ክንደይ ትፈትወኒ | Kndey Tfetweni -Samrawit Haile New Eritrean Orthodox Mezmur 2021 ብ ዘማሪት ሳምራዊት ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024
  • Subscribe Free:
    / @asbialo6681
    Copyright © Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ 2020
    #ክንደይ ትፈትወኒ | Kndey Tfetweni-Samrawit Haile ዘማሪት ሳምራዊት ሃይለ New Eritrean Orthodox Mezmur 2021
    ©All rights reserved to Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
    Best updates: / @asbialo6681
    FB page: / asbialo
    #Asbialo #ብርግጽዓስቢኣሎ #ክንደይትፈትወኒ

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @selamlove565
    @selamlove565 3 ปีที่แล้ว +162

    *_በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን_*
    *_ክንደይ ትፈትወኒ_*
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍፁም ፍቕርኻ ለዉጥካዮ ታርኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ዉዕለታትካ/ *2* /
    ከንቱ ነይሩ ናብራይ *ካባኻ* *ርሕቐ* / *2* /
    ብናይ ሰይጣን መንፈስ *ከቶ* *ተሓንቐ* / *2* /
    ብዕብዳን ብስኽራን *ፀጋይ* *ተገፊፈ* / *2* /
    ግን ብስምካ አምልጠከም እያድ ተርፈ
    ዘይበቅዕ ክነሰይ አብ እድካ እየ ኣዕርፈ
    ማዕረግ ዝና ዓለም *ስጋዊ* *ትምንታት* / *2* /
    ተገዝአዮ እንድየ *ንብዙሕ* *ዘመናት* / *2* /
    ግን እንታይ ረብሐ *እንትርፎ* *ንጥፍአት 2*
    ኣባኻ እዩ ዘሎ እቲ ጣዕሚ ህይወት
    ጎይታይ ፀዉዕካኒ ብፍቕሪ ብምሕረት
    ፍቕርኻ መልኡ *ዉሽጢ* *ኣካላተይ* / *2* /
    ዘምሪ ይብለኒ አሎ *ተመስጡ* *ልበይ* / *2* /
    ነዛ ዓለምኳ *ብዙሕ* *ዘወደስኩ* / *2* /
    ከመይ ዘይዝምር ንስምካ እንዳልዓልኩ
    ብረድአትካ እንድየ አብዚ ዝበፃሕኩ
    ክንደይከ ተፍቅር *ጎይታይ* *ንዉሉድካ* / *2* /
    ድኻመይ ርእኻ *ከቶ* *ዘይፈንፈንካ* / *2* /
    ንርኽሰት ልሳነይ *ብፀጋ* *ቀብእካ* / *2* /
    ሰባት ክግረሙ ታርኸይ ለዉጥካ
    ንምስጋና ቆይመ አብ ቤተ መቅደስካ
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍፁም ፍቅርኻ ለዉጥካዮ ታርኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን ጎይታይ ንዉዕለካ / *2* /
    ወስብሐት ለእግዚአብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር አሜን

  • @fekareulebay4345
    @fekareulebay4345 3 ปีที่แล้ว +603

    ኣነ ሞስሊም ኢየ ግን መዝሙር ክስምዕ ከልኩ ናይ ግዛወትና ቤተክርስቲያን እንዳ ሚኪኤል ይዝክር ኣሕሕ ስደት ጭካን ደቂ ሪመይ ኣጆካና እስከ ጾለት በብእምነትና ንብዝሕ ግጽ ስድራና ክንሪኢ ናይ ዓልም ነግር ትርጉም የብሉን ካብዛ መዝሙር ብዙሕ ትማሃር I respect your region🇪🇷❤🙏

    • @smreteyasu3560
      @smreteyasu3560 3 ปีที่แล้ว +13

      Nay bhaqi nkulatna eu kemey dina abina azan nay sbhi ,zhuri,Asri, meqrib,Alesha kemeu enda belku eye abye ane keman ms saho yhwatey

    • @Dankemile403
      @Dankemile403 3 ปีที่แล้ว +16

      Adikeih endamichael du 😍😍😍😍😍 ane kea ms saho ab ketema senafe abye ohh I love ❤️ saho

    • @hagos6896
      @hagos6896 3 ปีที่แล้ว +18

      fekar eu lebay
      xbuk Aleka ezi mezmur Nay tewahdo orthodoxe dea hiwet zelewo eu Egziabher amlak ybrehalka

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว +14

      ክብረት ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 ปีที่แล้ว +26

      fekar eu lebay ንፈለማ ግዜ ጽብቅ ዝጽሕፍ እሞ ከኣ ኣብ መዝሙር ናይ ክርስትያን ናትካ ይርእዪ ኣለኩ ኣነ ሓቂ ይሓይሽ ምስ ሞስሊም ብፍቅርን ምክብባርን ዝዓበኩ ሰብ የ እስቲል ክሳብ ሕጂ ኣብዚ ሎሚ ሎሚ ግን ልበይ ተሰረ ዕድል ግዲ ዘይገበርኩ ድዪስ በጋጣሚ እቶም ብእምነት ክጸርፊ ዝውዕሉ ኣጋጣሚ ይመጸኒ እንታይ ኣባህላእ እየ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ብእልፊ ዘይ ጠቅሙ ሓደ ክልተ ልቢ ንጹህ ሰብ ተሰርዎ ዘሎ ከምዚ ኢልካ ምጽሓፍካ ሽክረን ሌግ

  • @adeyweladitey4938
    @adeyweladitey4938 3 ปีที่แล้ว +755

    ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ❤️ ሓሚመ ኣብ ሕክምና እየ ደቂሰ ዘለኹ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ምሉእ ምሕረት ክገብረለይ እግዚአብሔር 🙏❤️

    • @mussieteklit4010
      @mussieteklit4010 3 ปีที่แล้ว +35

      ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለየካ ሓዉና ኣጆኻ ምሕረት የዉርደልካ።

    • @lidyakesete7336
      @lidyakesete7336 3 ปีที่แล้ว +13

      Amlk mhrat yawrdelka ezhaway xelot qudusan trdaenat ayflka 🙏🙏🙏

    • @samuelteklay1325
      @samuelteklay1325 3 ปีที่แล้ว +8

      Eme amlak msaka ykun !!!

    • @eyobdesale4830
      @eyobdesale4830 3 ปีที่แล้ว +6

      Mhret yewrdelka fetariiii xelot kudusan

    • @beyanbahlbibahlbi9494
      @beyanbahlbibahlbi9494 3 ปีที่แล้ว +6

      Mhret yewurd fetari 🙏

  • @user-ky1ed4dh2k
    @user-ky1ed4dh2k 3 ปีที่แล้ว +404

    ባጡ ሓወይ ኣምላክ ቀጻሊ ይበልካ ከበሮ ክትሃርም ከለካ ከመይ ደስ ኢልና መስለካ ኣምላክ ይመስገን

    • @shmendiasmerom6876
      @shmendiasmerom6876 3 ปีที่แล้ว +11

      Nay bhaki..btaemi eyu zeheguseka

    • @luluarsenalluwam4308
      @luluarsenalluwam4308 3 ปีที่แล้ว +28

      Lidya ሓፍተይ እቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ስእሊ ፡ ስእሊ ዘማሪት'ዩ። ዘማሪት ሓፍትና ሳምራዊት ካብቶም ብህጻነቶም ከለዉ ናይ ቆልዑ መዛሙር ዘቅርቡ ዝነበሩ እያ። ኣብ Eri Tv ካብ ዝቐርቡ "ገመል" ወይ ከኣ "ትምህርቲ ትምህርቲ" ዝብላ ቀደም ብቆልዑ ዝተዘመራ ትዝክርየን እንተኾንኪ። ሳምሪ ሓፍትና ካብቲ መዛሙር ዓለም ወጺኣስ ሎሚ ንኣምላኽ ብመዝሙር ከተመስግን በቂዓ ኣላ።

    • @lidyakesete7336
      @lidyakesete7336 3 ปีที่แล้ว +7

      @@luluarsenalluwam4308 kab belbi eya zemsgenka way dema zemsgenki Ya yzkero eya ane kea germni endu kemzi eaynet seli nay betkersana yelen ela menfeswi sel zekona kea nay bhaki eyu hemaq tesemeni eza Chanel kesb hji hemaq ralom sel zayfelt eya sorry gen thawika mxhafay.selti tagedsentki way dema tgdasntka kab belbi eya zemsgen Thanks mor 🙏🙏🙏

    • @sabagebretinsae7271
      @sabagebretinsae7271 3 ปีที่แล้ว

      @@luluarsenalluwam4308 is the Edsel

    • @tesfahiwetyohannes5330
      @tesfahiwetyohannes5330 3 ปีที่แล้ว +1

      Fetari xegui yebzhalkum yehwatey Nate ❤️❤️❤️

  • @natna645
    @natna645 3 ปีที่แล้ว +214

    ሸር ንበሎ የሕዋት ኩሉ መታን በረኸት ክረኽብ

  • @Sami14111
    @Sami14111 3 ปีที่แล้ว +234

    ኩሉ ሰብ ናብ ኣምላክ ይጽጋዕ ነገር ግን መወዳእታና የጸብቀልና ወረስቲ መንግስቲ ሰማይ ይግበረና የሕዋት

  • @mielatyonas6254
    @mielatyonas6254 3 ปีที่แล้ว +272

    መዝሙር፥ ክንደይ ትፈትወኒ
    ዘማሪት፥ ሳምራዊት ሃይለ
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ከንቱ ኔሩ ናብራይ ካባኻ ርሒቀ(2)
    ብናይ ሰይጣን መንፈስ ከቶ ተሓኒቐ(2)
    ብዕብዳን ብስኽራን ጸጋይ ተግፊፈ(2)
    ግን ብስምካ ኣምሊጠ ከም እያድ ተሪፈ
    ዘይበቅዕ ክንሰይ ኣብ ኢድካ የዕሪፈ
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ማዕርግ ዝና ዓለም ስጋዊ ትምኒታት(2)
    ተገዚአዮ እንድየ ንብዙሕ ዘመናት(2)
    ግን እንታይ ረብሔ እንትርፎ ንጥፋኣት(2)
    ኣባኻዩ ዘሎ እቲ ጣዕሚ ህይወት
    ጎይታይ ጸዊዕካኒ ብፍቅሪ ብምሕረት
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ፍቅርኻ መሊኡ ውሽጠይ ኣካላተይ(2)
    ዘምሪ ይብለኒ ይብለኒ'ሎ ተመሲጡ ልበይ(2)
    ነዛ ዓለም እካ ብዙሕ ዝወደስኩ(2)
    ከመይ ዘይዝምር ንስምካ እንዳ ኣልዕልኩ
    ብረዲኤትካ'ዴ ኣብዚ ዝበጻሕኩ
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ክንደይ ከተፍቅር ጎይታይ ንዉልድካ(2)
    ድኻመይ ርኢኻ ከቶ ዘይፈንፈንካ(2)
    ንርኽሰት ልሳነይ ብጸጋ ቐቢእካ(2)
    ሰባት ክግረሙ ታሪኸይ ለዊጥካ
    ንምስጋና ቆይመ ኣብ ቤተ መቅደስካ
    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

    • @luwamhagos206
      @luwamhagos206 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @mamma2732
      @mamma2732 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ግን ኣብታ ከዳመይቲ ኣዝማች ክታቱ ኮላ
      ከንቱ አያ ትብላ አታ ከቶ ገርካያ ደሎካ ።
      ክላአይቲ፡ካ ተሪፈ ገርካያ ደላ ኣብ ኢድካ የአሪፈ አያ ትብል።
      የከነለይ።

    • @monioliver5814
      @monioliver5814 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen 🙏🏾

    • @helentsehaieyasdzzxc3250
      @helentsehaieyasdzzxc3250 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @user-zv7ui4co5x
      @user-zv7ui4co5x 3 ปีที่แล้ว

      efrem

  • @helensyum7724
    @helensyum7724 3 ปีที่แล้ว +69

    ክቡር ሓውና ባጡ ኣጆካ በርትዕ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ካብ ናይ ዓለማዊ መኒንካ መንፈሳዊ ብምጅማርካ እግዚአብሔር ጀማሪ ከይኮንካስ ፈፃሚ ይግበረካ ፉተወይ።

  • @user-dp2gu7ip7f
    @user-dp2gu7ip7f 3 ปีที่แล้ว +125

    ፈጣሪ ክንደይ ይፈተዋኩም የሕዋተይ ነቶም መንገዲ ጸጋም ዘለና ናብ ዘለኩም ክንመጽእ ጸሎትኩም ኣይፈለልየና፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።

  • @desyetfsha3457
    @desyetfsha3457 3 ปีที่แล้ว +3

    O amlak Israel neay keman nab hukufka milesen 🙏🙏🙏🙏⛪🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👑

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 3 ปีที่แล้ว +38

    ጻዊዒት ንኩሉኹም ተዋሳእቲ ሃገር ኤርትራ ብሓዉኹም ባጡ
    ካብ ስጋዊ ሰራሕ ጥራሕ ተሰርሑ እምነት ተቃሉን ከምዚ ጌርኩም ከም ናይ ባጡ ስራሕ ንክርስቶስ ኣምላኹም ኣመስግኑ
    ከምኡ’ውን ባጡኡ ሓወይ ኣጆኻ ቆጽሎ እግዚአብሔር ዓስብኹም ይሃብኩም ኩቡራት የሕዋት ኩሉኹም

  • @st.michael12
    @st.michael12 3 ปีที่แล้ว +26

    Amen Amen Amen zemarielakti yesmalna.
    ‼️ሓገዝ<
    ተግበርካ ንእግዚኣብሔር ወፍዮ። ሽዑ ኺሰልጠካ እዩ።
    (መሳሌ 16፥3)✅
    ብስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣ. ሜ. ን.❤️
    ሰላም ኣምላኽ ምስኻ/ኺ ይኹን ኣንቢብካ ሸር ምባል ኣይትረስዕ ናብ ገበርቲ ሰናይ ኣምሕላልፍ።
    እቲ እግዚኣብሔር ዝኣዘዞ ነገር እዚ ዝስዕብ እዩ፡ ካብቲ ዘሎኩም ንእግዚኣብሔር ሞባእ ሃቡ። ነፍስ ወከፍ ፍታው ልቢ ዘለዎ ሰብ ድማ ንእግዚኣብሔር ሞባእ የምጽእ ።
    ዘፀ.35፥4-5)
    ሓገዝ ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ንምስራሕ ንክትሕጉዝና ብስም እግዝኣብሄር ንምሕጸን ። ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዘባ ድባርዋ ሓውሲ ከተማ ተራ እምኒ ዝርከብ ኮይኑ ነቲ ተሰሪሑ ዝነበረ ህንጻ ንሽቶን ጸቢብን ስለዝኾነ ቤተክርስትያን ንምግፋሕ ኢልና ተበጊስና ግን ናይ ገንዘብ ሕጽረት ስለዘጋጠመ ንክትሕጉዙና ብትሕትና ንምሕጸን ።
    ብገንዘብ ኮነ ብንዋይ ንእትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ነመስግን እግዝኣብሄር ኣምላክና ሃብቲ ሰማይን ምድርን ይሃብኩም ጎይታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘልዓልኩሞ ብስም ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓስብኩም ይክፈልኩም።❤️
    ንእግዚኣብሔር ኣሓጕሶ፥ ንሱ ኸኣ ንጸላእትኻ ምሳኻ ብሰላም ከም ዚነብሩ ኺገብሮም እዩ።
    (ምሳሌ.16፥7)✅
    ገለ ሰባት ገንዘቦም ለጊሶም ይህቡ መሊሶም ከኣ ይህብትሙ። ገለ ኸኣ ብዘይግባእ ይቝጥቡ ኣዝዮም ከኣ ይነድዩ።” (ምሳ. 11፡24)✅
    ምጽዋት ንኣምላኽ ዝወሃብ ልቃሕ እዩ። “ጥሪትኩም ሸጥኩም ምጽዋት ሃቡ። ሠራቒ ኣብ ዘይረኽቦ ነቐዝ ኣብ ዘየበላሽዎ። ዘይበሊ ማኅፉዳን ዘይጐድል ሃብትን ኣብ ሰማይ ዕቘሩ።” (ሉቃ. 12፡33)✅
    ካብ ጥሪትካን ካብ ኩሉ በዅሪ ፍርያትካን ንእግዚኣብሄር መባእ ኣቕርበካ ኣኽብሮ ሽዑ ቖፎታትካ እኽሊ ኺመልእ መጽመቝኻ ኸኣ ብዀልዒ ወይኒ ቅጽጽ ኪብል እዩ።
    ምሳሌ 9፥10✅
    ቅዱስ ሚካኤል
    ንእስራኤላውያን ዝመርሐ (ዘፀ. 14፥9)፣ መንደቅ ኢያሪኮ ንከፍርሱ ዝሓገዘ (ኢያሱ 3፥15)፣ እስራኤላውያን ንእግዚአብሔር ኣብ ዝበደልሉን ዝተማረኹሉን ጊዜ ምእንቲኦም ዘማለደን ምሕረት ዘውሃበን (ዘካ. 1፥12)፣ ነየን ጠቂሰ ነየን ክገድፎ።ኣብ መወዳእታ ዓለም ኣብቲ ናይ ጸበባ ግዜ ንድያብሎስ ክዋገኦ ዝትንስእ ቅዱስ ሚካኤል እዩ።❤️
    በቲ ዘመን እቲ ሚካኤል እቲ ምእንቲ ደቂ ህዝብኻ ዝቀውም ዓቢ መስፍን ክትንስእ እዩ (ዳን.12፥1)
    ስለዚ ናብ ኵሉ ክበጽሕ ሸር ብምባል ሓገዝካ ኣበርክት።
    do you want to donate click here
    ⬇️
    t.co/ngwcFEGPop
    Archangel St. Michael
    Subscribers on TH-cam
    ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል
    t.co/jsIZFkc0bC
    ሓገዝ መስርሒ ቤት እግዝኣብሄር ሊ.መ.ቅ.ሚ.
    t.co/ngwcFEGPop t.co/rDhtYab7ND
    ስብሃት ለእግዚኣብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።

    • @ኤርትራሪመይበቃ
      @ኤርትራሪመይበቃ 3 ปีที่แล้ว +1

      Amlak msaka ykun hawey

    • @st.michael12
      @st.michael12 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ኤርትራሪመይበቃ
      Amen Amen Amen
      Ezi hawey/habtey
      Abxelotkum zekeruni
      Neay hate GebreAmanuel.
      Share bembal ka hagezuna ikum

    • @-eliyahu4916
      @-eliyahu4916 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣምላኽ ይደግፍኩም ይሕዋተይ ቅዱስ ሚኪኤል ኣብ ጎንኹም ይኹን ኣጆኹም ኩሉ ቀስብቀስ እዩ በርጥዑ።

    • @st.michael12
      @st.michael12 3 ปีที่แล้ว +2

      @@-eliyahu4916
      Amen Amen Amen.
      Bexoloten Share bemgbar hagezuna neskum ka yehwatey .

  • @natna645
    @natna645 3 ปีที่แล้ว +87

    ክጸበያ እየ ቀንየ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ዝማሪ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @fshayetesfu7522
    @fshayetesfu7522 3 ปีที่แล้ว +34

    ባጡ ሓውና ኣብዚ ቅዱስ ነገር ምስ ረኣኹኻ ማራ ታሓጒሰ ።ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ ፈጻሚ ቃል ይግበርካ።

  • @ermilove685
    @ermilove685 3 ปีที่แล้ว +42

    #ኣሜን #ኣሜን #ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኣዚያ ብልጽቲ መዝሙር ያ ሳምሪ&ብርሂን+ባጡ ሓወይ በርትዑ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም
    እንተ እቶም ንባጡ ክንርኢ ዘመጻና ክኣ ካብቲ ጭልጭል ደርፍታት ዓለም ናብ መዝሙር ክምሰጋገር ሰናይ ፍቃዱ ይኩን

    • @user-dx3th3bm6d
      @user-dx3th3bm6d 3 ปีที่แล้ว +2

      ተበገስ ጥራይ

    • @mad223chu9
      @mad223chu9 3 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ማርዮ ረሲዕካዮ ኩቡር ሓወይ

  • @mhretabkfle5794
    @mhretabkfle5794 3 ปีที่แล้ว +74

    ብጣዕሚ መሃሪት ኢያ ንዘስተውዕል ኣምላክ ጓሳ ኩሉ ክሳብ ንመጾ ብትዕግስቲ ይጽበየና ኣጀኩም ቀጽልዎ ብርግጽ ኣስቢ ኣሎ

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 3 ปีที่แล้ว +17

    ኡፍፍፍፍ ከምዚ ዝበለ ትዕድልቲ ደጊመ ደጋጊመ ሙሉእ መዓልቲ ክሰምዓ ውዒለ ክንደይ ደስስ ዝብል መዝሙር እዩ ቃላት የብለይን በማርያም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቁራተይ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ፀግኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏✝️✝️✝️

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 3 ปีที่แล้ว +20

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓና
    ኦ ፈጣሪ ሐይሊ ሃበኒ ናብዛ መንፈሳዊ ክኣትዉ

  • @user-ky1ed4dh2k
    @user-ky1ed4dh2k 3 ปีที่แล้ว +60

    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ወዲ ድንግል ማርያም ይክበር ይመስገን ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ ያሰማልን የኔ ውድድ

  • @user-mi4ck8qw2q
    @user-mi4ck8qw2q 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ሰሚዒካ ዘይትምኖ መዝሙር ጀማሪዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniam1467
    @biniam1467 3 ปีที่แล้ว +44

    እዋይ ዘይጽበዮ ሰብ ኣብዚ ረኺበዮ። ባጡ ሓወይ በል ኣጆኻ ንድሕሪት ካትብል ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝሓወይ።

  • @yodaheTv
    @yodaheTv 3 ปีที่แล้ว +56

    ዝማሬ መላእክት የመዓልና ባጡ ከኣ እዝንኻ ቃል እግዚኣብሔር ልሳንካ ልሳን እግዚብሔር ተመስግነሉ ይግበርካ❤❤

    • @liwammisgna6270
      @liwammisgna6270 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen zmarem melket yesmaelna

  • @berekettberhe156
    @berekettberhe156 3 ปีที่แล้ว +42

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣብ ጸሎትኩም ከኣ ዘኩሩና ብናይ ዓለም፡ፍትወት ልብና ተቃጺሉ ዘሎ ከምዚ ናትኩም ንኣምላኽና ከነመስግን ወትሩ ኣብ ትገብርዎ ጸለትኩም ዘኩሩና ስድራ ክርስቶስ

  • @mellody-36
    @mellody-36 3 ปีที่แล้ว +19

    ሳሚሪ ኣብ ቁልዕነትና ብመዝሙር ናይ ህጻናት ሕጂ ክኣ በቲ ቅዱስ ዝማርየ መልኣኽቲ ምጺኺ ደስ ኢሉኒ ተባረኺ ዝማርየ ምልኣኽቲ የስማዓልና ኣሜን

  • @yodittekie6118
    @yodittekie6118 3 ปีที่แล้ว +20

    ሳምረይ ሓንትን ክንዲ ሽሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጽጋ ፈጻሚት ይበልኪ መድሃኔኣለም፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።

  • @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ
    @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ 3 ปีที่แล้ว +29

    ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስ በለካ ባጢ ሓወይ ንክብርቲ ሓፍትና ዶማ ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሓልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብረተይ

  • @user-ue1bf9dj8i
    @user-ue1bf9dj8i 3 ปีที่แล้ว +39

    ዕልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ ጥበቡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓብተይ ኣምላኽ ናብ መንገዲ የማን ይምርሓና ብምሕረቱ ይጠምተና🙏

    • @destagebrehiwot3477
      @destagebrehiwot3477 3 ปีที่แล้ว

      ጆርጆ መኻሪ ኣይኮነ ሂወት ኣይኮነ ጻዓዱ ዝበልወ ክደግም ዝውዕል ፓፓጋሎ እዩ

  • @medhanietesfamariam7768
    @medhanietesfamariam7768 3 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ጥዑም ዝማረ እግዚኣቢሔር ይመስገን ብሓቂ ካብ ጓይላን ዳንኬራን ስክራን ኣናጊፍና ሰሙ ንዘልኣለም ይክበር ይመሰገን ። ሩሑስ ኪዳነ ምህረት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን ቁዱስ ኣምላክና ኣፍደገ ምሕረቱ ይክፈተልና ከም ሰብአ ነነዌ ማቴ 26 '41)ትግሁ፡ወጸልዩ፡ከመኢትባኡ፡ውስተመንሱት፡መንፈስሰ ይፈቱ ፡ወስጋ ድኩም።. 🙏🏿 amen

  • @nepsyhasseleri6636
    @nepsyhasseleri6636 3 ปีที่แล้ว +18

    ወ ን ባጡ ዘገላገልካ ኣምላክ ንዓይ ወስከኒ 🙏🙏🙏 ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና ሓብተይ

  • @luwamhagos206
    @luwamhagos206 3 ปีที่แล้ว +27

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኩም ምጀማርኩም ዘይ ኮነስ ምፍጻምኩም የሪአና ኣምላክ አስራኤል

  • @ermiashaile7341
    @ermiashaile7341 ปีที่แล้ว +2

    እንታይ ዩ ዓይነ ልቦናና ደፊኑዎ ዘሎ ብጣዕሚ ድሒርና ኣለና ካብ መንፈሳዊ ሂወት ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝከፈተ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ን የሕዋትና ከኣ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 3 ปีที่แล้ว +21

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ልብኻ ዝህድእ መዝሙር ቤት ክርስትያን ናፍቂዮ ወገናተይ እቲ ሓቀኛ መልኽዕና ኣብኡ እዩ ዘሎ።

  • @daniya4773
    @daniya4773 3 ปีที่แล้ว +30

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሰይ ባጡ ንዘልኣለም ካብ ቤቱ ኣየውፅእካ እዉይ እቲ መልክዕካ ፀጉርካ ቅንጥጥ ምስ በለ ብሩህ ኣብ ቤቱ የንብርካ ሃፍትና ውን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና

  • @Mulue844
    @Mulue844 3 ปีที่แล้ว +24

    ዝማረ መላአክት የስምዓልና ተዋህደና ንዘልኣለም ትንበር ጾምና ጾመ ድሕነት ጾመ ስርየት ይግበረልና ::🙏🙏🙏

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 ปีที่แล้ว +10

    ባጡ ሓወይ ኣምላኽ ሓርይካ መስለኒ 🙏
    ኣምልኽ ጽግኡ የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ🙏

  • @yodittsegay3632
    @yodittsegay3632 3 ปีที่แล้ว +14

    እልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና መሃሪት መዓዲት መዝሙር እግዚኣቢሄር ርህሩህ ኢዩ ጓሳ እቶም ጥፉት ኣባጊዕ ኢዩ ጠፊእና ከይንጠፍእ ብትዕግስቲን ብርህሩህ ልቢ ይቅበለና፡ እጊዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን ኣሜን።

  • @hafitega5974
    @hafitega5974 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyyyy keday ketime ezi mazmur kale hiwet yesmalna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 3 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ምቅርቲ።
    እቲ ማማ ኣብ ከብድኺ ዘሎ መዓስ ኢኺ ትወልድዮ ክትብሊ ኮለኺ ኣዝየ እንድየ ዝፈትወኪ ኔረ። ሕጂ ኸኣ መሊሰ ክትዝምሪ ምስ ረኣኹኺ ፍትወተይ ወሲኽክሉ።
    እግዚኣብሄር ኣብ ቤቱ የንብርኪ የንብረና።
    ዕድመን ጥዕናን ትዓደሊ።

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen zmare melakti yesmalna fkrti haftey amlak zebene agolgulotki ybark 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️

  • @Eritrea-First177
    @Eritrea-First177 3 ปีที่แล้ว +30

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና
    ባጡ ሓውና ክኣ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣነ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ቀጽሎ

  • @TFBk-gq5sx
    @TFBk-gq5sx 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kalehiwot yesmalena habtena nay aglglote zemenki yebarekelki...

  • @Ahferomwerede
    @Ahferomwerede 3 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣሕዋት ጸጉኡ የብዝሓልኩም
    ድሥሥ ዝበለኒ ነገር እንተ'ሎ ባጡ ኣብዛ ስራሕ ምስ ራኣኹዎ ከመይ ተሓጊሰ ። ስነ ጥበበኛ ስነ ጥበቡ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ፡ኣምላክ ዝሃቦ ጥበብ ንኣምላኽ ከገልግለሉ ከሎ ክመይ ደስ ዘይብል
    በዓል ሄርሞን ፡ክፍሉ ዳኔው ክትርኢ ትሓዝን በዓል ባጡ ክትርኢ ድማ ደስስ ይብለካ
    ሃይማኖትና ይስፋሕ

  • @ጋልካሕሳይ
    @ጋልካሕሳይ 3 ปีที่แล้ว +12

    ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የብፅሑልና ባጡ ሓወይ ኣብ ቤት ኣምላክ የንብርካ

  • @muluemebetbainesethiopia2129
    @muluemebetbainesethiopia2129 3 ปีที่แล้ว +6

    በእዉነት ከፍቶኛል መዝሙሩ የበለጠ አስለቀሰኝ እግዚአብሔር ሰላሙን ግዜ ያምጣልን 💚💛❤️🇪🇷🇪🇷

  • @tesfitkifle4039
    @tesfitkifle4039 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmalina

  • @yonasyohannes1369
    @yonasyohannes1369 3 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የፍስሰልኪ እመ ብርሃን ኣደይ ትሓልኪ ብቅድስና ንበሪ ሳምረይይይይይይ💘❤💓💔💕💗💖💝💞💟❣️👑💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lulyaweldit8144
    @lulyaweldit8144 3 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakt yesmealna selamn fkrn msakum ykun yehwatey 🙏🙏🙏

  • @taemomeresa3620
    @taemomeresa3620 3 ปีที่แล้ว +26

    እሰይ ደስ ክብል ልብካ ዘረስርስ ዝማሬ መላእክት የስምአና ጸግኡ የብዝሐልኩም ባጡለ ቀጽለሉ ዝሓወይ❤💒

  • @mad223chu9
    @mad223chu9 3 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓና ተመዝገን ባጡ ሓወይ እንቃዓ ብሰላም መጻእካ ኩላትኩም ዓስቢ ኣሎ ኣጆኩም እግዚአብሔር ይሓልወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-yg1vu8nj4x
    @user-yg1vu8nj4x 3 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መጻኪ ዚያዳይ ኣበይ ጠፍኣ እለ ይሓስበኪ ነይረ

  • @merryerilvoe1025
    @merryerilvoe1025 3 ปีที่แล้ว +4

    Zmare melakti ysemalna Samrey🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️⛪🕯🕯🕯🕯🕯❤

  • @merhawimehari5600
    @merhawimehari5600 3 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ነዓኻ ከኣ ሓየሎም ሓዉና ፈጻምን ሑሩይን ይግበርካ

  • @lme5630
    @lme5630 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና አግዝብሔር ኣምላክ ብሙሉአ ልብና ናቡኡ ክንምለስ ይደግፈና ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈጸምቲ ይበለና ኣሜን

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ዝታሓጎሰ ተልዮ ይዘምር ዝብል ቃል ኣብዙይ ሪኦዮ ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Trhasteklit449
    @Trhasteklit449 ปีที่แล้ว

    Btami des zbl mezmur temesgen fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ad-de3us
    @Ad-de3us 3 ปีที่แล้ว +6

    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብሪይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡን በረኮቱን የብዘሐልኩም/ክን እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ ያፅንዕኩም ክቡራት አሕዋትና ክንደይ ደሰ ዝብል መዝሙር

  • @ሃይማኖትዘነበ
    @ሃይማኖትዘነበ 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊 በእውነት ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @ambesagrbisrat8315
    @ambesagrbisrat8315 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🏻❤

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 3 ปีที่แล้ว

    Kbrn msganan neti lul fetarina ykuno kmeu wn xbu melekti eyu nay bhaqi. Zmare melakti yesmalna 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weynikubrom4685
    @weynikubrom4685 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ መዘምር ሳምሩ😇

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 3 ปีที่แล้ว

    ሰሚዕካ ዘይትምኖ ሂወትና ስለ ዝኮነት አምለክ ንሂወትና ዝቅይር ግብርና ከይራኣየ ዘላኣለም ይክበር ይመስገን

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን, 🌿🌿🌿ኣሜን 🌿🌿🌿ኣሜን 🌿🌿🌿✝️⛪️💞💖🤲🙏ዝማሬ መላክት የስምዓልና 🙏😭😭💔😢😢😢😭

  • @bimelaeumnbarabzaalemichve6688
    @bimelaeumnbarabzaalemichve6688 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki maharit Mezmur. Zmare melakt yesmalna. Amen amen Amen 🙏🙏🙏

  • @metkeltesfagergsgebreaman3223
    @metkeltesfagergsgebreaman3223 3 ปีที่แล้ว +4

    ዝማረ መላኢክት የስመዓልና ድቂ ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ ይብዝሓልኩም ዮዉሃንስ ሓዉና ከኣ ጥበብካ ኣብ ቅድሚ እግዚኣቢሔር ይጉላሕ

  • @desyetfsha3457
    @desyetfsha3457 3 ปีที่แล้ว

    Samrawit haftey nay mezmur zemenki ybarkelki amlak Israel🤲⛪🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaidkuhlay9995
    @zaidkuhlay9995 3 ปีที่แล้ว +13

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ መፈጸምታ የብጽሕኩም እግዝአብሔር ኣምላክ

  • @athiopia1184
    @athiopia1184 3 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen bhaki des zbl kem ab hiwetey zmarie melaakt yesmealna

  • @tubetsyon
    @tubetsyon 3 ปีที่แล้ว +7

    ክንደይ_ትፈትወኒ
    ✍ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ✍ ከቶ ኔሩ ናብራይ ካባኻ ርሒቀ(2)
    ብናይ ሰይጣን መንፈስ ከቶ ተሓኒቐ(2)
    ብዕብዳን ብስኽራን ጸጋይ ተግፊፈ(2)
    ግን ብስምካ ኣምሊጠ ከም እያድ ተሪፈ
    ዘይበቅዕ ክንሰይ ኣብ ኢድካ የዕሪፈ
    ✍ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ✍ማዕርግ ዝና ዓለም ስጋዊ ትምኒታት(2)
    ተገዚአዮ እንድየ ንብዙሕ ዘመናት(2)
    ግን እንታይ ረብሔ እንትርፎ ንጥፋኣት(2)
    ኣባኻዩ ዘሎ እቲ ጣዕሚ ህይወት
    ጎይታይ ጸዊዕካኒ ብፍቅሪ ብምሕረት
    ✍ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ✍ፍቅርኻ መሊኡ ውሽጠይ ኣካላተይ(2)
    ዘምሪ ይብለኒ ይብለኒ'ሎ ተመሲጡ ልበይ(2)
    ነዛ ዓለም እካ ብዙሕ ዝወደስኩ(2)
    ከመይ ዘይዝምር ንስምካ እንዳ ኣልዕልኩ ብረዲኤትካ'ዴ ኣብዚ ዝበጻሕኩ
    ✍ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ✍ክንደይ ከተፍቅር ጎይታይ ንዉልድካ(2)
    ድኻመይ ርኢኻ ከቶ ዘይፈንፈንካ(2)
    ንርኽሰት ልሳነይ ብጸጋ ቐቢእካ(2)
    ሰባት ክግረሙ ታሪኸይ ለዊጥካ
    ንምስጋና ቆይመ ኣብ ቤተ መቅደስካ
    ✍ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ
    ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ
    ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ
    ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ
    ♡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና #ሳምሪ_ሓፍትና and
    ኩላትኩም ኣብዚ #ቅዱስ_መደብ ዝተሳተፍኩም #እንቃዕ_መፈጸምቱ ኣርኣየኩም ይትባረክ ኣምላክ ኣቤዊነ።

  • @purposeoflife7861
    @purposeoflife7861 3 ปีที่แล้ว

    Btami tiemti mezmur qal hiwet yhabelna Egziabher habtna Aman Amen 🙏🙏🙏 !!!

  • @milimili9286
    @milimili9286 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክቲ የስማዓልና😍😍

  • @racyshow767
    @racyshow767 3 ปีที่แล้ว +2

    ዓቢ መልእክቲ ዘሎዎ መዝሙር ኣጆኩም ቀጽልዎ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ

  • @akberetafom1239
    @akberetafom1239 3 ปีที่แล้ว +9

    ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና አሜን አሜን አሜን

  • @Lifes_lessons7
    @Lifes_lessons7 3 ปีที่แล้ว +17

    Zmarie melakt yesmelna brktii haftna

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 ปีที่แล้ว

      ዘመር መለኽት የስመዓልና ከምዘይግብርይ

  • @lwamangosom5116
    @lwamangosom5116 2 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ፍቃድ እግዚኣብሄርዩ'ሞ እቲ ኣብ መንፈሳዊ ዘሎ ኣብኡ ክጸንዕ ፡ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ውን ጽቡቅ ኣርኣያ ኢኻ እሞ ኩልና ናቱ ይግበረና ዝሓወይ ጸግኡ ከኣ የብዝሓልካ ።

  • @segentesfamariam9403
    @segentesfamariam9403 3 ปีที่แล้ว +6

    Zmarie Melakt Yemealna kbrti Haftna Samrawit Batu Hawna Jemarie Zeykonka Fexami Nktkewin Egziabhier Yehagzka Lbi lidya Zkefete Amlak Lbna kfetelna Goytay 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @TgFf-c5t
    @TgFf-c5t 10 หลายเดือนก่อน

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ ኣሜን ክንደይ ትፈወኒ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍፁም ፍቅርኻ ለውጥካዮ ታርኸይ ብመንን እንታን ከመስግን ንሰምካ ቃላት የብለይን መልሲ ዉዕለታትካ 🤲👏👏👏

  • @rahelgere6752
    @rahelgere6752 3 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyyy Ymesgen Amlak🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @desyetfsha3457
    @desyetfsha3457 3 ปีที่แล้ว +1

    Abaka u zelo eti taemi hiwet nay behak 🤲⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @trhasberha6208
    @trhasberha6208 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ጀማሪ ዘይከነ ፈፃሚ ይግበርካ ✝️✝️✝️♥️♥️♥️♥️

  • @tdf9673
    @tdf9673 2 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ኩሉ ግዜ ንበደላትና ከም ቀደላትና ዘይኮነስ ብምሕረቱ እዩ ዝሕልወና😭😭😭ኣበይ ሞ ኢልናዮ ፍቅሩ😭

  • @virginmaryisourlanguage6371
    @virginmaryisourlanguage6371 3 ปีที่แล้ว +5

    ዝሜሬ መላእክት የስመዓልና ሳምራዊት ሓፍትና እግዚአብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ የሃብኪ ባጡ ድማ ኣብ ቤት እግዚአብሔር ሕጉን ፍቅሩን ከተስተማቅር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ

  • @alukasa2216
    @alukasa2216 2 ปีที่แล้ว

    ኦ ፈጣሪ ፈሊጥናን ኬፈለጥናን ዝንገብሮ ይቅር በለና 🤲ል ምዝካ መረሐና 🙏🙏🙏

  • @awetkubrom3817
    @awetkubrom3817 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ኣቅሽቲ ዓድና ዘኪረ ኣሕሕ ኣምላክ ባልኻ ኣክበና ናብ ዓድና ናይ ንዳ ሚኪኤል ቤተክስታንይዝክር በብ እምነትና ጾሎ ት ንግበር

  • @davelove3926
    @davelove3926 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmara mlakti yesmalna 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @msnabrakalsimskulufkri9849
    @msnabrakalsimskulufkri9849 3 ปีที่แล้ว +9

    Zmare melakti ysmealna brkti habtey xome dhnet ke ygbrelena yehwatey

  • @efremfsaha1477
    @efremfsaha1477 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ
    ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝሓፍተይ
    ባጡ ሓውና ድማ እግዚኣብሄር ይባርካ ብዙሓት ስነ ጥበባውያን ህቡቡነት ኣሽኪዕዎም
    ምስዛ ግዝያዊት ዓለም ክጉዪ ክትርእ ክርለካ ትጉሂ ሞ ከማካ ናብ ኣምላካ ከተመስግ ምስ ረኣናካ ብጣዕሚ ተሓጉሽና

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane9995 3 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓብትና መዘመር ሳምራዊት እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኺ ይባርኽ ክሳብ መወዳእታ ኣብቲ ዓስቢ ዓወት የብጽሕኺ እመ ኣምላኽ ኣይትፈለየኪ።ሓዉና ከኣ ጀማሪ ዘይኮንካሲ ፈጻሚ ጽውዕ ዘይኮንካሲ ሕሩይ ይግበርካ ልዑል ፈታሪ።

  • @fevenisak851
    @fevenisak851 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakti yesmana betami libika titinkef bahita tfetrelka mezmur
    KINDEY TFETWENI GOYTAY

  • @የቤትህቅናትአቃጠለኝሙክራ
    @የቤትህቅናትአቃጠለኝሙክራ 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላይክትን ያሰማልን

  • @nastnetghidey40
    @nastnetghidey40 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🥰 🥰 🥰 kale hiwet yesmealn Ellllllllllllll Ellllllllllllll Ellllllllllllll haftey nateyyy💯💯💯💯❣❣❣💕💞💓💗🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @teklitabraham9817
    @teklitabraham9817 3 ปีที่แล้ว +2

    ኢግዚኣቢሄር ይመስገን። ጸጋኺ ይብዛሕ ክብርቲ ሓብተይ

  • @Tocaluna91113
    @Tocaluna91113 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 Zemare melakti yesmalna Ezgabher amlak nemsgana zebke lesan yehbna 😓🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @abelteame2709
    @abelteame2709 3 ปีที่แล้ว +4

    አግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ወትሩ ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፤፤

  • @ggkiguif7359
    @ggkiguif7359 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና

  • @Mteshe
    @Mteshe 3 ปีที่แล้ว +9

    There is happiness & power full when you listen soul song faith fully I recommend our people to listen at least ones a day rather than to insulting each other God will be blessing us

  • @dfghj1529
    @dfghj1529 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩለና ናብዝይ የብቀዐና አሜን 😭😭🙏🙏🙏

  • @weditesfie697
    @weditesfie697 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይ እልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእኽቲ የስማዕልና የሕዋተይ ሓዉና የውሃንስ ሓየሎም(ባጡ) ድማ ጀማሪ ዘይኮንካ'ስ ፈጻሚ ክትኮዉን እዝግአብሔር ብምሕረቱ፡ እመብርሃን ብጸሎታ፡ምሳኻን፡ ምስኩላትናን ትኹን ግን ሓደራ ኣነ ኡኳ ብተግባረይ ኣዝየ ዝሓመቅኩን ዝደኸምኩንየ ፡የዉሃንስ ሓወይ ክትቅጽሎየ ዝምሕጸነካ!!
    ስለ ኩሉ ዉህበታቱን ዉዕልታቱን ምእግዝአብሔር አምልክና ክብሪ ሎምን ንዘልኣለምን ይኹኖ። ከምኡ'ዉን ንእመብርሃን ወላዲተ አምላክ።

  • @eilnaalina245
    @eilnaalina245 3 ปีที่แล้ว +1

    Bhaki des zebl eu egzabihr ab Betu ymelsena behaki des eluni 💯💖🙏💒

  • @fqadkaamlakey183
    @fqadkaamlakey183 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ፡