኡ። ብሓፂሩ ካብ ፖለቲካ ውፁ። ከም፡ኣቦ ትግራይ መንግስቲን ስርዓትን የድልያ ኢልኩም ስበኩ። መንግስትን ስርዓትን ድማ ውልቀ ሰባት ዝብሕትዎ ዘይኮነስ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝሳተፈሉ ክኮን ምከሩ። ሓደ ነገር ክሓተኩም፣ ህዝቢ ትግራይ እኮ ኣብ ትግራይ ውሽጢ እውን ይፀንት ኣሎ እዩ በቲ ሕማቕ ስርዓት ንምንታይ ይኣክል ዘይትብሉ። ተመዛበልቲ ናብቲ ዓፋናይ ስርዓት ተመሊሶም፡ክመፁ ኣይንደልን። መፅዮም ክጥዕሞም እምበር ክዋረዱ ኣይኮነን። ካብ ጭቃ ናብ ጭቃ ኣይኮናን ክንሰጋገር ንደሊ። ዝሐሸ ሂወት የድልዮ ህዝቢ ትግራይ። ፀላእትና ትብልዎም ዘለኩም እቶም ናይ ደገ እዮም እቶም ናይ ውሽጢ ፀላእትና ከ ክገልሱ የብሎምን። ብናትኩም ኣባህላ ጉጅለ ደብረፅየን ንትግራይ ይቃለስ ኣሎ ጉጅለ ጌታቸው ድማ ንትግራይ ይዕፍን ኣሎ ኢኩም ትብሉና ዘለኩም። ትግራይ ለውጢ የድልያ እዩ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኽቡር ኣቦና
ክማኹም ንህዝቡ ደው ዝበለ ጠንካራን በሳልን ኣቦ የለን እሞ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ድምፅኹም ናይ ምልየናት ህዝቢ ትግራይ እዩ እሞ ድምፅኹም ን ፀሎትኩምን ፍረ ክፍርይ ኣምላኽ ይሓግዝኩም
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ብፅእ አቦና በረክቶም ይሕደረና ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባሪኽ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ይአክል ይአክል.......እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልአኽልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
መጀመርያ ለአኹምን ለአኹም ልዝመስሉ ናይ ትግራይ ጳጳሳተት ይአክል ክትባሃሉ ይግባ ናይ ዘልአለም ህይወት ክረክብ እግዚአብሔር ማዕረ ቅዱስ ሀሃደ ወዱ በደል ህዝቢ ዓለም ክኻፍል አብ ቀራኒዮ ተሰቂሉ ልኸፈሎ ኽቡር ደሙን ሥጉን እናናአሱኹም ወንጌል ገዲፍኹም ነበረያነበረ ገድላት እዙይ ይብል እናበርኹም ህዝቢ ልተስህቱ ስለዝኾነ ይአክል
እዚ ሊምዳዊ ቀሺ
ኣብዘይምልከቶ ፖሊትካዊ ጉዳይ ዚጫለቕ!!
ሃይማኖኣዊ ጉዳያት ኣብ ፖሊትካዊ ምሕደራ ኢንታይ ኣምጸኦ?
ቅድሚ ዉሩብ መዓልቲ
ኣብ ዶብ ኢርትራን ኢትዮጵያን መረብ ራማ ቀሪቡ
ንኽብሪ ሊኡላውነትና ተዳፊሩ
ኢርትራ ምስ ዓጋመ ዘይሙሱጋትን ዘይኡሙናት የሕዋትና ክብል ተዛሪቡሎ
ንሕና ሃገርርር ኢና። ንሕናን ዕላማን ጥራሕ ጥራሕ ኢና የሕዋት
ናብ ዶብ ኢርትራ
ኢንተቕሪቡ ናብቶም 1 ሚልዮን ንብላሽ ዝመቱ ናይ ወያነ ምሊሻ ክተሰዕቦ ኣለዋ
እግዚአብሔር ይገስፅካ ሰይጣን መራሒ ሃይማኖት ልዕሊ ክሉ ህዝቡ ክሕሉ ስልጣን ኣለዎ
ኣብ ትግራይን ዓፋርርን ኣምሓራን ዱኩዒ ኮይኖም ዝክር ዘይብሎም አመዋውታ ከልቢ ዝሞቱ ኣሕዋትካ እምበር tdf እማ ምእንተ ህዝቦምን ሃገሮምን እዮም ተሰዊኦም ክልል ግዛት አብ ልብና እዮም ህያውያን እዮም
ኣባ ሰረቀ ብርሃን ብሓቂ ዲኹም ጳጳስ እየ ኢልኩም ትዛረቡ ዘለኹም ፧ ንሕዝቢ ትግራይ እኮ እስኹምን መሰልትኹምን ዘይሕጋዊ ሲመት ምስ ኣምጻእኩም ኣምላኽ ንሰላሙ ካብ ሕዝቢ ትግራይ ኣርሒቕዎ ዘሎ ፡ መጀመርታ ንስኹም ልብኹም ሰይርኩም ንቤተክርስቲያን ትደፊእኩም ይቕሬታ ሕተትዋ። ኣምላኽ ኣምላኽ ውሽጢ እንበሪ ኣምላኽ መልሓስ ኣይኮነነን ንስኹኹም ንቕድም ተመለሱታ።
_ወይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብካ_
Thanku. So. Much. Kubure. Abona ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤