ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ጎይታ ይባርኻ ብሩኽ ናይ ኣምላኽ ሰብ!
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣቢሄር የኽብረልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Kal hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏1️⃣
James 1 (ትግ) - ያእቆብ19-20: ፍቁራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ትፈልጡ ኢኹም። ኵራ ሰብኣይሲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ፡ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡ ንዅራ ደንጓዪ ይኹን።21: ስለዚ ንርኽሰት ዘበለን ብዝሒ ኽፍኣትን ኣርሕቑ፡ ነቲ ንነፍስኹም ኬድሕና ዚከኣሎ ትኹል ቃልውን ብገርህነት ተቐበልዎ።22: ገበርቲ ቓል ኩኑ፡ ርእስኹም እናጠበርኩም ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ።
God Bless You Amen Amen Amen.
Amlak ybarkka 🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak.
Aman aman God bless you more then more
James 1 (ትግ) - ያእቆብ12: ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ።13: ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል።14: ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን።15: ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።
James 1 (ትግ) - ያእቆብ13: ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል።14: ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን።15: ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።
Amen God bless you
Isaiah 41 (ትግ) - ኢሳይያስ8: ግናኸ፡ ኣታ እስራኤል ባርያይ፡ ኣታ ያእቆብ፡ ዝሐሬኹኻ ዘርኢ ኣብርሃም ፈታውየይ፡9: ኣታ ኻብ ወሰናት ምድሪ ዘምጻእኩኻ፡ ካብቲ ኣዝዩ ርሑቕ ጸዊዔ፡ ባርያይ ኢኻ፡ ሓሬኹኻ ኣይነዐቕኩኻን ድማ፡ ዝበልኩኻ።10: ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡ ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ።
God bless u
0:21 መእተዊ3:05 ምዕራፍ 17:20 ምዕራፍ 211:35 ምዕራፍ 314:58 ምዕራፍ 4
ብኸመይ ሕድገት ሓጥያት ንረክበብ??ሃወረርያ ቅዱስ ጼጥሮስ ዝቦሉ፤ግብሪ ሃዋርያት 1043፤ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ከም ዚረኽብ፡ ኲሎም ነብያት ይምስክሩሉ ኣለዉ።ብኡእ ኢሉና ዘሎ እንብኣር ጎይታና የሱስ እዩ እቲ ኣክንዲ ሓጥያና ዝሞተ ዝንስኤ ናብ ሰማይ ዝዓረገ፤ወንጌል ዮሃንስ 146፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።እንብኣር ኣምላኽ ብእምነት ብጸግኡ ሕድገት ሓጥያት ኣለና በቲ ዝፈሰሰ ደም ምንጻህ ንረክብ ኢና, በደለኛ ንበደሉ ምሕረት ኽገብር ኣይክእልን እዩ.ናይ ንስሓ ጾሎት.ሰመያዊ ኣቦይ ኣነ በደለኛ አየ ብዘገበርክዋ ኸኹሉ ግብሪ ሓጥያት ካብዚ ከድሕነኒ ዝኽእል የለን ብዘይካኻ ምሕረትግበረለይ፣ ጎይታ ኢየሱስ ንስኻ ንዓይ ዝግባእ መቅጻዕቲ ንስኻ ኣብ መስቀል ተቀጺዕካ ኢኻ ይእመን ኣለኹ ብደምካ ሕጸበኒ. ጎይታይን መድሓንየን ገረ ይቅበለካ ኣለኹ መንፈስ ቅዱስ ሃበኒ ህወተይ ሓድሶ፣ ስለ ዝዀነ የመስግነካ ኣለኹ፣ወንጌል ዮሃንስ 112፤ ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።እንብኣር ሕጂ ዉሉድ ኣምላኽ ኢኻ/ኺ ንዝያዳ ሓበቤሬታ ኣብ ኮመት ጽሓፍ፤
💖
God bless you my brother
🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you good work.
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ጎይታ ይባርኻ ብሩኽ ናይ ኣምላኽ ሰብ!
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣቢሄር የኽብረልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Kal hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏1️⃣
James 1 (ትግ) - ያእቆብ
19-20: ፍቁራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ትፈልጡ ኢኹም። ኵራ ሰብኣይሲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ፡ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡ ንዅራ ደንጓዪ ይኹን።
21: ስለዚ ንርኽሰት ዘበለን ብዝሒ ኽፍኣትን ኣርሕቑ፡ ነቲ ንነፍስኹም ኬድሕና ዚከኣሎ ትኹል ቃልውን ብገርህነት ተቐበልዎ።
22: ገበርቲ ቓል ኩኑ፡ ርእስኹም እናጠበርኩም ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ።
God Bless You Amen Amen Amen.
Amlak ybarkka 🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak.
Aman aman God bless you more then more
James 1 (ትግ) - ያእቆብ
12: ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ።
13: ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል።
14: ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን።
15: ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።
James 1 (ትግ) - ያእቆብ
13: ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል።
14: ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን።
15: ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።
Amen God bless you
Isaiah 41 (ትግ) - ኢሳይያስ
8: ግናኸ፡ ኣታ እስራኤል ባርያይ፡ ኣታ ያእቆብ፡ ዝሐሬኹኻ ዘርኢ ኣብርሃም ፈታውየይ፡
9: ኣታ ኻብ ወሰናት ምድሪ ዘምጻእኩኻ፡ ካብቲ ኣዝዩ ርሑቕ ጸዊዔ፡ ባርያይ ኢኻ፡ ሓሬኹኻ ኣይነዐቕኩኻን ድማ፡ ዝበልኩኻ።
10: ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡ ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ።
God bless u
0:21 መእተዊ
3:05 ምዕራፍ 1
7:20 ምዕራፍ 2
11:35 ምዕራፍ 3
14:58 ምዕራፍ 4
ብኸመይ ሕድገት ሓጥያት ንረክበብ??
ሃወረርያ ቅዱስ ጼጥሮስ ዝቦሉ፤
ግብሪ ሃዋርያት 10
43፤ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ከም ዚረኽብ፡ ኲሎም ነብያት ይምስክሩሉ ኣለዉ።
ብኡእ ኢሉና ዘሎ እንብኣር ጎይታና የሱስ እዩ እቲ ኣክንዲ ሓጥያና ዝሞተ ዝንስኤ ናብ ሰማይ ዝዓረገ፤
ወንጌል ዮሃንስ 14
6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
እንብኣር ኣምላኽ ብእምነት ብጸግኡ ሕድገት ሓጥያት ኣለና በቲ ዝፈሰሰ ደም ምንጻህ ንረክብ ኢና, በደለኛ ንበደሉ ምሕረት ኽገብር ኣይክእልን እዩ.
ናይ ንስሓ ጾሎት.
ሰመያዊ ኣቦይ ኣነ በደለኛ አየ ብዘገበርክዋ ኸኹሉ ግብሪ ሓጥያት ካብዚ ከድሕነኒ ዝኽእል የለን ብዘይካኻ ምሕረትግበረለይ፣ ጎይታ ኢየሱስ ንስኻ ንዓይ ዝግባእ መቅጻዕቲ ንስኻ ኣብ መስቀል ተቀጺዕካ ኢኻ ይእመን ኣለኹ ብደምካ ሕጸበኒ. ጎይታይን መድሓንየን ገረ ይቅበለካ ኣለኹ መንፈስ ቅዱስ ሃበኒ ህወተይ ሓድሶ፣ ስለ ዝዀነ የመስግነካ ኣለኹ፣
ወንጌል ዮሃንስ 1
12፤ ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
እንብኣር ሕጂ ዉሉድ ኣምላኽ ኢኻ/ኺ ንዝያዳ ሓበቤሬታ ኣብ ኮመት ጽሓፍ፤
💖
God bless you my brother
🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you good work.