ቃለ መሕተት ኣብርሃም ለባምዶ ዓሻ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 310

  • @ሶሊሓበሻዊት
    @ሶሊሓበሻዊት ปีที่แล้ว +56

    አብርሃም ዝፈቱ ላይክ 💜😊

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብርሸይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤💝💝💞💗💖💕💋💊💊💓💞💝💖💕

  • @Selam33-ws7jg
    @Selam33-ws7jg ปีที่แล้ว +8

    ዝፈትወ ተዋሳኤ ኣብርሃም መቅሰን ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ቀፅለሉ ዕድመጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤️🥰

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ ปีที่แล้ว +27

    ኣብርሸይ ጀግና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ❤❤❤

  • @salam-pi9hh
    @salam-pi9hh ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን ኣብራሃመይ እንኳዕ ብስላም ሃለካልና ዝያዳይ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว +23

    ኣብራሃመይ ኣነስ ክፈትዎ መዓት ቀፅለሉ ብሮየ ኣጆኩም ተጋሩዋኒ 🥰🥰💞💞💞💞💞🥰

  • @አለምገራሚ
    @አለምገራሚ ปีที่แล้ว +48

    ከገሬ እሙን አንደኛ እምወደው ተዋናይ በተለይ ብርጭቆ የሰበረባት ቀን ሁሌም ጅልነቱ ስወደው ያለእናት ማደግ እጅግ ከባድ ነው አይዞህ በርታ

    • @gebremikaelendriyas2540
      @gebremikaelendriyas2540 ปีที่แล้ว +1

      R67

    • @mokabere2506
      @mokabere2506 ปีที่แล้ว +2

      Slemntay amhargna tzareb/tzarebi ? Mechem meninetkum tehfrekum iya.

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว +2

      ኣቱም ኣብ ትግርኛ እንተሪቪዉ ድዩ ድራማ ዝኮነ ቛንቛ ትግርኛ እናተዘራቡ ኣብ ኬሜንት መፂእኩም ኣማርኛ ትፅሕፉ ከመይ ዲኩም ቅጭ ተምፁኡለይ 🙃😏

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 ปีที่แล้ว

      ​@@HelpmeMyGod-k9c fokosti eyom gedfyom

    • @አለምገራሚ
      @አለምገራሚ ปีที่แล้ว +4

      @@HelpmeMyGod-k9c ትግርኛ ብችል እና በትግርኛ ብፅፍ ደስ እሚለኝ እኔ ነበርኩ ግን መስማት እና መናገር ትንሽ ማንበብ እሱም ፁሁፉ ካልበዛ እንጂ መፃፍ የማላቃቸው ፊደሎች አሉ ለዛነው ይቅርታ ለወደፊት ግን ማንበብ እየለመድኩ አይደል መፃፍም እለማመዳለሁ ግን ሀሳቤን መግለፅ ስለምፈልግ በአማርኛ እፅፋለሁ

  • @እግዚኣብሄርኣምላክይመስገ
    @እግዚኣብሄርኣምላክይመስገ ปีที่แล้ว +8

    አጆካ ሓድጉ ሓወይ ንወላድትካ ካዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ💕❤❤

  • @01tigray
    @01tigray ปีที่แล้ว +8

    እንዃዕ ብድሓን መፃእኩሙ አሕዋት ፅጋ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይመነየለኩሙ የሕዋት ትግራይና ትዕወት 💛❤🌟

  • @kahsayemane335
    @kahsayemane335 ปีที่แล้ว +8

    ኣብራሃመይ ንፈትወካ ኢና❤
    ፈጣሪ ካሕሳ ይሃብካ ዝሓወይ ክንዲ ሽሕ ኩን።

  • @ድንግልማርያምእያዋሕሰይ
    @ድንግልማርያምእያዋሕሰይ ปีที่แล้ว +10

    እዋይ ኣብርሸይ ኣደኡ የላን😢 ጀግና እኻ ብሓቂ❤

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት ปีที่แล้ว +14

    ኣብሩሸይ ድምቀት ኣዳ ገሬ እሙን ናይ ስሓቀይ ምንጪ♥️ 𝙠𝙞𝙣𝙜 𝙤𝙛 𝙠𝙞𝙣𝙜🤴♥️

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @kidu gal agulea ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ

    • @tsionbaheran468
      @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +1

      Yes King of king Abrsheway😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🙏💪👍✌️

  • @ttn-yd8mc
    @ttn-yd8mc ปีที่แล้ว +10

    ኣብርሃመይ ኣነስ ማራ እየ ልፎትየ እንዳ ገሬ እሙን ድራማ ንስኻ ተዘየለኻስ ደስ ዘይብለኒ ኔሩ እቲ ካራክተር ብደምቢ ኢኻ ተላቢስካዮ እና ጎቢዝካ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ጅግና ተጋዳለይ ሓድጉ ( ኣብርሃም ) ብዘይ ወላዲትካ ምንባር ከብድ እዩ እንተኾነ ፍቃድ ኣምላክ ዝግበር የለን ኩሉ ትሰርሖ ስራሕኻ ብልፅን ዓቅላምን እኻ እቲ ትለብሶ ካራክተር ብጣዕሚ እኻ ትላቦሶ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ💪💪💪 እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ጎንኻ ይኹን🙏🙏🙏 ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ፈጣሪ ይሓልወና ተጋሩዋኒ❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +3

    ኣብርሸይ ብሓቅ ጀግና መንእሰይ እኻ ኣጆኻ በርትዕ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ እና ድምቀት ገሬ እሙን❤️💛
    ንወላዲትና መንግስተ ሰማያት የዋርሰን🙏

  • @merhawithaile6677
    @merhawithaile6677 ปีที่แล้ว +4

    ኣብርሃም ንፉዕ ሰብ ብሓቂ ልዕሊ ኩሉ ትሕትናኻን ስነስርዓትካን

  • @SsDd-gy2bf
    @SsDd-gy2bf ปีที่แล้ว +8

    አብርሃመይ ሽኮር እህህ አነ 😢😢💔እዉን ከምዚ ከማካ እየ አብ ስደት ድማ አለኩ ዋላ ሐዚ ዓብየ ግን መስተማሰሊት እየ አዶ 💔😢😢 ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ስስናዩ ይምነየልካ ሓድጉየይ 🙏

    • @TV-vh2im
      @TV-vh2im ปีที่แล้ว

      ኣጀኪ ዝያዳይ ሰድት ኣዶ ሕዝካኮ ከብድ ዩ በተለይ ሰዑዲ😢ኣምላክ ይሓግዘና

    • @SsDd-gy2bf
      @SsDd-gy2bf ปีที่แล้ว

      @@TV-vh2im አሜን አሜን አሜን ክብረተይ🙏💖

  • @birenatigray8789
    @birenatigray8789 ปีที่แล้ว +4

    ዝፈትዎ ተዋሳኢ ❤❤❤❤ ኣብርሃመይ መቐረት ጅግና ኢኻ ገፀ ባህርኻ ድማ ብደምቢ ኢኻ ትዋፃእ❤❤❤

  • @ኪዳነምህረትቲዩብ
    @ኪዳነምህረትቲዩብ ปีที่แล้ว +10

    አብርሃመይ ቆንጆ አብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ይገብር

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ኪዳና ምህረት ቲዩብ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +6

    ኣብሪሂሞ ሽኮር ኣዚኻ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ።

  • @ደስታዓቅላምንኩሉ
    @ደስታዓቅላምንኩሉ ปีที่แล้ว +4

    ጅግና ተዋሳኣይ ኣብርሃም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +14

    ናይ ፅባሕ ተስፋ ኢኻ ሓዱጉየይ May king❤❤❤❤❤💘💘💘👏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +7

    _አብርሽ ሓወይ ብጣዕሚ ጎበዝ እኻ ቓፅለሉ አብ ስራሕኻ አስልጦን ዓወትን ይምነየልካ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ ሰምሃልውን አቕረቡሉና_

  • @LemlemLemlem-q8s
    @LemlemLemlem-q8s ปีที่แล้ว +2

    አብርሃሸይ ንፍዕ እካ እሞ ቀፂሉ አባ ትግራኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤🥰🥰🥰🥰

  • @meriali9709
    @meriali9709 ปีที่แล้ว +3

    ኣብርሸይ ኣጆካ ዝሓወይ ኩላትና እና ዋላ ኣነ ኣደይ ኣይፈልጣን ግን እግዚአብሔር ፍቃዱ ካብ ኮነ ኣሜን ኢልና ምቅባል ጥራይ እዩ ዘድልየና እና ኣጆካ ኣብርሸይ ማዓረይ🥺😌

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 ปีที่แล้ว +5

    ኣብርሻየ ሽኮር ኣጆካ በርትዕ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ በተለይ እቲ ሕሩጭ ክተጥፍኦ ከለካን እቲ ብርልቆ ክትስብሮ ከለካ ያኡኡኡኡኡ😁😁😁

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል ปีที่แล้ว +8

    አብርሸይ ለባመይ ኣጀኻ በርትዐልና ማዓረይ ❤❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +17

    ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ በርተዑልና 🙏❤️ሓድጉ ሓወይ መኩሺ ኣቦይ ልክዕ ከም ናይ ኣቦይ ታሪክ ኣለካ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ወሊድካ ስዓም ብጣዓሚ ዘድንቀካ ኣርቲስ በርተዐልና🙏❤️ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበየኹም ኢና

  • @rahmamohamad5784
    @rahmamohamad5784 ปีที่แล้ว +9

    አነ በጣዕሚ አሕዚ ን ኒ ናይ አዲኡ 😢

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ ปีที่แล้ว +7

    ኣብራሃመይ ባዓል ሙሉእ ጥበብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብኣመፃፅኣ ሂወትካ ዋላ ተጉሀኹ ምስናተይ ሂወት ተመሳሲሉ ሐዚ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ምህላውካ ብጣዕሚ ተሓጉስ

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว +1

    ኣብርሸይ ማዓረይ መርኣያ ከም ትኮን ኣይጠራጠርን ብጣዕሚ ኢካ ጅግና ዓይኒ ትግራይና❤️💛🙏

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ ปีที่แล้ว +8

    ኣብራሃም እንኳዕ ብሰላም መፃእካ 🥰🥰
    ኣብ መርዓ ናይ ኣያ ዘብራአብርኩን ኣያ ተከስተን መርዓ ሲኢነካ ናበይ ከይዱ ናበለኩ ነይረ ብሉፅ❤

    • @britgraweyti
      @britgraweyti ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ኣይሮአክዎን ክሉ ሰብ ናጠየቀ ነይሩ 🥰

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ዛሓወይ ወላዲትካ የላን ዳያ አጀካ በርትዕ ጀግና ሓዉና ንፈትወካ ኢና ❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +4

    ኣብርሃም ሓወይ ጎበዝ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ.ቀፅለሉ ኣብ ዓብዩ ደረጃ ከምትበፅሕ ተስፋ ኣለኒ❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy ปีที่แล้ว +1

    አብርሸይ ጀግና ክፍትወካ ማዓትየ ብፍላይ አያየ ክትብ ከልካ ብጣዓሚ አየ ሳሓቅ

  • @ልኩሉግዜኣለው
    @ልኩሉግዜኣለው ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብሩሸይ❤💛 ጀግና ኣነሰ ከፍትው ❤❤🙏

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +3

    ሓደጉ ኣብርህሸየይ ኣነስ ክፍትዎ ማራ እዪ ዘሕዝነኒይ ከመይ ምካኑ
    ወይለይ ከምዚይ ኢሉ ዘዕልል ዘይመስለኒይ ነይሩ ጎብዝ በል ኣጆካ❤❤❤❤

  • @عليمحمد-خ2ط2ظ
    @عليمحمد-خ2ط2ظ ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሃም ሓወይ ኣጆኻ ብጣዕም እየ ዝፎትወካ

  • @birenatigray8789
    @birenatigray8789 ปีที่แล้ว +1

    ፅንዓት ይሃብካ 😢 ኣብርሸይ ኣጆኻ ዓለም ኸምኡ ያ ምሉእ የብላን ጠንኪርካ ስራሕ ኩልና ኣብ ጎንኻ ኢና

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ሓድጉ ሓወይ እግዝብሄር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝሓወይ ❤❤❤

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray ปีที่แล้ว +3

    አብርሃመይ በርትዐልና ዝሓወይ: መቐረት እንዳ ገሬ እሙን 😍

  • @سبحانالله-ر6د
    @سبحانالله-ر6د ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይ ፈጣሪ🙏🙏ሰላም ናህዝብ ትግራይ🤲🤲

  • @Emal25
    @Emal25 ปีที่แล้ว +2

    ኣብሪሂሞ ሽኮር ኣዚኻ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ

  • @samuelabraha4114
    @samuelabraha4114 ปีที่แล้ว

    ኣብርሃም ብጣሚ በሊሕ መንእሰይ ኣጆካ ቀጽሎ ብጣሚ ኢካ ትላበሶ ነቲ ጥበብ ❤❤

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ መሳጣይን እዩ ቀፅልሉ💝💝💝💝

  • @hiwoetgerezgbher4924
    @hiwoetgerezgbher4924 ปีที่แล้ว

    ጀግና ፡ አብራሃም🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺☘️☘️☘️☘️☘️☘️🍀🍀ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @ትግራይዓደይመዓረይ
    @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว +6

    ❤አብርሃም ሽኮር ❤ ለባም ዓብይ ሰብ ❤ፀግኡ የብዝሐልካ ሐወይ ናተይ

  • @tigisttigist6743
    @tigisttigist6743 ปีที่แล้ว

    Abrshey lebam egzabher edmen tienan yhabka zawey 💊💊

  • @TEWAHDO_TEWAHDO
    @TEWAHDO_TEWAHDO ปีที่แล้ว +3

    ሓዱጉየ ተስፋ ፅባሕ አጆኻ በርትዕ♥️ግን ዛድራማ ዝደረስካያ ደንጉኺሙና ስደዱልና ንፅበ ኢና ዘለና👏

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +1

    Abrsheyeeee my dear brother 💕💕💕💕💕we love you so soooo much 😘😘😘😘😘😘😘 Big respect please eshenteka Abe Gerye emune dese Teble eya ketselelu 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💪❤️💛🙏

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround ปีที่แล้ว +3

    ሓድጉ ብራቮ መጻኢት ትግራይ ብአርት እናግሃድካ ምኻድ ❤

  • @AhAh-wb7rl
    @AhAh-wb7rl ปีที่แล้ว +3

    ሓዱጉየ ❤አብርሃ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ለኻ ኩሉሰ ሕማም አሎወ አብ ውሺጡ በእውነት አነ እውን ኣደይ የብለይን ኣፍፍፍ😢😢🙏

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix ปีที่แล้ว +1

      ኣነ እዉን ከማኪ እየ እና ኣጀና😢😢😢😢

    • @AhAh-wb7rl
      @AhAh-wb7rl ปีที่แล้ว

      @@chf-cv4ix ኣይዘና ኣፍፍፍ እንታይሞ ህይወት ፈተና እያ ኣጃና ማዓረይ💔

    • @teamemossur7752
      @teamemossur7752 ปีที่แล้ว

      ​@@AhAh-wb7rl .Guley Ala gul 2 Amet Adia meyta Baley yibiya Aloku.Ab Hasabey gnn Kexali Zelo .mis Abeyet keytise .....Entay Hasab Aloki?

  • @mebrhittnsua6379
    @mebrhittnsua6379 ปีที่แล้ว +2

    ውይ ናይ ሕሳስ ውልዶ ኣባዲት ሓፍተይ ታሪክ 😢 ኣቦዋይ ክመውት ከሎ ጓል 6ተ ወርሒ ነይራ ን ኣቦዋይ ኣይትፈልጦን ኣቦይ መን እዩ ክትብል ከላ ን ሓወይ ሰሎሙን እዩ ኣቦኪ እናበልና ክሳብ 5ተ ዓመታ ፀኒሓ ብድሕሪኡ ምስ ናይ ጎረቤትና ቆልዑ እናተጫወተት ኣቦኪ ሰሎሙን ኣይኮነን ፅቡቅ ኣቦኪ ነይሩ ሞይቱ ዳማርያም ቀቢሮምዎ ኢሎምዋ ዙ ዳማርያም ካኣ ቀረባ ዩ ንገዛና ከይዳ ኣብ መቃብር ላኣለሸት ኣቅሽቲ ረኪቦምዋ ደንጊፆም እንታይ ክትገብሪ መፂእኪ እንተበልዋ ኣቦይ ክእልሽ ኢላቶም ብጣዕሚ ሓዚኖም ናብ ገዝኣ ኣምፂኦምዋ 😢😢😢
    ኣጆካ ሓዊተይ ለባም ኢካ ብሓቂ

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +4

    ገለዓይነት ኣገላልፃ😍ላሰሓቅካ ተናገር ሰሓቅካ እዩ ዘስሕቀኒ ኣብራሃመይ❤😂

  • @selamaaregawi5597
    @selamaaregawi5597 ปีที่แล้ว

    ኣብራሃም ፅሩይ❤❤

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف ปีที่แล้ว

    ኣብሩሸይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤

  • @MerryMerry-y9r
    @MerryMerry-y9r ปีที่แล้ว

    አብራሃም ለባም አጆካ አዶ ማለትብሪሃን ገዛ ኢያ ሞ ካብኮንሰ ጎቡዝ❤❤

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 ปีที่แล้ว +1

    አጀካ ሓድግየይ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አነውን አደይ የብለይ💔😢😢

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሸይ ጀግና ኣቦ ዓቅሊ ❤️
    ሲንግል ዶ ይኾን ባች ሓፊርና ዶ ክንሞት 😀❤️

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +6

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว +4

    _እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ጽሩያተይ ኣብርሽይ ልባም😍😍💙_

  • @asfg1772
    @asfg1772 ปีที่แล้ว +3

    አነ ለ ከሙኡ እየ በዘይ አዶ እየ ዓብየ አብርሸይ ለባም ኣነ ለ 10 ዓመት ገደፋቲኒ ከይዳ ብሰበቲ አቦ ተሰቄ እየ ዓብየ 😭😭😭😭😭😭😭

    • @GhGh-wz4zt
      @GhGh-wz4zt ปีที่แล้ว

      ኣጆኻ ማዓረይ ንማማለ መንገስተ ሰመይ የዋርሰን😢

    • @freweynibrhanu489
      @freweynibrhanu489 ปีที่แล้ว

      ሰበይቲ ኣቦ ርግምቲ እያ ብሓቂ

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ ปีที่แล้ว

    ዋው ኣብርሃመይ ብጣዕሚ ኢና ንፎትየካ ቀፅለሉ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግና❤❤❤❤❤❤

  • @selam9178
    @selam9178 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብራሃም ሓወይ ኣጀኩም ተጋሩዋይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ወዲ ኣብርሃመይ❤❤❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว

    ኣብርህሸይ ጂግና በእነት ጎቦዝ ተወሳኣይ ኢካ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ንፎተካ💛❤💛❤☺☺☺☺

  • @galwukro
    @galwukro ปีที่แล้ว

    ኣብራሃመይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🥰❤💛

  • @ermiasdavinchi1903
    @ermiasdavinchi1903 ปีที่แล้ว +2

    የናስ ወዲ መንጉዳ በከምዚ ፕሮግራም ምምፃእኻ ደስ ኢልና: ዓበይቲ ስራሕቲ ይፅበ በርትዑ

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    ምዓረይ አዶ ዝየብልካ አመና ከብድ እዩ ግን ኩሉ በብግዙኡ ከያዲ ስለ ዝኮነ ሓዱጉየ ንዎሎዶ ፁቡቁ ሓድጊ ከም እትሰርሕ ይአምን እየ

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m ปีที่แล้ว +2

    Great artists - - - GO UP!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 ปีที่แล้ว

    አብሩሁሸ ለባመይ ብጣዕሚ ኢካ ጎቦዝ ቀፅሎ❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 ปีที่แล้ว

    ኣብሩሽ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamasalama7644
    @salamasalama7644 ปีที่แล้ว

    ኣቡሩሸይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር እምላክ

  • @GhGh-wz4zt
    @GhGh-wz4zt ปีที่แล้ว

    ኣብርሽይ ይፍትወካ የ✊❤❤❤

  • @hgdd-kv5gn
    @hgdd-kv5gn ปีที่แล้ว +2

    አነ ዝገርመኒ. አብ ትግራይ ከም ናተይ ታሪክ
    ዘሎ አይመስለንን. ኔሩ ግን ስለ ኩሉ ነገር አግዚአብሔር ይመስገን. ሐድጉ ጎበዝ ኢካ ጥበብ ፀዊዓትካ ስለ ዘላ ተጠቀመሉ. አጆካ በርትዕ. ጅግና ሐወይ ❤️❤️❤️

    • @وذيس
      @وذيس ปีที่แล้ว

      Feten zeyblu hiwet metered yeblun

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህያበይ

  • @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
    @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ ปีที่แล้ว

    ውይ ዝሓወይ አሕዚኑኒ😢 አጆካ መዓረይ በርትዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 ปีที่แล้ว

    ኣብርሁሸይ ብጣዕሚ ለባም ዘድንቀካ ኣርቲሰት ኢካ ቀፅለሉ በርትዕ❤❤❤❤❤

  • @gerushgrmay1043
    @gerushgrmay1043 ปีที่แล้ว

    ብቁዕ ሰብ ምስ ብቅዓት ዘለዎ ሓታቲ ጋዘጠኛ (talented journalist)⛱

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh ปีที่แล้ว

    አብራሀመይ ብጣዕሚ ንፈትወካ ከብደይ ግን አይካአልኩን እመ ብርሀን ምሳካ ትኩን አይዘካ በርትዕ

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail. ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤ንለምለም ዓይነይ እውን ኣምፁኡና

  • @t.g824
    @t.g824 ปีที่แล้ว

    abrhamey marey enkae dhan metsaka ab mera dazewrawruk seineka teshakile neyre so adnakitka eye ajoka ketsl hayal seb eika zhawey👑💜

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah ปีที่แล้ว

    ሓድጉየይ ንፉዕ ኣጆኻኒ ቀጽለሉ ጽቡቐይ❤❤❤🕊🕊🕊🥀🥀🥀

  • @tittttittt8380
    @tittttittt8380 ปีที่แล้ว

    ኣብርሸይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዝሓወይ ❤❤❤

  • @MereMere-wk2qr
    @MereMere-wk2qr ปีที่แล้ว

    Ebrhusey admen tanan yhebka fetari🌽🌽🌽🌽 kemzie yefrika❤️❤️❤️❤️

  • @kisanetmehari4829
    @kisanetmehari4829 ปีที่แล้ว

    Abrshey Baal akli admen tanan yhabeley fetari❤❤❤❤

  • @ሚጣጓልውቅሮ
    @ሚጣጓልውቅሮ ปีที่แล้ว

    ኣጀካ ኣብራሃመይ❤❤

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 ปีที่แล้ว +5

    አብርሃም እይነይ ❤❤❤

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @nardi gal 70 einderta ሰብ,ክራይብ ግበሮለይ ጋል ዓደይ

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 ปีที่แล้ว

      ደስ ይበልኪ ዚየዳይ 😘

  • @rrzz8969
    @rrzz8969 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

  • @whdixjdogsk2821
    @whdixjdogsk2821 ปีที่แล้ว

    ኣብርሸይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዙ ሓወይ♥😢

  • @amam5408
    @amam5408 ปีที่แล้ว

    ደስ እዩ ልብል ቀፅልዎ ተጋሩዋይ ኣብርሸይ ብልፅ❤❤❤

  • @GhGh-wz4zt
    @GhGh-wz4zt ปีที่แล้ว

    ኣጀኻ ኣብርሸይ ጀግና እኻ ባሓቅ ❤❤

  • @britgraweyti
    @britgraweyti ปีที่แล้ว +1

    ኣብርሁሽ ብልፅ ስብ ይፈትወዃ እየ❤

  • @mlien5628
    @mlien5628 ปีที่แล้ว

    ሓዱጉ ጀግና ኢኻ ብሓቂ ቀፅልሉ ኣጀካ ጎብዝ 💞😍💞

  • @ተኪኤጎይትኦም
    @ተኪኤጎይትኦም ปีที่แล้ว

    Best of Best abrsh

  • @Habesha28
    @Habesha28 ปีที่แล้ว

    Impressive artist!

  • @sooqusabya2047
    @sooqusabya2047 ปีที่แล้ว

    አብርሁሽ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ🌹💞♥️🌹🌹

  • @ምሕረትኣምላክክሓስብከለኩ

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @thth5468
    @thth5468 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ❤❤

  • @Azebkiros-nv7cl
    @Azebkiros-nv7cl ปีที่แล้ว

    ኣብራሃም ፀባየ ሰናይ❤❤🎉🎉