I love this mezmur. I miss church in Eritrea so much! It’s peaceful just sitting outside. Church is a refuge. God is listening to our prayer . This mezmur is speaking from truth and love for God. Please keep posting we need more Tewahdo mezmur like this.
Amlak ybarki bahrawit haftey.edmen tienan yhabka fetari
ኣሎየ ሰሚዐ ምሳካ ዘድሊ
ጾረይ ክትቅለል ሓይሊ ክትኮነኒ
ምላሲ ኢሎምካ ሕቶ ዘይጽግሞ
ምልስካ ክስምዕ ንልበይ ዘአምኖ
ምጺአካ ሎኩ ሂወተይ ወድሎ
ካባካ ሓሊፈ የለን ዝልመኖ
አነኮ ይጽበ በሎ ቲ ትብለኒ
ሂውተይ ዘርገአ ቅሳነት ዝበኒ
ድላያ ንልበይ ከይሃብካኒ ሕጂ
ናብ ዝብሎ የለን መልስ ኣይትዶንጊ
ከይስምዓክኒ ሞ ፈጺመ ኣይግድፍካን
ኣሚነ የ መጺየ ንኣምንተይ ኣኣመን
🙏🙏🙏🙏❤⛪⛪
Zmare melaelti yesmaelna amlakey texebaytka eye telemen goytay hiwetey zeksn hayli zhbeni
Zmare melaekti yesmealna,thank u
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መለአክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብርክተይ በእዉነት ጥዕምቲ ዝማሬ ግን ሓፂራ ተሪኣትኒ ደስ ግዲ ኢላትንስ ምስ ይቅርታ
Amen zmarie melakit yesmealna nay agolgulot zemenki ybark zhaftey
Zmare melakiti yesmealna
I love this mezmur. I miss church in Eritrea so much! It’s peaceful just sitting outside. Church is a refuge. God is listening to our prayer .
This mezmur is speaking from truth and love for God. Please keep posting we need more Tewahdo mezmur like this.
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
The same feeling here may God bless all of us 🙏🙏🙏
Amen zmare melakti yesmealna Awe belo eti tbleni
Amen zmare melakt yesmalna 🙏🏽🥰
Btamti des tbl mezmur
Abzi gize tnfas zzeratley mezmur....zmarie melaekt yesmealna ....
Nay bhaki lebka ttenkef mezmur egziabher xegu ybzhalki
Amlakey kulub zkialeka u emo Nab Lbey mleseni amen ....Hiwetey tergie ksanet thbeni amlakey hoy
Amen zmare melekti ysmalna
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል፡
ደስ ዝብል ዝማሬ!!
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።ቀጽልዎ
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
zemare melaekt yesmealna . gena yeqreta za mezmur zema nay beayni mhretka iya. zema kea nay debre selam qdus georgis alfermayo nay mahber iyu
ኣሜንንን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Amen zmarea melaek ysmeana
Abe hiwety zebarkitni mezmur kiy semaekiwa zey wiele Temsgen amlake
ኣሎየ ሰሜዕ (2) ምሳኻ ዝድሊ ጾረይ ከተቅልል ሓይሊ ክትኮነኔ (2) ደስ ትብል መዝሙር ዝማሪ መላእክት የስመዓልና
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Amen Amen Amen zemera melkti yesmalna amlak xega yebzhalki 🙏 ❤️ ❤❤❤❤
Amen amen amen zmare melakty yesmalna
Enieku yxbe belo eti tbleni hiwetey zergie qsanet zhbeni.Nay behaki semia zeyxegba mezmur wshtey ethdseni eya haxiratni ember amlak nay agolgulotkum zemen ybark zmarie melakt yesmalna
ዝማሬ መልኣኽት የስመዓልና❤❤❤
amen amenn amennnn zmare melakti ysmealna
Zmarie melaekt yesmeana
Xegeu yebzhalkum
Zmarie melaket yesmalna
Zmare melakti yesmalna haftey zbnki ybarkelki
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna egziabher amlak tsegeu yebzhalki 💒✝️🙏❤🌹.
Zmarie melaekti yesmaelna ❤❤❤❤
AMEN AMEN
Amen amen amen zmare melaekit yesmalna zhaftey
Amlak xegu yebzhalki haftey zemarit timitiy mezmur
🙏🙏🙏
Amen
Amen
Amen
Zmarie Melaekti yesmealna.
😢ኣሎየ ሰሚዐ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና 🙏😘😘😘😘
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላኣኽቲ የስማዓልና ደስ ዝብል ልብካ ዘረስርስ ዝማርየ ተባረኩ 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalina
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna 🙏🙏🙏
ብሓቂ ፀሩና ዘቅልል ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Zmare malaekt yesmealna grum mezmur
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna
ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ጸጋ የብዝሕ የሕዋት እግዚኣብሄር ናይ ዘበን ኣገልጉሎትኩም ይባርኽ
"ሂወተይ ወድሎ " ግን እንታይ ማለት'ዩ
ሰላም ሮቤል ሓወይ ሕይወተይ ወድሎ ዘይኮነስ 'ሕይወተይ ወድኖ' ኢዩ 'ቲ ቃል እዚ ማለት ከኣ ሕይወተይ ኣመዓራርዮ ፡ ሕይወተይ ኣስተኻኽሎ ማለት ኢዩ ፡፡ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ቅድም ኢለ ብዝፈልጣ ትርጉም ማለት ኢዩ፡፡
@@mezekrtesfu4138 ኣሜን ኩቡር ሓው ቃለ ሂወት የስመዓልና
ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ጸጋኡ የብዛሓልኪ እመ ብርሃን ትባርኽኺ
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Zemare melakti yesmeana Amen Amen 🙏🏿
I miss my church ❤❤
Mqrtiii mezmur xbqtii zemaritt tebarekii qexlyoo
ኣሜን ኣሜን! ሓይሊ እትህብ መዝሙር።
Amen Amen Amen
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝሓፍተይ።
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Kale hiwet yesmealna
ዝማሬ የስመዓልና ብርኽቲ ሓፍተይ።ቅሩብ ሓጺራ ግን ክትጥዕም።
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Alo eye semiae msaka zedli
🙏🙏🙏😥😢zmare melakti yesmalna ma sis 🥰
ዝማሬ ማላእክቲ የስማዕልና
ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ መላእክት የስምዕኩም🙏🙏🙏
Tsegeu yebzhalki zahaftey. Naybehaki lbka ztnkf mezmur. Tuem dmtsi. Zmare melarkti yebzehalna. Lbona yhabena haftey
Amen zemari melakti yesmaelna 🙏🙏🙏
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና .
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
🥰🥰🥰🙏🙏🙏🥰 ደስ ዝብል መዝሙር
😍😍😍😍😍 🥰🥰🥰 May God bless you 💙 amazing worshipsong.
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Wow mezamur Eritrean nab nbur ymls alo qxlwo amlak msakum ykun
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️
ኣሜን ዝማርየ መልእክት የስመዓልና
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
❤zmarie Melakti
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
ተሰፍይ ገብሩ
ዝማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና።፡ጎይታ ይባርኽኪ።
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክት የሰመዐልና
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Qal hiwet ysemaalna
😢😢😢 Amen 🙏
Amen 🙏
ዝማረ መላእክት የስምዓልና
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
😥😥😌😌
❤
ዝማረ መላእክቲ የስማና ⛪❤🙏
እግዚአብሔር ፀጋ በረኸቱ የብዛሐልኪ ሐፍትና
Ezi mezmu ziema natkum aykonen. Nay DebreSelam Qdus Giuorgis u. Slemntay zeynatku kemnatkum gierkum teqkrbu mo ka bzey fkad mahber. Hmak gierkum
Ayfeltn u dbhal beteseb EZI NATNA U NAY XOM MEZMUR SMIAKA MXAE EMO KAB KEDEM KAB TINTI U NERU SLEZI KDMI MZRABKA FLITIKA XEHAF
@@chelseablue4035 ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ. Ezi dma bwhdu ab nay debre mewie znebere mqnae sne tibeb tewedadira tesenidan sle zela keteregagixo tkiel ika. ab debre selam bwhdu lieli 12 amet edme zelewa mezmur eya
exactly ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Selam neaka wana za you tub eza mezmu ziema kabay amxikayo ketmlseley kxbeye
Kabti zzeyema eu amxiwa ele ygmt
@@teweldebrhanzeray2989 ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
ዝማሪ መላእኽት የስምዓልና ብሩኻት ።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብውሕዱ ግና ዘይናትካ ምውሳድ ባህሊ ክርስትና ስለ ዘይኮነ እታ ዜማ ብዮናስ ተስፋ ልደት ዝተዘምየት ምኻና ክትገልጹ ኔርኩም ዜማኣን ግጥማን ናይ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ገጀረት ያ ኣብ ሳንሱር ኣትያ ክትስራህ ተዳልያ ዘላ መዝሙርያ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና ደስ ዝብል መዝሙር
Dis eye tebel gn atsira betaami
ጥዑም መዝሙር ቀጽልዮ
Amen 🙏❤️💒🥲
የዚች መዝሙር ዜማ ከደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ኣስመራ ያለ ማሕበሩ ፈቃድ የተወሰደች (የተሰረቀች ናት)
❤💒✝️💒❤👏💪😍!
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Amen (🙏)zmare melakti yesmalna🙏🙏🙏😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
Amen Amen Amen🙏 zmare melakt yesmealna 🥰
ናይዛ መዝሙር ዜማ ካብ ናይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ካብ ብዓይኒ ምሕረትካ ትብል መዝሙር ብዘይ ፍቓድ ዝተወስደ ኢያ
Amen zmare melakti yesmalna
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalna
Zemarye melakti yesemealna 🙏🏾❤️
ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና
Amen Amen Amen
🙏🙏🙏
Zmarie melakti yesmalna
የዚች መዝሙር ዜማ ከደብረ ሰላም ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣልፎርማዮ ኣስመራ ያለ ማሕበሩ ፈቃድ የተወሰደች (የተሰረቀች ናት)