መግለፂ ቁጠዐ ህወሓት/ናብ ጌታቸው ከይቀርቡ ተከልኪሎ/ምእገዳ ተነቢሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 9

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 8 วันที่ผ่านมา

    Thanks good

  • @gebrehailezgiatsbeha5114
    @gebrehailezgiatsbeha5114 8 วันที่ผ่านมา

    መራሕቲ ህወሓት ከይብለኩም ምስታ ናይ ድሮ ህወሓት የለኹምን። ብዝኾነ ኣብ ሓዱሽ ዓመት መፅብዓ ክትማፃብዑ ተስፋ ይገብር።
    1. ንጎሆ ንጎሆ እናመፃእኹም ብመግለፂ ከይተደንቁሩኔ
    2. ትግራይና ስግግር የድልያ እዩ ኢልካ ክትውስኑን ካብዝሓዝኩምዎ ስልጣን ኩሉ ፅርግርግ ኢልኩም ክትወርዱ ህዝቢ ትግራይ እፎይ ክብል
    3. ካባኩም ሽሕ ጊዜ ብመሪሕነት ብቅንዕና ብፍቅሪ ዓዲ ዝበልፅ ሰብ ከምዘሎ ኣሚንኩም ኣዚርኩም ትሪእሉ ዓመት ክኾነልኩም
    4. ትግራይና ሓደ ፓርቲ ዘይኮነስ ብሉፃትን ተነሓናሕትን ውድባት ክህልዋኣ ቃል ትኣትውሉ
    5. ህዝብና ህዝብና ትብልለኹም ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ምሳኹም የለናን ዝብል ደርፊ ትሰምዕሉ ዓመት ክኸውን
    ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ሓሳረ መከራ ትበልዑ ዘለኹም ተፈናቀልቲ ወገናትና ኣብ ኩሉ ብርኪ ትርከብ ጅግና ሰራዊትናን ግዳያት ደቂ ኣንስትዮ ወገናትናን መፃኢ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ክኾነልና እንተመነኹ እዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና

  • @fethawinetlehulachen113
    @fethawinetlehulachen113 8 วันที่ผ่านมา

    Really? IDPs were not allowed to come into the meeting? If this is true, now I completely lose my faith on all of the players of Tigray politics. I think I should refrain from even giving any comments on Tigray power struggle that I don’t understand any more. My apologies for the ones I have been giving before. My condolences to the people of Tigray for having such leaders. It truly hurts.

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 8 วันที่ผ่านมา

    በቢከባቢኡ ዝግበር ናይ ግለሰባት ፎቶ ዘርግሕካ ስብሰባ ናይ ኣምባገነን ምልክት እዩ ንህዝቢ ናይ ምብታን መስርሕ እበር ዝህቦ ጥቅሚ የብሉን

  • @muzedebesay1345
    @muzedebesay1345 8 วันที่ผ่านมา

    Ewaaa antum sebat kab tplf zibletse seb ab Tigray buzuh alo please wuredu tplf it’s enough

  • @ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
    @ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 8 วันที่ผ่านมา

    ረሳሓት ኢኩም ንህዝቢ ትግራይ ትሓስቡ ትመስሉ ፕሮፖጋንደኩም ፈሽሉ እዩ ጉጅላውያንን ፣ ዓልየታውያን፣ ጎጠኛታት ፣ ለያቡ ንጥቅምኩም እንበር ህዝቢ እንታይኩም አይኮነን ብመነአሰይ ትግራይን ፣ ህዝብን ትቅልዱ ጉጅለ ረሳሓት ኢኩም

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 8 วันที่ผ่านมา

    አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ባንዳ ናይ ሻዕቢያ ናይ አብይ ኮንዶም ሂወትኪ ከንቱ ክነትርፎ ኢና ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ