ግዝያዊ ምምሕዳር ምህዳን ጀሚሩ/ ህወሓት ውፁልና ተባሂሎም/ መራሕቲ ኣብ ሆቴል ዝገጠሞም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 2 หลายเดือนก่อน +2

    ግዝያዊ ምምሕዳር ንትግራ ይ ናብ ከባብያዊነት ውግእ ከእትዋ ጠንኪሩ ይሰርሕ እዩ ዘሎ ዝተወሃቦ ኣጀንዳ ንህዝብታት ትግራይ በታቲንኻ ኣባሊዕኻ ትግራዋይ ሞራሉ ተሰይሩ ኣብ ትሕቲ ምስለኔ በላዒ ጥንቢ ክትመሓደር ምግባር እዩ😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @mengstabsegid8985
    @mengstabsegid8985 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድርባይ ልኮነ ሚድያ ነገራት አይተጋድዱ

  • @mikaelhailu3384
    @mikaelhailu3384 2 หลายเดือนก่อน +5

    ራራ ሚድያ አብቲ ንረብሓን ዝሃሲ መንገዲ ሂዲድ ይታሓባበር አሎ። የሕዝን ለማስ ዩቱብ

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 2 หลายเดือนก่อน +1

    Long live TPLF
    MUST GO GETACHEW

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጥር ዝብል ስርቂ የለን እንተሊዮ ተሓታቲ ግምት ዩ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ትግራይ ክበታትን ኮነ አሉ ተላኢሉ አሎ ገለ በልዎ

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሐጺን ዝሰርቁ እቶም ጀነራላት እዮም...ልቢ እንድሕር ሐልይዎ ጌታቸው ንዖም ይእሰሮም

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 หลายเดือนก่อน +1

    Sekram meri

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ሓላለይ አታ ሓላል ህዝበይ አሀ አሀ
    ትግራይዬ ትግረይዬ አደዬ ። እትብል ዜማ ንህዝቢ ትግራይ መሪጸሉ አለኹ።

    • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
      @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

      @@AberashBerhe-pz8be የቕንየለይ ኣነ ኸዓ "ደማኑ ደማኑየ ዓደይ ብገፊሑ ዶ መሲለ ለማኒየ" እናተብሃለ ብህዝቢ ትግራይ ይድረፍ ነይሩሞ እንተኽኢልኩም እስምዑላተይ ፡ ሐዚ መራሕቲ ትግራይ ኣብክንዲ ፀገም ህዝቢ ዝፈትሑስ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ መከራ የምርሕዎ ኣለዉ እግዚዮ ዘብል ኹነታት እዩ ተፈጢሩ ዘሎ ፡ ኣምሓራይ ኽገዝአና ድዩስ ወይኸዓ ኸም ስጋ ጥየል ጠቢሱ ኽበልዐና ።

  • @Mulugeta8615
    @Mulugeta8615 2 หลายเดือนก่อน

    አባኻ ክኸውን እንከሎ ጽድቂ ብኻሊእ ተኾኑ ሓጥዓት ዝኾነሉ አካሔዳ የለን በቃ ሕዝቢ ዝሓቆፈ መንግስቲ የሓልወና ብሓደ ሰብ ወናንነት ሓገር አይምራሕን

  • @SwingTrader-v9w
    @SwingTrader-v9w 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ደገፋ ኣብ መብዛሕትኡ ዞባታትን ከተማታትን ትግራይ ደጋፋ ሰኢና እያ።

    • @AhmedMehamednor
      @AhmedMehamednor 2 หลายเดือนก่อน

      ጉጅለ ጌታቸው ን2 ዓመት ምንም ከይሰረሐ ኣብ ስኸራንን ዕጥራንን ንዘሕለፎ ግዜ ንከይጥየቕ ንህዝቢ ትግራይ ብኸባብያዊነት ከባለዖ ሓደ ዓብይ ኣጀንዳኡ እዩ

    • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
      @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

      እሞ ዝሓሸ መፂኡ ንትግራይ ይምረሓያ ወይኸዓ ባዕላ መራሕታ ትቐይር እምበር ትፍረስ እንታይ ኣምፀኦ ። ሓዲኡ ኣፍልጡና ትፍረስ እንተኾይኑኮ ደንበ ቐይርኩም ህግደፍን ብልፅግናን ኾይንኩም ኣለኹም ማለት እዩ ። ደውታኹም ግልፂ ይኹን ።

    • @SwingTrader-v9w
      @SwingTrader-v9w 2 หลายเดือนก่อน

      @@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU ኣነ ትፍረሰ የበልኩን ። ትፍራሰ ደኣ ንህወሓት ዝድግፍዋ ተጋሩ ደሰ ኣይብሎምን ። ግን ንደገፍቲ ህወሓት ድዩ ደገፍቲ ኻልእ ፓርትታት ኾታሰ ንኹሉ ትግራዋይ ድሌት ዝሓቁፍ ሰርዓት ኣብ ትግራይ ክህነፅ ኣለዎ ። ኹሉ ትግራዋይ ድሌቱ ክሰማዕ ኣለዎ ተዘይኾይኑ ምጥፍፋእ ፓለቲካ ሓድነት ውን ዝብትን ንትግራይ ህዝቢ ናብ ሰንፈላል ዘእቱ እዩ ። ህወሓት ውን ኣነ እየ ገባሪ ሓዳጊ ክብል የብሉን ብፍላይ ሀዚ ኸምኡ ኣይሰርሕን ።

    • @SwingTrader-v9w
      @SwingTrader-v9w 2 หลายเดือนก่อน

      @@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU ሓዲኡ ኣፍሉጥና ኣበሃህላኻሰ ደሰ ኣይበለንን ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ ዝተርኣየኒ ሓቂ እየ ፂሐፊ እምበር ቡዙሓት ወይ ጉጅለ ኣይኾንኩን ውልቀ ሰብ እየ።

    • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
      @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

      @@SwingTrader-v9w ኩነታት ምርኣይ የድሊ እዩ ። ሰባት ናይ ሓደ ወይውን ናይ ካልእ ደገፍቲ/ ተቓረንቲ ክኾኑ ኣብ ፖለቲካ ዓለም ዝነበረ፣ዘሎ፣ ንሓዋሩውን ክህሉ ዙለዎ ጥራሕ እንተይኮነስ ግድን ኢዩ ምዕባለ ናይ ዲሞክራሲ ክህሉ ዝኽእል ፍልልይ ሓሳባት ኣብዘለሉ ስለዝኾነ ። ኽብሎ ዝደሊ እቶም ግዝያዊ መርሕቲ ሙሉእ ብሙሉ ምስቶም ጀኖሳይድ ዝፈፀሙልና ኾይኖም ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ዘይሰርሑ እናሃለዉ ብስልጣንባ እንታይባ እናተብሃለ ህዝቢ እናተደናገረ ሙሁራት ወይኸዓ ንፈልጥ ኢና ዝብሉ ሰባት ህድእ ኢሎም ኣብክንዲ ዝሓስቡ ብህወሓት የማርሩ ። መሪሕነት እንተዘይብሉ ህዝቢ ተጠቃይ እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ጠፋኣይውን እዩ ። ህወሓት ከምውድብ የሃሉ በሃላይ እየ ምስቲሐዚ ዘኒሀ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ግን ብትግራዋይነቶም ዘኣምኑ ናይ ሸዋ ሓይሊ ዘየድልዮም ምስቱ ኻልእ ህዝቢ ማዕረ ገይሩ ንህዝቢ ትግራይ ዝመርሕ ግዝያዊ ምሕደራ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስት እንተዝኸውን ውፅኢታዊ ምኾነ ይብል ። ብዋንነት ግን ህወሓት ትጥፋእ ዝብል ሰብ ከምትግራዋይ ኾይነ እንትሪኦ ኸም ህግደፍን ብልፅግናን ብፍላይ ኸዓ ከም ኣምሓራይ ገይረ እየ ዝሓስቦም ። ኣብ ታሪክ ከምእንሪኦ ተጋሩን ኣምሓሩን ናይ ስልጣን ንሕንሕ ዝነበሮም ህዝብታት ስለዝኾኑ ታሪካዊ ፀላእቲ እዮም ። ሐዚውን ንሳ ሒዞም እዮም ዝነብሩ ። ስረሖምን ዘረብኦምን ኹሉ ፅልኢት ኣብ ተጋሩ እዩ ።

  • @MekonenDaniel
    @MekonenDaniel 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሽከር ናይ ወፃኢ ዝነበረት ናይሻዕብያ ኮይና ኣላ ጌታቸዉ ሓሶቱ ንግዚኡ ተሳኪዕሉ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ናብ ሓደ እንዶ ሙጹ 66 አብ ኢትዮጶያ ከምዚ አይነት አይተርአየን አሽንባይ ሓደ ውድብ ?

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 2 หลายเดือนก่อน

    እታ ንኤርትራ ብኣውራጃ ከፋፉልካ ናይ ምንቋት ኣጀንዳኹም ናባኹም ተመሊሳ ኣላ። ኢድ ሸናሒት ጸናሒት።

  • @tesfakirosmirach3948
    @tesfakirosmirach3948 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታዮ ንምንታይ ኢኹም ትፎኽሱ ! መን ንመን'ዩ ክሃድን ? እንበር ዶ ኸ ተጋሩ ኢኹም ?

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሞንጎ ገድታቸውን ደብረፅየንን እናበልኩም እትፅሕፉ ኾነ እትዛረቡ ኣንፃር ህወሓት ደውታ ሒዝኩም መድያ ኢና ክትብሉ መሕፈርቲ ኢኹም ።ኣብ ትግራይ ዝረ ዘሎ ንሕንሕን ዘይምርድዳእን ኣብ ሞንጎ ህወሓትን ብልፅግናን እዩ እምበርከ እቱ ናይ ፖለቲካ ኣካይዳ ድዩ ኣብይኩም ወይካዓ ኾነ ኢልኩም ህወሓት ንምፍራስ ትቃለሱ ኣለኹም እንተኾይኑኮ ልዕሊ 121000 መናእሰይ እተሰውእሉ ዕላማ ሩጊፅኩም ይፍረስ ኢልኩም ኣንፃር ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ቃልሲ ተካይዱ ኣለኹም ኢዶእ ሙሁራን ተጋሩ ።

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 หลายเดือนก่อน

    ሌባቡ ናይወያነ መረሕቲ እዮም ክተሓዙ አለዎም ጌች ናይሌባቡ ፀርይኻ ቀጽለሉ ልቐሞም።

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 2 หลายเดือนก่อน

      ዝለቅማ ጀነራል ታደሰ ወረደ

  • @KassaHadera
    @KassaHadera 2 หลายเดือนก่อน

    Ajeka wed reda sanitayzer

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 2 หลายเดือนก่อน

      ሰካራም ቤት አይሰራም
      ፌደራል ሸምጋሊ ትግራይን አምሓራ ተሸማገልቲ ዝገበረ ግ.መ.ት ተሓታቲ ኦዩ። ደደብ ኸይዲ አነ ብልጽግ ትግራይ እንተበለ ምሓሸ።
      Getachew must go!!!