ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣቦታትና ናይ ባሓቂ በላሕቲ እዮም ።
Btaemi xbuk des zbl edmen tienan yhabkum fetari nezi medeb tedalwun semaetn
ዕድመ ይሃበልና ዝሓወይ እምበር ባህልናን ወግዕናን ስ ክንደይ ይጥዕም ንሓልዎ ጥራሕ ሓደራ
ከመይ ከመይ ኣሎኻ: ክብረት ይሃበልና ወዲ ዓበይትን ወድታ ክብርቲ ሃገርን:: ክቡራት ወለድና ናይ ብሓቂ ፍላስፋታትን ፈላጣትን እዮም: ኣሰሮም የኸትለና: ካብቲ ፍልጠተን ጥበባቶም ክኣ እልገበና:: የቐንየልና መዳለውቲ🇪🇷❤️
ናይ በሓቁ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪምንጪ ናይ ዚ ብሂል ካበይ እዮ
Wawwww 👌🥰
ዋውውው ሎሚ ኣቅሲንካኒ ሎሚ ካብ'ቲ ናይ ኩሉ ግዜ ዝበለጸትአደብ ኣምጺእካ። ከምዚ እንተኣምጺእካ ኩሉ ግዜ ክከታተለካ ኢየ ናይ ብሓቂ ወግዒ ኣቦታት ክጠፍእ ወይ ክርሳዕ ዘይብሉ ኢዪ ቀጽሎ
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ እዩ'ዚ ምክሪ አቦታትና ደሰ ይብል የቀንየልና እዘሐወይ 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷
🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👏👏👏👏👋👋👋👋ብሓቂ ወርቃዊ ኣባታዊ ቃላት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ብሓቂ ዘረባ/ጠቕስታት ኣቦታትና ኣብ መሬት ኣይዓልብን እዩ።
ጽቡቅ መደብ ኣጆኹም ቀጽልዎ ።
ብሂል ኣቦታትና ባይታ ዘይወድቕ ዘረባ መስተውዓልትን ለባማትንዮም 🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ቀጽልዎ ኢዚ ብሂል ወለድናስ ዋላሓንቲ ዝድርበ ኢዩ ኢኮ ዘይብሉ
የቐንየልና ዓቢ ሰብ!
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን መሬት ዘይወድቕ ብሂል ኣቦታት
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ናይ በሓቂ ቀጽልዎ ባህልና ጥዑም ተረካቢ ኣይኮነን ።
Respect thanks
Amazing history! Thank you.
Wow wow I love it🙏🏽❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💗💗💗💗💗💗💗🙏🙏
ወግዕን ብሂልን ኣቦታት ብሓቂ ኣብ መሬት ኣይወድቕን እዩ
Abzi lo wegie kedamot. Btaemi des zbl aqerarba. Ketslo kbur haww
ብጠዓሚ ዝድነቅ ኣባሃህላ እዩ ዘለና ፡ከምዚ ገርኩም ዘቅረብኩሙልና ነመስግነኩም ።
👏👏👏👏👏👏👏😀😀😀😀👍💐
Thanks bro 😍😍😍
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ክንስዕበኩም ኢና።
Des zebel abehhla qedamot eyu kexlwo 👌👌👌👌👍👍👍👍
Waw des zbel
🕊❤🇪🇷🤲⛪️📖🕌🤲❤🇪🇷❤🕊selam amilakina kemey merizu belhit mestwat bhilna zhebnkca zekurakca amilakina kmsegino kweduso kburukc biluz fekar zeyntu zeytmit natu zewsdlu kdako krekgze gezepu keymlese zeydkis 🦁sbesa harast 🐯nebiri aytrayn kbur buluz hizberitrean abalemina mgstkca ybareki fetarena kcab zum brkcat hizb ftrkna
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ባይታ ዘይ ወድቕ ዘረባ ኣቦታትና ።
Lebam zereba eu edmn tenann yhabkum deki Eritrea hagerey
Betam Tseboke Abotatena kedamote Lebamote weregatate keytemaharu kensue merate xeywedeke xerebuome natome Tsegha berketom yekaflena
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Your voice very wonderful I love it 😘!
Asey des kbl ezi bihil
Wowwwwwwww ቀጽሎ
Eza medeb bhanqewta ye zxbeya yegdas inatefakum nshager bflay ema ngezana sle tezekreni yfetweka ye aytzhalena mls mls bel
👍👍👍👍👍👍
Nice bro kexlo kemze kemaka yebzhalna amlake
መን ከም ናይ ቀደም ወለዲ ሊቃውንቲ እዮምኮ ብሓቂ ማዕኸን ፍልጠት!!ናይ ሎሚለ ሰባት ኽንብሃል?
ብሓቂ መርየት ዘይወድቅ ዘረባ ናይሎሚ ክኣ 12 ክፍሊ በጺሐ ይብለካ A B c D ዘይወጻ መዓብልና ክኣ ይብሉካ
Kbret yhabkum Zara fltet brukum tsesn
Ata kemelekata Absemun semun tetigebrelnals kindey mmekere mesleka
ኣብ ፍርጅ ዝቀነየ መግብ እንተዘይኣውዒኻዮ ታይፎይ እዩ ዘመጽእ ብሂል ኣቦታትና ማዕረ ክንደይ በላሕቲ ምንባሮም ኢዩ ?!
ናይ ምሸት መግቢ ንእንግዳእንግዳ እንታይ ማለት እዩ?
ምዕዳም ማለት ኢዩ ወይ ምዕዳም።
Wwwooo
Yebele wegie gene gelius tigriyna du kekebed merdae yeabiyeka
Kkkkkk wawwww!!!
Hahahaha iway gele aynettttttt
ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ ኣብ Rimon ቻነል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
Degagime Semiayo bitaemi des zebil wegie eyu ,Ayiridianin eyu gele sebat dislike 👎🏻 zihibu enber ke eti tihisito medeb kisab mewedata yisemieyo diyom welas eti Edom himak enber sibuk keygebir mihilu eyu 🤣🤣🤣.Anyway Sibuk medeb kesiliwo Thank you Zarafltet
Kkkkkkk btame xebuq medeb
ብሂል ኣቦታት ግርም አካ አንተኾነ,ኣብ ታ አንገራኻ ወዲ ሰበይትካ ይበልዖ, አልካ ግን ጌጋ ኡ, ወዲ ሰበይትኻ ኮ ውላድካ ውን ማለት ኤዩ, ወዲ ሰባይካ ከኣ ከምኡ ስለዚ ነውሪ አያ አዚኣ.
ሎሚ ዘበነ 21ን እናሃለናስ በቲ ናይ ህግደፍን ዋላ ሓንቲ ዘየበርከተሉ" ብስም ህ/ ግ/ ሓ/ ኤርትራ እናሸቀጠ መንእሰይ ህዝቢ ኤርትራ ዘህልቅ ዘሎ" ከይተመሳስላ : ከም ናይ ኣቦታት ብሂል ካብ በልካዮ: ምስ ህዝቢ ኤርትራዊ ዘለዎ እዋናዊ ኩነት" ኣዛሚድካ ተዛረብ።
EWE yake kexlwo
ኣቦታትና ናይ ባሓቂ በላሕቲ እዮም ።
Btaemi xbuk des zbl edmen tienan yhabkum fetari nezi medeb tedalwun semaetn
ዕድመ ይሃበልና ዝሓወይ እምበር ባህልናን ወግዕናን ስ ክንደይ ይጥዕም ንሓልዎ ጥራሕ ሓደራ
ከመይ ከመይ ኣሎኻ: ክብረት ይሃበልና ወዲ ዓበይትን ወድታ ክብርቲ ሃገርን:: ክቡራት ወለድና ናይ ብሓቂ ፍላስፋታትን ፈላጣትን እዮም: ኣሰሮም የኸትለና: ካብቲ ፍልጠተን ጥበባቶም ክኣ እልገበና:: የቐንየልና መዳለውቲ🇪🇷❤️
ናይ በሓቁ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ምንጪ ናይ ዚ ብሂል ካበይ እዮ
Wawwww 👌🥰
ዋውውው ሎሚ ኣቅሲንካኒ ሎሚ ካብ'ቲ ናይ ኩሉ ግዜ ዝበለጸትአደብ ኣምጺእካ። ከምዚ እንተኣምጺእካ ኩሉ ግዜ ክከታተለካ ኢየ ናይ ብሓቂ ወግዒ ኣቦታት ክጠፍእ ወይ ክርሳዕ ዘይብሉ ኢዪ ቀጽሎ
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ እዩ'ዚ ምክሪ አቦታትና ደሰ ይብል የቀንየልና እዘሐወይ 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷
🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍
👏👏👏👏
👋👋👋👋
ብሓቂ ወርቃዊ ኣባታዊ ቃላት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ዘረባ/ጠቕስታት ኣቦታትና ኣብ መሬት ኣይዓልብን እዩ።
ጽቡቅ መደብ ኣጆኹም ቀጽልዎ ።
ብሂል ኣቦታትና ባይታ ዘይወድቕ ዘረባ መስተውዓልትን ለባማትንዮም 🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ቀጽልዎ ኢዚ ብሂል ወለድናስ ዋላሓንቲ ዝድርበ ኢዩ ኢኮ ዘይብሉ
የቐንየልና ዓቢ ሰብ!
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን መሬት ዘይወድቕ ብሂል ኣቦታት
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ናይ በሓቂ ቀጽልዎ ባህልና ጥዑም ተረካቢ ኣይኮነን ።
Respect thanks
Amazing history! Thank you.
Wow wow I love it🙏🏽❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💗💗💗💗💗💗💗🙏🙏
ወግዕን ብሂልን ኣቦታት ብሓቂ ኣብ መሬት ኣይወድቕን እዩ
Abzi lo wegie kedamot. Btaemi des zbl aqerarba. Ketslo kbur haww
ብጠዓሚ ዝድነቅ ኣባሃህላ እዩ ዘለና ፡
ከምዚ ገርኩም ዘቅረብኩሙልና ነመስግነኩም ።
👏👏👏👏👏👏👏😀😀😀😀👍💐
Thanks bro 😍😍😍
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ክንስዕበኩም ኢና።
Des zebel abehhla qedamot eyu kexlwo 👌👌👌👌👍👍👍👍
Waw des zbel
🕊❤🇪🇷🤲⛪️📖🕌🤲❤🇪🇷❤🕊selam amilakina kemey merizu belhit mestwat bhilna zhebnkca zekurakca amilakina kmsegino kweduso kburukc biluz fekar zeyntu zeytmit natu zewsdlu kdako krekgze gezepu keymlese zeydkis 🦁sbesa harast 🐯nebiri aytrayn kbur buluz hizberitrean abalemina mgstkca ybareki fetarena kcab zum brkcat hizb ftrkna
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ባይታ ዘይ ወድቕ ዘረባ ኣቦታትና ።
Lebam zereba eu edmn tenann yhabkum deki Eritrea hagerey
Betam Tseboke Abotatena kedamote Lebamote weregatate keytemaharu kensue merate xeywedeke xerebuome natome Tsegha berketom yekaflena
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Your voice very wonderful I love it 😘!
Asey des kbl ezi bihil
Wowwwwwwww ቀጽሎ
Eza medeb bhanqewta ye zxbeya yegdas inatefakum nshager bflay ema ngezana sle tezekreni yfetweka ye aytzhalena mls mls bel
👍👍👍👍👍👍
Nice bro kexlo kemze kemaka yebzhalna amlake
መን ከም ናይ ቀደም ወለዲ ሊቃውንቲ እዮምኮ ብሓቂ ማዕኸን ፍልጠት!!
ናይ ሎሚለ ሰባት ኽንብሃል?
ብሓቂ መርየት ዘይወድቅ ዘረባ ናይሎሚ ክኣ 12 ክፍሊ በጺሐ ይብለካ A B c D ዘይወጻ መዓብልና ክኣ ይብሉካ
Kbret yhabkum Zara fltet brukum tsesn
Ata kemelekata Absemun semun tetigebrelnals kindey mmekere mesleka
ኣብ ፍርጅ ዝቀነየ መግብ እንተዘይኣውዒኻዮ
ታይፎይ እዩ ዘመጽእ ብሂል ኣቦታትና ማዕረ
ክንደይ በላሕቲ ምንባሮም ኢዩ ?!
ናይ ምሸት መግቢ ንእንግዳ
እንግዳ እንታይ ማለት እዩ?
ምዕዳም ማለት ኢዩ ወይ ምዕዳም።
Wwwooo
Yebele wegie gene gelius tigriyna du kekebed merdae yeabiyeka
Kkkkkk wawwww!!!
Hahahaha iway gele aynettttttt
ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ ኣብ Rimon ቻነል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
Degagime Semiayo bitaemi des zebil wegie eyu ,Ayiridianin eyu gele sebat dislike 👎🏻 zihibu enber ke eti tihisito medeb kisab mewedata yisemieyo diyom welas eti Edom himak enber sibuk keygebir mihilu eyu 🤣🤣🤣.Anyway Sibuk medeb kesiliwo Thank you Zarafltet
Kkkkkkk btame xebuq medeb
ብሂል ኣቦታት ግርም አካ አንተኾነ,
ኣብ ታ አንገራኻ ወዲ ሰበይትካ ይበልዖ, አልካ ግን ጌጋ ኡ, ወዲ ሰበይትኻ ኮ ውላድካ ውን ማለት ኤዩ, ወዲ ሰባይካ ከኣ ከምኡ ስለዚ ነውሪ አያ አዚኣ.