ኣብ መርዓኺ መዓልቲ መርዓዊ እንተዝጠፍእ እንታይ ምገበርኪ?New funny Tigray Street Interview

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 178

  • @yataup27
    @yataup27  ปีที่แล้ว +46

    መልሲ ንሕቶታት
    1/ ብዛዕባ ኲሓን ከባቢ ኲሓን ዝምልከት ኣብ'ቲ ቪድዮ ኣብ መወዳእታ ምስ ኣቦና ቃለ መሕትት ጌርና ኣቅሪብናዮ ኣለና ኣብኡ ርኢኽምዎ ኢኹም ፣ ዘይርኣኽምዎ ከዓ ኣብኡ ኣለኩም እዩ።
    2/ "ጓል ኲሓ ኣፍቂረ" ብግዕዝ ንዝብል --> ኣፍቀርኩ ወለተ እንተ ኲሓ።
    3/ኣብ ትግራይ እቲ ዝዓበየ እምባ መን ይብሃል? እምባ ኣላጀ! Elevation(ብራኸ): 3,438 m
    4/ ከምቲ ንሓፍትና ዘጋጠማ ነገር ወይ ከዓ ተመሳሳሊ ተጓንፎ ዘለኩም ስደዱለይ ምኽንያቱ፣ካለኦት ሰባት መእንታን ክመሃርሉ።
    የቐንየለይ!!!

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว

      እታ 2ቁጽሪ ኣነ ኣፍቀርኩ ወለተ ኲሓ ይትብሃል ኣንተ ንስኻ ማለትዩ ኣፍቂረ ማለትግን ንብዓልኻ እዩ

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว

      @ምንትኑ አነ? ጓል ኲሓ ኣፍቂረ እምበር ኣፍቂርኻ የኾነይኮ ዘብሎ ኣንተ ንስኻ ማለትዩ ብግእዝ ስለዚ ኣፍቀርኩ ኣንተ ንብልዶ?

    • @marbayname
      @marbayname ปีที่แล้ว

      ጨርቆስ ቤተክርስትያን ማይ ሻፈ ነባር ከተማ ቡዙሕ ታሪክ አለዎ ተስፈ ይገብር ከድካ ሰበት ትምህቲ አለዉ ታሪክ ንክማሃሩ ናይ ዓዶም አብ ቀረባ ዘሎ ናይ ባዕሎም ታሪክ ብደንቢ ክፈልጡ ይግባእ አነ 8 ዓመት ተማሂረ ግን ተማሂረ አይፈልጥን ብዛዓባ እቲ ዝወደቀ ሓወልቲ ዘሎ ስደት ምስ ወፃእኩ እየ ፈሊጠዮ ታረኩ 🙏

    • @kibromwelay3360
      @kibromwelay3360 ปีที่แล้ว

      Ok thanks

    • @መሲሙሴላምሳኤል
      @መሲሙሴላምሳኤል ปีที่แล้ว

      ዓዲ ጉደም ን ሒዋነን አውን ኪዱ ድሕሪ ጦረነት ን ሰላምን ዓደና ከንሪአን ንደሊ ኢና። ሃየ ሓደራ ከይትቀርዩ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว +20

    ❤❤❤ እዚ ቆላዓ አይደል ክዋዳደር ንገሮ ጎቦዝ ኢዩ❤❤

  • @ትርሓስጓልኣሕፎሮም
    @ትርሓስጓልኣሕፎሮም ปีที่แล้ว +14

    እዚ ቆልዓ ክጉብዝ🎉🎉🎉 ናይ ትምኒት ደርፊ❤❤❤❤

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 ปีที่แล้ว +8

    ዋው እቲ ናይ ትሚኒት ዝደረፈ ቆልዓ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @trhasmehari4398
    @trhasmehari4398 ปีที่แล้ว +11

    ሞይተ ስሓቅ ኩሓ ዓደይ ብሰላም ክንመፅእ ተስፋ አለኒ ምጭውቲ ዓደይ❤❤❤

  • @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
    @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ ปีที่แล้ว +10

    በጃኻ ኣሸጎዳ ኽድ ዝሓወይ ማዓረይ ድቅዔድና ኣርእየና ❤

  • @eb12y12
    @eb12y12 ปีที่แล้ว +27

    ውቅሮ ኣርእየና ልትብሉ 👍 ግጨዩ❤❤

  • @BrHanAagaMe
    @BrHanAagaMe ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ደስ በሃሊ እዩ አስኪ በዚ ዓዲ ግራት ገለ ተዛዊርኩም ከ ሕተቱልና በጃኹም ብፍላይ እቲ ናይ ግእዝ ቀፅልዎ እንዳ ያታ ፅቡቓት🥰

  • @ettsselam6833
    @ettsselam6833 ปีที่แล้ว +7

    ውውው ደስ ክብለካ ወዲ 😂ቀፂለሉ እሽ ተጋሩ እውን ሸር ንበለሉ ናብ ራያ ክኣ ሕተተልና ምዓረይ😘😘😘❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว +12

    ኣረ ይመችካ ማራ እዩ ደስ ልብል ሕቶታትካ ወዲ ትግራይ ማዓረይ ቀፅለሉ❤️💛🥰

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +6

    የዕብየለይ ዝወደነይ ከም ትምኒትካ ዶ/ር ክትከውን ተስፋ ይገብር❤❤❤🙏🙏🙏

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 ปีที่แล้ว +3

    ደሰ ዝብል መደብ አዩ ወዲ ትግራይ ሸኮር❤❤❤ ዶክቶር ዝበለ ቆልዓ ሓሳብ ልብካ የሰምረልካ ዛሓወይ ማዓረይ

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +1

    ያታ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅን ኣዘናጋዕን እዩ

  • @akilove3701
    @akilove3701 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ሕቶታት እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂 ብጣዕሚ ደስስስ ይብል ኣስሒቕኩምና ያታ ሓውና እዛ ናይ ግእዝ please ቀፅላ ኢካ ማለት ዋዛ ምስ ቁምነገር ጽቡቅ እዩ ባህልና ቋንቋና ታሪክና ፅቡቅ ጌርና ክንፈልጥ ይግባእ እዩ እና ቀፅሎ ብጣዕሚ ደስስ ይብል እዩ ❤❤❤

  • @ssll7812
    @ssll7812 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅለሉ ያታ ዩትዪብ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ሕቶታትካ ህዳኣትካ ደሰ ክብል በርትዕ

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂታ ሓላል መሬት ትግራይ ያታ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅን ኣዘናጋዕን እዩ ኣይትዘንግዕዕዕ❤

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray ปีที่แล้ว +6

    ኣቱም ተናፈቅቲ ናፊቀኩም ቀንየ ኣይትጥፉኡና ♥️💛🌿

  • @gebrehiwotganenia3108
    @gebrehiwotganenia3108 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንምዕባይ ዝዕድም ሕቶታት ዩ

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 ปีที่แล้ว

    ያታ ኣፕ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝሓወይ ካብቶም ጀጋኑ ተጋደልትና❤❤❤

  • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
    @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว +3

    ጎይታዋ እዚ ህፃን ሲ ማዓረይ እግዚኣብሔር የዕቢኻ ❤❤❤❤

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +3

    ኣዋይ ዞም ወዳት ምጠፈኣኩያ ሞራል ዘይ ብሎም🥺🤣 ጋላት ይሐሻ🥺♥️🥰

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ ปีที่แล้ว +3

    ላሳሓኩኩም ንበሩለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ትግራይ ዓደይ ደምይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @znawuabadi7105
    @znawuabadi7105 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ቸክ ግበር ኢካ እዛ ትምርዐ ዝመፀት ቆልዓ
    ካምኡ ገጢምዋ ከይኮን😂😂

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 ปีที่แล้ว +5

    ኪሓ ተናፊቂት ምጭውተይ❤❤❤❤💛💛💛💛💛🙏🕊

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 ปีที่แล้ว +4

    ራያ ዓዞቦ ባ ኽድ ጎይታዋ😢❤❤❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ሕቶታት እዩ በርትዕ❤❤❤❤ ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ ปีที่แล้ว +6

    መዓረይ ኣታ በጃኻ ክምርዐ እየ መፂአያ😅😊❤❤❤

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 ปีที่แล้ว

      ሓቃ ፍል ከይኮና ኮአያ ፈሪሓ❤

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 ปีที่แล้ว +1

    Yata Up ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቅጽለሉ ረዘንትን መሓርትን ነጥብታት ብፍላይ ግዕዝ።

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว +3

    _እንኳዕ ብስላም መፃእካ ያታዋይ🥰 ይሞችኩም ዞምኣሕዋተይ ስሓቅ ሞይተ🤣🤣🤣🤣_

  • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
    @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ ปีที่แล้ว +1

    ብሮየ ንህፃናት እውን ሕቶ ኣቅርበሎም ታይ ይፍለጥ መባልዕትካ ተኮኑ ፍልጠት እውን ይሰንቁ 🎉

  • @asutgraweyti4477
    @asutgraweyti4477 ปีที่แล้ว +2

    ሰሓቅ ሞይተ ማርያም🤣 እና ቀፅለሉ ወድነዋ ፅሩይ💚🥰

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb ปีที่แล้ว +2

    አረ ይመቸኩም ተጋሩዋይ❣️❤️😘

  • @251m91
    @251m91 ปีที่แล้ว

    Thank you yata!
    This is great job!
    ከሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ!!
    በተላይ ኣብ ግእዝ ብጣዕሚ ኣጥብቕ!

  • @gghhh7965
    @gghhh7965 ปีที่แล้ว

    ብሰሓቂ ቃትልኹምና ተጋሩዋ ይሞችኹም🙏እስኻለ ትጠፍእያ መልስ😂😂😂

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +1

    በርትዕ ዝሓወይ መዓረይ ቱ ቆልዓ ከኣ ሓግዞ ጎቦዝ እዩ ሰጋር ብንኡሽተዩ ዝለበመ ቆልዓ እዩ ኣብ ዓብዩ ደረጃ ክንሪኦ ተስፋ ንገብር😘 ❤👌 ተጋሩዋኒ ኣሕዋትና ነበራትዕ ❤❤❤❤❤ክፉእ ኣይንካእኹም ብዘለኽምዎ ተጋሩዋኒ ❤😘 ኣነ ኣይሃብ እምበይ መርዓዊ ተዝተርፍ ካብ ዓርኪ ሓደ እየ ክገብር ነይረ ❤

  • @ابوابو-ن6ف
    @ابوابو-ن6ف ปีที่แล้ว +2

    wawww

  • @shashutsegy3170
    @shashutsegy3170 ปีที่แล้ว +2

    ወዲነዋይ ዉቅሮ እማ ኪድ❤

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +3

    ያታየ ልፈትየካ ወዲ ገዛዉተይ ❤️

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +2

    አስይ ዝቆላዓ ኽንቅሕ ይዕቤኻ❤ 💛

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 ปีที่แล้ว +1

    ንሽረ ውን ባ 🤲😘

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb ปีที่แล้ว +11

    ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ 😍🙏
    Yata ነቲ ህፃን ክረኽቦ ደልየ ነይረ ብምንታይ ንረኽቦ ይኽእል ተኺኢልኻ መልሰለይ 🙏

    • @yataup27
      @yataup27  ปีที่แล้ว +1

      0912297756 Dewilka trekbo

    • @Aaa-kx1kb
      @Aaa-kx1kb ปีที่แล้ว

      @@yataup27 እሺ ብሩኸይ 🙏😍

  • @selamawit6916
    @selamawit6916 ปีที่แล้ว +1

    ይመቸኻ ስጋነይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ናትኻ መደብ ደስ እዩ ዝብለኒ❤😂

  • @winvms2148
    @winvms2148 ปีที่แล้ว +1

    ሲሒቀ ብጣዕሚ
    ግእዝ ቀፅለሉ

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ ปีที่แล้ว +2

    ተቅርቦ ነገራት ደስ እዩ ዝብል ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @مريممريمتين-خ6خ
    @مريممريمتين-خ6خ ปีที่แล้ว +2

    ወጀራት ባሕር ሓፀይ ከይድኻባ ኣርእየና ወዲነይ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂ናይ ገውኦም ዘሎ መልሲ በስምኣብ ከስሕቀካ 😂😂😂❤❤❤

  • @brhangaltigray7221
    @brhangaltigray7221 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ሕቶ እዩ ቀፅለሉ በተለይ ግእዝ ❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ሓው

  • @yohannes9891
    @yohannes9891 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ እዚ ከምዚዓነት ሕቶታት ንህዝቢ መነቃቅሒ ኢዩ መብዛሕቲኦም ምጠፋእኩ ይብሉኣለዉ ስለዚ ክነቅሕ ይግብኦ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ❤
    ተጋሩዋይ ዕበዩልና ተከታተልቲ እውን ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ናገበርና ኣሕዋትና ነዕቢ😍
    ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ❤

  • @xfob2543
    @xfob2543 ปีที่แล้ว

    ማዓረይ♥️♥️♥️

  • @tigrayadey1669
    @tigrayadey1669 ปีที่แล้ว +3

    ኪሓዋኒ ተናፋቂት 😢❤

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 ปีที่แล้ว

    እቲ መርዓዊ ኡካ ብሰንኪ ምድንጓይ ነፋሪት ኣብቲ ማዓልቲ መርዓ እንተዘይዋዓለ ንጽባሒቱ ክመጽእ ስለ ዝኾነ እታ መርዓት ንኽትጽበ ጸገም የብላን ::
    ንዝተረፈ ዕድሚኣ ምስኡ ክትነብር ስለ ዝወሰነት ንሓንቲ ማዓልቲ ምጽባይ ኣይከብዳን ኢዩ ::

  • @ልፀገምፀዋርእየሂዋን
    @ልፀገምፀዋርእየሂዋን ปีที่แล้ว +2

    ይመቺካ ወድነይ ቀፁሉሉ ❤❤😍

  • @eb12y12
    @eb12y12 ปีที่แล้ว +1

    ከተማ ውቅሮ እባ ኪድ❤❤

  • @MmN-sl1uz
    @MmN-sl1uz ปีที่แล้ว +2

    ዓደይ መዓረይ😢❤❤❤❤

  • @kingking9720
    @kingking9720 ปีที่แล้ว

    ኣጉላዕ እባ ኣርእየና 🤗

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብስላም መፃካ ዛሓወይ

  • @70ይ
    @70ይ ปีที่แล้ว

    ዉይ ደቂ ኩሓ ማዓረይ ሳሓቅ ቀትለሙኒ ለለሰ ኣሜሪካ ካናዳ ግደፈንያ ያማማ ዓይነይ ይመችኪ😂😂😂😂

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว +1

    መትኩ አረ ቀፅለሉ😮😮😮😮😮

  • @yordi12
    @yordi12 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ኣብ ኣዋልድን ኣወዳትን ዘሎ ኣፈላላይ😂

  • @tglove7635
    @tglove7635 ปีที่แล้ว +6

    ሓንቲ ናይ ሃይስኩ ል መማህርተይ ኩሉ ነገር ምስተዳለወ እንዳጓል ወራድ መርዓ ክኣትዉ እንዳተፀበዩ መሽዩ ደሓር እቶም እንዳ ጓል ነቶም እንዳወዲ እተዉታ ዝብል መልእክቲ ልኢከሙሎም ደሓር እንዳ ወዲ ገዲፍናዮ ኢና ኢሎምዎም ደሓር ኩሉ ሰብ ሰምቢዱ ግን እቲ ዉራይ ቀፂሉ ነታ ጓል ናይ ኣዲኣ ክዳንን ወርቅን ገይሮም ብዘይ መርዓዊ ኣላህዮም ቅርሽን ገዛን ኣንዲኦምዋ ኣቦኣ ይብለኩም
    እቲ ወዲ ግን እቲ ሽልማት ንካሊእቲ ጓል ተመርዕዩሉ
    ኣነ ግን ምጠፋእኩ ኣይምከኣልኩን ደሓር ከዓ ንሞራል ስድራካ ከዓ ትፈርሕ ካብዚ ይምሓረና ብፀገም ምክንያት እንተተሪፉ ይምረፅ ካብ ጥልመት

    • @xfob2543
      @xfob2543 ปีที่แล้ว

      ኣብ ዓድና እዉን ሓንቲ 9ይ ክፍሊ ተማሃሪትያ መርዓ ሰንበት ምሸት ሞርዑ ኣትዮም ንቶም ዓዲ ጋል ፀላእተም ፖላዊስ ኣምፂኦም ት/ቲ ዕድመ እያ ኢሎም ኣእሲረምዎም እቱ ወዲ ወድያዉ ኣሽዑ ምሸት ካሊእ ኣምፂኡ ቱሽልማት ግን ኣይደልን ኢሉ ነታ ቀዳመይቲ ሂቡዋ ካብኡ ካሊእ ተሞርዕያ 😢

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ
    ኲሓዋይ😢❤❤
    ኣነ ስብኣየይ ሃም ጠፈአ ኣብ መርዓ ምድሪ ኣነለ ሃም ጠፋእኹ😮

  • @RrRr-dn7ri
    @RrRr-dn7ri ปีที่แล้ว +2

    ከብ ትግራይ ዝዓበይ እንባ ፅበተ ኻላኣይ ኣንባ አላጀ እዩ ብደንቢ ገይርካ ጠይቅ 🤨

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ ปีที่แล้ว +2

    ኣየውርድ እዩ ዘብል ክሻብ ዝሙርዐ ፈሪሐ

  • @tesfatigray6425
    @tesfatigray6425 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ትግራይ ዝዓበየ እምባ ፅበት እዩ ኣላጀ ካልኣይ እዩ

  • @znabualem
    @znabualem ปีที่แล้ว

    ዛዓባይ ሰበይቲ ኣይቆረሰትን ድያ ሕቶታት ከቢድዋ

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 ปีที่แล้ว

    Ajokum berteu❤️💛

  • @nahomiKing-jv9nj
    @nahomiKing-jv9nj ปีที่แล้ว

    ኩሓ ፍቅሪ 😍lkone hizbi

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb ปีที่แล้ว

    ተጋርዮ ሕበሩ ደቅ ዓበይቲ

  • @gebrialgdey9022
    @gebrialgdey9022 ปีที่แล้ว

    Wwwwww btaemi dess zbil sahak note ❤❤❤😂

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +2

    💔😢 ኣሹ ዓብዪ ሰብ ይሞችካ አስኪ❤

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 ปีที่แล้ว +1

    እስኪ እዛ ግእዝ ክምልስ ንወዲ እንተኮይኑ ጋል እንተፍቂራ ኣነ ኣፍቀርኩ ውልደ ኩሓ
    ወዲ ካዓ አነ ኣፍቀርኩ ወርዞ ኩሓ

  • @hayelomtewelde8677
    @hayelomtewelde8677 ปีที่แล้ว

    😂እቶም ኣወዳት ክውስኑ ምስታ መርዓት ምጠፋእኩ

  • @vhbh3532
    @vhbh3532 ปีที่แล้ว

    የዕቢካ ዝወደይ💙

  • @ፍረማሕብርቅድስትኪዳናምሕ
    @ፍረማሕብርቅድስትኪዳናምሕ ปีที่แล้ว +4

    አሜርካ ምስ ኩሓ😂😂😂😂

    • @brhaneye
      @brhaneye ปีที่แล้ว

      😂😂

  • @mezmur1-t7
    @mezmur1-t7 ปีที่แล้ว

    ዓድጉደም ኢልኺ ሓቅኺ ብደቡብ ገፅ ነዳውባ😢😘ዓደይ ፀዊዕኽለይ ዛሓፍተይ
    ደስ ምባልኹም❤💋♥️
    ኣረ ሰሓቅ😂😂😂ሞትኹ በተለይ ኣብዛ ግእዝ

  • @slamslam8991
    @slamslam8991 ปีที่แล้ว +1

    እንባጽበት 👉እንድዩ ዝበሃል

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ💖

  • @zd6493
    @zd6493 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክ መትኩ እስካዶ ትብደል ህዝበይ።

  • @khangkhan8839
    @khangkhan8839 ปีที่แล้ว +1

    የወንዶች ነገርስ ምጠፋኡኩ❤😂

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx ปีที่แล้ว

    ይመችካ ታማ ምጥፋእ ኣብዚሕካ

  • @xfob2543
    @xfob2543 ปีที่แล้ว

    ተቀይሩ እዩ ቱማዓልትያ🤣🤣😊

  • @tuutttet1854
    @tuutttet1854 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዝሓወይ ብጣዒሚ ዝፈትዋ ቻነል❤❤❤❤

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ ปีที่แล้ว

    ተጋሩወይ♥️♥️💛💛💛♥️♥️♥️⭐️

  • @destagood1479
    @destagood1479 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ኩሓ ማዓረይ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +1

    ንኩሓ መቀለን ዓዲ ጉደምን እየን ዘዳውዋኣ

  • @girmayhadush4553
    @girmayhadush4553 ปีที่แล้ว

    ዘኣፍቀርኩ ወልደ ኩሓ

  • @Selam-q3f4k
    @Selam-q3f4k ปีที่แล้ว +1

    ዝዓበየ እንባ እንባ ጽበት እዩ

  • @MaryamTsion
    @MaryamTsion ปีที่แล้ว +1

    27:30 ኣብ ድሕረካ ኮፍ ኢሉ ርእሱ ዝሓክክ ዘሎ ኣድራሻኡ ኣልሽ ዝሓወይ መሊስካ ትረክቦዶ

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 ปีที่แล้ว

    ሃገረ ሺፊጣ ዶ በለ ዋይ ሞተ ሰሓቅ😂😂😂

  • @kibromwelay3360
    @kibromwelay3360 ปีที่แล้ว

    Yate welcome

  • @tsrtidemewez7305
    @tsrtidemewez7305 ปีที่แล้ว

    ልዕሊ 8000 ሽሕ

  • @heyabamanual5845
    @heyabamanual5845 ปีที่แล้ว

    ለባም ህፃን 🥺🥰

  • @EfrataAmanuel-cj4gn
    @EfrataAmanuel-cj4gn ปีที่แล้ว

    Ashu wedney yebeka hasab libika yesemrilka bikoliaka libeselika eka

  • @gfhhghggg2091
    @gfhhghggg2091 ปีที่แล้ว +1

    አወዳት ጡፍአት😂😂😂

  • @makatashatigrai2326
    @makatashatigrai2326 ปีที่แล้ว +1

    💙💚💙💚💙💚💙💚💙💛❤💛❤

  • @SltanBrex
    @SltanBrex ปีที่แล้ว

    ትገርም ሰብ ኢኻ እንካዕ ዘይግነኻኒ ይመቸይኻ

  • @nuhaharere4166
    @nuhaharere4166 ปีที่แล้ว +1

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖