FBN Studio
FBN Studio
  • 330
  • 588 522

วีดีโอ

ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ፡ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ምውጻእ ኣብያ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኢትዮጵያ። #habesha #eritrian #ethiopia
มุมมอง 21421 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ፡ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ምውጻእ ኣብያ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኢትዮጵያ። #habesha #eritrian #ethiopia
ሓደገኛ ክስተት ምንቅጥቃጥ መሬት ኢትዮጵያ።#habesha #ethiopia #eritria
มุมมอง 5572 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሓደገኛ ክስተት ምንቅጥቃጥ መሬት ኢትዮጵያ።#habesha #ethiopia #eritria
ኮካ ኮላ ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ንፈልጥ'ዶ? #eritrian #habesha #ethiopia
มุมมอง 402 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኮካ ኮላ ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ንፈልጥ'ዶ? #eritrian #habesha #ethiopia
ብጣዕሚ ዘሐዝን ጉዳይ።#eritrian #habesha #tigray #ethiopia
มุมมอง 1.7K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ብጣዕሚ ዘሐዝን ጉዳይ።#eritrian #habesha #tigray #ethiopia
ሕማቕ ዜና ኢትዮጵያ። ሩሃማ ክሕነቕ ኢየ ትብል።#habesha #tigray #ethiopia
มุมมอง 6389 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሕማቕ ዜና ኢትዮጵያ። ሩሃማ ክሕነቕ ኢየ ትብል።#habesha #tigray #ethiopia
ቴድሮስ ኣድሓኖም ንስክላ ድሒኒ፡ ኣክሱም ሃይማኖታዊ ወጥሪ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 20712 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ቴድሮስ ኣድሓኖም ንስክላ ድሒኒ፡ ኣክሱም ሃይማኖታዊ ወጥሪ።#eritrian #tigray #ethiopia
መቐለ ከቢድ ናዕቢ። ኣቢይ ብኣሜሪካ ተፈራሪሑ ዝኣተዎ ውዕል። ኢትዮጵያ ምንቅጥቃጥ ምድሪ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 24716 ชั่วโมงที่ผ่านมา
መቐለ ከቢድ ናዕቢ። ኣቢይ ብኣሜሪካ ተፈራሪሑ ዝኣተዎ ውዕል። ኢትዮጵያ ምንቅጥቃጥ ምድሪ።#eritrian #tigray #ethiopia
ኩሊቱ ሂቡ ተጠሊሙ፡ ኢትዮጵያ ኲናት ጀሚራ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 1K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኩሊቱ ሂቡ ተጠሊሙ፡ ኢትዮጵያ ኲናት ጀሚራ።#eritrian #tigray #ethiopia
መጥቃዕቲ ጀርመን 5 ሞይቶም 200 ቆሲሎም፡ ኤርትራዊ ኣሌክሳንደር ዓለም ኣዛሪቡ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 886วันที่ผ่านมา
መጥቃዕቲ ጀርመን 5 ሞይቶም 200 ቆሲሎም፡ ኤርትራዊ ኣሌክሳንደር ዓለም ኣዛሪቡ።#eritrian #tigray #ethiopia
ሉልን ሊያን ብዘርኦም ተባኢሰን፡ ዕንዱ ሳሓቕ ወዲእዋ ሰብ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 275วันที่ผ่านมา
ሉልን ሊያን ብዘርኦም ተባኢሰን፡ ዕንዱ ሳሓቕ ወዲእዋ ሰብ።#eritrian #tigray #ethiopia
ዘስካሕክሕ ቅትለት ሓፍቱ ንድምጻዊ ሚዛን፣ መጠንቀቕታ ኣቢይ ካብ ኣሜሪካ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 221วันที่ผ่านมา
ዘስካሕክሕ ቅትለት ሓፍቱ ንድምጻዊ ሚዛን፣ መጠንቀቕታ ኣቢይ ካብ ኣሜሪካ።#eritrian #tigray #ethiopia
ጉጁምጁም ሸላን ዮርዳን፡ ቴድሮስ ብዛዕባ ሳሚ ሺኮር።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 213วันที่ผ่านมา
ጉጁምጁም ሸላን ዮርዳን፡ ቴድሮስ ብዛዕባ ሳሚ ሺኮር።#eritrian #tigray #ethiopia
ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዘሰንብድ፡ ጃዋር ሚስጢራት ኣውጺኡ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 200วันที่ผ่านมา
ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዘሰንብድ፡ ጃዋር ሚስጢራት ኣውጺኡ።#eritrian #tigray #ethiopia
ናይ ዓለምና ሪከርድ ዝሓዙ ኤርትራዊ ኣቦ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 513วันที่ผ่านมา
ናይ ዓለምና ሪከርድ ዝሓዙ ኤርትራዊ ኣቦ።#eritrian #tigray #ethiopia
ውፉይ ንጆን ብላክ ዝተዋጽአ ገንዘብ ተሓታቲ፡ ኣብ ዓዲ-ግራት ዘጋጠመ ጉድ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 904วันที่ผ่านมา
ውፉይ ንጆን ብላክ ዝተዋጽአ ገንዘብ ተሓታቲ፡ ኣብ ዓዲ-ግራት ዘጋጠመ ጉድ።#eritrian #tigray #ethiopia
18 December 2024
มุมมอง 21วันที่ผ่านมา
18 December 2024
ኢትዮጵያ ኤርትራ ናተይ ኢያ ትብል። ጳጳስ ፍራንሲስ ፈተነ ቅትለት። #eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 11214 วันที่ผ่านมา
ኢትዮጵያ ኤርትራ ናተይ ኢያ ትብል። ጳጳስ ፍራንሲስ ፈተነ ቅትለት። #eritrian #tigray #ethiopia
ባሻር ኣል ኣሳድ ንመጀምርታ ጊዜ ተዛሪቡ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ንኤርትራ ክወቅዕ ሕቶ ዘቕረቡ መራሕቲ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 2K14 วันที่ผ่านมา
ባሻር ኣል ኣሳድ ንመጀምርታ ጊዜ ተዛሪቡ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ንኤርትራ ክወቅዕ ሕቶ ዘቕረቡ መራሕቲ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopia
ወናም ክራሪስታ፡ ዘርእሰናይ ንኣፈወርቂ ተሳሂልዎ።#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 41821 วันที่ผ่านมา
ወናም ክራሪስታ፡ ዘርእሰናይ ንኣፈወርቂ ተሳሂልዎ።#eritrian #tigray #ethiopian
Breaking news ኤርትራውያን ካብ ኣብ ኣውቶቡሳት ተጻዒኖም ይስጎጉ ኣለዉ።#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 15K21 วันที่ผ่านมา
Breaking news ኤርትራውያን ካብ ኣብ ኣውቶቡሳት ተጻዒኖም ይስጎጉ ኣለዉ።#eritrian #tigray #ethiopian
ኣብ ጉዳይ ናይ ጽጉም ዝተዋጽአ ገንዘብ ከተማ ድዩ ዋላስ ሰገን መን"ዩ ዝጋገ ዘሎ።#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 5K28 วันที่ผ่านมา
ኣብ ጉዳይ ናይ ጽጉም ዝተዋጽአ ገንዘብ ከተማ ድዩ ዋላስ ሰገን መን"ዩ ዝጋገ ዘሎ።#eritrian #tigray #ethiopian
3 December 2024
มุมมอง 89128 วันที่ผ่านมา
3 December 2024
ወዲ ሓምቢር፡ ሊያ፡ ሞኒካን ዴቭን።#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 7K28 วันที่ผ่านมา
ወዲ ሓምቢር፡ ሊያ፡ ሞኒካን ዴቭን።#eritrian #tigray #ethiopian
ኣብ ልዕሊ ማህሌት ከቢድ ግፍዓዊ ቅትለት ዝፈጸሙ፡ናይ ሞት ፍርድን ዕድመ ልክዕ ማእሰርትን ተፈሪዱዎም።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 42928 วันที่ผ่านมา
ኣብ ልዕሊ ማህሌት ከቢድ ግፍዓዊ ቅትለት ዝፈጸሙ፡ናይ ሞት ፍርድን ዕድመ ልክዕ ማእሰርትን ተፈሪዱዎም።#eritrian #tigray #ethiopia
ፋኣድ፡ ኪሮስ፡ ፍረሰላምን ካልኦትን ፡ ኣብ 2016 ብቀያሕ ባንዴራ ኣብ እንዳባ-ጉና ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 84128 วันที่ผ่านมา
ፋኣድ፡ ኪሮስ፡ ፍረሰላምን ካልኦትን ፡ ኣብ 2016 ብቀያሕ ባንዴራ ኣብ እንዳባ-ጉና ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
ናይ ካናዳ ደው ኢሉ // መዘንግዕ ካሜራ ኤረ-ልኡል// ጣጣ ማዓንዱን ኣምሓሩን😀#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 327หลายเดือนก่อน
ናይ ካናዳ ደው ኢሉ // መዘንግዕ ካሜራ ኤረ-ልኡል// ጣጣ ማዓንዱን ኣምሓሩን😀#eritrian #tigray #ethiopia
ግብረ-መልሲ ኤርሚ ንሰልጠነ// ክስማዕ ዘለዎ መልእኽቲ ገነት።#eritrian #tigray #ethiopia
มุมมอง 637หลายเดือนก่อน
ግብረ-መልሲ ኤርሚ ንሰልጠነ// ክስማዕ ዘለዎ መልእኽቲ ገነት።#eritrian #tigray #ethiopia
ሰገን ብዛዕባ ድንግልናኣ// ሓደራን ኢሰያስን//#eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 522หลายเดือนก่อน
ሰገን ብዛዕባ ድንግልናኣ// ሓደራን ኢሰያስን//#eritrian #tigray #ethiopian
ጣጣ ማዓንዱ እንታይ ረኺብዎ// ዕምባባ ንሰገን። #eritrian #tigray #ethiopian
มุมมอง 1.2Kหลายเดือนก่อน
ጣጣ ማዓንዱ እንታይ ረኺብዎ// ዕምባባ ንሰገን። #eritrian #tigray #ethiopian

ความคิดเห็น

  • @halleluja9074
    @halleluja9074 วันที่ผ่านมา

    ዋና ቻነል ከየረጋገጽኩም ዲኹም እዚ ቪድዮ ሼር ትብልዎ እቲ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ጌጋ ኢዩ እዚ ሰብ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎ ሰብ ኢዩ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ኢዩ

  • @mebrahtumehari7534
    @mebrahtumehari7534 3 วันที่ผ่านมา

    ምንጪ መጻሕፍቲኻ ካበይ ኢዩ

  • @ShabiShabi-p1n
    @ShabiShabi-p1n 4 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ... ደስ... ዘብል... ዜና... እዛ... ገምጃዕ.... ሃገር... ኢትዮጵያ..... ሕቡእ... ኣጀንዳ... ሚስጥራታ... ዝቃልዓሉ... ግዜ.... ኣኺሉ. እዩ. በደል... ኤርትራውያን.... ናብ ክሳራ... እምበር... ናብ... መኽሰብ... ኣይከሰጉማን.... እዩ. ውሽጥኻ... Bado(0) ብደጌኻ... መን ከማይ ( ወረጃ ማዕዶ ) 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @berhnekahsay6101
    @berhnekahsay6101 4 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ዓንዳት ጽቡቅ ኔርካ ክስብ ሕጅግን ኣይግድን ክንደይ ናይ ዓለምና ሓደሽቲ ፖለቲካዊ ኩነታት እናሃለወስ ብዛዓባ እዞም ኣምሓሩት ንሚዲያ ተፈላጥነት ንምርካብን በመንገዲ ሚዲያታት ጌሮም ገንዘብ ንምርካብ ኣብ ዝዋሱኡ ዘለው ፍቁራት ኣርእስቲ ሂብካ ክትዛረበሉ ኣይተጸበናዬን

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 4 วันที่ผ่านมา

    ንዓይ ጉቡእይ ክኸፍሎ ዘይግበኒ ኣብ ክልተ ጊዜ ልዕሊ ጉቡአይ ኣክፍሎሙኒ ኣብ ቲ ካልኣይ ጊዜ ንምንታይ እለእንተ ተዛረብኩ ስጋብ ነፋሪት ትኸይድ 1 ሳዓት ኮለል ኣብሎሙኒ ከይ ኣክሉም ስጋብ ዙሳፈር ምፍራም ኣብዮም ኮለል ኣብሎሙኒ ናብ ቲ ዝምለሶ ሃገር ብጹኑዕ ቦርሳይ ከም ዝፍተሽ ገይሮም ብተወሳኺ ዝተሳፈረ ቦርሳይ ቀድዶም ንብረት ወሲዶም አርትራዉያን ካብ ናብ እትዮጵያ ምጋሽ እንተትገድፍዎ ያሓይሽ ይብለኩም

  • @Africastar
    @Africastar 8 วันที่ผ่านมา

    It is non your business qomal agame

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 8 วันที่ผ่านมา

    SO WHAT ይጀመር ግዲ ኣብ ራሻ ጥራይ

  • @GereziherGebremedhin
    @GereziherGebremedhin 10 วันที่ผ่านมา

    ብሓይሊ ኤርትራዊ ግበርዎ😂😂😂😭

  • @tsehaygebru9680
    @tsehaygebru9680 10 วันที่ผ่านมา

    Ha ha ha

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 13 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @selemawittekle5890
    @selemawittekle5890 13 วันที่ผ่านมา

    Well come bro 🌹🌺🥰

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 14 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ፈስፋስ እንታይ አእተወካ እግዚአብሔር ይገስፅካ እርኩስ።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 15 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሶርያ እንታይ ትምሃሩ ካብ ውግእ ተምጽኦ ጽቡቅ ነገር የለን እንትርፊ ዕንወት ውግእ ጽቡቅ ኣይኮነን ክብለኩም ከሎ ኢሰያስ ምስማዕ ኣቢኹም ሕጅውን ሰላም ዘምሩ ዘይመሬትኩም ኣይትመነዬ ሓሪስኩም ህዝብኹም ኣዓንግሉ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 15 วันที่ผ่านมา

    20 ዓመት ተወሲኑ ኸሎ ዝተቀመጥክምሉ ከይኣኽለኩም ሕጂ ኽኣ ተንቤን ናፊቅኩማ መስለኒ ሰላም ዘምሩ ብድመ መሬት ኤርትራ እዩ ዓሪፍኩም ተቀመጡ ድሕሪ 1,000,000 ንታይ ክትደግሙ ንስኹም እቲ ውግእ ደሊኹሞ ትኣትውዎ ኣለኹም እንተ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ሰብ ክሓመና ኣይንደልን ኢና ንምርጫኹም ብሃንግ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብኹም ኣድሕኑ ምሬት ኤርትራ እዩ ብደምና መሬትና ኣውሒስና ኣለና

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 15 วันที่ผ่านมา

    20 ዓመት ተወሲኑ ኸሎ ዝተቀመጥክምሉ ከይኣኽለኩም ሕጂ ኽኣ ተንቤን ናፊቅኩማ መስለኒ ሰላም ዘምሩ ብድመ መሬት ኤርትራ እዩ ዓሪፍኩም ተቀመጡ ድሕሪ 1,000,000 ንታይ ክትደግሙ ንስኹም እቲ ውግእ ደሊኹሞ ትኣትውዎ ኣለኹም እንተ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ሰብ ክሓመና ኣይንደልን ኢና ንምርጫኹም ብሃንግ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብኹም ኣድሕኑ ምሬት ኤርትራ እዩ ብደምና መሬትና ኣውሒስና ኣለና

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 21 วันที่ผ่านมา

    እወ ኤሬትራውያን እኮ አተሃሳስቦም ካብአፍንቾምእስካብ አፎም እዩ መጋዛ ሀገሮም //አ/አዝነብሩ ዘነበሩ ተጋሩየቐር ዘየባሃል በድልአብትሄምሎም ሰለዘህ ሀራስ ከምእዳ ትበልእ አርጊዳ ከምዝባሀልእንካእ ድስ በለና ዘፈሰሰድምና ተናግሩ😂😂😂

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 22 วันที่ผ่านมา

    ኣስተውዕል ናይ በሕቂ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ትዛረብ እንቴድ ኣ ኣለኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብመላዕ ዓለም ዘሎ ኣንጻር ነብሱ ስለ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ ኩሉ ውርደት ዝረኽቦ ዘሎ ስለዚ ብሓደ እንቴ ዘይሰሚሩ ሺግሩ ጌና እዩ ኣንታ ደጋፊ እየ ትብል ንሕንሳብ ኣብመንጎ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰዊርካ ትዛረብ ዘለኻ እቲጸገም ንዓኻውን ዝገድፈካ ኣይኮነን

  • @okubitalay8243
    @okubitalay8243 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZemuyMeasho
    @ZemuyMeasho 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonwdikahse6125
    @yonwdikahse6125 26 วันที่ผ่านมา

    sayyyyyyyyyyy hji grem kone

  • @RomaTermini-e1q
    @RomaTermini-e1q 26 วันที่ผ่านมา

    ላም ቀርና ኣይከብዳን እዩ:!! ዓድኹም መዓርኩም ይሕሸኩም ! ይኣክል ጸለልመለል ! ብደሓን ምጹ ! መርሓባብኩም ዓሸራ !!

  • @alganeshsegid6135
    @alganeshsegid6135 26 วันที่ผ่านมา

    አሰይ እንኳዕ ተሰጎጉ አይማሐሩን እንተኬዶም አዶም እዮ

  • @medfensimuy6530
    @medfensimuy6530 26 วันที่ผ่านมา

    ናይ እግዚኣብሔር ስራሕ ዓብዪ እዩ። ተኣኻኺብካ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ህበይን ውኻርያን ዘኣተዋኦ ቃል ኪዳን ናብ ኮኽሒ ተጋጭዩ ሓጨልጨል ምስ በለ ፍቅር ያሸንፋል ከምዘይተብሃለ ሕጂ ኣውያት ብዘይ ምንም ገበን ኤርትርውያን ይጥረዙ ትብል ኣለኻ ኣዘኻኺርካና 1998 ንመለስ ዜናዊ ኤርትራውያን ብዘይ ምንም ገበን ይጥረዙ ኣለዉ ንምንታይ ኢሎም ምስ ሓተትዎ መለስ ክምልስ ከሎ ኤርትራዊ ኮነ ጃፓናዊ ሕብሪ ዓይኑ ደስ ኣይበለናን ኢልና ክንሰጉግ ንኽእል ኢና ኢሉ መሊሱ ግርም ስለዚ ናብ ዓድኻ ምጥራዝ ንስኹም ኢኹም ረኺብክምዎ ስለዚ ኣመስግኑ ንምንታይ ኣብ ኤርትራ ክንደይ ሰብ እዩ ብኻራ ተሓሪዱ ስለዚ ኤርትራውያን ከምቱ ንስኻትኩም እትገብርዎ ክተመስግኑ እዩ ዝግበኣኩም

  • @efrem7433
    @efrem7433 26 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ማለትካ ኢዩ ድምጺ ክንኮኖም አብ ኢትዮጵያ ንኽነብሩ ናበይ ድዮም ዝኸዱ ዘለዉ ንዓዶም ምኽያድ ሓጥያት ድዩ ብሰላም ዓድኻ ምእታው ጽቡቅ ኢዩ

  • @MerryGbertinsae
    @MerryGbertinsae 26 วันที่ผ่านมา

    E/her mewaxti yefterlom ,nekulu hager dema selam yegberlna........

  • @tsigegaber1592
    @tsigegaber1592 26 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ጉቡርዎም👍👍👍

  • @micki6321
    @micki6321 26 วันที่ผ่านมา

    Anti geshlae monica afki zeitey operation gberi afki

  • @MeadnGhide
    @MeadnGhide 26 วันที่ผ่านมา

    enka bseam adumi melswom adka kulu geze kurati aleka kb betmaserti zekefu yelen . Kb ab betmaserti abzey cenqetom zbexehi adom yhishom adka kurat alo tana yhabom amlak misom ykun enka zeyqetlwom amlak mesom eu

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 26 วันที่ผ่านมา

    😢😂😂😂😂😢😢😢😢😢

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 27 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን ናይ ኢድና እዩ ንሱ እኳ ክንእሰና ትማሊ ነቲ ጸግዕና ድነበረ ህዝቢ ትግራይ ጨፍጪፍናዮ ሕጂ ድማ መሬት ብጻሓይ ቀትሩ ጸልሚታትና ኣዋጸኦ ይፍጠር

    • @AbdulahiAbdulwasie
      @AbdulahiAbdulwasie 26 วันที่ผ่านมา

      ናይ ባሓቂ ጌጋና ንፍለጥ

    • @Meklit-k5z
      @Meklit-k5z 26 วันที่ผ่านมา

      ሐቂ ይሀብካ ሐወይ

    • @RomaTermini-e1q
      @RomaTermini-e1q 26 วันที่ผ่านมา

      ይጨፍጭፍካ ሓሳዊ!

    • @rishane9576
      @rishane9576 26 วันที่ผ่านมา

      ንስካ ጨፍጭፍካዮም ትከውን እምበር ኤርትራዊ ድጨፍጨፎም የለን እሞ እቶም ደጸግዑካ ህዝቢ ትግራይ ሕጅወን የጸጉዕካ ግርም ደንጋጺ

    • @amanielgebrerufael
      @amanielgebrerufael 26 วันที่ผ่านมา

      @rishane9576 ደደብ

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 27 วันที่ผ่านมา

    እትስርዓት,ኣብ,ኤርትራአ,ዞሎዖ,ስርዓት,ንህዝቢ,ኤርትራኣ,ከዐትፍእ,ዝመፀ,ስርዐት,እዩሻዕብየ,ክጠፎዕ,ዐሎዏ,ህዝበአይ,ዓታኣሹ,ንቃህ,ተዐወደብ,ኣትፎራህ,ንመአንነትካ,ንረአጋፂ,ዕሎዎ,ነአባሪ,ታጸዓርኽ,እምር,ነባሪ,ሰአብ,ዬሎን,ኤርትራዊ,ታዓጠቅ,ተአወደብ

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 27 วันที่ผ่านมา

    ናብ ኤርትራ ምጥራዞም ኡዱለኛታት እዮም አትዮጵያ ንዘይጋታታ ገሃነም ያ አትዮጵያ

  • @Reaper515
    @Reaper515 27 วันที่ผ่านมา

    The main problem to eritrean people is essays afwerq so you need to Remove from your country

  • @mengstewldi7378
    @mengstewldi7378 27 วันที่ผ่านมา

    ዘርኦም አይ ትረበጽ አታ ዝኑብ ምስ ዝነቀለ ዓዲ ማእለል በል ተጠንቀቅ ገለል በል ዘርኦም ዕደ ከይ ትታለል...?...

  • @almazfitiwi
    @almazfitiwi 27 วันที่ผ่านมา

    መርሀባ ደቂ ኤረይ ብሰላም እቶዉ ዉፁ ካብቲ አዲ በጃኩም እዛም አመሎም ዩ

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 27 วันที่ผ่านมา

    What kind person are you Sudan is on war Eritrea is free no war they must go back to their country period

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 27 วันที่ผ่านมา

    ረምቢ ደላማዊ ሰልፊ for what

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 27 วันที่ผ่านมา

    ሰንታ ሕይ ንዐዶም ይመለሱ ሰሪሖም ዐዶም የልምዑ ኢሰያስ ካብሱሩ ክመሖ አለዎ

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 27 วันที่ผ่านมา

    Fake News ዕሱባት ሕጅዶ ይሐይሽ

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 27 วันที่ผ่านมา

    ጾቡቅ ገበርዎም አዶም ዘይ ከዱ ዋላ ይረሽኑዎም ከዳአት

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 27 วันที่ผ่านมา

    Bad karma got you Eritreans. Tigray was your safe heaven for years. But you turn around and did what you did.

  • @vgjhgtggih116
    @vgjhgtggih116 27 วันที่ผ่านมา

    halilo. Zemeseka. Adges Akbitka. tsano Ahas. Mes. haradin. Esetya. Bahamat. Belom. Nay. Lomi. Mensay. Eritrea. Asha. Eu. Nay. Alem. Baham Aye bokli Eritrea. Aye. Alet Eritrea. Bahamat Etom. Nay. Kedem. Temlisom Ente. Zeriwo. Don’t. Feel sorry for them. Kem begie. Adgi Kem kebti eshyeto. Eliweto. Leweti. Ab. Weshti. Hager. tekaliska eya. T eterikeb Kab. Genzebka. hebka. Mot. Ensisa. temewet. Bejegninet ab. hagerka. Momat. Kebret. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GhNj-g6q
    @GhNj-g6q 27 วันที่ผ่านมา

    ይሰደቱ ኢልኩም ድምጽ ክኑና ይብሉ አለው 🤔

  • @danielwoldu8263
    @danielwoldu8263 27 วันที่ผ่านมา

    ዓዶም እንተኸዱ እንታይ ጸገም አለዎ ዓዲ ና ጽቡቐ አሎ ኢኹም ምሽ ትብሉ

    • @edumt2039
      @edumt2039 27 วันที่ผ่านมา

      Ewe tsibuk8n ferekan. Ab Europe leminka do dea miblie yhaysh

    • @Selam-m2z
      @Selam-m2z 27 วันที่ผ่านมา

      Ab Ethiopia keman nnebr alena adina yhshena

    • @MeadnGhide
      @MeadnGhide 26 วันที่ผ่านมา

      adna da selam eu ewi zelo amlka ymesgen kb sdeti ab hagerna yhayshe neberi ka alena abzey adna

    • @RomaTermini-e1q
      @RomaTermini-e1q 26 วันที่ผ่านมา

      ነቲ ዝመጽእ ዘሎ ክፉእ ግዜ ክትድሕኑ ኢሉ ኣምላኽ ዓድኹም ክትኣትዉ ደልዩኩም እዩ: ሂወትኩምን ሰላምኩም ከተዉሕሱ ንዑ ቀልጢፍኩም ዉጹ! ኣብ ኢትዮጵያ መዓልታዊ ሰብ ከም በጊዕ ዝሕረደላ ! ሃየ !ጠንጢንኩማ ዉጹ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Please come back home ! HOME SWEET HOME .

  • @DaniAndia-ck5kt
    @DaniAndia-ck5kt 27 วันที่ผ่านมา

    Kakkkkkkkkkk anta men u khafrelka nab adom temelisom elkas geb Emo elamaka Hzbi ktefea u elamakum Bel eske nabey u ksedom nerwo

  • @anwarwedihafiz-dq2wl
    @anwarwedihafiz-dq2wl 27 วันที่ผ่านมา

    Atom sebat sher zbahaln zeybahaln fleywo nahawi abkndi tetfewo meshkum teshrfuwo yuo tubkam ktebyu ktblus seb tewenjulu tedenguxu gn

  • @BesufekadCenter
    @BesufekadCenter 27 วันที่ผ่านมา

    ዝም በል ግንድ እግር ሌላ አገር ተንኮል አልሰራም እናንተ መርዞች እና ገደል ያስገባቸው አመስግን ወደ ገደ😂ል አለመግባታቹህ ለት😢ግሬ ወገናቹህ ያልሆናቹህ መርዞች ለሌላ ልትሆኑ ነው ጥሩ አረገ መንግስት ገና ትለቀማላቹ እስስ😮ቶች አገሪቱን ህዝቧ አባላችሁት

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 27 วันที่ผ่านมา

    ረሳሕ ብዓለገ እታ ክሓርደካ ትብል ደላ ናብ ፖሊስ አረክባ ነታ ቃላ

  • @harusemret8272
    @harusemret8272 27 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ረስሃት ፉንፉናት ካንሰር አሪትራውያን ሃስዉቲ ምስታ ህዝቢ ትግራይ ኣኪቦም ከማኣን ክርስህንውም ይግባአ ኣቱም ድርባያት

    • @rishane9576
      @rishane9576 26 วันที่ผ่านมา

      ብናይ ጸርፊ ዲግሪ ድሰቀልካ ወይ ድሰቀልኪ እዋይ ኣቤት ኣምላክሲ ክንደየናይ እዩ ትዕግስቱ ግን

  • @habtommasgina4065
    @habtommasgina4065 27 วันที่ผ่านมา

    ክክክ እንታይ ኢልና ኢና ድምጺ ክንኮኖም ዓድና ጽቡቅ ኣላ ምሽ ትብሉ ኣለኩም ንዓዶም ንኽኸዱ ድኣ እንታይ እንዳበልና ድምጺ ክንኮኖም ናብ መንደላይ ሓዎም ይክዱ እምበር

    • @edumt2039
      @edumt2039 27 วันที่ผ่านมา

      Ewe adom yhishom entay kukonu elka tihasib. Ab fekodo bereka endawesedu abus ygebriwom ablubia ychiqeu ykitelu alewu beziewan nabey kikedu elka tihasib eziom kulom naeshitu eyom ab bizuh shigirat kiatu ykiel eu ab adu yehwatu bietesebu alewu shigir yebilun. Mealti mealti ab libiya koynom ybekiu ykitketu alewu silezi adom zisededuom tsibuk enkuwa tiray ayketeluwom.

    • @edumt2039
      @edumt2039 27 วันที่ผ่านมา

      Meneseyat tetenkeku genzebkum akibu bizitefelaleye melkie genzebkum nimirkab eu bejakum meneseya ab dege zelekum lifekum giberu nehwatkum genzeb kemzeybetsihom filetu. Nisatom Tika afom eyom zelewu adom yetewu nisikatkum kula shigir nay Europe riekuma ikum gizie himak alo poletica gedifkum nabrakum giberu genzebkum hazu tsibah entay kemzimetsie aytifeltun ikum gizie bitaemi bitaemi himak alo. Ezia wedihankum dekeyn yehwateyn.

    • @philiposezewda2564
      @philiposezewda2564 27 วันที่ผ่านมา

      አንታ ሐዉ እንጀራ ዐለም ብላዕ መሊስካሉ