ኣብይ ሹመት ሂቡ/ ጌታቸው ረዳ እምቢ ኢሉ/ ምክትል ተሰናቢቱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ኣብይ ሹመት ሂቡ/ ጌታቸው ረዳ እምቢ ኢሉ/ ምክትል ተሰናቢቱ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
    Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
    #Ethiopianews #Ethiopia
    Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
    Subscribe ይግበሩ!
    -----------------------------
    ©Copyright: RaRa Media and Communication
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 41

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ይልቀቅ

  • @iamfree347
    @iamfree347 หลายเดือนก่อน +3

    ጉባኤ ትግራይ ያአክል ክንደይ ግዘ ክንጉባእ

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน +1

    የሌቦች ጉጅለ ጉባኤ ኣይገባም

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน +1

    ፒፒ እና ግምት ጉባኤ ኣይፈትውን

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o หลายเดือนก่อน

    ኣብ ቅኑዕ ምርድዳእ ዝተመስረተ ቃልሲ ማእከላይ ኮሚቴ ክገብር ነማሕፅን።

  • @assefagebre7952
    @assefagebre7952 หลายเดือนก่อน

    ትግርኛ ንምንባብ ክንድዙይ ምቕንዛው ኣየድልን ብስርዓት ኣንብቢ ::

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน

    የጨውና የብረት ሌቦች ጉባኤ ኣይኣትውን

  • @tewoldebrahangebremedhin523
    @tewoldebrahangebremedhin523 หลายเดือนก่อน

    ሚዛን ንምካኑ ትፈልጥዎ ዶ ንምካን።

  • @1birryoutube
    @1birryoutube 27 วันที่ผ่านมา

    ይበል ድምፂ ።

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน

    አኣይንሳተፍን ማለትን ክካየድ የብሉን ማለት ዝተፈላለየ እዩ ።

  • @tekesteteame7400
    @tekesteteame7400 หลายเดือนก่อน

    አነ ብወገነይ ተጋዳላይ ጌታቸው ረዳ ዝዎሶዶ ሱጉምቲ ደስ አይ በለንን ፡ምክንዮቱ
    ንዝብኢ አበይቱ ወቂዕካዮ አብ አፉ እዩ ነገሩ አነ አቡኡ ኮይንካ ክትቃለስ እዩ ተስፋና ነይሩ መንእሰይ ትግራይ አባካ ተስፋ ንይሩና ፡
    እኒ ደብረ ፅንተት ተመሊሶም ናብ ጠሩነት ከይመልሱና መስጊኢ እዩ፡
    ምክንያቱ ብሓሳብ ናይ ምሽናፍ ተክእሎ የብለሙን

  • @wediere2238
    @wediere2238 หลายเดือนก่อน

    ወያነ መሕደሚኣ ትፍሕር ኣላ ኣቢ ንመቐለ ቕድሚ እዛ ዋርሒ ምውዳኣ ናይ ፈደራል ሰራዊት ከኣቱ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ገሊጹ ኣሎ። እንቛዕ ሓጎስካ ህዝቢ ትግራይይይይይ ተደሰት።😊😊😊😊

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Amen .....ata aygebroy dema? Ata nezeomis 3 amet bereka kolel elnalom.....kindey kefilnalom?

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน

    Dr.ኣብርሃም ናበይ ኣበለ ?

    • @eyobbezwork6591
      @eyobbezwork6591 หลายเดือนก่อน

      የቆና እና መስኖ ሚንስትር ሆን የጭቃ ግድብ እየሰራ ነው 😂😂😂😂

  • @memen902000
    @memen902000 หลายเดือนก่อน

    why you focus on nitty gritty things I doubt your media is healthy

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 หลายเดือนก่อน +2

    ግ/መ/ትግራይ ናብ ብልጽግና ኢዱ ሂቡ ።

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Meaz eyu hibu....gubae entay eyu kemitsie lewti? Etom 30 amet zisereku leyabu ab siltan nkikitsilu tebahilu zitsiwae zelo.

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 หลายเดือนก่อน +1

    ጌቺ ትፈሶ ኣላ ምክንያቱ ልዕሊ ሕገ ደንቢ ዉድቡ ይጥሕስ ኣሎ ካልእ ምግንጋራት እዉን ይረኣዩ ኣለዉ ንዚ መግለጺ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ዝተዓዘብናዮም ኣካል ናይዚ ጸገም እዩ።

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Meselu eyu....aysatefin kibil meselu eyu.

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 27 วันที่ผ่านมา

    ኣብየት ሕሶት ፣ ኣብየት ቦሎኽሎኽ።ኣኻልብ ተኸፈልቲ ጌታቸው . It is your last pay check, Getachew no more

  • @HagasTesfu
    @HagasTesfu 24 วันที่ผ่านมา

    ይስከር ስክ ኢሉ ኢዚ ዓንጃል ስካራም

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 หลายเดือนก่อน +3

    ገረብ ብሓኽላ ከምዚ እዩ። ባንዳ ኮይኑ እዩ።
    ናይ አብይ ምስለኔ ጌታቸው ገና ክበርህ እዩ።

    • @tesfaygebru6712
      @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน

      ጋሕታፍ

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Dedeb....nihina Raya, Enderta, Temben, Wajirat, Samre, Adet, Axum kaleotin gubae aynekayidin elna alena....nihina ewun nay Abiy mislene dina?

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Ab tsegie koynkun aytetaque, nisikum demkum aytefisisulun.

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Guahaf Debretsion dyu seb elkayo?

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน +2

    ፦ ሓሳዊት ጌታቸው ረዳ እዪ አይሳተፍን ኢሉ። ቀደሙውን አይምተሳተፈን ህውሓት ከምዝኸልኸሎ ፈሊጡ እዩ ቀዲሙ አይሳተፍን ዝብል ዘሎ። ጌታቸው ረዳ ቀደሙውን ማእኸላይኮሚቴ ክኸውን ዘይነበሮ እዩ።

    • @user-ed4xp3gs3q
      @user-ed4xp3gs3q หลายเดือนก่อน

      Muluh.....eni Menjorina, eni Debretsion ekua Maekelay Committee koynom? Getachew mis ezom atiman meserehu baelu gobez eyu. Entay eyu ezu kulu fikri mis TPLF. TPLF malet eko leba malet eyu. Nay hizbi zeyti ekli ziseriq wudib eyu. Kab laeli kisab tahti.

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน

    96% ኣባላት ውድብና ጉባኤ ክካየድ ይደሊ እና ንፁህ እዩ።

  • @coneralgera5900
    @coneralgera5900 หลายเดือนก่อน

    ቅራሩ ይጨልጥ

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 หลายเดือนก่อน +2

    ደብረጽዮን ኣብ ትኽኽል ኩነት ኣእምሮ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ምርጫ እንተዝይገበርና ኢሉ ልዕሊ ሚሊዮን ህዝቢ ኣጥፊ ኡ፡ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ኣዘናቢሉ ፡ ብ ኣሽሓት ዝቑጸራ ደቀንስትዮ ኣዔሚጹ ከብቕዝዕ ቅጭጭ ከይበሎ ሕጂ ከኣ ብፈሊጥ ጉባኤ ህዉከት ክፈጥር ይሰርሕ ኣሎ።
    ደብረጽዮን ክንደይ ዓመት ኢዩ ተሪፉካ ዘሊ፡ ነዘን ዉሑዳት ዕድሙአካ ጽቡቕ ታሪክን ሽምን ገዲፍካ እንተከድካ ይሕሸካ።

    • @user-ik6du4fq3e
      @user-ik6du4fq3e หลายเดือนก่อน

      ታይ ኮይኑ

    • @tesfaygebru6712
      @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน +1

      ገጋ ክደጋገም ከሎ ንቡር እዩ ዝኸውን ።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU หลายเดือนก่อน

    እቱ ዋና ነገር ናይ ኮንግረስ ኣኸባ ምክያድ ገይታቸው ኮነ ደብረፅየን ከምዝግለፉ ስለዝተረኦ ገይታቸው ኣትሪሩ ድቃወም ኣሎ ። ምናልባሽ እውን ኣፍቱ ግዝያዊ መንግስቲ ዘለዉ ኹሎም ዘይክህልዉ ይኽእሉ እዮም ። ስለዙይ ከዓ ኣምሪሮም ይቃለሱ ኣለዉ ብዛዕባ ውድቦምውን ብጣዕሚ ዘሕፍር መነወሪ ዝኾነ ኣካይዳ የስሙዕና ኣለዉ ፡፡ ብወገነይ ገታቸው ምምሕያሽ ከምፀአልና ይኽእል እዩ ኢለ ተስፋ ገይረሉ ነይረ ፡ ግና እንታይሞ ይገበር ሕማቕ ጎማ ተንፊሳ ፡ ኣዋሪዱኒ ሓዚነ ።

  • @user-xh3cl2li3y
    @user-xh3cl2li3y หลายเดือนก่อน

    ብናይ በለካ ለኽዐካ ወረ እናተደናገርና ዝፀናሕና ተጋሩ ሐዚ ልቢ ንበል። ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ስሙን መልክዑን በብሰዓቱ እናቐያየረ ንኣባል ህወሓት፣ ንህዝቢን ሰራዊትን ትግራይ ኣብ ሻቕሎት ዘእተወ ታሕሚስ ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ንኽልተ ተኸፊልካ ዝግበር ዘሎ ጎነፅ ዘይኮነስ ኣብመንጎ ህወሓትን ብልፅግናን ዝካየድ ዘሎ መቐፀልታ መኸተ ትግራይ እዩ። ብዝበለፀ ካዓ ሎሚ ዓርሶም ብምግላል መንነቶምን ድሌቶምን ግልፂ ገይሮምልና ኣለዉ። ስለዚ ኣብዚ ጉዳይ ብዘይ ደንገርገር ፅኑዕ ዕርድና ንሓዝ።

    • @tesfaygebru6712
      @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน

      ምሕረት የውርደልኩም ።

  • @tekesteteame7400
    @tekesteteame7400 หลายเดือนก่อน

    አነ ብወገነይ ተጋዳላይ ጌታቸው ረዳ ዝዎሶዶ ሱጉምቲ ደስ አይ በለንን ፡ምክንዮቱ
    ንዝብኢ አበይቱ ወቂዕካዮ አብ አፉ እዩ ነገሩ አነ አቡኡ ኮይንካ ክትቃለስ እዩ ተስፋና ነይሩ መንእሰይ ትግራይ አባካ ተስፋ ንይሩና ፡
    እኒ ደብረ ፅንተት ተመሊሶም ናብ ጠሩነት ከይመልሱና መስጊኢ እዩ፡
    ምክንያቱ ብሓሳብ ናይ ምሽናፍ ተክእሎ የብለሙን።