Let first the Tigrai territorial regions return, no time wasting on demanding salary or other things. If two TPLF leaders are not care they should be in prison, let the people of Tigray elect a new president.
Tigrayans hate people and TPLF cadres like you who benefited from TPLF Oligarchs system and you don’t want any change. You are accountable for all Tigrayans misery!
ኾኾብ ገብሩ ኺዳኑ ጅግና ናይ ወለድኺ አቦሓጎታትኪ ጅግንነት ዝወረስኪ እንኳእ ደስ በለኪ ደስ በለና አቲ ጅግና ክቡራቶት ስድራ ኾኾብ ገብሩ ኩሩኢ ህዝቢ ትግራይ አንኳእ ደስ በለና።
TBS ምሩፅ ሚዲያ ትግራይ
👍👍👏ይበል ሓሳብ ለባማት
ህዝቢ ትግራይ መራሕቲ አይታዓደለን
ሃይለ ሚካኤል ጀግና ❤❤❤ ጋዘጠኛ እግዚአብሄር ምሳኻ ይኹን❤❤❤
ሕወሓት ቁርዲድ
ዘይመስል ቁሪድድ እማ መን ከምዝኾኘ ይፍለጥ እየ አዶታት ዘናሹ አድግን በቅሊ ዝሽልም ለያቡ ባዳታት ቂመኛታት ሃረፍቲ ስልጣን ወዠተሓቁፉ ዝኸይደ ሰካራም ግዝያዊ መንግስቲ ምዃኑ ማንም ይፈልጥ።
ዕቩድ ከልቪ ወዲ ሸርሙጣ
ሃይለሚኪኤል ዝበሎ ሓሳብ ትክክለኛን እዋናውን እዩ።
እንኳዕ ደስ በለኪ ኮኾብ ገብሩ!
ንዕዉት ስራሕኺ::
👌👌👌👌👌👌💯💯💯💯💯
congratulations for kokob Gebru it deserves you dear sister.
ብራቮ ሃይሊሽ❤❤❤❤❤
Hailemicheal Jegena wedi hezbi!!❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Hailemicheal jegena wedi hezbi ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ሃይለሚካኤል ሪኢቶ ንትግራይ ዘስማዕምዕ እዩ ጀግና ሓቀኛ ትግራዋይ
ጉጅለ ጌታቸው ምሰ ዝፀነተና ኮይኑ ምሰ ኦሆዴድ ኮይኑ ብጥቅማ ጥቂሚ በረቂን በማኣድን ተግራይ ዝበዝብዞ ዘሎ ጀነራል ፃድቃን(ፀይቂ) ብጓልን በአብይ ዘለኣኾም ካልኦት ሀይሊ ትግራይ ይብጥቡጣ አሎ
በቃ ንበሎም ናብ ኣደባባይ ንውፃእ
ኮኸበይ ቆንጆ እንኳዓ ደስ በለኪ ሐዝስ መምህር ገብሩ ተዝነብሩ ኸንደይ ደስ ምበለ
ጋዜጠኛ ሃይለሚካኤል ኣብ ጎኒ ህዝቢ ደው ዝበለ ጅግና።
ሰላምኩም ይብዛሕ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Getachew has to resign immediately!!
አምላኽ ይባርካ ጽቡቕ ይሀብካ
❤❤❤🙏🙏🙏
ሀይለሚካኤል ጀግና ወዲ ህዝቢ ተቃላሳይ ብጣዕሚ ነመስግን
ሱቀል ዕቩድ ከልቪ
መራሕቱ ትግራይ ተጋሩ ክረጋግኡ፣ ሰላም ክረኽቡ፣ ክሰርሑ፣ ክቐስኑ ፣ ናብ መረበቶም ክምለሱ ድሌት ኣለዎም ኢልና ክንኣምን ዘለዎም ኣፈላላይ ኣፅኒሖም ተፈናቐልቲ ክምለስ ብሕብረት ክሰርሑ ይግባእ። እንተዘይኪይኑ ግን ባዕሉ ንባዕሉ ክማሓደር ይኽእል እዩ ካብ ዝነበሪ አይከፍኦምን።
ትግራይ።ሲኢራ
Selami ❤❤
አንቱም ሰባት ሓይሊ ፀጥታ ንበሎ ሰራዊት ትግራይ ንዞም ፃምእ ስልጣን ጥራሕ ዘለዎም አልዩ ክሳብ መረፃ ብትዲኤፍን ብመንበረ ሰላማ ጡሙር ሐይሊ እንተንምራሕ ደስ ምበለ።
ብወገን ደመቀ ዘሎ ቅዴሚ ኩነታት ዝነበረ ህዝቢ አብኡ ዘሎከመይ
ክግበር አሠየ ታሐሲቡ
Tikikil
ህዝቢ ናቶም ፈታዊ
ንሳቶም ከዓ ናይ ህዝቦም ፀላእቲ
ህዝቢ ትግራይ፤ ግዝአት ትግራይን አብ ትሕቲ ልፍንታውያን ወረርቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከለው ዕጥቂ ፍትሑ ክብሉ እዮም ዝመፅኡ እምበር ካልእ ክመፅእሉ ዝኽእሉ ምኽንያት የብሎሙን ምዕራባውያን ናብ ትግራይ ብምምፃእ ሪከርድ ሰቢሮም
Berteu
ክንደይ ግዜ ኢና ዋዕላትግራይ ዋዕላ ሙሁራትምን መፍቲሒ ዘይብሉ ዋዕላታት።
ናይ ጋዜጠኛ ሃይለምካኤል ርኢቶ ኣብ ኹሉ ትግራዋይ ልቢ ዘሎ ኢዩ።
❤❤❤
❤❤❤🎉🎉❤❤❤
Testawusu ans Alebelezia is pure Amharich please say Tizikiru and Tezeikone. I love Tigrinya mother language.
ንመማህራን ጥራሕ ዘይኮነስ ንኹሉ መንግስቲ ሰራሕተኛ እዩ ናይ 5+ ወርሒ ዘይተኸፈለ
❤❤❤❤ 0:31
ሃይለሚካኤል አብቲ ፀቢብ እዋን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ለይትን ቀትርን ዝተቃለሰ ጅግና እዩ፤ ሕጂ እውን ኣብ መራሕቲ ትግራይ አመልኪቱ ዝሃቦ ሓሳብ ብሱልን ግዚኡ ዝሓለወን ሓሳብ እዩ።
በቃ ኩሎም ይወገዱ ሀይሊ ትግራይን መንብረ ሰላም ህዝቢ ትግራይ መንብረ ስልጣን ይረክቡ። ጊታችው፣ጻድቃን፤ ደብረጽዮን ይወገዱ። ደኽምና።
ዎ ተጋሩ የሕዋትና
ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኤርትራዉያን ይሽየጡ ኣለዉ
ናይቶም በደዉን ኩሊት ደቂ ሰባት ዝሸጡ እንዳ ጸላእናስ
በቲ ሓዎምን ወገኖምን ዝኾነ እዚ ጽዩፍ ዝኾነ ነገራት
ተጋሩ ዓገብ ዘይምባልኩም
ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ እዩ
ሕማቕ ግዝየ ንርእሳ ክትብል
ትሓልፍ
ኣበይ ደኣሎ እቲ ሕዉነት
ይአክል አብ ምባል አብ ጎንኹም አለና
ዶክተር ❤ደብረፅየን ❤ፍርያት ማህፀን ጀጋኑ ኣዴታት ትግራይ እዩ ደብሪፅ ንፈትወካ ኢና
ካድረ ይፈትወካ እየ በል ኣይወከልናካን መሪፅና ኣይልኣኽናካን ናይ ባዕልኻ ይፈትወካ በሎ . ንፈትወካ ናይ ብዙሓትእዩ!
እንተዘይኮይኑምስ
ኣብኣ ይረኽብዋ
ብሓቂ መራሕትና ፀላእትና 'ዮም ::
ብፍላይ ነቲ ደቁ ምእንተኡ ኣሲዊኡ መረበቱ ዝተሓደገ ካብዚኦም ንላዕሊ ፀላኢ የብልናን ❗️❗️
መራሕትና ኣይትበሎም
ንምታይ ሆ አልና ዘይነውርዶም አታይ ክሳብ ዝከውን አዩ ንፅበ ዘለና
Eti tihibo zena mesrie athoziwo biarestika meseret.
ትግርኛ ስግር መረብ ካብ 1975-- ክሳብ 2024 ብጽሑፍ : ብጽፈት ዘረባ 50% ደይባ ኣላ :: ኣብ 2028 65 % ክትድይብ እያ ::
ውይውይ ትግራይ ህዛዕምዛዕ ላበይ ትሕበብ እኒኣ ላብዙይ ኻምዙይ ቦዙይ ሓዱሽ ማይ ለይለኸፎ ዜናና ስምዑናታ በይዛኹ ሳብስክራብይ ግበሩታ ።
እምቢ ልበለ ላብ ሕጊ ፖሊስ ትግራይ ስሙ ከም ነረከብ ንሕብር
Nay Haile melekti tkkle eyu TDF hizbka tadhnu eskum ekum👍 merahtkum emnetom ayftsmun zelew
አዙይ ጌጋ ዩ ዘአቀቡ ዜጋታታት ይገብንዩ
ሃይ ትግራይ ብሮድ ካስትኣቀራርባኹም ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ ብፍላይ ብስነዶስትግራ ክግበር ዘለዎ ውግዘት ፅቡቅ ኢዩ ብተወሳኺ ሓንቲ ንእስቲ ጓል ዘቅረበቶውን ብጣዕ ፅቡቅ ኢዩ ከምኡውን እቲ ተሳለጠ ዋዕላ ብጣዕሚ ፅቡቅ ከይዲ ኢዩ ከይዱ እዞም መራሕቲ ኢና ኢሎም ንስልጣኖም ክብሉ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝላዓለ ስግኣት ኣብፀሐሞ ዘለው ኣበቲ ዋዕላ ከምተባህለ ኣብዚ እዋን እዙይ መራሕቲ ዘይኮኑስ ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ምዃኖም ተግባሮም ዝምሰክሮ ኢዩ እቲ ህዝቢ ግና ሓንቲ ተዛራቢት ከምተዛረበቶ ፈራሕ ክበሃለሉ ዝኽእል ደረጃ ኢዩ በፅሑ ንምዃኑ ካብቶም ላዕለዎት ነባራት መራሕቲ ትግራይ ትግራዋይ ከምዘይ ኮነ ይፍለጥ ዶ? ማለት ትግራዋይ ዝበሃል ኣቡኡ ትግራዋ ዝኾነ ኢዩ ካበዚ ወፃኢ ትግራዋይ ኣይባሃልን ኣድኡ ትግራወይቲ ኢያ ተባህሉ ይፍለጥ።
ይርጋ ንምንታይ እዩ ሕዚ ናይኬንያ ዝዛረብ ዘሎ? ደንጉዩ
ናይኒ ጌታቸው ሚድያ እኮ ሃጠው ቀጠው ዜና እዮም ዘቕርቡ
ህዝቢ ረሲዕኻ ካብ አድያቦ ምፍሐር ሐቂ ሒዝኻ ዳቡን ምዉዓል ይሐይሽ🎯
ደክተር ቴድሮስ አደኻ ክንደይ ተመረቐት እያ።
ከምከማይ እቲውሳነትኽክልዩ በሃላይየ ንክበርስ ንኽጠፍእ እንትፍረዶእንተሎ ዝገደፍዎ ህዝቢ ሀዚ ከመይሎምዮም ኣካልምምሕዳር ፖሊስ ክኾኑ ዝኽእሉ እዚኦም ቀጠፍቲእዮም ናብስረሖም እንተተመለሱውንፍትሒምዝባዕን ፍትሒ ምጉዳልንዮም ክሰርሑ ኣየድልዩን
ዜና ኣይተንውሑ ኣሕፅርዎ
እንተ ደሊኻ ኪድ
ጳጳሳት...ውጉዝ ዶ የውግዝ እዩ?
Let first the Tigrai territorial regions return, no time wasting on demanding salary or other things. If two TPLF leaders are not care they should be in prison, let the people of Tigray elect a new president.
ካብ ንሕዝቢ አይተዋጋእካን ኢልካ ምግልታዕ ሓቂ እንተለኩም ቅድም ነቶሞ ስድራ ሱውአትን አካለ ሱንኩላንን ሓግዙ
ሃይለሚካኤል ምሩጽ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ።
ኣብ ዓድና ዘለው መራሕቲ ሃይማኖት ካብ ፖለቲካ ነፃዶ ኢልኻዮም'ኻ ይርጋ ሓውና? "የነታ ኣካሉ" ኮ'ሉዎም ሰለሙን ይክኖኣምላክ!
ናይ ኬንያ ፖሌቲከኛታት ኣመንቲ እዮም ናይ ትግራይ ግን ኣመንቲ ድዮም?
ንጋዜጠኛ ሃይለሚካኤ ክብሪ ይሃብካ በሉለይ ንዓኩም ኣድናቂኩምየ ቀፅልሉ
Over 132 years
Amhara/tigray colony backed all white European nations against Oromo it’s end and never again
ሐቅካ ሀይለምካኤል
ወዲ አዲ ኢካ ፀቡ ርኢቶ ካማ የብዛዮ
Jegna Haile, hasawi lekbat leba Estaĺin
ንሕዋሓት ምፍርራሕ ምዄኑ ዶዩ ካካካካ ብሽምግልና ፖለቲካ የለን ቀልዲ ይትረፍ ኣይሰርሕን
Entay adekom tegbero nerkom zetgdlkom leyabo hasweti
ደመቀ ዘውዱ ቀኒዕዎ ዶ በለኹም ሎሚ ከምኦም ዝበሉ ሰባት እዪ ዝቀንዖም ማለት ኮ እዪ
🤣🤣🤣🤣
በቃ ይኣክል ልቐቑ መራሕቲ ትግራይ፣ ፊጊዕ ኢልኩምና፣ ስቓይ ህዝብና ክናዋሕ ብዙሕ ትሰርሑ ኣለኹም። ካብ ርእሲ ተፈናቐልቲ ውረዱ፣ ታሪኽኩም
ንዘልኣለም ኣይተመራስሑ፣ ሓደራ።
ሲቢክ ማሕበራት ንእትወክልዎ ህዝብኹም ኣያ ኩኑ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ከይትኾኑ ሕዚ ስርሑ ። እቲ ትብልዎ ዘለኹም ካውንስል ካብ መገልገሊ ወይ መጋበሪ መንግስታዊ ስልጣን ከይኸውን ጥንቃቀ ምግባር የድሊ።
The way I understand it, Getachew is not a man of decision; he will be responsible for any problem to come.
ካህናት ኦርቶዶክስ ትግራይ ካድረታት ህወሓት ምዃኖም ክርሳዕ የብሉን ።
ኒምንታይ ኢኹም ሰለ ዘይተመለሰ ግዚኣትናን ህዚብናን ዘይ መስከርኹም ናይ ባንዴታት ፓሊስ ተእውዩ
Getachow reda need to go Addis abeba work for them.not tigray we hate him tigray awerdwa eu
Tigrayans hate people and TPLF cadres like you who benefited from TPLF Oligarchs system and you don’t want any change. You are accountable for all Tigrayans misery!
ናህሶት፡ማሚዲያ፡በራእ፡በራእ፡ነጎደ፡ሃሶት፡ሚዲያ፡
አታ ጎሀፍ ምዕራብ ትግራይ ሺሬ እዩ ወልቃይት ነይ አማራ እርሰት እዩ።
Demeke zewidu mote ,Kenilwo Endabelikum Kab Ethishuw sil ayitbilun gohafat.
ጹብቕ አቀራርባ እዩ ቀፅልሊ thank you ነወራረባኹም subscribe ገበሪ🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤