EMNAብቆልዓይ ኣደይ ብጥይት ጸላኢ ኣብ ኢደይ ዓሪፋ። ድሕሪኡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ንህጻን ሓወይ ሓቑፉ ናብ ቤ ት ሰውራ ወሲዱና ERITREAN HISTORY AN

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 มิ.ย. 2024
  • EMNA ብቆልዓይ ኣደይ ብጥይት ጸላኢ ኣብ ኢደይ ዓሪፋ። ድሕሪኡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ንህጻን ሓወይ ሓቑፉ ናብ ቤ ት ሰውራ ወሲዱና ERITREAN HISTORY AND CULTURE
    Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 234

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 5 วันที่ผ่านมา +15

    ተጋዳላይ ጀማል ጅግና 🇪🇷💪ክሳብ ሕጂ ትቃለስ ዕላልካ ዘይሙኖ ሑቡን ወዲ ኤረ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷🪻🇪🇷❤️🇪🇷

  • @WHabte
    @WHabte 6 วันที่ผ่านมา +15

    ኣዝዩ ዝገርም ታሪኽ ኢዩ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ተጋዳላይ ጀማል።

  • @fithawitteame9369
    @fithawitteame9369 6 วันที่ผ่านมา +28

    አዚ ኩሉ ሓጎጽጎጽ ስለ ኤርትራ አዩ ።
    ገዛአቲ ሓይልታት ብፍላይ መግዛአቲ ኢትዮጵያ ኢዶም ኣይስኣኑ ። ❤❤❤❤❤❤❤

    • @gelilahailom6609
      @gelilahailom6609 3 วันที่ผ่านมา +1

      Baki ezi kolo tekfilo. Zelalemawi zekri 🇪🇷

    • @almazhaile77
      @almazhaile77 2 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@gelilahailom6609Emo hiji entay yhaysh TEDEMRENAL, Hade Hizbi ena tebahilna alena. Entay ybehal

    • @user-zd2ui6fw2f
      @user-zd2ui6fw2f 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@almazhaile77ንሱ ን ዔላማ እዩ እንበር እንታይ ዝድመር ኣለና ዔላማና ካኣ ጨቢጥኛ ኣለና ሎሚ ኣይንድመር ፅባሓ ኣይንድመር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪❤️🕌✌️

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 5 วันที่ผ่านมา +8

    ታሪኽ ህዝቢ ኤረትራ መዋዳድርታ የብሉን ጹቡቁ መደብ ቀጽልዎ
    ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤረትራ

  • @peacefuleri1805
    @peacefuleri1805 6 วันที่ผ่านมา +30

    ጌና እዞም ድሑራት ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ግፍዕን ጨፍጫፍን ተዛሪብካ ዝዉዳእ ኣይኮነን

    • @almazhaile77
      @almazhaile77 2 วันที่ผ่านมา +1

      Emo lomi mis Ethiopia Hade Hizbi ena tebahilna alena TEDEMRENAL eluna entay Ybahal?

    • @peacefuleri1805
      @peacefuleri1805 2 วันที่ผ่านมา

      @@almazhaile77 ቅድም ርእስኺ ተደሚሩ ከይከዉን ኣረጋግጺ ርሑቕ ዘሎ ከተረድኦ ትዕግስቲ ይሓትት

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm 6 วันที่ผ่านมา +23

    ሓደ ካብ እቶም ዘሐቡን ጀጋኑ ኣሕዋትናን መተዓብይትና ጅግና ጀማል መሓመድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ፡ ኣዚና ብኣኻ ንኾርዕ ንሕበን ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 6 วันที่ผ่านมา +29

    ጂም ሓርበኛ ንበረልና ኩሉ ናይ ዓይን ጸገም ተጻዊሩ ስጋብ ሕጂ ዝሰርሕ ኡዩ ❤ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @yosephmichael3165
    @yosephmichael3165 6 วันที่ผ่านมา +31

    መርሓባ ኤፍሬም ግደ እዚ ተቕርበልና እዚዩ ንገድሊ ህዝቢ ኤርትራውያን ኣዚዩ መሳጢን መሃሪን ምስቲ ጥዑም ድምጽኻ ኣጅኻ በርትዕ ብዙሕ ህዝቢና እዩ ዝማሃረሉ እዚ ናትካ ፕሮግራም❤

    • @humedaukud6269
      @humedaukud6269 6 วันที่ผ่านมา +2

      معاناة الشعب الإرتري في عهد الاستعمار الفاشيستي 😢من قِبل إثيوبيا يجعل هذه المآسي ذاكرة حقيقية مؤلمة وحية في نفس الوقت هناك الكثير منها لم يتم سرده حيث تم حرق عشرات القرى والمدن التي حصدت آلاف الأرواح من الشعب الإرتري والذي مُورس فيه كل أنواع العنف الذي يرقى إلى مستوى الجرائم ضد الإنسانية في الشعب الإرتري يجب ان ترفع هذه الجرائم لمجلس حقوق الإنسان لكي يتم ادانة إثيوبيا بهذه الجرائم الخطيرة

    • @almazhaile77
      @almazhaile77 2 วันที่ผ่านมา

      Unfortunately in 2018,we were told that" we are one people with Ethiopians and that we are Added + TEDEMRENAL "😢

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 6 วันที่ผ่านมา +12

    ጅማል ናቅፋ ናይ ብሓቂ ንድሕሪት ንዜሮ፡መልስካና ብጽምዋ ሰሚዐካ ናይ ብሓቂ፡ጽቡቅ ኣገላልጻ ከምዚ ከምዘሕለፍካ ኣይ ንፈልጥን ነርና ካብ ዚሮ፡ስጋብ ጀልሃንቲ፡ብሓደ ዓቢና ጀማል፡ዓርከይ ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ2 ይ ክፍል ንጽበ

  • @Nakfa291sawa
    @Nakfa291sawa 6 วันที่ผ่านมา +10

    ህዝባዊ ግንባር እኮ መዘና ዘይብሉ ኣብ ሰውራ ሃገር ዝኾነ ታኣምራታዊ ውድብ እዩ ! ብጻይ ጀማል ጹኑዑ ተጋዳላይ ህግ

  • @AhmedinAbdella-rb5qv
    @AhmedinAbdella-rb5qv 6 วันที่ผ่านมา +9

    ናይ ብሓቒ ዝሕዝን ዛንታ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ጊፍዕን ጭካነን መወዳታ ዘይብሉ እዚዮም ድሑራት ሽም ሊቕ እለት ኢትዮጲያ

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 6 วันที่ผ่านมา +15

    ሻዕቢያ!
    ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ጀማል ወዲ ህዝባዊ ግንባር፡ ብሓቂ ዛንታኡ ርእሱ ዝከኣለ መጽሓፍ ኢዩ! ናቱን ቤተሰቡን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ከም ታሪክ ጽንዓት ናቅፋን፡ ቤትምህርቲ ሰውራ ውን ዘጠቃለለ ኢዩ🙏
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @eripower4591
    @eripower4591 6 วันที่ผ่านมา +13

    ምስ ጀማል ኣብ ፓልቶክ ኢና ንፋለጥ ወይ ብ ዛግረ ኢና ንፈልጦ ንፈትዎን ንሕበነሉን ሓውና መምህርና እዩ

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 6 วันที่ผ่านมา +21

    ህዝባዊ ግንባር መድሕን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዩ።🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @user-pe4vt6md7b
    @user-pe4vt6md7b 6 วันที่ผ่านมา +10

    ብኸመይ ክግለጽ እዚ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ቡዝሓት ኤርትራዊ ስድራ ቤት ደወረደ ግፍዒ ሓደ ናይቲ ካብ ማይ ባሕሪ ብትልፋ እዩ እሞ ንኽትሰምዖ ንልቢ ድሰብር ታሪኽ ኤርትራ ሃገርና ነዚ ኣደራዕ ተሸክማ እያ ሰግራ ናብዚ ሕጂ ደላቶ በጺሓ እሞ ሕልናና ነዕቢ ንድሕሪት ተመልሽና ንሕሰብ ዘለኣለማዊ ዝኽሪን መጎስን ንሰማእታትና❤❤🇪🇷🌷💐🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌷🙏

  • @mebratbereket2732
    @mebratbereket2732 6 วันที่ผ่านมา +11

    ነመስግነካ ኤፍረም ስለቲ ኹሉ ኣቀራርባኻ❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 4 วันที่ผ่านมา +4

    ኤፍሬም ሓወይ ተጋ/ጀማል ጋሻና ብምግባርካ ካል ልበይ የመስግነካ❤
    ፉሉይ ምኽንያት ኣለኒ ጀማል ምስ ሓፍተይ ኤልሳ ዳኒኤል ስውእቲ ቤትምርቲ ሰውራ ኔሮም ናኣሽቱ ይሕዋቱ ካኣ ምሳይ መታዓበይተይ ዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 6 วันที่ผ่านมา +13

    ህ. ግ.ሓ.ኤ. ዋሕስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክንብል ከለና ዝወደቀ ህዝቡ ኣብ ምእላይን ምዕቃብን ዓቢ እጃም ዝገበረ ጓሳ ህዝብን ሃገርን እዚ ድማ ውፍዩን ተባዕን መሪሕነት ስለዝነበሮ እዩ ኤርትራና ዋጋ ስውኣትና ክብሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443 6 วันที่ผ่านมา +13

    Thank you our President for supporting these family that is why we 💕 him. Long live

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 6 วันที่ผ่านมา +17

    ማሽኣላህ ታሪክና እተዘትውልና ክብሪ ያሀብኩም አያታትና ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 6 วันที่ผ่านมา +25

    Bezukulu halifnas hegi ka zeyerebhu mess woyane koyenom kebezbezuna keteri kolekas kebidka keriz tevel genn hezibu Eritrea kubur sala sewetuna. Zelealemawi zekri kibren nesematatna. Awet nehafash ajoki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 6 วันที่ผ่านมา +10

    ኤፍረም ግደ ከምቲ ልሙድ ከብሒ ታሪኽና ኢኻ ብቓላት ዘይግለጽ ምስጋና ይግባኣካ ጀማል ወድና ድማ ብህኢወት ተሪፍካ እቲ ማንም ዘይፈልጦ ታሪኽ ገድልና ብምብራህካ ንበረልና ቅሰነልና ንክልቴኹም ምስጋና ይግባኣኩም የቐንየልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ንሓፋሽ።

  • @tesfitamine4009
    @tesfitamine4009 2 วันที่ผ่านมา +1

    ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እሞ ብዘይቀልዓለም ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዩ ዝስራዕ ግን ኣብ ምስናድን ምንጋር ታሪኽናን ዝሒልና ኣለና❤❤❤

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 4 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you 🙏 for sharing proud to be Eritrea 🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 5 วันที่ผ่านมา +5

    ዘይተነግረን ዘይተተረኸን ድኣ እምበር:ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወረደ ግፍዕን መቕተልትን መዘና ኣልቦ ኢዩ።😢😢😢

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 5 วันที่ผ่านมา +2

      Wetru ab Seret Jeganuna👁️⏰📚✍🏾🐪⚖️❤️🤝🌺

  • @WerestiHdri-mi9iy
    @WerestiHdri-mi9iy 6 วันที่ผ่านมา +8

    ሓደ ካብ እቶም ዘሐቡን ጀጋኑ ኣሕዋትናን መተዓብይትና ጅግና ጀማል መሓመድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ፡ ኣዚና ብኣኻ ንኾርዕ ንሕበን ፡ ብሓቂ ዛንታኡ ርእሱ ዝከኣለ መጽሓፍ ኢዩ! ናቱን ቤተሰብን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ከም ታሪክ ጽንዓት ናቅፋን፡ ቤትምህርቲ ሰራውን ውን ዘጠቃለለ ኢዩ
    ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷

  • @elk5824
    @elk5824 5 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቛዕ ብዳሓን መጻእኩም ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ሓውና ጀማል ብሓቂ ዘብኪ ዛንታ ኤረትራዊ፡ለከ ውን ዘይተዘንተወ ብዙሕ ዩ ዘሎ።ግደ ሓውና መደባትካ ብሓቂ ጽቡቅ ዩ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን።ሓንቲ ለበዋ ኣላትና ነዞም ናይ ሃጋርና ተዋሳእቲ።ሓቀኛ ታርኽ ስርሑ ናይ ሆሊ ዉድ ኣይትቅድሑ ታሪኽና ታሪኽ ጅግንነትን ሓበንን ዩ በለለይ ሓደራ።thank you God bless you all.❤❤❤

  • @messir363
    @messir363 6 วันที่ผ่านมา +8

    አወት ንሐፋሽ❤❤❤❤❤

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 6 วันที่ผ่านมา +9

    እንዳ ሓደረ ዘገርም ታሪኽ ጀጋኑና 😇 ኤፍሬም ግደ good job 🥰

  • @eritree9794
    @eritree9794 6 วันที่ผ่านมา +8

    *🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴*
    *መርሓባ ጀማሂር መምህረይ*
    *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 6 วันที่ผ่านมา +3

    መረሐባ ደቂ መትከል ህዝባዊ ግንባር🇪🇷። እዚ ወለዶ እዚ ክፈልጦ ስለ ዘለዎ እቲ ሐቂ ኢልካ ንምቅራብካ ዩናስ ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ጀማል ወደይ ወላዲትካ ኤርትራዊት ብሙኻና እያ መስዋእቲ ከፊላ ኩሉ ኤርትራዊ ናይ በዐል ዖና ሰንበት ጸላም ወኪዱባ ጁፋ ወዘተካብ ባሕሪ ብጭልፋ ቆጺርካ ዘይውዳእ ህልቂት ተፈጺሙ መራሔቲ ኢትዮጵያ ጭርሖኦም ዝነበረ ኤርትራ መሬታ እንበር ህዝባ አየድልየናን እዩ ነይሩ ዕላማ። ሕጂ ወጊሑ ዋጋ ከዋክብቲ ሽደናት ከፊልና ክብርሪ ንመራሕትና ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና። ዐወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ካልአይ ክፋል ብሰላም ተመለሱና ክንጽበየኩም ኢና🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane5652 4 วันที่ผ่านมา +5

    ጅማል ዛግሮ ሓውና ባዓል ሞራልን ንሕን ኣበሳ ንዓካን ነሕዋትካን ጥዕናን ይሃብኮም 👍👍💖💖🐪🐪🙏🙏🌷🌷💐💐

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 6 วันที่ผ่านมา +8

    Thank you my Hero ♥️ 🇪🇷

  • @SamiAron-br7zx
    @SamiAron-br7zx 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጀማላ ጀግና ክሳበ ሕጂ ይቃለሰ አሎ ዛግረ ሐወይ great speech ❤

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 4 วันที่ผ่านมา +1

    ቃላት ስኢነ ንኽገልጾ ሻዕቢያ መላእኽቲ ስውአት ሰማእታት ብዘይ ቀልዓለም ። ዝኽርን ክብርን መጎስን ንሰማእታት ዓወት ✌️ ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ 🌹🌷💐🌾👍

  • @solomonhaile8418
    @solomonhaile8418 6 วันที่ผ่านมา +11

    Jimmy ARKEY kibur BTSAYE EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA. TETAFiENA❤️🇪🇷❤️

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 6 วันที่ผ่านมา +4

    እቶም ካብ ህግደፍ ደርጊ ይሓይሽ ትብሉ ካብዚ እንታይ ትምሃሩ??

  • @jamalkadir2748
    @jamalkadir2748 6 วันที่ผ่านมา +13

    jamal you are the mos an example person as you are right now thank you

  • @rufilamisghina8504
    @rufilamisghina8504 4 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you efrem gde❤🇪🇷🙏

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 6 วันที่ผ่านมา +9

    ዘይምኖን ቀዲሕካ ዘይውዳእን መስተንክር ታሪኽ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aronke2801
    @aronke2801 6 วันที่ผ่านมา +10

    ዝሕዝን ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ዝበጽሔ ስቃይ ።

  • @solomonnegusse9286
    @solomonnegusse9286 6 วันที่ผ่านมา +9

    ጽቡቅ ኣቀራርባ

  • @user-xq8qi1wl5b
    @user-xq8qi1wl5b 6 วันที่ผ่านมา +5

    ታሪክ ተጋዳሊት ጂግና ኣደና ሓብትና ብርክቲ ወልደስላሰ (ታኪ) ኣቅርበልና ኤፊ ሓውና ኩላትና ላይክ ንግበር በጃኩም ኣብ ቀረባ እዋን ከቅርቡልና ነጃኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 6 วันที่ผ่านมา +5

    ኩቡር ሓውና ጀማል የቐኒየልና እዚ ኩሉ ትምህርትን ታሪኽናን ድመሃርካና አብ ክለፕ አውስ አብ ገዛ ኤርትራዊያን ብልቢ እንዳ መስገንኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎👊👊👊

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 6 วันที่ผ่านมา +7

    ጀማል (ዛግረ) great speach👍👍🇪🇷

  • @Etaro1991
    @Etaro1991 3 วันที่ผ่านมา +1

    ይቀንየልና ጀማል ሓቢቢ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኢኻ ናይ ብሓቂ ክሳብ ሕጂ ከይትሓለልካ እተካይዶ ዘለኻ ቃልሲ የመስግነካ:: ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @user-xq8qi1wl5b
    @user-xq8qi1wl5b 6 วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍረም ሓወይ መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ 🙏❤ ከምዚ ገርካ ታሪክ ጀጋኑ የሕዋትና ኣቦታትና ነቲ ዘይንፈልጦ ክንፈልጥ ትገብረና ዘለካ ክብረት የሃበካ ክብረት ርከብ ❤❤ ቀጺለ በጃካ በጃካ ብርክቲ ወልደስላሰ (ታኪ) ቃለ መሕትት ግበረላ ብከመይ ከ (ታኪ ) እሎማ

  • @mhretmengsteab6852
    @mhretmengsteab6852 6 วันที่ผ่านมา +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🤩🤩 amilak edimen tenani yehabka eziome dea tezniteu zey wedae gebni endiye zelowom

  • @tirhasmeashoraemeasho4593
    @tirhasmeashoraemeasho4593 4 วันที่ผ่านมา +2

    Zageri ayney( ጀማል ) belebi zefitew nay sedite memiheriy hawey jegena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👌🏻

  • @almazghebremedhin7627
    @almazghebremedhin7627 6 วันที่ผ่านมา +7

    መርሓባ 🙏🇪🇷🙏

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ጋንታታት ብሽመን ዳአ ይጸዋዕ እንበር ብዙሓት ኢየን ዘአልያና ነይረን ❤ኬሪያ ሓሰን❤ ካብቲ ❤

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443 6 วันที่ผ่านมา +6

    Please like, share and subscribe

  • @AbebeYohannes
    @AbebeYohannes 6 วันที่ผ่านมา +7

    Ato Efrem what you are searching bring history of Eritrean is wonderful push it ❤❤❤❤

  • @roseekt4799
    @roseekt4799 6 วันที่ผ่านมา +6

    Thank you very much 🙏
    💞🇪🇷🙏💞💞

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 6 วันที่ผ่านมา +7

    ❤❤❤❤ selsmtay tekebel.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍሬም ክብረት ይሃብካ ዓቢ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ንኹሉ መሃሪ መደብካ ቀጽሎ ሓደራ፣ ጀማል ጅግና ኣብቁልዕነትካ ዓቢ ሓላፍነት ሒዝካ ሰብ ፍጡር ዘይክእሎ ክኢልካ እዚ ኩሉ ሓሊፉስ ከምዚ ክትጸውየሉ ምኽኣልካ ዘሐጉስ ኢዩ ክብርን መጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 3 วันที่ผ่านมา

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 prevail 🇪🇷 ♥️

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 5 วันที่ผ่านมา +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja9696 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍሬም ግደ ስላምታይ የብጻሕካጂግና ሐወና ኻብ አሜሪካ እንዳናፊቅ እና ነዛ ሐላል ህዝብና እንዳተዓወትና እና ጽላ ል ሐያል ህዝብና ን ሰራዊት ና ንሕበን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Metkeli
    @Metkeli 6 วันที่ผ่านมา +7

    Wedi jeganu jegna wedi erey ❤

  • @yosiefghebrezghi3830
    @yosiefghebrezghi3830 6 วันที่ผ่านมา +5

    Thanks efrem and tegadalay jemal for sharing this wonderful and inspiring our history..jemal God bless you 🙏 ❤️ 🇪🇷✌️🇪🇷✌️

  • @user-cx8fq4iq1j
    @user-cx8fq4iq1j 6 วันที่ผ่านมา +5

    Aytdenguyna seb tarik edmen tenan yhabkum ❤❤❤

  • @erione3355
    @erione3355 5 วันที่ผ่านมา +4

    ❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mekonenzerai974
    @mekonenzerai974 6 วันที่ผ่านมา +3

    መርሓባ ብጻይ ሓርበኛ ጂሚ/jimmi / our hero ኣኽበርትኻ ካብ the horn politics club house and the horn politics media network ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዝስራሕካን ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ ስለ ኣብርኩቶኻን ንስለ እዛ ሃገር ዝኸፈልካዮ ከቢድ ዋጋ ሞሳን ምስጋናን ይኹንካ ንስኻን ብጾትካን ኣርካናት ቅርሲ ሓርነታዊ ቃልስናን ኢኹም እሞ ደጊመ ምልእ ምስጋናይ ይብጻኻ :: ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ ኤፍሬም ገደ ንስለ'ቲ እትገብሮ ዘለኻ ምዕቃብን ምዝንታውን ታሪኽ ኣርካናትናን ዋርሳይን ኣበርኩተኻ ስራሕካን ኣዝዩ ዕዙዝዩ'ሞ ምስጋና ይኹንካ ንኽትቅጽሎ ድማ ብትሕትና ይሓትት ::!!!/ቀጣን እንባልቆ ኢየ!!/

  • @rutahabte8262
    @rutahabte8262 6 วันที่ผ่านมา +6

    Merhaba Efrem gede jegena wedi jeganu. Kulu etkrebo medeb btaemi mesaten mharen eyu emo ajoka ketxelo btemi ena nkatateleka.
    Jemen edemen tenan yhabka fetati .

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 6 วันที่ผ่านมา +4

    Edme n wedi afom, selam n hzbi eritrea, zkri n sematatna, awet n hafash, eritrea eritrea n fetweki

  • @FionayasinSalh
    @FionayasinSalh 6 วันที่ผ่านมา +5

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 jgna wedi eriy

  • @robelr1012
    @robelr1012 6 วันที่ผ่านมา +6

    That's amazing🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼️✊🏼️✊🏼️

  • @moemoemoe423
    @moemoemoe423 6 วันที่ผ่านมา +4

    ዘይ ተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን አብ ቃልሲ ኤርትራ

  • @shashutkabo6615
    @shashutkabo6615 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ኤዲረም፡ብጣዕሚ፡ዘስደምም፡ታሪኬ፡ንህዝቢ፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዘይሃሥ፡

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    ጂሚ፡ ዝረሳዓናዪ አዛኻኺርካና ንበር ❤❤❤

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 5 วันที่ผ่านมา +1

    Ayexifet nay shaebya semaetatna wetru yzekeru netom zelewu kea edmen tenan yhabom. Thanks for sharing can't wait for part 2

  • @almazfitiwi
    @almazfitiwi 5 วันที่ผ่านมา +4

    💐💗🎇❤️👍❤️🎇💗💐💗🎇❤️💐💗🎇❤️
    Tarik Eritrawi ❤️💐💐

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 5 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉

  • @senigmeskel6714
    @senigmeskel6714 4 วันที่ผ่านมา +2

    ጀማል ናቅፋ ሕቡን ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💪

  • @LovelyKelpie-dr3fk
    @LovelyKelpie-dr3fk 5 วันที่ผ่านมา +3

    ናይበሓቂ ዘደንቅ ኢዩ ሰውራ እዩ

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 5 วันที่ผ่านมา +4

    🐪🇪🇷✊🙏❤

  • @siraktg6543
    @siraktg6543 6 วันที่ผ่านมา +4

    Ewayyyyyy❤ ertraweeee❤ mukannnn❤ atum❤ sebat❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Deepbreath2987
    @Deepbreath2987 2 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ዘይትድገም ሂወቶም ዝከፈሉ ሰማእታትና።

  • @yosiefmhretab4617
    @yosiefmhretab4617 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤

  • @abrhamokubit4988
    @abrhamokubit4988 2 วันที่ผ่านมา

    ዋው ብጻይ ጀማል ኢንቓዕ ሓጎስካ ነዓድካ ብስላም ኣብጽ ሓካ

  • @FitsumMother
    @FitsumMother 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤

  • @rutanegash5195
    @rutanegash5195 6 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🥰🥰❤️❤️🌹🌹

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 6 วันที่ผ่านมา +4

    Merhaba deki erey jignnet eritrawi zerzirka aywudhan eu Efar haweybzuh qyatat kndey elka kxhafi tarik eritrawi bzuh eu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍❤️❤️❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️

  • @merhawitgkristos4896
    @merhawitgkristos4896 6 วันที่ผ่านมา +3

    btemi kebid zanta eritrawi zehlefo shgr tezaribka aywdan eyu ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @melatstrass9787
    @melatstrass9787 6 วันที่ผ่านมา +5

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏

  • @shashuyohannes1633
    @shashuyohannes1633 6 วันที่ผ่านมา +4

    Jomal nakfa brother ❤🌹🙏🇪🇷

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 6 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ መጀመርታ ግዜ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ብቃንቃ ትግረ ዝተቓልሓሉ ድምዚዩ።
    ነዚ ድምጺዚ ዘቃልሐ ሓርበኛ ተጋዳልይ ከኣ
    (ዑስማን ዳፍላ)ኢዩ። ኣዝዩ ረዚን ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተ/ጋ ጀማል መሓመድ ዑስማን
    ገና ንኣካል ጉድኣትካ ተጻዊርካ ናይ ኣስታት 46-47 ዓመት ናይ ጽንዓትን ጽንኩር እዋን ታሪኽ ዘኪርካ ሰጋእ ውን ከይበልካ ብንጹር ከተሕልፈልናን ምኽ ኣልካ፡ኣዚና ነመስግነካ፡ዕድመን ጥዕና ድማ ንምነየልካ።
    ኤፍረም ውን ከምኡ
    ትገብሮ ዘለኻ ረዚን ስራሕ መዳርግቲ የለብሉንሞ ካብዚ ንላዕሊ ብዘይምቁራጽ ክትቅጽሎ ጥራዩ ለበዋና፡የቐንየልና፡
    ብዓልቲ ቤትካ ጋዘጠኛ ዮዲት የሕደጎ ከኣ ሰላም
    በለልና፡ብስራሕ ድምጺ ቃዘጠኝነት ድሃያ ካብ ዘይሰምዕካ ኣዝዩ ነዊሕ ኮይኑ፡ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም!
    የቐንየክና!

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 6 วันที่ผ่านมา +4

    God bless u my brother 🙏 ❤️ 🙌 💙 ♥️ 💛 🎉

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam4122 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @semhar9630
    @semhar9630 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meskiyn kendey sheger haliyfu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍

  • @PIA70s-hf8lk
    @PIA70s-hf8lk 6 วันที่ผ่านมา +3

    ❤ Eternal Glory to SUWUaTNA🇪🇷 awet NiHAFASH ..😢June 20th 4eva

  • @tesfaldetyitbarek7708
    @tesfaldetyitbarek7708 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    ኤፋት ሓዉና ፍልይቲ ክሕብረካ ቕድሚ ሕጂ አዴና ሂወት ዝብሃላ አቕሪብካ ነይርካ እታ ዉግእቲ ጋል ቐሺ ዝበላአ ብሂወት አላ ። ገዲም ተጋዳሊት ብሰአ ዘሎ ታሪኽ ቐዲሒኻ ዘይዉዳአ ካብ ግዜ ቦጦለንታት ምስ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረት ኢያ ። አዴአ ናይ ሓርበኝነት ምስክር ወረቐት አለወን አብ ማይ ተመናይ ፡ሲይቲ ቐሺ፡ ተወልደ፡ ብርሃነ ዝባሃሉ ኢዮመ ወላዲታ ካብተን ታሪኽ ዝሰርሓ ዝነበራ ኢየን ፡። ጋል ቐሺ ዉን መራሓቲ መስርዕ ከለዉ ናይ ሕጂ ጀነራል ፊሊጶስ ብቐረባ መጋድልታ እዮመ ታሪኽ ዘይትርስዕ ሰብ ኢያ ። ፡ ። ከየስገልካ ምስ ዒቤት ንወላዲታ ትዕበ ንጉሰ ዝብሃላ ሰይቲ ቐሺ ማይ ተመናይ ርኸበን ።❤❤❤ ይቐንየልና ኤፊሪም ግደ❤❤❤

  • @user-us7ms5bl6v
    @user-us7ms5bl6v 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏽

  • @hadishyemane-rt5os
    @hadishyemane-rt5os 6 วันที่ผ่านมา +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍

  • @user-tg8qq7lo6q
    @user-tg8qq7lo6q 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉

  • @EvenFisha
    @EvenFisha 3 วันที่ผ่านมา +1

    Hero

  • @tabawufuyat111
    @tabawufuyat111 4 วันที่ผ่านมา

    ዋው ዛግረ ናይ Paltalk nickname l remember you wow ይዝክሮ ባዓል ዛግራ ሕጂ ብሂወት ዘየለ ኣድሚን ወናኒ ሩም ባልቶክ ዝነበሮ ሰብ ከም ባዓል ዛግረ ሓርበኛታት ክጸርፎምን ከዋርዶም እንከሎ ኣዝየ እየ ዝሓዝን ኔረ ግን በቲ ሃልሃል ዝብል ሃገራዊ ቃላቶም ይጻናናዕ ኔረ ብድሕሪኡ ግን ባዓል ዛግረ ናይ ባዕሎም room ምስ ከፈቱ ሰላም ረኪብና ይብለኩም። ንዛግረ ብድምጺ ጥራሕ እየ ዝፈልጦ ኔረ ሕጂ ብኣካል ምርኣየይ ኣዝየ ታሓጉሰ። nice too see you my hero ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ።